Тёмный

ጆሲን ሰልጠነን ደስ ዝብል ስራሕ ሰሪሕኩም፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ፕሮፖጋንዳ ህግደፍን ብርጌድ ንሓመዱን 

YEMANE INFO MEDIA
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

#eritrea #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #ethiopianews #tigray #eritreantiktok2023 #eritreannews #eritreanmusic #tigrignamusic ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@jstudio1‬

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 115   
@teweldehabte2691
@teweldehabte2691 3 месяца назад
ኣቱም ደቀይ ልቦና ኣቦታትና ዝኾነ ግርጭት ኣታሓሕዛ እንተ ተኻኢሉ ዘይፍታሕ የለን ኢዮም ዝብሉዎ ። እሱ ኸኣ " ጽባሕ ከምዘላ ዘክሩ ! " ስለዝብሉ ኢዮም። ጉዳይ ፍትሓውያን ከኣ ብመትከል ግርጭትና ካላኣዊ ኢዩ። ብዘተን ልዝብን ከኣ ይፍታሕ!!! እዚ ይግዘኣና ደቀይን ኣሕዋተይን።
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 3 месяца назад
❤❤❤❤❤ንዕላማ ኢልካ ብዙሕዩ ዝግደፍ ስለዚ እንዳ ገደፍኩም እምበር እንዳ ገፍገፍኩም ኣይኮነን ዓወት❤❤❤
@yemaneyohannestube9477
@yemaneyohannestube9477 3 месяца назад
❤❤
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 месяца назад
Yes
@hamassien323
@hamassien323 3 месяца назад
ንበዓል ተስፋይን ሰማርን ግድን ኣምጹኡልና ፡ንሳቶም ኣገደስቲ ሰባት ኢዮም ኣብዚ ቃልሲ፡ቃላት መናጢልኩም ሰብ ምኽፋእን፡ምንጻልን ደው ይበል
@yo-61
@yo-61 3 месяца назад
ገሪሙና እኮ ቁርጽራጽ ናይ ቲክቶክ እንዳምጽኡ ሽም ተስፋይን ሰማርን ንምብልሻው ይኸዱ ኣለዉ.ግን ጠንቂ ናይዚ ኩሉ ሰልጠነ እዩ ኔሩ
@hamassien323
@hamassien323 3 месяца назад
@@yo-61 ሰልጠነ ምዃኑ ባዕሎም ይፈልጡዎ ኢዮም፡ግን ኣሕሊፎም ኣይህቡዎን ኢዮን።ርግጸኛ የ ንሱ ከኣ ካብ ህግደፍ ይገድድ ኣብዛ ግዜ እዚኣ።ወረጦ እንዳበለ ሰብ ኣኪቡ ከጽርፍ የምሲ
@yo-61
@yo-61 3 месяца назад
@@hamassien323 ሰልጠነ ዘይለኸፎ ደልዪ ፍትሒ የለን፡ንሄኖክ ኤሪ ፔኤም፡ንተመስገን ተወልድ፡ንፍናን፡ንመምህር ተመስገን፡ንጆሲ፡ንፋጨ፡ንሰናዪት፡ንፌቨን፡ንተስፎም፥ክንደይ ኢልና ክንቆጽሮም፡ኣነ ወዲ ኣከለ ብሪጌድ ንሓመዱ እየ፡ግን ንሰልጠነ ማራ እየ ዝቃወሞ
@hamassien323
@hamassien323 3 месяца назад
@@yo-61 ተባረኽ ስለቲ ሓቀኛ ምስክርነትካ፡ኣቱም ሰብ ሜዲያ ደለይቲ ፍትሒ ደቅናን ኣሕዋትናን ዓገብ በሉዎ ብዘይ መጠን ጠንቂ ዩ ዝኸውን ደሎ፡ን ኣብነት ኣብዚ ዝበልካዮ ተወሳኺ ከኣ ናይ ጀርመን ምፍልላይ ብርጊዳውያን ቀንዲ ክርቢትን ላምባን ኮይኑ ብቐሊሉ ከይቀራረቡ ዓቢ ተራ ኔሩዎ፡ን ፋኑስ ኔት ወርክ(ዮኤል) ከሙኡ ዝኣመሰሉ ናይ ነዊሕ እዋን ተቓለስትን ውን ካብቲ ቃልሲ ከምዘይምልከቶም ደጋጊሙ ኣወንጂልዎም ኢዩ
@ShewitWerede38
@ShewitWerede38 3 месяца назад
Thanks so much my brother 💙💙💙💙💙💙💔💔💔
@yonasfishaye8241
@yonasfishaye8241 3 месяца назад
🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
@Mereb78
@Mereb78 3 месяца назад
ከም ሓደ መንግስቲ ከማሓድር ዘይክእል ጉጅለ ናብቲ ክሕብኣሉ ዝኽእል ፕሮፖጋንዳ ስራሕ ተጸሚዱ ይርከብ። እዚ ድማ ክሳብ ክንደይ ርዒዱ ከምዘሎ እዩ ዘርኢ።
@wedieri8264
@wedieri8264 3 месяца назад
💙💙💙💙💙
@teumberhe4355
@teumberhe4355 3 месяца назад
Good job dear brother 💙💙💙💙🌿💙🌿💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿
@welduzeray3632
@welduzeray3632 3 месяца назад
እንቛዕ ካብ ዘበነ ጭፍራ ወያነን ስርዓት ዋሺንግተንን ናብ ዘበነ ብርጌድ ንሓመዱ ቀየረኩም ህግደፋዉያን
@senaitabraham3763
@senaitabraham3763 3 месяца назад
Good job ymane ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 3 месяца назад
❤❤❤❤❤
@bingo8314
@bingo8314 3 месяца назад
Anta ykealo Dakino dea eza eidu kab juba ayewxian alo kersimomo dyom
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 3 месяца назад
Yane info mefia hakegna seb eka entekone niab Eritra zelo hizbi zenikih entetiserhu tsibuk neyru. Ab dege zelo kulu meniesey misakum eyu entekone ab eritra gena ayibetsahkumn mikniatu hizbina hanti syifelitin eyu kifelit alewo.
@habtomhs
@habtomhs 3 месяца назад
ደስ ዝብል ኣቀራርባ:ኣገላልጻ:: ኣብቲ ልዕሊ ልቦናኻ ግን ንእሽተይ መኣረምታ:: ኣብታ ዮናስ ማስቲካ ዝበልካያ ጸርፊ መሲላ ኣድማስ ተትቅይራ ደስ ምበለኒ:: መጀመርታይ'የ ዝሰምዓካ ዘለኹ:: ቀጽሎ subscribe ጌረ 'ለኹ
@teumhagos6929
@teumhagos6929 3 месяца назад
💙💙💙💙💙
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 3 месяца назад
ብማርያም ብገብሪአል ብዝጋቢሀር ነዚ ማስቲካ ዝብልዎ ሳርሕቁልና ንሓአኣሩ ካብ መኽሰቡ ዕንወቱዩ ዝበዝሕ 😮😮😮😮
@freedompeace3359
@freedompeace3359 3 месяца назад
ኩሉ ትብሎ ወርቂ ደለይቲ ፍትሒ ፍቅሪ የጸብቀልና🕊 🕊🕊🕊🕊🕊 ብፍቅሪ ዓወት አሎ ብፍቅሪ ጥዕና👌 ብፍቅሪ ትምዕብል ብፍቅሪ ሰላም ሂወት ተሕልፍ😎 ደለይቲ ፍትሒ ማለት ትርጉም አለዎ። -------------
@samsonm2011
@samsonm2011 3 месяца назад
ሃለቃ ጸጋይ ሰልጠነ ኣብ ናይ ውልቁ ረብሓ ዝተሸመመ ጨካን ጒሒላ ምዃኑ ሎሚ እንተዘይተረዲእካ ጽባሕ ክበርሃልካ እዩ። ሰልጠነ ትግራይ ትስዕር ኢሉ ክሽፍጥ ስለ ዝጸንሐ ተዋሲኑ እዩ። ሕጂ ብይኣክል ገይሩ ኣብቲ ደምበ ዕንክሊል ኤርትራውነት ክምለስ ምእንቲ ነቲ ዓንዲ ሕቖ ብርጌድ ንሓምዱ ዝኾኑ ደቂ ሽመዛና ሒዙ ምስ ውፍይ ኮይኑ ይሸጠኩም ኣሎ ሃለቃ ጸጋይ ዓጋመ ምዃንካ ኩራዕ ዓዲ ኣሉላ ዓዲ ስባጋድስ ዓዲ ሀጸይ ዮውሃንስ ይቐርበካ ካብ ጋሽ ባርካ ዓዲ ዓዋተ እቲ ብርጌድ ንሓመዱ ዘዐወትካዮ ከኣ በቲ ናይ ዓጋመ ፍናን ክብርታትን ሓቦን እዩ ኣብ ኤርትራ ከም ፋራ ድሑር ዓጋመ ኢኻ ትምደብ ኣብቲ መንነትካ ተጸናዕካ ኢኻ ትኽበርን ትዕወትን እቲ ኤርትራውነት እቶም ደቂ ማእኸል እኳ ድሮ ፈንፊናዮ ኢና ብድራር ዓጽሚ ሓንጎሉ ተመሪሕካ ከም ሻዕብያን ወያኔን ናብ ገደል ምእታው ጥራይ እዩ።።
@elilta70
@elilta70 3 месяца назад
ዓቂሊ አጽቢቡ ህግደፍ መንድፍ :: ህዝቢ ሎሚ ከም ቀደም ከይመስሎም ድሰዓርሉ ጊዜ ቀሪቡ ኢዩ ህግደፍ::
@nuguseegn5087
@nuguseegn5087 3 месяца назад
ጌና ከም መንጾረር ኣብ ርእስኹም ኣለና ህግደፍ መንድዓት ሃገር። 💙💙💙💙
@ኢሰያስአብቀይዲይእቶ
@ኢሰያስአብቀይዲይእቶ 3 месяца назад
ስምዓኒ፣የማነ ሓወይ! በዞም ሰባት እዚኦም ፊጊዒ ኢሉዎ ዩ ኩሉ ሰብ፣ ናዓና ዝድለና ዘሎ ከ 12:51 መይ ገርና ነዚ ፉንፉን ስርዓት ንጉሑፎ፣ አብ ዚ ኣተኩርና ነንሰርሔሉ ዝሓሸ ምኮነ ኔሩ ይብል አነ።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 месяца назад
We should all support wufuy ::: there are many jealous people around ❗️❗️❗️
@Freeworld-k8r
@Freeworld-k8r 3 месяца назад
የሙን ኣብ ናይ ይከኣሎ ተዘርጊሓ ዘላ ምእካብ ናይ ኣከለጉዛይ ጥራሕ ዝብል ብጣዕሚ ዘሕፍር'ዩ ስለዚ ብዝከኣልኩም ዓገብ ብልዎም
@tm.h.3262
@tm.h.3262 3 месяца назад
አብዚ ዓወት ዝቃረበሉ ግዜ ከምዚ ክትሰምዕ የሕፍር ። ዑምቀት ዘለዎ ናይ ጸላኢ ኢድ ከይህልው ??????????
@johnyboy2934
@johnyboy2934 3 месяца назад
Exactly anewin gerumini eyu mis reakiwa.....kab yikealo fetsxime tsxebeyio zeyfelit negeri kemue aynet promot kigebirr hasibeyio ayfelitnye ane....gin dehan teazebti nikun
@YonasMebrahtom-f9e
@YonasMebrahtom-f9e 3 месяца назад
ዋው ጽቡቅ ኢዩ ዝጸርፉና መሲሉዎም የፋልጡና ኢዮም ዘለዉ።
@ብሊና
@ብሊና 3 месяца назад
Ezia hiji nikthadim mengedi eya tinadi zela hasawit 🙈 Birgied N' hamedu kabzi Hsum barnet kedhneki eyu kibur waga zikhefl zelo !
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 3 месяца назад
Bhgiiiii kgdefu yablomn kem beal wedi bshai
@samsonm2011
@samsonm2011 3 месяца назад
ሃለቃ ጸጋይ ሰልጠነ ኣብ ናይ ውልቁ ረብሓ ዝተሸመመ ጨካን ጒሒላ ምዃኑ ሎሚ እንተዘይተረዲእካ ጽባሕ ክበርሃልካ እዩ። ሰልጠነ ትግራይ ትስዕር ኢሉ ክሽፍጥ ስለ ዝጸንሐ ተዋሲኑ እዩ። ሕጂ ብይኣክል ገይሩ ኣብቲ ደምበ ዕንክሊል ኤርትራውነት ክምለስ ምእንቲ ነቲ ዓንዲ ሕቖ ብርጌድ ንሓምዱ ዝኾኑ ደቂ ሽመዛና ሒዙ ምስ ውፍይ ኮይኑ ይሸጠኩም ኣሎ ሃለቃ ጸጋይ ዓጋመ ምዃንካ ኩራዕ ዓዲ ኣሉላ ዓዲ ስባጋድስ ዓዲ ሀጸይ ዮውሃንስ ይቐርበካ ካብ ጋሽ ባርካ ዓዲ ዓዋተ እቲ ብርጌድ ንሓመዱ ዘዐወትካዮ ከኣ በቲ ናይ ዓጋመ ፍናን ክብርታትን ሓቦን እዩ ኣብ ኤርትራ ከም ፋራ ድሑር ዓጋመ ኢኻ ትምደብ ኣብቲ መንነትካ ተጸናዕካ ኢኻ ትኽበርን ትዕወትን እቲ ኤርትራውነት እቶም ደቂ ማእኸል እኳ ድሮ ፈንፊናዮ ኢና ብድራር ዓጽሚ ሓንጎሉ ተመሪሕካ ከም ሻዕብያን ወያኔን ናብ ገደል ምእታው ጥራይ እዩ።
@goitompaulos6794
@goitompaulos6794 3 месяца назад
Yemane gn bisimiot eka tizareb metsetsiti buzuh gizeme tezewutira bigerihi sıka bizey mistiwuol higi mis Seltene mis Ysef kizarebu eyom Elka akedimka metsetsiti nimintay tınıları mefetsatie keyfeletika Seltene duyu Boz sile ziline sile ziferahikayo şeys nay kalie misgisag sile zeleka eyu
@shishayhadsh547
@shishayhadsh547 3 месяца назад
ክክክክ ንሓመዱ ከጸልሎም ኢሉ ሻዕብያ! ክገርመካ ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ጸቕጢ ተፈጢሩ ኣሎ ማለት እኮ ኢዩ።
@AdamBelay-q1y
@AdamBelay-q1y 3 месяца назад
ን ብርጌድ ንሓመዱ ኣድበርታይዝ ይገብሩሉ ኣለው ባዕሎም ኣበስመራ?
@tekleweynikidane6467
@tekleweynikidane6467 3 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙ኣጆኻ ብጣዕሚ ንፉዕ 👍👍👍🙏🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Sahlpress-jz9yj
@Sahlpress-jz9yj 3 месяца назад
Yeah, Radio is very essential
@زمزمدسته
@زمزمدسته 3 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙🤙🤙🤙🤙💖💖💖❤️❤️💙💙💙
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 3 месяца назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Betami Betami Betami dess zebel amlak esral yebarekum nekulukum abent nay yeqereta helna
@hamassien323
@hamassien323 3 месяца назад
ኣጆኹም ኣጆኹም ኣምላኽ ምስ ሓቂ ዩ፡ደቂ መለይ ከኣ ኣብ ሓቂ ኢና ደለና❤❤
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 3 месяца назад
እዚኣቶም ንማንም ዝውኩሉ ኣይኮኑን :: ንሃገር ወኪሎም ብዛዕባ ሃገር ክዛረቡ ዝወከሎም ህዝቢ የለን :: ቅድሚ ሕጂ ኣፎም ዝሃቦም ከምድላዮም ብሃገር ክዋራዘዩ ጸኒሖም ኢዮም ሕጂ ግን ይኣክል :: ነብሶም ወኪሎም ከምድላዮም ክኾኑ ይኽእሉ ኢዮም ሃገር ወኪሎም ክዛረቡ ግን መሰል የብሎምን :: ካብ ጥቕሞም ጉድኣቶም ኣጸቢቑ ይዓቢ ::
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 3 месяца назад
እዚ ዝጻሓፍኩዎ ርኢቶ ኣብ ሰልጠነን የስየፍን ዘተኮረ ኢዩ ::
@shewitfsahaye6492
@shewitfsahaye6492 3 месяца назад
Welcome brother 💙 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@SenaitYohannes-l3g
@SenaitYohannes-l3g 3 месяца назад
Kkukum Geganu 💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙
@bettygebru2975
@bettygebru2975 3 месяца назад
We need to be United more than ever! Thank you so much Yumun hawna! 💙💚💙
@yemaneyohannestube9477
@yemaneyohannestube9477 3 месяца назад
❤❤❤❤betty
@jonasand9thkafel256
@jonasand9thkafel256 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@adonaybarniebarnie3797
@adonaybarniebarnie3797 3 месяца назад
Kulu Gezie aleu nikide tiray
@SamsomYobel
@SamsomYobel 3 месяца назад
Viva brgedey 💙💙💙💙💙
@haneber7369
@haneber7369 3 месяца назад
🆓💙Blue(የማነ🌻) Revolution✊💙🆓
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 3 месяца назад
ሓሳዊት ዳሓን ቀሪባ እያ
@samsonm2011
@samsonm2011 3 месяца назад
ሃለቃ ጸጋይ ሰልጠነ ኣብ ናይ ውልቁ ረብሓ ዝተሸመመ ጨካን ጒሒላ ምዃኑ ሎሚ እንተዘይተረዲእካ ጽባሕ ክበርሃልካ እዩ። ሰልጠነ ትግራይ ትስዕር ኢሉ ክሽፍጥ ስለ ዝጸንሐ ተዋሲኑ እዩ። ሕጂ ብይኣክል ገይሩ ኣብቲ ደምበ ዕንክሊል ኤርትራውነት ክምለስ ምእንቲ ነቲ ዓንዲ ሕቖ ብርጌድ ንሓምዱ ዝኾኑ ደቂ ሽመዛና ሒዙ ምስ ውፍይ ኮይኑ ይሸጠኩም ኣሎ ሃለቃ ጸጋይ ዓጋመ ምዃንካ ኩራዕ ዓዲ ኣሉላ ዓዲ ስባጋድስ ዓዲ ሀጸይ ዮውሃንስ ይቐርበካ ካብ ጋሽ ባርካ ዓዲ ዓዋተ እቲ ብርጌድ ንሓመዱ ዘዐወትካዮ ከኣ በቲ ናይ ዓጋመ ፍናን ክብርታትን ሓቦን እዩ ኣብ ኤርትራ ከም ፋራ ድሑር ዓጋመ ኢኻ ትምደብ ኣብቲ መንነትካ ተጸናዕካ ኢኻ ትኽበርን ትዕወትን እቲ ኤርትራውነት እቶም ደቂ ማእኸል እኳ ድሮ ፈንፊናዮ ኢና ብድራር ዓጽሚ ሓንጎሉ ተመሪሕካ ከም ሻዕብያን ወያኔን ናብ ገደል ምእታው ጥራይ እዩ።
@yo-61
@yo-61 3 месяца назад
ሳምሶን ሓቂ ተዛሪብካ፡እዚ ትብሎ ዘለኻ ናይ ሰልጠነ ቅድሚ 6 ወሒ ተዛሪበ ኩሉ ሰብ ክበላዐኒ ደልዩ
@samsonm2011
@samsonm2011 3 месяца назад
@@yo-61 ልጠነ ኩሉ ጊዜ ንሰባት ሕነ ኣብ ምፍዳይን ፋይናሳዊ ጥቕምን ናይ ህቡብነት ድልየትን እዩ እቲ ሚድያ ዝጥቀመሉ እቲ ናይ ህዝቢ ቃልሲ መሕብእን መጥቀም ውልቁን ከም ዝጥቅመሉ ኣብቲ ዘቕርቦ መዳባት ኩሉ ሰብ ዝተዓዘቦ ይመስለኒ ስለዚ Yo 61ብግቡእ ፈልጥካዮ ኣለኻ ነዚ ሓደገኛ መደናገሪ
@yo-61
@yo-61 3 месяца назад
@@samsonm2011 ሳምሶን እቲ ዘሕዝን ግን ሰልጠነ ንዉፉይ ሒዝዎ ይወድቅ ኣሎ፡ኣነ እኮ ንሰልጠነ ሰራቂ ሞባእ እየ ዝብሎ፡ፍርሒ ኣምላኽ ዘይብሉ ንድኻታት ኣዴታት ተጋሩ ዝተዋጸኣ ገንዘብ ሰሪቁ ጸግሩ ዝቡቅልን፡ኤሮጳ ኮለል ዝብልን ሕልና ዘይብሉ ሰብ ጥራይ እዩ
@samsonm2011
@samsonm2011 3 месяца назад
@@yo-61Absolutely right, the downfall of Wufy is becoming eminent.
@TrhasTesfay-zo9om
@TrhasTesfay-zo9om 3 месяца назад
የማነ እዚ ናይ ጀርመን በዲሆሞ ዘይኮኑ ሃዲሞም እዮም ኩሎም እዚ ዝገብርዎ ዘለዉ ግን ህልክ እዩ።
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 3 месяца назад
ሰላም 💙💙❤️💎❤️💙💙
@akliluyosief6408
@akliluyosief6408 3 месяца назад
Yemane hawey well done to you and well done to Seltene and Josi as well.
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 3 месяца назад
👍👍👍🌷🌷🌷👍👍👍👍👍👍
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 3 месяца назад
ኣታ እንታይ ወሪድካ እዚ ናይ ህግደፍ ኣኬባ ኣብ ጎደና ትብሎ ዘለካ ዓመት መጸ ክከይድ ዝጸንሓ እዩ ሕጂ ብዛዕባ ደርበይቲ እምኒ ክዛረብ ወይ ከምዚ ዝበልካዮ ፕሮፖጋንዳ ክገብር ኣይተኣከበን እቲ ኣኬባ ነቶም እምኒ ደርብዮም ዘይኮነ ግምባሮም ንዓረር ዝሃቡ ስውኣት ዝክሪ እዩ.ግንኣዘራርባካ ርዱእ እዩ ዘረባ ናይታ ዋዕሮ ጸላዕላዕ ዘበለካ ኢካ ትመስል 🇪🇷 ንዘይትዕወቱ ኣይትሃውትቱ🇪🇷 🇪🇷ሰብ ኣለዋ ኤረይ ንፋስ ዘየእቱ🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ ሰላም ንቀርኒ ኣፍሪቃ
@akberetkidane7358
@akberetkidane7358 3 месяца назад
ታሪክ ኣንብቢ ዘይዕወት ሰውራ የለን ኣይኮነን እዚ ቦክቢኩ ዘሎ ስርዓት
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 3 месяца назад
@@akberetkidane7358 በሊ ቆጸራ ሓዚ ኣነ ኣብ ዓለም ዘይትዓወቱ ሰውራታት ክነግረኪ ንስኪ ክኣዝተዓወቱ እዚ ኣብ ጽርግያ እምኒ ምድርባይ እንድሕር ሰውራ ሓሲብክዮ ኣነ ዘይኮንኩ ንስኪ እኪ ከተንብቢ ዘለኪ ድሕሪ ወርሒ ኩነታት ተዓዘቢ
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 3 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 3 месяца назад
ብርገድ ንምሓዱ ሓንቲያ አዞም ናይ20 ሕጂ ዝገብርዎ ዘለዉ አፍሊ መድያታት አንዳኸድካ ከም ብርገድ ንሓመዱ ክቀርቡ ይራኣዩለዉ ቃልሲ ክጎሱ ዩ ትሕልሞም ግን ዘበት ንሓመዱ ተረርቲ ደቂ ህዝቢዮምሞ ቅበጹ ናስ ወዶ ገባ ኣውራጃውያን😮😮😮😮😮😮😮
@sabaghirmay7158
@sabaghirmay7158 3 месяца назад
😂❤❤❤❤
@kebrontedmer6581
@kebrontedmer6581 3 месяца назад
Betami Husur propaganda HGDF, ab Eritrea zelo HZBI Shabia for kemzebelo nezi propaganda mesreaka eyu zeredeaka. Dergi power balance mestekeyere kemzi Husur propaganda segab zewedek serehu heji kea ezi dewuy Serat wedketu kemziakele bezi nay dergi zemesasel propaganda eka tezebo. EZI KEA MEKENI SUCCESS NAY BN ABAY TRZI BETSHU KEMZELO YEMELEKET.
@hailuweld
@hailuweld 3 месяца назад
ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ንኡሰይ ሞቶር ናይ ሃገር ንስካትኩም ኢኩም ኣጆኩም ኣቦ ፍትሒ ኣምላክ ምሳኩም እዩ ኩሉ ግዜ ኣምላክ ኣብ ጎድኒ ውጻዓት እዩ። ኣጆኩም ኣጆና ንኩሉ እናተራዳዳእና ንቅድሚት ደቂ ሓላላት።
@GM-cu9qk
@GM-cu9qk 3 месяца назад
Amlak Misakum yikun God bless you 🩵🌿💙🌿🩵🌿💙
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 3 месяца назад
Begaka entay elkayom eka nezom ab sidet koyno kurae ziblu temtsaelna begaka eziom seb kotsirkas neziom tefalit waga eka tihibom kalie medeb zeytiserie bihaki eziom eko bizeykurtom tsetser kortim elom zegedidu sebat tebeketsti bekaeti kilte siga eyom. Eziom areminat nay kebdom ember bay ab Eritra zelo hizbi gidi yebilomin. Hanti mealti ab amet niziriewa eritra eyom keytiterfom zikakesu. Tekl8lombnieritra zigedefiwa eyom waga ayitihabom eziom begaka sikeegziabiher.
@HagosSamuel
@HagosSamuel 3 месяца назад
💙💙💙💙💙💙
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 3 месяца назад
🩵🩵🩵🩵🩵
@asternegasi7594
@asternegasi7594 3 месяца назад
💙💙💙
@letebrhantesfasillase576
@letebrhantesfasillase576 3 месяца назад
❤❤❤🎉🎉🎉
@אמסלתגבריאל
@אמסלתגבריאל 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤
@weinidebesay6915
@weinidebesay6915 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@Your_fav_may
@Your_fav_may 3 месяца назад
Good job ❤❤❤❤❤❤
@zewditesfaldet1838
@zewditesfaldet1838 3 месяца назад
Selam yimun egdef firhi hiziwom alo bi Birged nihamedu 💙💙💙💙💙💙
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 месяца назад
Selam yemane srat hemasen radi atiwom eu❤
@arefainealem9233
@arefainealem9233 3 месяца назад
Good 👍 job
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 3 месяца назад
ውአዲ ባሽይ ምስተመለሰ ዋግኡ እንተዘይ ሂብናዮ። ሳክት ኢዩ ቃልስና።
@Marken-s8j
@Marken-s8j 3 месяца назад
ከምዚ እዩ ዘጸበቅልና🙏🙏🙏💙💙💙💙
@habteghebre785
@habteghebre785 3 месяца назад
Kulu zerebiom bizaeba nihamedu koynu ezi kea hizbi Eritrea nekihlu eyu hbgdef abkiom eyom
@binites7284
@binites7284 3 месяца назад
Viva bergd nhamdu yeblubalwu elomm
@deju1999
@deju1999 3 месяца назад
God job!
@tekludesbele9819
@tekludesbele9819 3 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙💙
@mebrhiyemane8728
@mebrhiyemane8728 3 месяца назад
well come bro
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 месяца назад
Tksias domus mezngae anxwa eu❤
@ኢሰያስአብቀይዲይእቶ
@ኢሰያስአብቀይዲይእቶ 3 месяца назад
ኩሎም ሓሰውቲ ሓደ ጡዑይ ዘይርከቦም።
@debesaimelake3576
@debesaimelake3576 3 месяца назад
❤❤❤❤
@merry7267
@merry7267 3 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙💙👍🙏
@erm3806
@erm3806 3 месяца назад
Viva yemane 💙🌿🌾💙🌿🌾💙🌿🌾💙🌿🌾💯💯💯🙏
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 3 месяца назад
Aklu sebibuwo iyu ygdef ab sarimot iyu zelo
@Mebrye-i8e
@Mebrye-i8e 3 месяца назад
Hasadat bezihomna eko nkid tray 🤔
@ጓልዓተላ
@ጓልዓተላ 3 месяца назад
ኣጅኻ ሕዝበይ 💙💙💙💙💟💙💟💙💙💙💟💙💟💙
@romagebru283
@romagebru283 3 месяца назад
Very nice work both thank guys piece pieces
@yemaneyohannestube9477
@yemaneyohannestube9477 3 месяца назад
Thank you too!
@mussieteklezhgi
@mussieteklezhgi 3 месяца назад
❤🎉
@goitompaulos7143
@goitompaulos7143 3 месяца назад
Mis kalie ketsilo zeytibili niabine mis BAOL Feven waoro gal amsteyti kikintsela niriey zelena
@raheltsehaye1852
@raheltsehaye1852 3 месяца назад
Yeman ajoka ❤
@WintanaBrhane
@WintanaBrhane 3 месяца назад
💙💙💙💚💚🩵🩵
@woldabtefferi6786
@woldabtefferi6786 3 месяца назад
Good points bro
@ጓልዓተላ
@ጓልዓተላ 3 месяца назад
💙💙💙💙💟
@sabahaile5969
@sabahaile5969 3 месяца назад
🎉🎉🎉🎉🎉
@WintanaBrhane
@WintanaBrhane 3 месяца назад
5:45
@Amahadar1
@Amahadar1 3 месяца назад
Xegi hzkum aytmxuna eti delo kem zelewu akrbwo aletenatat
@MebrahtomAbraha-j3n
@MebrahtomAbraha-j3n 3 месяца назад
Kela rsah lieleka aletena yelen
@שימישימי-נ7ס
@שימישימי-נ7ס 3 месяца назад
👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
Далее
ПОЮ ВЖИВУЮ🎙
3:19:12
Просмотров 879 тыс.
Proskomedia & Liturgy
2:23:45
Просмотров 49
ሰለማዊ ሰልፊ ስዊዘርላንድ
54:57
Просмотров 4,9 тыс.