Тёмный

ገዲም ተቓላሳይ ሰሎሞን ገ/የሱስ ኣብ ዋዕላ ብርጌድ ንሓመዱ ጀርመን ዘስመዖ መደረ፣ ሙሉእ ትሕዝቶ፡ 

HAGEREY TV ሃገረይ TV
Подписаться 23 тыс.
Просмотров 13 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

20 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 137   
@redaebirhane5060
@redaebirhane5060 2 месяца назад
Ayneta you was one of my faveroite especially ur poet was inspiring. Tsegiei haki mhaz gn agedasi eyu
@solomontesfamariam6266
@solomontesfamariam6266 2 месяца назад
ደስ ዝብል ዩ ሰሌ ጽቡቅ ደርጋሕዮ ጥራሕ ወዲ ሰራየ ብ ኣውራጃ ዝዛረብ ወይ ዝሓስብ ኣይረኣኹን እንትርፎ ንኹሉ ወዲ ሃገር ዝጥርንፍ ሓሳብ ተዘይኮይኑ ግን እቶም ብ ኣውራጃ ዊዕሎም ዝሓድሩ ሰባት ናብ ሰራየ ከላግቡ ዝፍትኑ ሕማቃት ኣመሎም ዩ ዝገብርዎ ውን የለን፡ክሳብ ኩሉ ሰብ ገይጉኡ ኣሪሙ ክሳብ ዝይመጸ፡ ኣውራጃውነት ኣብ ሰራየ ኣይነበረን ኣይክህሉን ዩ ውን፡ሰሌ ሓቂ ዩ ዝዛረብ ዘሎ ጉሰምዎ፡❤
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 2 месяца назад
ወይ ጉድ ኣንታ ሰብ ብማዕዶ ወረጃ ዝመስል እባ ኩሉ ለባም ኣይኮነን!!! ካብ California USA to Frankfurt, Germany +14h 16m ተጓዒዝካ ከም ሓደ ብዕድመ ዝበሰለ መጠን ኣብ ምትዕራቕ ኢድካ ከይትሕውስ ሲ፥ ማይክሮፎን ሒዝካ ከም ኣዲኡ ዝርኣየ ቆልዓ ክጠርዕን ከተሳውርን? ኣይግብርን ኣይናይ ልቦናን!!! ባዕልኻ ተመዚንካ ሰሎሞን ገ/የሱስ።
@belaberhe
@belaberhe 2 месяца назад
Full of wisdom and constructive comments ❤
@habtomabay5276
@habtomabay5276 2 месяца назад
True and Great Idea ~ Now the time for the Brigade Hamedu to become a younger generation and overthrow the hopeless old regime Hgdef.
@Sesaaythaile
@Sesaaythaile 2 месяца назад
ብጥዕሚ ትሕዝን ከምዚ ክትብል ይሕፍር ክንዲ ጽብቅ ትምህር ብሓድ ኮና ዓልይት ውገን ግድፍና ብሕደ ክንሰርሕ ክትብል ነርካ
@EMH91
@EMH91 2 месяца назад
ቀዲምኩም ዓብኡ ዘለዎ ዘይትመኽሩዎም ቅንዕና አንዶ ንፍቶም ኣንቱም ህዝቢ ሓሳብ ውሽጥኻ ኣውራጃዊ ዘረባኻ ከኣ ዘየውራጃዊ ነዛ መጽያ ዘላ ብርጌድ ንሓመዱ ፋሕ ከተቡሉ ትመጹ ኣለኹም ብሃገር አንዶ ንሕሰብ ኣንቱም ህዝቢ
@thedreamer5047
@thedreamer5047 2 месяца назад
That is true that the real problem with all Eritrean oppositions are the role of Secterianism in delaying the change we wish to see. Solomon has taken it to light the problem. It is up to each and every concerned Citizen to solve theproblem. "Haba'e quslu's haba'e fewsu" iyu iti guday.
@Free_World_YT
@Free_World_YT 2 месяца назад
ኤርትራ ብሑቡእ ኣውራጃዊ ሕማም እያ ማሲና:ብፍላይ ፍሊጶስ ወልደየውሃንስ ከይተማህረ ጀነራል ገረሞ ኣብ ዓላ ብሽም እንዳ ጸጥታ:ንወድሃገርካ ኣይኮነን ንጸላእካ ዘይትምነዎ ብዕሉግ ስራሕ ሰሪሑን ይሰርሕ ኣሎን::ዓገብ ዝብል የለን
@seltenekidane1038
@seltenekidane1038 2 месяца назад
Keep up the good work you have been doing it.
@EfremTadese-k2d
@EfremTadese-k2d 2 месяца назад
ኣበይ ዶዩ ኣውራጁሙ እዚ ስለሙን ዝበሃል መናሎ ዝነግረኒ በጃኹም
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 2 месяца назад
ስሌ👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏Thank you
@soloesey
@soloesey 2 месяца назад
Well said 🎉
@ErnestuChecvera
@ErnestuChecvera 2 месяца назад
Sltan hizu bqwam tmahadet hager endhri geru. Shigr.yblun
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 2 месяца назад
Anjal !! Emni ruba!!
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 2 месяца назад
ሰሌ ዓቢይ ሰብ ❤
@diyanaeyob8051
@diyanaeyob8051 2 месяца назад
❤❤❤❤❤
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848 2 месяца назад
Solomon you are oready expayer jank old man
@user-cm8qh2ns1k
@user-cm8qh2ns1k 2 месяца назад
He doesn’t talk about who started the sectarianism.The British introduced it to divide and rule!
@amlesomkelati4750
@amlesomkelati4750 2 месяца назад
Zedengix menisey mexaweti koinu. Kab zihalefe zeymihar menisey. Kolel kolel........................😢😢😢
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 2 месяца назад
ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ሆላንድ እዩ ጀሚሩ ታሪክ ኣይትጠማዝዙ ጥምዙዛት
@TesfalemOntura
@TesfalemOntura 2 месяца назад
እንታይ ገዲሚ ተቃላሳይ ትብሎ ክሳብ ትማሊ ዋን ነሸን ደይኮነ ነይሩ ዋን ነሽን ከኣ ናይ ህግደፍ ትካል ደይኮነ ሶሎሙን ተቃላሳይ ኮይኑ ኣይፈልጥን እዚ ዝገብሮ ዘሎ ተቅላሳይ ንምምሳል ኣብ ውሽጢ ተቃለስቲ ኮይኑ ካልእ ስራሕ ንምስራሕ ዝገብሮ ዘሎ እዩ
@alemaraia4878
@alemaraia4878 2 месяца назад
ዕድመኹም ሙሉእ ተዛሪብኩም ብዘይ ሐደ ቁም ነገር
@akiyor3615
@akiyor3615 2 месяца назад
ኣነ ገሩሙኒ ዘሎካ ካብ ኣሜሪካ መጺካክ ሓማስን ኢዮም መራሕቲ ኣከለ ክንቃለስ እንበር ክንመርሕ ኣየፍቁዱልናን ኢዮም ኢልካ ክትጠርዕ መጺካ ኣብየት ውርደትን ድቀትን።
@gabigunners8073
@gabigunners8073 2 месяца назад
ኣነስ እዚ ኤርትራዊ ዝበሃል ሕማም ኣለዎ ንሕና ክንቃለስ እምበር ክንመርሕ ኣይፍቀደልናን ዩ ኢልካ ኣሎ ዩ ተተቃሊስካ ትመርሕ ትምራሕ ብቕዓትካ ሪኡ ዩ ኮ ህዝቢ ዝመርጸካ መርዛም ቃላት ኣይትዛረቡ።
@asmarah3174
@asmarah3174 2 месяца назад
እቲ ዕላማ እቲ ኤርትራዊ ምስቶም ዘይኤርትራውያን ከለዉ ኤርትራውያን ኢና ዝብሉ ንቲ ጽሩይ ኤርትራዊ ኣዋዲኦም ወያነ ኣብ ኪሮሻ ኮፍ ንምባልዩ ኔሩ። ተነቒሑሎም ግን
@ፍሪፕረስ
@ፍሪፕረስ 2 месяца назад
We all know the problems but you need to explain solutions as well.
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 2 месяца назад
መጠቃለሊ ብኣውራጃ ካብ ብርገድ ንሓመዱ ምግንጻልኩም ቁኑዕዩ ኢኻ ትብል ዘለኻ ኣንታ ዘራጊቶ ቦታ ስኢንካ ተዕለብጥ ነርኻ ቦታረኺብካ ፋሕ ፋህ ክተአቱ ንስዝካትኩም ኢኹም ጸረ ቃልሲ ኣክንዲ ምሕባር ምብትታን አቲ ቁኑአ ብርገድ ንሓመዱ ብዘይ ኣፋላላይ ንይ ኩሉ ህዝቢ አሪትራ ምዕበል ህዝቢ ቃልሲዩ ከምኻትኩ ፈናተይቲ ኣይኮነን😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@henok346
@henok346 2 месяца назад
ሀላይ
@hbahta
@hbahta 2 месяца назад
ፈቲና ጸሊእና ኣውራጃዊ ኣካይዳ ፍሕፍሕ ጀሚሩ ኣሎ። እቶም ወረጃታት ዝመስሉ ኸማን ውሽጦም እንቛዕ ፈለጥናዩም።
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy 2 месяца назад
@@hbahta አውራጃዊ ፍሕፈሕ ዘይኮነስ ሀገር ዘፈራርስ ዘሎ እንታይ ድዩ??? ሰዓብቲ ልኡኻት ጉጅለ ህግደፍ ብአውራጃ ዝሰኸሩን ዝሓመሙን እንድዮም::ስለዝኾኑኮዮም ንዝኾነ ጥርናፈ አንጻር ርእሰ መላኺ ብውልድኡኸሎ ብዓድን ብአውራጃን ዘጸልምዎ ስለምንታይ ድዮም????
@robsnet7976
@robsnet7976 2 месяца назад
"Gedim Teqlasay" ( Self-appointed) kkkkkkk what did he do?
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 2 месяца назад
ናይ ምምራሕ ህርፋንን ናይ ኣውራጃን ሕማም ኣለካ :ፈቲኻ ጸሊእካ
@hailemengistu5262
@hailemengistu5262 2 месяца назад
ጸሓይ ዓሪብካ ጸሓይ ዓሪብካ በይዛኻ።
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 2 месяца назад
አንታይ ኢዩ አቲ ዳዓረበ?
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 месяца назад
Beyzaka nay Tegraye eu​@@jacobjacob3227
@MuluAbraha-wi8yd
@MuluAbraha-wi8yd 2 месяца назад
እዚ ህዝቢ ኣይሓልፈሉን እዩ በቃ ብኢሳያስ ይርገጽ ኣሎ ጽባሕ ድማ ብወዲ ኢሳያስ ክርገጽ እዩ ሰነፍ ስኾነ ሕብረተሰብ ጽልኢ እምበር ፍቕሪ ዘይፈልጥ:: ዓበይቲ ክትብሎም ትጸንሕ እሞ ሽዑኡ ሕማም ናይ ኣውራጃ ሓሚሞም ትረኽቦም::ኣቤት ጥፍኣት, ደሓን ሰራየ ኣከለ ሓማሴን እናበልኩም ተፈኻኸሩ ጽባሕ ንጎሆ ግን ኩሉኹም እታ ሃገር ኣይክትረኽብዋን ኢኹም:: ኣብይ ይፍክር ኣሎ ኤርትራ እንተኣትዩ ድማ ኩሉና ተተሓሒዝና ክንጠፍእ ኢና::
@yosieftekle9153
@yosieftekle9153 2 месяца назад
Solomon nay bakhaki jigna
@yemanefisehaye5647
@yemanefisehaye5647 2 месяца назад
ዋይ 'ዛ ሰብኣይ ደሓን ዶ። ትመስል ኣይነበረትን እንታይ ወሪድዋ ደኣ አብ'ዚ ወዲቃ?
@user-cm8qh2ns1k
@user-cm8qh2ns1k 2 месяца назад
Birghed Nihamedu was created in the test tubes of Mekele University!
@sammicheal8365
@sammicheal8365 2 месяца назад
ኩሉ ሙሁሩ ዘይምሁር ተቃዋማይ ቡዙሕ ኣብ ሜድያ ወጺካ ብዛዕባ ወያነ ተፋላልዮም ኢትዮጵያ ከምዚ ኮይና ኢልኩም ክትምድር ተዋዓልካ ክትምድር ተሓደርካ ንዓና ዝምልከተና ኣይኮነን። ጀግና መሪሕ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዘየድልይ ሓሸውየ ዘይኣቱ ትምህርቲ ክኮነኩም በዚ ኣርእስቲ ተበጊስኩም ጸሓፍቲ ደረስቲ እዛ ጥቅሲ መሪሕ ህዝባዊ ግምባር ኣብ ጊዜ ቃልሱ ስለምንታይ መሪጽዋን ሪዑምላን ተዓዊቱን ሰፋሕ ኣርእስቲ ስለ ዝኮነት ጉዱሳት መጽሓፍ ክትጽሕፉ ይላቦ። እዚ ክኣ መሪሕ ህዝባዊ ግንባር ህዝቡን ሰራዊቱን ሒዙ ተዓዋቲ ኮይኑ ዝወጸ ክሳብ ሕጂውን ሰዓሪምበር ተሳዓሪ ኮይኑ ዘይወጸ ነዛ ጥቅሲ ሪዒሙ ኣብ ግብሪ ስለ ዝቶርጎማ እዩ ኩሉ ኩነታት ዓለም ኢትዮጵያ ትገብሮ ዝነበረት ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕፋሕ ንክብል ብሃይማኖት ኣውራጃ ብስፖርት ሓማ በል ክትድረር ሓይካ እንዳተባህለ ፈቆድኡ ቦታታት ናይ ሳዕሲዕት ቦታ ሓሹሽ ሽመት ኣብ YMCA ጀብሃ ሻዕቢያ እንዳበልካ ባእሲ ንጀብሃ ብበዓስ ኢራቅ ሶርያ ሱዳን ኣብቲ ቃልሲ ኢዳም ብምትእትታው ደስ ክብሎም ብረት መግቢ ይህቡካ የሕልፍዎ ደስ ኣይበሎምን ይክልኩሉካ ምንባሮም ይዝከር እዚ ጥራሕ ዘይኮነ ካልእውን ኣሎ ኣዚ ክኣ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክደክም ነበረየ ነበረ ክከውን ክንደይ ዘይረኣና ግን በሊሕ መሪሕ ህዝቢ ኤርትራ ንኩሉ መጽናዕቲ ጌሩ ምስ ተዓዘበ ካብ 30 ዘይበዝሓ ፊደል ጥቅሲ ንበላ ከም መትከል ኣሚኑ ብተግባር ኣብ 70ታት ኣብ መዝገቡ ኣስፊሩ ኩሉ ክማሃራን ክርዕመላን ጺዕሩ እዚ ክኣ " "" ተመን ዕፋፎቱ ስለዘውደቐ ተመን ምኻኑ ተሪፉ ማለት ኣይኮነን" " " " እዚ ኽኣ ጭርሕኡ ብነብሰ ምትእምማን፡ ብጽፍሩ፡ ንጸላኢ ብብረቱ፡ክድስቆ ምኻኑ ስለ ዝእመነ ህዝቡ ኣንቂሑ ወዲቡ ሓይሉ ተኣማሚኑ ዝነበረ ድሑር ኣተሓሳስባ ካብ ሱሩ ነቂሉ ኣውጺኡ ካብ ማንም ሓገዝ ከይሓተተ ብጅግንነቱ ምስ ሙሉእ ሓይሉ ሒዙ ነጻነቱ ክርእይ በቂዑ ብተወሳኪውን ነቲ ዑሱብ ሓይሊ ወያነ ከማን ካብ ጋማን ክሳብ ኣዲስ ተሰኪሙ ኣእትዩዎም። ድሕሪ ነጻነት ከማን ጽግዕተኛ ወይ ኣሳሳይ ናይ ማንም ከይኮነ ሰዊዱ ሲዒሩ ወጺኡ ኣሎን ክነብርን እዩ። ስለዚ ቡዙሓት ተቃወምቲ በሃልቲ ን34 ዓመት ከደምቲ ወያነ ኮይኖም ሪሞም ሸይጦም ክንደይ ተመላሊሶም ክሳብ 4 ሚልዮን ብር ተመዲቡሎም ከምኡውን ቡዙሓት ምስ ኣሜሪካ ኮይኖም ሪሞም ሸይጦም ክነግሱ እዚ ዘይባሃል ቆጺርካ ዘይውዳእ ገበን ኣብ ልዕሊ ህዝቦም ፈጺሞም ኣይተዓወቱን ምክንያቱ ተዓዊቶም ክኣትው ወይ ቁም ነገር ንክገብሩ ኣይኮኑን ዝድግፍዎም ተተካኢሉ ነቲ ዘይጻዓት ሓያል መሪሕ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ፋሕፋሕ ከብሉ ፈቲኖም ፈሺሎም ክፈሽሉ እዮም ክኣ ክሳብ ንዝመጽእ 150 ዓመት እሞ ብርጌድ ንሓመዱ ከም መን እሰያት ኣይትታለሉ መሳርሒ ናይ ውልቀሰባት ካብ ምኻን ተቆጠቡ። ገለ ልቦም ዝጠሎሞም ብደዎም ዝደቀሱ ገብራይ ከም ሹሙ ገብራይ 6000 USD ንሓደ ዓዋን lobby ከፊሉ President እየ ዝብል ነውራም ቃልሲ እንታይ ምኻኑ ዘይፈልጥ ባሃይም ኣሜሪካዊ ሒዝዎ ንክነግስ ሰበይቲ ኣነስ ዘሰምዖ ዘይብለይ ኢላ ይባሃል ተወሳኪ ሕጂ ክኣ ምስ ኣቢይ ተኮልኪሉ ክእትው ኢየ ዓሰብ ክኣ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ከነእትዋ ንክእል ኢና ዝብል ጉድ ንሰምዕ ኣለናሞ እተን 30 ፊደል ጥቅሲ ንኩሉ ዝሰዓራ ኣድቂካ ኣንቢብካ ትርጉም ናተን ፍለጠንሞ ዳሕራይ 7 ጊዜ ማይጨሎት ደብረሲና ተሓጸብ እምበር ኣይካእልን እዩ ስለዚ እቶም ካልኦት ሙሁራት ኢና በሃልቲ ይኩኑ በዓል ዑቡድ ወካርያ ሰይጣን ኣንጭዋ ሰልጠነ ዋላ ተፋቲሕካ ጎራሕ ኮይንካ ብሽም እዞም መሳኪን መንእሰያት ዝእከብካዮ ገንዘብ ንሰበይትካ ተሃብካያ እቲ ገንዘብ መንግስቲ ኣሜሪካ ክገድፈካ ከይመስለካ ናይዞም ደቂ ሓላላት መሬት ገንዘብ እዩ። ከምኡውን ሄኖክ ብጫ እቲ እንዳ በንዚን ይኩን ገዛ ብሽም ሰበይትካ ዋላ ጌርካዮ ዘለካ ቅበጾ ከም ጡብ ኣዴካ ኣሜሪካ ሰላሕ እንዳበለት ትመጸካ ኣላ። ዘገርም ጉድ ንሰምዕ ኣለና ሰልጠነ ትግራይ ትስዕር ኣደ ኤርትራዊ ጸሊም ትከደን ትምከን ስውእ ስውእትና ኣይኮኑን ወያነ ሒዛትኩም ክትኣትው ና እንዳ ዜና ሚኒስትር ክትከውን ከም ዘይሓለምካ ድሮ ግልብጥ ኢልክ" ኤርትራውያን ንትግራይ ከይትከዱ ትብል ኣለካ ትግራይ ዓዲ ሲኦል እያ ክትብል ከም መሽረፈት ግልብጥ እንታይ ተረክበ ኣንታ ከዳዕ ንመን ከተታልል Sorry ንስካን እቲ ዑቡድ ወካርያ በየነ ቡዙሕ ትሕተትሉ ስለ ዘሎ እዞም ኩሎም ዝቅተሉ ዘለው እብ እስራኤል በዓል ንስካ ተሓተቲ ምኻንኩም ከይትርስዑ ዕርበትኩም ቀሪባ እያ እሞ መንእሰይ ዘምጸካ ግበር ሃገር ጸሊእካ ዘይኮንካ ዝተሰደድካ ኩናት ጸሊእካ ስድራኻ ክትሕግዝ እዩ መሰደዲካ ምሳርሒ ናይዞም ሸየጥቲ ሪሞም ንበዓል ጆን ብላክ ይኩን ዝተእስረ ዝነቆረ ኣይሓተቱሉን ኣይክሓቱን እዮም ስለዚ ልቢ ግበር። ቡዙሓት ወያነ ሕማቅ ኣላ ፋሕፋሕ ኢላ መሽረፈት ኣቢይ ከምዚ ኮይኑ ትብሉ መርገጾም ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ግን ተመን ዕፋፎቱ ተውደቀ ተመን ምኻኑ ኣይተርፎን እዩ እሞ ልቢ ግበሩ ኢለ ይምዕደኩም።
@ermiastekeste8483
@ermiastekeste8483 2 месяца назад
ኣንቱም ሰባት እንታይ ስለዝገብረ ኣንበሳ ትብልዎ ኣለኹም፡ ብጣዕሚ እኹም ተሕፍሩ፡ዝኸበርካ ኣቶ ሰለሙን ሓደ ጉዳይ ኣለ ዝሰሓትካዮ፡ብዛዕባ ስልጣንን ሓላፍነትን ደጋጊምካ ክትዛረብ ሰሚዔካ ብጣዕሚ ሓዚነ፡ስለምንታይ እና ብዛዕባ እቲ ምምባር ሲኢኑ ዘሎ ውጹዕ ህዝብና ቐዳምነትና ዘይንገብር፡ ከመይ ገርና ብሓባር ተሳኒና ንቓለስ ኣክንዲ ምባል ሲኒ ባዛአባ ሓልፍነት ክንዛረብ እዋኑ ኣይመስለንን።ንሱ ዓድና ምሳተና ሽዑ መርከብናሉ መስለኒ
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 2 месяца назад
Kkkkkkk emo ayteredeakan alo maletyu!! Sltan delyu ekoyu kab America German mexyu !! Dhrizi halafiye enabele jib'u kmel'e eyu zdeli...hlmu nsu trayu!! Nska tray lebm!!
@EsayasPetros-u3m
@EsayasPetros-u3m 2 месяца назад
Edmen tienan yhabka sele
@Emokedea
@Emokedea 2 месяца назад
Kedat ikum dhulat
@1995mwa
@1995mwa 2 месяца назад
ከይበልዓኪ እንታይ ኣምጽኦ በለት ኣንጭዋ ከምዚ ይመስለኒ። ኣውራጃውነት ኣሎ ኢልካ ምዝራብ ንባዕሉ ሕቶ ዘልዕል እዩ። ካብ መጽሓፍ መላኺ ኢሳያስ ምንባብ አውን እዩ። ኣውራጃ ምምሕዳርዶ ኣይኮነን። እሞ ምሕደራውነት ምስ ወገንነት ምልጋብ ይከኣልዶ። እንታይ እዩ ዕብድብድ ዘብለና ዘሎ ይገርመኒ። ብኣውራጃውነት ምዝራብ ባዕሉ ክንጽዮና ኣሎና። ቃንጫ መርዓት ዘረባ እዩ። ክንሓፍር እዩ ዝግብኣና። This is typical what is called Negative enforcement. ጸጉሪ ርእሲ ክትፍንጭሕ ህርድግ ምባል እዩ።
@Meney49
@Meney49 2 месяца назад
Wow balanced speech
@amhgreat4658
@amhgreat4658 2 месяца назад
ኣታ እዚ ለኽባጥ ኣሎ ዽዪ ጠፊኡ ኔሩ እዩ ኻኣ
@amhgreat4658
@amhgreat4658 2 месяца назад
እምባረከ እስኮም ናየ ባሓቂ ኤሪትራወያን ኤይኹም እስኮም ተጋሩ ከየኩንኩም ኣየተረፍን እዩ ኤርትራወ ከመዚ ናቶኮም ስነ ሓሳብ የበሉን ዳሓረኻኣ እዚ ህግድፍ ኤይልኮ ኢሳያሰ እንዳ በልኩም ፖሊቲካ መሰራሕ ገድፈዎ ኹሉ ኤሪትራዎ ፎእ ኢለኩም እዩ እስኹም ካብ ህግድፍ ካብ ኢሳያሰ ዘከፋእኮም ኤኮም ጽባሕ ንግሆ ኣፈርዲ ኣብ ሕጊ ተቀሩቦም እስኮም ማዕሪኦም ኢኹም ከተፈርዱ.ኣየንግድፈኩምን ኤና ኽተፈልጡ ዘለኩም።
@eyobteweldemedhin
@eyobteweldemedhin 2 месяца назад
ፖለቲካ ረብሐ እዩ ብፍላይ አብደገ ጎስጋስ ጥሪሕ እዩ ዘድልየና ብፍላይ ምቅትታል አየዎጽአናን እዩ
@azmeratuccu9108
@azmeratuccu9108 2 месяца назад
Wedi isepa bota zibhal yeblkan wetru EPLF
@Kerar-Idris
@Kerar-Idris 2 месяца назад
Anta ezi amsulu bejakum bezi hasab keytidanageru he is fake and selfish 100%
@filimon1343
@filimon1343 2 месяца назад
Which one is fake ?
@danielhabteslase3932
@danielhabteslase3932 2 месяца назад
Keep it up bro
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 2 месяца назад
hji wun eko aytefewesen eti hmam menkae zbl kalien
@Kandes10
@Kandes10 2 месяца назад
Great one Solomon 🎉
@believeyourself1903
@believeyourself1903 2 месяца назад
MR SOLOMON IS INSPIRING PERSON I LOVE ALL THE WORDS HE USING ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Liberal12
@Liberal12 2 месяца назад
" ሃይማኖታዊን ኣውራጃውን ፖለቲካ ዓው ኢልና ክንዛረበሉ መድረኹ ዚኣኸለ ኮይኑ ይስመዓኒ" ተፈጸመ። እዚ ፍልልያት ኣብ መንጎ ደለይቲ ፍትሒ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ብዙሓት ደገፍቲ ህግደፍ ውን ፍቅሪ ኢሳያስ ሃልዩዎም ዘይኮነ፡ ነቲ ዘለዎም ጸቢብ ኣውራጃዊን ሃይማኖታውን ሕማም ሓቢኦም ኣብ ውሽጢ ሃገራውነት ዝብል ቴማ ዝተሓብኤ ጸቢብነት ናይ ህልኽን ጽልእን ግዳይ ስለዝኾኑ ኢዮም። ስለዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሽግር ካብ 40ታት ጀሚሩ እሱ እኳ እንተኾነ ፡ ከም ሎሚ ግን ኣብ ጥርዙ በጺሑ ኣይፈልጥን። ነዚ ፍልልያት ህግደፍ ከም ቀንዲ ውሕስነት ንህላዌኡ ስል ዝርእዮ፡ ንህዝቢ ኤርትራ እናኸፋፈለ ኣብዚ ደረጃ ኣውዲቑዎ ዘሎ ብዓቢኡ ንሱ ኡዩ። በቃ ኩሉ ሰብ ማንታ ልቡ ኮይኑ፡ ምትእምማን ፍጹም ጠፊኡ ። ስለዚ እዚ ሽግራት እዚ ከይተፈትሕ፡ ኣይኮነን ሽግር ህዝቢና ክፍታሕ፡ ከም ሕብረተሰብ ውን ክንህሉ ዲና ኣይክንህሉን ውን ኣብ ምልክት ሕቶ ኢና ዘለና።
@eriadijeganu746
@eriadijeganu746 2 месяца назад
Beal xebib hangol gena werda ketwrdu ekum
@Eritreamassawaredsea
@Eritreamassawaredsea 2 месяца назад
Kkkkkkkk hahahah Gedim tekalasay do belka ? Anta eza kalsi kemey ela eya hasira zela aytihafirin dika ke husur eka meas yhafir . Riesi birchik kalsi panino zuhul endaseteka diyu zigerm kalsi Adigi nikebdom
@nuruadam9117
@nuruadam9117 2 месяца назад
Dembyaaaaa dembyaaaa 33 Ameeteee amahaderomaaaa elwaaa ezeee abonaaaa
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 2 месяца назад
That is true .
@debaywa5216
@debaywa5216 2 месяца назад
Well balanced speech
@ghirmaytekie2108
@ghirmaytekie2108 2 месяца назад
Hasemas Bizaiba Tsiret ketemihir Kela iu negeru!
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 месяца назад
ገዲም ደርጋዊ ናብ ሃገራዊ ተጠሚቁ😀 🤝❤🕊
@dendennakfa9415
@dendennakfa9415 2 месяца назад
ደም ብላዕ ሽንቲ ሕርይቲ
@debaywa5216
@debaywa5216 2 месяца назад
ኣማን ብኣማን ሓዱሽ ቃልሲ ሕጂ ኣይተጀመረን። የቅንየልና ንብል ነባራት ተቃዎምቲ።
@ZekariasSolomon-m3b
@ZekariasSolomon-m3b 2 месяца назад
ነቲ ገዛእ ዜጋኻ መዓርካ ክንሱ እናቐጥቀጥካ እተስካሕክሖ ዘሎኻ ኣካል ፡ ኣብ ውሽጡ ኣቲኻ ክትሰርዖ ? 😂 እሞ ኣብ ክልል ሓደ ዕድመን ወለዶን ፣ ክርስትናን ደቂ ሓደ ፍሉይ ኣውራጃን ሓቚፉ ፡ ንኤርትራውነት ኮኒኑ ብትግራዋይነት ክሕበን ፡ ንህላወ ሃገርን ህዝብን ኣብ ምልክት ሕቶ ዘእቱ ምትእኽኻብ ሒዝካስ ንሕቡናት ኤርትራውያን ክትሰርዕ ? 😂
@habtomtekle6905
@habtomtekle6905 2 месяца назад
Yes fthi lab wlkawnet u zgmr thank you guys ❤
@Meney49
@Meney49 2 месяца назад
This guy is very matured and wel desplined
@muazjemal830
@muazjemal830 2 месяца назад
Ki
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 месяца назад
ክቡር ኣያና ስአሎሞን ሓቀኛ ሃገራዊ ዘይወገናዊ ምዃንካ ተኹርዓኒ ተባረኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@lasksegid8926
@lasksegid8926 2 месяца назад
ስደተኛ ብከባቢ ፡ ማለት ካብቲ ኢትዮጵያ ትቕደም ባሕሪ ዝማጣጠር ካብቲ ብድሕርኡ ዝሰዓበ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ባሕሪ ዝማጣጠር ትግራይ ትስዕር፡ ኤርትራ ጆኖሳድ ኣብ ትግራይ ፈጽማ ወዘተ ከይኣለኻ ድግታተር ኢሰያስ ኣልኻ ኣብ ስደተኛ ሓውኻ ደጋፊ ስደተኛ ሓውኻ ኣወግንካን ቀትልካን ለውጢ ብከመይ ይመጽእ? ህጽቦ ህወሓትን ህግደፍን ዝተጸልወ ደንበ ፍትሕ ብከመይ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ይመጽእ?
@mulegetalgam2319
@mulegetalgam2319 2 месяца назад
He has sickness of tribalism you can't find cute
@wolderufael
@wolderufael 2 месяца назад
የቐንየልና ሰሎሞን ንስለ'ቲ ዘይሕለል እተበርክቶ ቃልስኻ
@Elli-n2u
@Elli-n2u 2 месяца назад
😂😂😂😂😂😂😂
@eriadijeganu746
@eriadijeganu746 2 месяца назад
Banbula beale niseka hadarka ketmahdr keman aykalkan
@סמהטוסיו
@סמהטוסיו 2 месяца назад
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 wedi. Welegeba. Andnetka. Hizka. Ethiopiaka. Kide. Asa2i. Lekbat. Kedae. Wedi. Kedae
@Azeb1782
@Azeb1782 2 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@danlolo6711
@danlolo6711 2 месяца назад
Open and brillant speech
@Sesaaythaile
@Sesaaythaile 2 месяца назад
ጽብቅ ተዛርብካ አምውዳታ
@teweldehabte2691
@teweldehabte2691 2 месяца назад
ሃገረይ ቲቪ ፥ ሰላም ተቓላሳይ ኣፍልጦ ጉዕዞ ቃልሲ ንፍትሒ ዘለካ ጋዜጠኛን!!! ለንቅነ ደሓን ኣቕልቦ ሂብካ ካብ ሽግራትና ክንናገፍ ቃለ ማሓትት ክትገብር ርእየካስ ፡ ከመይ ዳሓን ኡቶ ወደይ ኢለ ኣመስጊነካ። ዝሓለፈ ኣብ ጀርመን ዝተኻየደ ዋዕላ ብርጌድ ንሓመዱ ከኣ ተረኺብካ ዘቕረብካዮ ግጥሚ መዳርግቲ ዘይብሉ ረዚን መልእኽቲ ሂብካ። ብፍላይ ከኣ ንናይ ጂግና ቢትወደድ ኣብራሃ ኣብኣ እንከላ መልእኽቱ ብምቕራብካ ክሳብ ሕጂ ኣቃልቦ ሲኢና ገለ ብ ኣውራጃ ይጥቀመላ ገለ ከኣ ደይሱስ ሻዕብያ ኢዩ እንዳበሉ የቋሹሹዎ ትማሊ ግን ባሓቂ ኣብላዓታ ኣቢልካያ። ሎሚ ከኣ ንተቓላሳይን ቡሱልን ሰሎሙን ገብረየሱስ መልእኽቱ ኣቢዚ ብምምስቃልካ ኣዝየ ንኢደካ!!! ቀጺል ተኾላዕ !!!!
@gogohimbasa
@gogohimbasa 2 месяца назад
ኣውራጃውይን ሰባት ዲካ ትናፍቅ ነይርካ? ሶሎሙን ኩሉ ግዜ ኣብ መዲያ ኣሎ።ኣብዚ ናይ ኣውራጃዊ ኣዳራሽ ምስ መጸ ሓድሹካ?
@amlesomkelati4750
@amlesomkelati4750 2 месяца назад
Beal fara kolel kebilikum eyom. Genzebkum eyom kibelu. Srahkum tiray srhu
@bentekle2642
@bentekle2642 2 месяца назад
መራሒ ናይ ብርጌድ ንሓመዱ ክትከውን ዲኻ ካብ ካሊፎርንያ መጺኻ ? ዝቀደሙኻ ማንካ ኡኖ ዶቶረታት ዲፕሎማሲ ንፈልጥ ኢና ዝብሉ ከይህልው እምበር good luck kkkkkk
@TewodrosGhebrezghiabiher
@TewodrosGhebrezghiabiher 2 месяца назад
Ato selomun,ezi qalsi nay zteredeo eyu ember kunama aymexen tgre aymexen enabelka zgber qalsi yelon mesleni ezi zmexie zelo afelalay zewertu alewuwo ember kulu gizie nay zhalefe zgeberuwo gega wala entelo slemntay nhna ndegmo ab qalsi ena zelena nay sltan medrek aybexahnan poletikegna dma bxaeru ymrex ember badey adey ayserhn u
@Elli-n2u
@Elli-n2u 2 месяца назад
Aye ab diaspora kof ilka kalsi😂😂😂😂😂😂
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848 2 месяца назад
Mesakin tedengtse hsurat shemet ketreked be afka leflafi kid neboka adeka hagzom ata hasawi lekbat leweti
@yonasgebreyohannes8805
@yonasgebreyohannes8805 2 месяца назад
Xerfi ngdefo please
@kelifashifa6796
@kelifashifa6796 2 месяца назад
ደደብ ዘረኝነት ለ አለቃችሁ ወያነ ኢትዬጲያን አፈረሰ ሱማሌ ሱዳን :
@serebetsegazab1624
@serebetsegazab1624 2 месяца назад
Kunue seb solomum
@henok346
@henok346 2 месяца назад
ደሑር ኢኻ ደንቆሮ
@ጽሙእነብሲጸማምተቓላሲ
Ayana Solomon blux seb🥰🥰🥰🥰
@selinaalena4453
@selinaalena4453 2 месяца назад
Seleye we love you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa 2 месяца назад
100%100 / ሎሚ ሓቀኛን - ፍትሓውን - ዘረባ ። 21/ ክፍለ ዘመን ፡ ሓቂ ዝፀድቀሉ ፥ ሓሶት ዝጋለፀሉ ኢዩ ። ሰብ ዝዘርኦ ኢዩ ዝዓፅድ ። ፁቡቅ - ንዝራእ ፣ ፁቡቅ - ክንዓፅድ ።
@tigstiweldemicheal3288
@tigstiweldemicheal3288 2 месяца назад
Selemun kndi 1000💙💙🥰💙💙💙💙💙💙💙🥰🥰💙💙💙💙
@kidanehaile5036
@kidanehaile5036 2 месяца назад
Kkkkkkk
@sarajoh313
@sarajoh313 2 месяца назад
😂😂😂😂
@Meney49
@Meney49 2 месяца назад
ናይ ዳላስ ዝበላ ሕብቲ ሰልፊ ካብ Oakland ኣትሒዛ ዘላ ስለዝኾነት ን ሶሎሞን ከዛርብዎ ፍቃደኛ ኣይኮኑን.. ሰልጠነ የምጸኦ ነይሩ ንምንታይ ዳኣ ገድፍዎ ንዝብል ሕቶ ክምለስ ዘለዎ አዩ.. ባኣልመን ንሶሎምን ኣይደልዎን ፍሉጥ አዩ.... ካብ ባዓል ኣትላንታ ዝኸዱ ንዳላስ ኣንጻር ሶሎምን ዝተወደበት ኣካል ኣላ...
@teklyesweldu8775
@teklyesweldu8775 2 месяца назад
ሰለ 🐆🥰🥰🥰
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy 2 месяца назад
ብርግጽ ንኹሉ ሕብረተሰብ ኤርትራ ዝውክል ባይቶ ክምስረት ዝበለጸዩ::
@Sesen2000
@Sesen2000 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤selie
@eyobandat7883
@eyobandat7883 2 месяца назад
💚💚 💚💚 💚💚💚💚💚💚💚💚
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 2 месяца назад
ካብ ስርዓ ህግደፍ ንላዕሊ ንስኻትኩም ኢኹም።አዞም ተኣኪብኩም ዘለኹም ንብርገድ ንሓመዱ ጠሊምኩም ብኣውጅነት ትሰርሑ ሕማቃት ፍጥረት ንቃልሲ ንድሕሪት ትጎቱ ከዳዓት ኢዝኩም ሶሎሞን አንታይነትካ ዕለምዩ ዝፈልጠኻ ዕርኪ ኣምባሳዶር ኣ ዓንቸድርሃን ምዃንካ መማህራን ሸንኮለል
@regensemere3860
@regensemere3860 2 месяца назад
You lost
@Emokedea
@Emokedea 2 месяца назад
Nebskum zeytemahadrus Hager ketemahadru ygerm eyu
@MeashoGoitom
@MeashoGoitom 2 месяца назад
ዋይ ድብልቅልቅ! ሰለሙንን ከልብን ዘማሳስል ኣለዎም ንሱ ካኣ ግልጽ እንዳ በሉ ኢዮም ዝኸዱ ርእሰ ተኣማንነት ስለዘይውንኑ!!
@gadumeresa3017
@gadumeresa3017 2 месяца назад
ፖዉ ሰለሙን እንቃዕ እቶም ሕቡአት አዉራጃዉያን ፈለጥናኩም እምበረ ካሊእ ቀሊል እዩ ንኻልኦት ክትከሰሱ ግን ሞራል የብልኩሙን አቶ ሰለሙን
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 месяца назад
ኣምበሳ ኢኻ የቐንየልና
@binites7284
@binites7284 2 месяца назад
Waww 2 lebamt agkum
@tisiontsion777
@tisiontsion777 2 месяца назад
💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙👑👑
@mihriehabte9936
@mihriehabte9936 2 месяца назад
NAYBHAKI ANBESA
@Daniel-qi1yg
@Daniel-qi1yg 2 месяца назад
Halewlew aytbel ab hzbi eritrea awrajiwi menfes yeblun hgrawi menfes eyu zelewo stop this nonsense.
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 2 месяца назад
Kkkkkkkkkkkk
@amanman9346
@amanman9346 2 месяца назад
ዝኮነ ትግራዋይ ወይ ሕማም ትግራይ ዘለዎም ሰባት ውን ነቂልኩም ኣውጽእዎም።በዓል ናጽነትን፡ዝክሪ ሰማእታትናን ባንዴራናን ይከበር፡ህዝቢ ኤርትራ ነክብር ብደናጉላ ፍትሒ ከነምጻኣልካ እንዳበልና ኣይንፍጋኣዮ፡ታሪክ ሰውራናን ሓርበኛታት ተጋደልትና ኣይነንቋሽሽ፡ባይታ መቃለሲና ኣብ ሳሕል ድፋዓት ወሪድና ንቃለስ ኣቡኡ ህግደፍ የለን ናቅፋ ንውረድ ብትግራይ ፈጺሙ ኣይሰልጠናንዩ፡ሓቀኛ ቃልሲ ኤርትራዊ ሳሕል ባርካ ወሪድካያ ፡ ኣጀንዳና ኤርትራዊ ኣጀንዳ ይኹን፡ትግራት ትግርኚ ኬን ንበሎ፡ ከምዚኣ ተጌርና ክሰልጠናዩ፡ ህ ትስማዕምዑ ዲኹም ደቂ ተጋሩዋኒ ?
Далее