Тёмный

ገዳም ደብረ ስቁርታ ዓብይ ዓዲ ታርኻዊ ቦታ ትውለደ ንግስተ ሳባ 

Gamar Media(ጋማር ሚድያ)
Подписаться 21 тыс.
Просмотров 26 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

29 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 219   
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 27 дней назад
ጓል ራያዋይ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ታሪክ ኢኪ ኣሪእክና ዓስብኺ ካብ አምላክ ርከብዮ ብሓቂ ትግራይ ከምዚ ዝበለ ቦታ እዩ ዘለዋ ሐዚ ኣነ ትግራወይቲ ድየ ክብል እሞ ክዓ ጓል ተዋህዶ ድየ ክብል😢ኣምላከይ ስደትና ኣሕፅረልና እዚ ገዳም ክርእዮ🎚🙏
@user-su7he2po3c
@user-su7he2po3c 26 дней назад
ኣነ ሲ ኩሉ ግዜ ኢየ ዝከታተሎ ኤርትራዊት ሓፍትኹም እንታይ ኮይንኩም ኢኹም ተጋሩ share ጌርኩም ዝይተዕብዩላ ነዛ ቻነል፡ እዚ ኩሉ እንዳዘወረት ጎቦታትን ስንጭሮ ሰጊራ ኩሉዓድታት ተዛውረኩም ዘላ ጋል ራያ ሽኮር ብጣዕሚ ንፍዕቲ ካብ ኩሉ ገጠራት ዓድታት ጥራይ ኣርእያና❤❤❤ ደስ ዝብል ካብ ኩሉ ሰብ ኣብ ከተማ ተሳኢሉ ጥራይ ኢዩ share ዝብሎ
@user-yb4ly1tz6h
@user-yb4ly1tz6h 27 дней назад
ኣንቲ ንስኪ ካለአይቲ የብልክን ክትነፍዒ ቀጽልዮ ጓል ራያ ዓባይ ሰብ ❤❤❤❤ሰብ ቻነል ተመሃሩ ቻነልኩም ቁነገር ኣፍርይሉ
@WejeratAdey
@WejeratAdey 26 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ ጀማሪት እየዎ
@HIfti-H
@HIfti-H 27 дней назад
ሓንት ግዘ😢ሳብስክራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ ጀማሪት እየዋ ከትሓልፉን ሓደራ ስደትና ያሕፅረልና ደሞ አሜን በሉ 🎉❤🎉ጋል ራያዋ በሪትዕ
@ormooapss442
@ormooapss442 26 дней назад
አሜን አሜን አሜን ማዓርይ
@suadabdelwahab9559
@suadabdelwahab9559 25 дней назад
ኣሜን ገረልኪ ኣለኩ ንዓይ ውን ግበርለይ
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 26 дней назад
ጓል ራያ ሓላል የቅንየልና ዓደይ ስለ ዘረኣኽኒ ዛምቤተይ❤❤❤❤🍋✌
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 24 дня назад
ሞኾን ናፍቅናያ ❤❤ኽድልና ትብሉ ላይክ
@user-sr3qw5rz2v
@user-sr3qw5rz2v 25 дней назад
ጓል ራያ ፅሪቲ ገራዓልታከ ኣጎብንይና😊😊😊😊❤❤
@tgitsge7636
@tgitsge7636 27 дней назад
ዓደነይ ዩ ሃገረ ሰላም ኣምላከይ ናብ ደጁ አብቃዓኒ❤❤❤❤❤🎉❤❤❤
@user-wr5ym5qt3x
@user-wr5ym5qt3x 6 дней назад
ጋራ ኣብሳ ገዳም ዓደቦይ ዘርእኽኒ ማርያም ባዕላ ዕድመን ጥዕናን ይሓብኪ ፈጣሪ ብእዉነት ከንደይ ዓመተይ ገይረ ናፊቐ ነይሪ የቕኒይልና ጀግና ትግራወይቲ ዓደቦይ ዓይነይ❤❤❤
@user-on2wf3tl2e
@user-on2wf3tl2e 26 дней назад
እግዚአብሔር አምላክ የኽብረልና ጋል ራያዋይ ፅጉኡ የብዘሐልኪ❤❤🎉🎉🎉
@user-eb2rf2nd4k
@user-eb2rf2nd4k 27 дней назад
እግዚአብሔር አምላክ የኽብረልና ጋል ራያዋ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ዓድና ዘጋለፅክልና❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 26 дней назад
ጀማሪት እየዋ ደምርኒ ማማየ🎉
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 26 дней назад
ተንቤን ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ሃፀያት❤መኸታ ሃገር ዝኾነ ህዝቢ ተንቤን
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo 26 дней назад
ጋል ራያ ፅሪቲ ናይ ቅዱሳን ኣምላክ ዓስብኪ ይሃብኪ ደስ ዝብል ታሪክ ዝሓዘለ በታ ኣሪእክና ❤😘
@user-hw9ui3nx2t
@user-hw9ui3nx2t 27 дней назад
ደስ ዝብል ገዳማት ❤❤❤ ትግራይ ዓደይ ❤
@tirhasberhe1405
@tirhasberhe1405 10 дней назад
ብጣዓሚ ደስልብል እዩሞ ቃጽልሉ ❤️
@user-xi9en4qu3c
@user-xi9en4qu3c 26 дней назад
እግዚአብሔር ይመስገን ብዓይንና ምርኣይለ ዓዉይ በረከት ይኡ ያብቀዐና ናብ ዓድና ኣሕናውን 👏🥰
@haileseged1124
@haileseged1124 25 дней назад
ዕድመይ ጥዕናይ ይሀብኪ ጓል ራያ ብሐደ ወገን ትሕጎስይ ትሕበንይ ብስንኪ መራሕቲ ቱሪስቲ ክትሐስብ ለ ትናደድ ትሐርቅ
@EphremBelay-xg9mj
@EphremBelay-xg9mj 20 дней назад
እዙ ወዲ ብጣዕሚ ታሪክ ዝፈልጥ እዩ አጋላልፃ ደስ በሃሊ
@tekletekle8440
@tekletekle8440 23 дня назад
ዎዉዉ ደስ ባሃሊ ጋል ራያ ቃፅሉሉ እና ዴስአ ክትኸዲ ተስፍ ይገብር❤❤❤❤
@sarasoso7541
@sarasoso7541 26 дней назад
ዕድመና ጥዕናን ይሃቢኪ ጓል ራያ
@micheleberhehagos3502
@micheleberhehagos3502 27 дней назад
ጹቡቅ ስራሕ ጋል ራያ ሓፍትና ! ቀጽሉሉ
@AdonayTeklay-o3h
@AdonayTeklay-o3h 20 дней назад
መብረ ሕርሻ ትግራ ምካኑ አሚና ንሀዉፆ ካልእ ትርፊ ዘረባ አየድልየናን ጎበዝ
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 26 дней назад
ጓል፡ልሰለስተ፡ኣዲ፡ዴስኣ፡ደኒ፡ክተርእና፡ንፅበ፡ዝሃወይል፡ዴስኣ፡ይፎልጦ፡ይመስልም፡ኣብ፡ልሓፀረ፡መዐልት፡ትከዲ፡ንፅበ
@user-rc2td9fy6m
@user-rc2td9fy6m 26 дней назад
መልሲ ስደትና እንሪኦ ይግበረና ጓል ራያ መቅሰን ቀፅልሉ💙
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 26 дней назад
Egziabher. yemasgen. ✝️🙏🙏🙏🍀💊🌿
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 27 дней назад
ጓል ራያ ገዛና እተዊ ዳቦቆሺ ታፈሰ ዳቦጎታይ እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💞💞
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 24 дня назад
ጓል ራያ ዋዕሮ ክብረት ያሃበልና ዓድናን ታሪኽናን ክንፈልጥ ስለ ዝሓገዝክና
@user-hm2tr7di7c
@user-hm2tr7di7c 10 дней назад
በረከቱ ኣይጋደፈና ጽቡቅ ገርኪ ቀጽልሉ ጋል ራያ
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 26 дней назад
ጓል ብጣዕሚ ኢና ነድንቀኪ ቀፅልሉ ፅቡቅ ስራሕ ትሰርሒ ኣለኺ🙏❤
@user-md6yv9zo4i
@user-md6yv9zo4i 26 дней назад
Gal raya fetawit bahla❤ Bejaki L aragure leba kdi arieina😍
@GetanehKassa-rl3vu
@GetanehKassa-rl3vu 26 дней назад
ትግራይ ለ ኢ/ያ ትልቅ ባለውለታ ናት ። ለምሳሌ በሀይማናት ቅዱሰያሬድ ሌሎችም እጅግ በጣም የላቀ ሚና አላቸው። ነገር ግን አሁን ያለው ህዝብ የነሱን በተቃራኒ ጉዳት እያደረሰ ይገኛል።
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 24 дня назад
አመብርሃን ናብ ዝኸድክዮ ትከተልኪ ጋል ራያዋይ ❤️❤️❤️😍🥰🥰🥰
@L.Nuguse
@L.Nuguse 26 дней назад
nayza qdsti Meret tigray tenegiru tezerziru aywdaen btami ena nemesgneki Gal raya nab kulu botat kdi Tarik adna afltna ❤❤❤❤
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 26 дней назад
ጋል ራያዋይ ፅሪቲ ፍጥረት❤❤❤
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 10 дней назад
አጀኺ ጓል ራያ ❤❤❤❤❤❤
@alggt4127
@alggt4127 7 дней назад
ሽኮረይ ፅቡቅገርከኵ❤❤❤
@user-wx6od9dv9x
@user-wx6od9dv9x 26 дней назад
ዛሓፍተይ ፈታውት ዓዳ ከም እቶም ሕያአያት አቦታታ በርትዕ ጋልነይ🙏❤❤❤❤❤
@tsehaygalraya
@tsehaygalraya 25 дней назад
ጎብዝ በርትዒ ድሓፍተይ🎉❤❤
@user-ti6ru1ud6i
@user-ti6ru1ud6i 26 дней назад
ተመሰገንአሰ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 24 дня назад
ዋውውው ኣይተኽኣልክንጋል ራያ ❤️😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 24 дня назад
ድንግል ማርያም ናብ ግብፂ እምበር ናብ ትግራይ አይመፅአትን ታሪኽና ብዓይኒ መፅሓፍ ቅዱስ ንተርኽ ደቂ ዓደይ
@tesfayegebrehiwot7709
@tesfayegebrehiwot7709 7 дней назад
ጀግና ጋልራያ ተራኢዮም ዘይፈለጡ እናፈልፈልኪ አውጽኢዮም ቀጽልሉ በርትዒ።
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 27 дней назад
ኣሰይይይይይ ደስ ክብል ንዓናውን ናብዚ የብቀዐና❤❤❤❤
@zianhalshehri6884
@zianhalshehri6884 26 дней назад
❤❤❤
@user-hv4jd3zl8c
@user-hv4jd3zl8c 25 дней назад
Gal Raya lab adey kediki kedumu yifiteki rye❤❤❤❤❤
@user-sj9tq9yd4x
@user-sj9tq9yd4x 12 дней назад
❤❤
@WeRr-ho5ry
@WeRr-ho5ry 26 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@freywelay204
@freywelay204 26 дней назад
ዛማዓረይ❤❤
@rgvcfajxf5923
@rgvcfajxf5923 26 дней назад
ዋውውውው ትግራይ ዓደይ ዓዲ ቅርሲ ኣሰይ ጓል ራያ ክብረት ይሃብልና ዛእቤተይ ዘይንፈልጦ ስለ ዘፈለጥክና❤🙏❤❤
@maazakiroshagosahned1450
@maazakiroshagosahned1450 26 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@rgvcfajxf5923
@rgvcfajxf5923 26 дней назад
❤🙏
@user-qe2gx2gy9v
@user-qe2gx2gy9v 27 дней назад
😍😍😍😍😍😍😍
@Muhammad-ch4bp
@Muhammad-ch4bp 26 дней назад
❤❤❤❤❤
@tseadebirhan1399
@tseadebirhan1399 25 дней назад
❤❤😍😍😍
@ህያብ
@ህያብ 26 дней назад
❤❤❤❤
@melataskal9201
@melataskal9201 26 дней назад
ጋልራያኣ ሽኮር ደስ ዝብል ታሪኽ ኢኺ ኣዘኪርክናኣ ይመችኺ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-ib5xl6ti7j
@user-ib5xl6ti7j 26 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@hiwetgaltigray2147
@hiwetgaltigray2147 11 дней назад
❤❤❤❤ተዓድልኪ ጓል ራያ ሓፍተይ❤❤❤
@DfJt-pp1oj
@DfJt-pp1oj 10 дней назад
ጓል ራያ ፅሪቲ❤❤❤🎉🎉
@user-jz8sy6tb9u
@user-jz8sy6tb9u 27 дней назад
እግዚአብሔር ይመስገን. ደስ ሲል ላብ ደጁ ይብቃን ጋል ራያዋይ አባ እንድርያስ ገዳም ደም አገውኝን
@tadeleasefaw
@tadeleasefaw 24 дня назад
በሓቂ ደስ በሃሊ ጋል ራያ ዓይነይ
@sanasana7949
@sanasana7949 20 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤💖💖
@TkAdver-uh9hf
@TkAdver-uh9hf 27 дней назад
👍
@SaSa-qx9qi
@SaSa-qx9qi 21 день назад
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@tgitsge7636
@tgitsge7636 27 дней назад
❤❤❤❤ታዓዲልኪ ጋል ራያዋይ ፅሪቲ ካም ናትኪ ይግበረልና ዛ ምበተይ
@rozaroza7147
@rozaroza7147 21 день назад
ዋው😊
@user-gp6jn2jp5u
@user-gp6jn2jp5u 26 дней назад
Gal Raya Jigina Ajoki ኩሉ ትግራይ ኣፋልጥና
@user-dc4hx2bb6l
@user-dc4hx2bb6l 26 дней назад
ኃል ራያ ፈታዊት ባህላ ❤❤❤❤
@kerysss-tt1ue
@kerysss-tt1ue 26 дней назад
ጓል ራያዋይ ዓሳዲ❤
@selamhintsa6079
@selamhintsa6079 26 дней назад
🙏❤🙏
@gerietesfamariam1820
@gerietesfamariam1820 26 дней назад
💗💙⛪🙏
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 26 дней назад
ዝተባረኸ❤❤❤❤
@TamratTube67
@TamratTube67 25 дней назад
ደምሩና ተጋርዋይ❤
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 27 дней назад
ጓል ራያ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ዓዳይ ርኣያ ዝገርም ነገር እዩ ልምንታይ ኢኺ ዳመርያም ሱቁርቲ ዘትከዲ ክብለኪ ናበልኩስ ከዲምክኒ 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@algahagos4346
@algahagos4346 12 дней назад
Wooow ho beautiful 🙏💥👌
@TsegaMokenen-pu5bz
@TsegaMokenen-pu5bz 24 дня назад
❤🎉❤🎉
@bbrahnmrs7033
@bbrahnmrs7033 25 дней назад
የቅንየልና ጋል ራያዋ
@user-ks7vk1ck1h
@user-ks7vk1ck1h 26 дней назад
ብጣዕሚ ደስስ በሃሊ ቀፅሉሉ 🙏🙏🙏
@madamray-gx5ub
@madamray-gx5ub 26 дней назад
ጋል ራያ ፅሪቲ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Abdollh-qv2dn
@Abdollh-qv2dn 26 дней назад
በርቲዒ ጓል ራያዋ❤
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 27 дней назад
❤❤❤❤😊😊😊😊
@SlamSlam-py1tm
@SlamSlam-py1tm 25 дней назад
❤❤❤❤❤❤ቀፅሉሉ ❤
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret 22 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-uy1tl1cq7m
@user-uy1tl1cq7m 25 дней назад
♥️♥️♥️♥️😘😘😘😘👏👏👏
@ngusebrhane-hm3io
@ngusebrhane-hm3io 26 дней назад
ደስ በሃሊ ጓል ራያ ሓፍተይ በርትዒ ቀፅልሉ
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 14 дней назад
❤❤❤❤🙏🙏🥰🥰
@alemayotadele7390
@alemayotadele7390 25 дней назад
gul raya great
@user-wr5ym5qt3x
@user-wr5ym5qt3x 6 дней назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@bege8567
@bege8567 27 дней назад
ጓል ራያዋ ታዓድልኽ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 26 дней назад
ጓል ራያ መቀረት ፈታዊት ባህላ🕊❤️💛👑😍😍😍
@Sara-mu1hs
@Sara-mu1hs 26 дней назад
🥰🥰🥰🥰🥰
@HlekaAraya
@HlekaAraya 26 дней назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@TadkanBrhana
@TadkanBrhana 26 дней назад
🙏🙏🙏☔️☔️☔️
@TsegaMokenen-pu5bz
@TsegaMokenen-pu5bz 24 дня назад
🥰🥰🥰❤️💊
@gglll
@gglll 22 дня назад
❤❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 26 дней назад
ጓል ራያ ግን ትፍለ ያ 🙏🙏🙏❤️❤️🥰
@user-hv4jd3zl8c
@user-hv4jd3zl8c 26 дней назад
Gal raya shikor❤❤❤❤❤
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 27 дней назад
የቅንየልና ጓል ራያዋይ ዓደድ ኹሉ ዝዓደላ ተሃራፊት❤💚🍊
@adwsdas25
@adwsdas25 27 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Seni732
@Seni732 27 дней назад
❤❤❤artuway fetawit ada ketslilu
Далее
Flo Rida - Whistle НА РУССКОМ 😂🔥
00:29