Тёмный

ጃክ እቲ ሩስያዊ ሰላዪ ደርግ ኣብ ኤርትራ መበል 114 ክፋል 

SHIDA TV
Подписаться 30 тыс.
Просмотров 19 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

26 май 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 153   
@dawitaraia2360
@dawitaraia2360 Год назад
በዓል ኤፍሬም ፡ወዲ ጅዳ፡ ፖሊስ አማንኤል ፡ዮዲት፡ ካልኦትን አብዛ ሓቀኛ ታሪክ ብሂወት ዘለዉ ቃለመጠየቅ ክትገብርሎም ብትሕትና ይሓትት
@selamg3325
@selamg3325 Год назад
Pow ኤፍሬምን ወድ ጅዳን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብሂወት ብምትራፎም ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Год назад
ክትውዳእ ዘይኮነ ኣብ መጽሓፍ ተሓቲማ ከነንብባ ብሃንቀውታ ንጽበ፣ ካብዞም ሰራሕቲ ቕያ ብሂወቶም እንተለዉ ቃለመሕትት ክትገብርሎም ሓደራ፣ ሰነድ ኢዮም እዞም ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-rn3fi2fs1o
@user-rn3fi2fs1o Год назад
ዋውውውው ሕጂ ተሓጉሰ ፖሊስ ኣማንኤል, ማሪዮ, ዮዲት እንቃዕ ናጽነት ኣርኣየኩም:: እፍሬም ወዲ ጅዳን ከኣ በሓቂ እንቃዕ ናጽነት ክትሪኡ ኣብጸሓካ, ብፍላይ እፍሬም በሓቂ ተባዕ ውፉይ ተቓላሳይ ♥️🇪🇷🌹
@gheryewedimesfun5098
@gheryewedimesfun5098 Год назад
ኣየ! ኣቦታትና ስራሕኩምን ጅግንነትኩምን ምንም መዋዳድርቲ የብሉን።እንዃዕ ካባኹም ተወለድና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Год назад
ተመስገን ብዓል ኤፍሬም ብሂወቶም ምትራፎም፣ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰራሕቲ ቕያ❤❤❤❤❤❤❤
@eritreatebareki2448
@eritreatebareki2448 Год назад
ጃክ እቲ ሩስያዊ ታሪክ ጅግንነት ኩሉ ኤርትራዊ ክሰምዓ ይግባእ ብጣዕሚ ብልጽቲ ኮይና ረኪበያ ምስ ውሕሉል አቀራርባን ጥዑም ድምጺ ጋዜጠኛን ❤ ጀጋኑ ኤረይ ብሩክ ቅንያት ናጽነት ❤ኤርትራውነት ክቡር መንነት ❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤
@yoditwolderufael9627
@yoditwolderufael9627 Год назад
Proud to be Eritrean🇪🇷❤️🇪🇷ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ❤.
@yonasamare6058
@yonasamare6058 Год назад
እዚ ቕያ ኤረትራዊ ብፊልም እንተዝቐርብ ንዝሓድሽ ወሎዶ ኸመይ ምሃሪ ሙኾነ. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍💪💪💪💪💪💯💯💯💯💯
@munir5489
@munir5489 Год назад
ኣልሓምድሊላህ ኤፍሬምን ወዲ ጂዳን ብሂወት ምህላዎም ደስ ኢሉኒ ❤
@user-tb2wf8xi7x
@user-tb2wf8xi7x Год назад
ኤፍፌምን ወዲ ጅዳን ናጽነት ምርኣዮም ተሓጉሰ እዞም ኩልም ጀጋኑ ሓፋሽ ውድባትን ብሂወት ክህልው እሞ ቃለ መጠይቅ ክትገብሩሎም ተስፋ ይገብር ብ ኤርትራውነተይ ይሕበን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@WediFares-jf2cm
ጅግና ተክላይ ዓደን እቲ ንማንም ዘይ ብርከክ ናይ ከተማ መስመራት ሻዕብያ በታቲኩ ልቦም ዘጥፍኣሎም ኣታ ናይ መጻኢት ኤረትራ ሓወልቲ ክንሰርሓሉ ኢና❤❤❤❤❤❤
@helenabraha7801
@helenabraha7801 Год назад
I am so happy Wedi jedan and Efrim made it !! Zelalmawi zekern kebren ne semayate Eritrea 🇪🇷
@michaelkiflay233
@michaelkiflay233 Год назад
ካብ ልቢ ነመስግን ብዙሕ ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ የንብብ እየ ከምዚኣ ጌሩ ውነይ ድሰለበኒ ግን የለን ተስፋ ይገብር ብመልግዕ መጽሓፍ ደጊመ ከንብባ
@merihnedele9816
@merihnedele9816 Год назад
መርሓባ ሺዳ tiv
@sosweet6192
@sosweet6192 Год назад
Alhamdulilah Temesgen Efrem and wedi Gda Alive 🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 Год назад
Eritrea prevails we are hizbawi gnbar 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teklesenbetzenay616
@teklesenbetzenay616 Год назад
ዝኸበርኩም ሽዳ ቲቪ ንጹር ኣስማት ናይ ሓፋሽ ውድባት ኮይኖም ዝሰርሑ ዝነበሩ ከም ብዓል ኤፍሬም ወዲ ጅዳ ፖሊስ ኣማኒኤል ዮዲት ብሓፈሻ ኩሎም ብሂወት ክህልዉ ተስፋ ንገብር ኣበየናይ ጽፍሒ ከምዘለዉ ተተብርሁልና ዝበለጸ ኔሩ የቐኔልና ንኹሎም ጀጋኑ ኤርትራ ክብሪ ንሰማእታትና ❤❤❤
@YonasEfrem-ex9uf
@YonasEfrem-ex9uf Год назад
ናይ በሓቂ ኤፍሬም ሞተረ ውድብ እዮ ፖሊስ ኣማኑኤል ማርዮን ረቀቅቲ ሃያላትን ሰባት ሙሴን ዳግምን ድማ ኣናብስ ናይ በረካን ከተማን ብሓፈሻ ኩሎም ሰራሕቲ ቅያ ኣቦታተይ ክብሪ ንዘንተ ዕለት ወትሩ ኣብ ልብና
@msgnaarayabahta9721
@msgnaarayabahta9721 Год назад
ዳግምን መሰልቱን ኣምላኽ ኣብ የማኑ የቐምጦም። ቃልሲ ኣብ ምዕራፉ ዘብጻሕኩም ክብሪ ይግበኣኩም። መስተንክር ዝኾነ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ትመዝግቦ። ናጽነት ኤርትራ ንዘልኣለም ይከበር።
Далее
Как вам наш дуэт?❤️
00:37
Просмотров 1,2 млн