Тёмный

ገምጋም መጽሓፍ ማህደር ኑረነቢ፡ ኣብ ብርሃን ዝጠፈኣካ ኣብ ጸልማት ምድላይ፡ ጸሓፊ ኢዮብ ጸጋይ ዓዲ እንግሊዝ 

Mosaic Bahli
Подписаться 64 тыс.
Просмотров 2,6 тыс.
50% 1

ገምጋም
መጽሓፍ "የኑሮነቢ ማህደር "
ብዝሒ ገጻት 400
3 ክፋላት 29 ምዕራፋት ዝሓዘ ዓቢ መጽሓፍ
ደራሲ ተስፋየ ገብረኣብ
መጽሓፍ “የኑረነቢ ማህደር “ ወይ "ማህደር ኑረነቢ" ብዋሕዝን ምትእስሳር ዛንታን ኣይሓመኽዋን። ምናልባት ንሓደ ኣንባባይ ኣብቲ ሞጎታዊ ሕቶ ከይኣተወ ብድፍኑ ከተመርቅኖ ትኽእል እያ።

Опубликовано:

 

20 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 28   
@FitsumAHagos
@FitsumAHagos 4 дня назад
ድሕሪ ሸውዓተ ዓመት ድያ ተረዲኣትካ፡ ወይሲ ሕጂ ኣምቢብካያ ተንታኒ፡
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 3 дня назад
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@mnbar_tum_eyu
@mnbar_tum_eyu 3 дня назад
ናይ ፈጠራ ታሪኽ(ጭብጢ ኣልቦ) ንመጻኢ ዘለዎ ሕማቕ ሳዕቤን ቀሊል ኣይኮነን። የቀኔልና 👏👏
@HabtomYemane-oh6mj
@HabtomYemane-oh6mj 4 дня назад
ጉድለት ጥራሕ ኣጉሊሕካ ኣይተውጽእ ጽቡቕ ጎድኒ ከምዘይብላ ኣምሲልካ ምምዳር ናይ ጥዕና ኣይኮነን ንዝጽሕፉ ዘየተባብዕ ኣይትኩን ተኣለ እስኪ።
@maranataefi8134
@maranataefi8134 3 дня назад
ካብ ስርናይ ጉርዲ ዱ ዝበሃል ንተስፋዮ ክትነቅፎ ይከኣል እዮ ከምዚ ልቦና ዝጉደሎ ምቅፍቃፍ ግን ሕጂ ይሰምዕ ኣለኩ፡ነብስካ ተዘይ ፈሊጥካ ምስ ከውሒ ምርጻም ኣሎ ዝሕዝን ትንተና፡የመስግን ብሎጽ ርኢቶ ክቡር ሓው።
@DantePirlo-nr4lr
@DantePirlo-nr4lr 3 дня назад
ኣብ ብርሃን ' ዝጠፍኣካ ኣብ ጸላም ድለዮ"❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SilvanaSilvu
@SilvanaSilvu 4 дня назад
Wegen aythazu kulu sirahka yketatelo eye wegen aleka
@Gl.f
@Gl.f 4 дня назад
Felitkayo aleka Neza mexihaf hji khysa aluta hasew zblela zelo Hade wedi adu d u gele neza mexihaf bzeyfiqad abazihu ksheta terekibu sle zteasere e u
@yessir9421
@yessir9421 2 дня назад
ኣብዚ ኮመንት ቡዙሓት ትግርኛ ከንብቡ ዝኽእሉ ግን ምስትውዓል ዘጎድሎም ሰባት ይርኢ ኣለኹ። ዝኾነ መጽሓፍ ብዘይ ዝኾነ ሕቶን ርእይቶን ኣንቢቡ ጥራይ ኣሜን ኢሉ ዝቕበል፡ ዘይነቕሐ ባርያ ኢዩ። እዚ ገምጋሚ ናይ'ዛ መጽሓፍ "ነቲ ታሪኽ ኢሉ ዘቕረቦ ጸሓፊ ተስፋየ ገ/ኣብ ዝድግፍ እኹል መርትዖ ኣይቀረበን ስለ'ዚ ድማ ዳርጋ ኩሉ'ቲ መጽሓፍ ልብ-ወለዳዊ ኢዩ" ኢሉ ብምድምዳሙ፡ በቲ መጽሓፍ ተታሊሎም ግዳያት ፕሮፖጋንዳ ኮይኖም ምጽንሖም ሕጂ ዝተሰወጦም ዉሕዉሕ ክብሉ ይርኣዩ ኣለዉ ኣብዚ ቦታ ርእይቶ።
@teklewoyniaregay7503
@teklewoyniaregay7503 2 дня назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 4 дня назад
Guhafe donkro men eka neska meshmush altawi awerjawi remus ❌️❌️🫏❌️🤮🤮🤮🤮👎👎👎👎👎
@FilmonKfle-tr3xu
@FilmonKfle-tr3xu 4 дня назад
Neqafi gn gele ztetenkefe eyu zmesil bezi tarik
@abraham407
@abraham407 5 дней назад
What’s up? Cannot wait to hear what’s wrong, I have read the book already.
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 4 дня назад
Hasadat neti bexelat zexhaf fabrkated nay Gorabt melshkum aytfaltun donkro wedi denkro
@binibini7484
@binibini7484 3 дня назад
ኣበይ ክረክባ እዛ መጽሓፍ ይክእል 😊
@nahomkifle869
@nahomkifle869 4 дня назад
Ane zegarmani si eti xelia abkalia gebaro bejaka.. Eantey eka gerka neseka ke.. Betami hemak SEB eka.. Hade mexhaf Nato hemak alewo Nato xebuk kea alewo neseka gen beqa eti hemak zebalkeyo awxekayo emo eti xebuk dea zay tamxeio.. Kab hemak SEB gen hemak netbi eka texeba.. Lokmax mednageri eki..
@Aswa2000
@Aswa2000 4 дня назад
ንሮ ነቢ ዝተፈብረኽ እዩ ፡እንተኮነ ተስፋየ"ውን ጽሓፎ ተባሂሉ ዝተዋህቦ እዩ ዝመስል ምክንያቱ ነቲ ናይ ሓሶት ፍብረኻ ዝፈጠሩ ሰባት ንተስፋየ ናይ ታሪኽ ተማራማሪ ይብልዎ።
@Gl.f
@Gl.f 4 дня назад
Abey nierka hji thysa neza mexihaf Dersaya kelo zeyhayeskaya Wegen kea gdef
@nahomkifle869
@nahomkifle869 4 дня назад
AB sena tebab wegan mehaza malet.. Hilew mewet malet EU ::
@danielghebre
@danielghebre 2 дня назад
ዝብኢ ምስ ከደ እቶም ኣካልብ ይነብሑ :: ብሂወት ከሎ ዘይትምልሰሉ ናቱ ግብረ መልሲ ምሰማዕና
@maranataefi8134
@maranataefi8134 3 дня назад
"ምንቃፍን ምቅፍቃፍን በበይኖ እዮ"ሱዙኒኖ "ክንዳካ ዘይኣክላ በኣካ ይውዓላ"ከምዛ መጽሓፍ ጸሓፍ እሙ ርኢቶላ ክእመን፡ካብ ጽልእን ምቁማርን ውጻእ ተስፋዮ ንነብሱ ኣትሒቶ ዝርኢ ኣርካን ኤርትራዊ እዮ፡ኤርትራ ሪኣ ዝሰኣነቶ፡ዘይከም ቆልማጻት ምስ ዓበይቲ ውድባት ሰልፍታት ፊት ንፊት ዝገጠመ ጅግና እዮ፡ካብ ኣብ ጻዕዳ ነጸላ ምሎእ ሓንቲ ነጥቢ ጸሎሎ ካብ ተድምቀልና፡ነቲ ጻዕዳ ዝበዝሑ መስደምም ኤርትራዊ ታሪክ ንርእን ንርዳእ ስለ ዘለና ሓሳብካ ውዶቅ እዮ
@husenidrisibrahim
@husenidrisibrahim 4 дня назад
Yibel tintena entay emo tarik kulu gizie godolo eyou ezi kulu hiyotat kimilis zigibo balu derasieyou neru.ezi kulu hitotat drasi bhiwetu kello kihtetelo nerwo.
@maranataefi8134
@maranataefi8134 3 дня назад
ልብወለድ ዘረባ ሰሚዕና ናይ ሕማቃት፡እቲ ጅግና ግን ኤርትራ ዓቢ ታሪክ ጽሒፉ ከም ማሕደር ውሱናት ጽሑፋት ሰሚናራ ኣበርኪሮ ኣብ ዝምክሓሎ መሬት ዓዱ ይዕሪፎ ኣሎ ወይልካ ተቖማሪ ሕብረተሰብ ናብ መገዲ ጸጋም ትመርሕ።
@abraham407
@abraham407 4 дня назад
ኣስመሮም ለገሰ ጊሐ ውን ተጠቒሱ ኣሎ። ሓደ ካብቶም ካብ መሸጣ ዝተረፉ ኦሮሞ ዝውለድ ምዃኑውን ተጠቒሱ ኣሎ።
@Aswa2000
@Aswa2000 4 дня назад
ኦሮም ድዩ ብዝበን ሃይለስላሴ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ብስድራና ተስጉግና ይብል ነሩ፡ሕጂ ግን ኤርትርውነት ተቀቢለ እዩ ዝብል እቲ ዝገርም ድማ ኣብ ኤርትራ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ኢምባሴራ ሳሆ ዓምጾም ዝብል ግዝርግሕ መዓት ሽርሒ /conspirancy ክስርሕን ሓሲቡ ኣይሰለጦን ኦሮሞታይ ኣስመሮም😂
@filmonalem
@filmonalem 5 дней назад
ክጽበዬ
@ghirmayaraya9162
@ghirmayaraya9162 2 дня назад
ን ቁንጣሮ ሳናቲም RU-vid ክትረክብ ን ኩቡራት ጽሓፍትና አይ ተ ቓናጽብ ብልጽቲ መጽሓፍ እያ .
Далее