Тёмный

ገዳም ጻዕዳ እምባ ስላሴ ተኣምራታዊ ስፍራ፡ #eritrean_orthodox_tewahdo_documentary_2023 @datlove 

Подписаться
Просмотров 114 тыс.
% 2 106

ምሉእ ቪድዮ ርእኹም ዝጎደለ ክትእርሙ እቲ ጽቡቕ ድማ ክቕጽል ከምዘለዎ ክትነግሩና ንላቦ እግዚኣብሄር ምሳና ኾይኑ ሓሳባትና ይባርኽ ብዓቢኡ ኣብ ጸሎትኩም ደግፉና ሰላም ዝሰፈኖ ዘመን ይግበረልና፡ ናይ ካልኦት ገዳማት ሰነዳዊ ፊልም ውን ኣብዚ ኣለኩም፦
ኣቡነ እንድርያስ ዕፉንru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-p124umjnwiE.html
ገዳም ማርያም ዓይላ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-IaTw3fK_uEY.html
ካልኦት ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መደባት ንምክትታል ኣብዛ ቻነል ተመዝገቡ።
እኩብ ሰነዳዊ ፊልም ናይ ዝተፈላለዩ ገዳማት ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-L1TI4ysiFfI.html
ገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ እንድርያስ ሰፍኣ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-takbcyegy6k.html
ገዳም ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ደርዓንቶ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-suHQb0vJepo.html
ገዳም ኣቡነ ዘሚካኤል ዓዲ ዃላ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-RTxs0QwSOK0.html
ገዳም ኣቡነ ኣብሳዲ ደብረ ክሳሄ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-GRGi2AT05pU.html
ማየ ጸሎት ኣባ ሰላማ ከባቢ ዓዲ ቐይሕ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-Ma2NNEqwI5Q.html
ገዳም ኣባ ዮናስ ደብረድሁሃን ማይምነ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-AcFql2gUywg.html
© Copyright: All Rights reserved. @datlove
subscribe our you tube channel for more videos

Опубликовано:

 

17 июл 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 311   
@danielnatu-ex7su
@danielnatu-ex7su Год назад
ናይ ኣቦና አቡነ ሰይፈ ሚካኤል ንሃገርናን ንህዝብናን ጸሎቶምን በረኸቶምን ኣይጋደፈና። ዳት ኃውና ኣጆካ ብአርትዕ እዚ ናይ ሃገርና ገዳማት ንዓለም ኣፋልጦ ኣምላከ ሰይፈ ሚካኤል ፀጉኡ የብዛሓልካ ።
@letehajmanot5883
@letehajmanot5883 Год назад
🙏⛪🙏⛪🙏⛪🙏⛪🙏⛪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልከምዚ ነዓመታ ብሓባር የጽነሓና
@abrhaleygebreslasie9380
@abrhaleygebreslasie9380 Год назад
ዕልልልልል ❤❤❤❤❤❤ ድያቆን ሓዎይ በዚ ትገብሮ ሌላታት ናይ ገዳምና ኣዝየ ኢየ ሕጉስ ኣምላኽ ድማ ጸግኡ የብዝሓልካ ንሕና ድማ ኣምላኽ ፈቒድዎ ኣብ ዕዓድና ተመሊስና በረኸት ንኻፈል ንኸዉን 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@meramkchanel957
@meramkchanel957 Год назад
ካብዛ እዛ ቻነል እዚኣ ተቕርቦ መንፈሳዊ ስራሕ የለን ግን ብዙሕ ሰዓብቲ ዘየብላ ስለምንታይ? እዚ ናይ ዓለም ቻነላት እሞ ንርኣዮ ሽዑ ነብስና ንሕተት! ኣጆኹም ከጽልዎ ጽቡቕ መደብ ብሓቂ
@AsmieAsmie-te1gc
@AsmieAsmie-te1gc Год назад
ኣሰይይይይ ብታሚ ጽቡቅ ዝሃወይ ክብረት ያህበና ናይዚ በረከት ተሳተፍቲ ክንከውን ካ ናይ ስላሴ ቅዱስ ፍቅዱ ዩኩነና❤❤❤❤❤❤❤❤
@birikitialemayo3516
@birikitialemayo3516 Год назад
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ታዓዲልኩም ነዚ ቅዱስ ገዳም ክትበጽሑ እግዚኣቢሄር ዝፈቐደልኩም💒💒💒🌹🌹🌹🙏🙏🙏
@Aaa-m21
@Aaa-m21 Год назад
ናይ ብሓቂ ነዊሕ መንገዲ ትጓዓዘሉ: ዓቢ በረከት ትረኽበሉ ገዳም ኣቡነ ሴፈ ሚካኤል (ጻዕዳ እምባ) ካብ ኣስመራ ክሳብ ከረን ብ ኣውቶቡስ ኣብ በተክርስቲያን ከረን የዕሪፍና ከባቢ ሰዓት 2 ናይ ለይቲ ተበጊስና ምሉእ ለይቲ ተጓዒዝካ ኣብ ግምጃ ወርቕ ንእሽቶ ኣዕሪፍና ነቲ ደው ዝበለ ጎቦ ናይቲ ቅዱስ ቦታ ክንጅምሮ ካብ 40 ደቂቅ- 1 ሰዓት ወዲእካ ኣብቲ ገዳም ምስ በጻሕካ ኩሉ ድኻምካ ቅንጥጥ ኢሉ ናብ ጸሎትካን ወይ ውን ዝኾነ ዝስራሕ እንተሓልዩ ትነጥፍ። ኣዘኻኺርካና ኽቡር ሓው ዳት እግዚኣብሔር ዓስቢ ቕዱሳን ይኽፈልካ። ኣብ ጸሎትኩም ካኣ ዘክሩና ናብ ዓድና ተመሊስና በረኸቶም ክንካፈል።
@menkemegzeabherkabfikiriam1918
ኦ ፈጣሪ ነዝይ ቅዱስ ቤትካ ዝበጺሕን ዝካፈልን ሂወት ሃበና❤❤❤ 🌹💒🌹
@bsratgalkesi2507
@bsratgalkesi2507 Год назад
እውይ ኣቤት ትዕድልቲ እዩ ተመስገን ንዚ ኽርኢን ኽሰምዕን ዘብቃዓኻኒ ጎታየ✝️💚🥺
@abelwedikeshi4477
@abelwedikeshi4477 Год назад
ኣብ ስደት ካብ ዝወጹ ከም ናይ ሎም እንድየ ትሓጉሰ ዘይ ፈልጢ ምሕረት ናይ ኣጋእዝት ኣለም ስላሴ በረከት ናይ ኣብነ ስፈ ሚካኤል ኣይፈለየና ❤❤❤❤❤🎉
@birikitialemayo3516
@birikitialemayo3516 Год назад
ኦ' ፈጣሪ ነዚ ቅዱስ ቤትካ ዝበጽሕን ዝካፈልን ሂወት ሃበና 💒🙏🌹🌹🌹
@ikkmii
@ikkmii Год назад
ድሌት ኣለኒ ኽመጸኺ ጻዕዳ እንባ ስላሴ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abiyorkilovsoli
@abiyorkilovsoli Год назад
ኣሰይይ ክብርን ምስጋናን ን አግዚኣብሄር ይኩን ፡ናይ ስላሰ በረከት ኣይፈለየና ኣሜን ፡ ሓደ ምዓልቲ ኣብዚ ቦታ ክበጽሕ ትምኒተይ ኢዩ❤❤❤
@fyeriteame7623
@fyeriteame7623 Год назад
ኣሰይይይይይይይይ ኢንካአ ናብ ኩቡር ኣመታዊ በኣል ኣብጽሃኩም ኣብጽሃና❤❤❤❤❤❤❤
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q Год назад
ኣሜንንን ክብሪ ይሃብካ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርከልካ እግዚኣብሔር ምሕረትን ይቅሬታን ቅድስት ሥላሴ ጸሎትን ኣማላድነትን ናይ ኣቡነ ሰይፈ ሚካኤል ኣይፈለየና ነዚ በረከት ዘሳተፍካና በረከት ኩሎም ቅዱሳን ኣይፈለካ እናበልኩ ናይ ገዳም ኣቡነ ኣብየ እግዚእ ማይ ዕዳጋ ደቀምሓረ ኣቡነ ቴዎድሮስ ዘርሒብ ባይታ ኣቡነ እንቋብርሃን ደቂ ሽሓይ ገዳም ኣዴታት ዝነበረ ኣቡነ ፊሊጶስ ዘደብረቢዘን ዝመስረትዎ ኣብ ገድሎም ዘሎ ሕጂ ዝጠፍአ ቅድሚ ገዳም ቅድስቲ ዲምያና ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ዝተመስረተ ዝነበረ ክተምጽኣልና ብትሕትና ንሓትት ሓደራ
@fqresegid7029
@fqresegid7029 Год назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ነዚ ተኣምራትዊ ገዳም ብመገዲ ዚ ቻነል ክንርኢ ዝገበርካን ዓስቢ ቅዱሳን ይክፈልካ - ከም ምክሪ ድማ መዝሙር ነዚ ገዳም ትውክል ኣላ ብ ድያቆን ጠዓም ሰጊድ (ዳግማዊ ሙሴ ) ትብል እሞ ነቲ ገዳም ጽቡቅ ጌራ ስለ ትገልጾ እንተ ትትቀመላ ዝያዳ ጽቡቅ ነሩ ፡ ቀጽሎ ከኣ ኣምላክ ጸጊኡ የብዝሓልካ
@havenabraham5252
@havenabraham5252 8 месяцев назад
ኦ ፈጣሪ ኩሉ አለም ነዚ ቅዱስ ቦታካ ክበፅሕ አክእለኒ🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 Год назад
ኣሰይይይ፡ኣሰይይይ፡ኣሰይይይ ቃል ሂወት የስመዓልና። ካብ ናትኩም ንላዕሊ እዞም ብዩቱ ዝዕዞቦ ዘለና ተሓጉስናን፡ኣመስጊናን። ብቀዳምኒት ንጎይታናን፡ኣምላክናን፡መድሓኒናን ኢዮሱስ ክሩርስቶስ ምስ ኣዴና ቁዱሰ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ምስጋና ይብጻሓዮም። ብምቅጻል ኣቅረብትን፡ሰኣልትን፡ተሓጋገዝትን ናይዚ ቻነል ብፍላይ ከኣ ምምህር ሄኖግ ገ/ሚኬኤል ኩላትኩብ ብሓፈሻ መወዳእታ ዘይብሉ ጸጋይ ይሃብኩም ፈጦሪ። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዋላ ሽሕ ግዜ ጸገማትን፡ሽግራትን እንተኣጋጠማ፡ግን ንዘላእለም ክትነብ ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም!!!
@FilmonKehase
@FilmonKehase 8 дней назад
ገዳም ጻእዳ እምባ በረከት ጸሎቶምን ኣይፈለየና መንፈሰ ቅዱስ ትምህርቲና ይግለጸልና
@user-qg3nk5nw7f
@user-qg3nk5nw7f Год назад
❤❤❤❤ኣሰይ እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@zaraexpress7333
@zaraexpress7333 Год назад
አሜን እንቛዕ አብቀዓና።
@feruzgebrezgi7234
@feruzgebrezgi7234 Год назад
Gedam xada enba endaslasie 1 amet negide degim nabzi kudus bota bereket kkafel egziabiher yhagzeni amen 🙏 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@furtunahaile-vp4cb
@furtunahaile-vp4cb Год назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና ዳት ሃወይ ጸሎት ናይ ኣቡነ ስይፈ ሚኪኣይል ምስ ኩሉና ዩኩን ኣሚንን❤❤❤
@shushanzeru3743
@shushanzeru3743 Год назад
ንሐዉነ ነዚ ዓቢ ባዓል ንኽንርዮ ንዘታሐላለፈልና እግዝአብሔር ናይ አጎልግሎትካ ዘመን የንዉሐልና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ 🌷🌻🌷🌻🌷🌻🌷🌻🌷🌻🌷🌻🌷🌻🌷🌻🌷🌻🌷🌻🌻🌷🌻🌷🌻🌷🌻🌻🌷🌻🌷🌻🌷🌻
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v Год назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ንኹሉኹም ጸጋ የብዝሕ ኣምላኻና ካብዚ በረኸት ተሳተፍቲ ክንከውን ዝፈቀደ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን፡ ክብሪ ይሃብኩም ነዚ መደብ አስኮት ዩቱብ ዝፈነኹምልና❤🎉😊።
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 Год назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🏾⛪💠😭😭😭😭🙏🏾⛪💠😭😭😭😭🙏🏾⛪💠😭😭😭😭😭😭🙏🏾⛪💠ኣሜንንንን እግዚኣብሄር ይመስገን ነዛ ጽሕፍተይ ተንቢቡ ደቂ እመ ብርሃን ሓደራኹም ካብዛ ባቢሎን ስደት አጺኤ ደቀይን፡ነብሰይን ኣብዚ ቅዱስ ስፍራ ክነግድን ክበጽሕን ጸሎትኩም ደግፉኒ ሓደራ ሓደራ ሓደራ ይብለኩም ሓደራ 😭😭😭🙏🏾⛪💐💐💐💐💐🌟🌟🌟🌟🌟🌟😭👑👑👑👑🦁🦁🦁🦁
@trhesadamadam6739
@trhesadamadam6739 Год назад
Ajoki zhebtey xolot tray ngber ember abti qudus hegernan gedamatnan knmles eina xolot ድንግል ማርያም አደይን ጾሎት ቅዱሳን አቦታትናን አይፈለየና Egzaebihir Amlak ይሐግዘና 🙏🤲🤲🤲
@ikkmii
@ikkmii Год назад
ባቢሎን ኢልኺ ኣብ ልበይ ዘላ ረኺብኽያ ሓቂ ኣነ ኸማኺ ሓሳብ ዘለኒ እግዚአብሔር ኣምላኽ የብቃዓና ዚሓፍተይ❤❤
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 Год назад
@@trhesadamadam6739ኣሜንንንንንንንንንንንንንንንን ዝሓፍተይ ኣሜን ኣሜን እንድኸ ዝብሎ ጠፊእኒ ጸሎትኩም ኣይጋደፈኒ
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 Год назад
@@weyniissac2053 ኣሜንንንንንንን እወ ዝሓፍተይ ሓቅኺ እግዚኣብሄር የክብረለይ ዘንይሕዋተይ
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 Год назад
@@ikkmiiኣሜንንንንንንንንንን ኣብ ኩልና እዩ ዘሎ ዝሓወይ ወይ ዝሓፍተይ ጸሎት ንዳጋገፍ ኣማውታ ወለድና ይግበረልና ምስ ዝወጹ የውጻና ጸሎት ንዳጋገፍ ደቂ ዓደይ
@proudafrican4631
@proudafrican4631 Год назад
Keep up the good work that you are doing 🙏🇪🇷🇪🇷 we need salvation . ❤Love from London Uk
@mogoseyekaselama9775
@mogoseyekaselama9775 Год назад
💒✝️✝️ Hello blessed brother who presented this program especially for this hometown where I was born and raised and ❤️✝️ which is Tsada Enba Enda Selassie Monastery (Abune Sefemichael Monastery) and I am currently in the Holy Land of Jerusalem 🌹🌾✝️✝️ Degi D because I could 🌼🌼🌾 In the name of the Holy Thank you Trinity 🌹✝️🌾🌿 and high praise to our Creator who does not despise His servants🌼🌹❤️✝️💒
@user-se7vt2nm4n
@user-se7vt2nm4n 2 месяца назад
ናይ ኣቦና ኣቡነ ስይፈ ሚካኤል ንሃገርናን ንህዝብናን ይባርኪ ጽሎቶምን በረኽቶምን ኣማልዲነቱን ኣይጋደፈና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@AaAa-lm1ui
@AaAa-lm1ui День назад
❤አልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤
@eritreangirl5990
@eritreangirl5990 Год назад
እስከ እቲ ጸሎትም ይሐልወና ንጽሃት አቦታትና ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 Год назад
Amen (3) kale hiwet yesmealna D.hawna xegue yebzhalka kemzi gerka tekrbelna zeleka xelotomn bereketomn nay emba slasen sefe Mikaeln ms kulna hzbe krstian ykun nameta tekafelti nayti bereket ybelena
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 18 дней назад
ኣምላክ ኣቦይ ኣብዚኣ ስፍራኣካ መጺኤ እፋፈት በትካ ክስዕም ዕድመን ጥዕናን ሃበኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@g776yy3
@g776yy3 Год назад
ኣሰይይይይይ ቁዱስ ቁዱስ ቁዱስ ቅድስተ ስላሴ ኣጋእዝተ ኣለም ምስ ኩልና ይኹኑ ❤❤❤🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲💐💐💐🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲💐💐💐🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲💐💐💐🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲💐💐💐🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@TsighanaKibromSereke
@TsighanaKibromSereke Год назад
amen amen amend🙏🙏😇😇💒⛪💒
@algamichael8910
@algamichael8910 Год назад
Amen ,amen amen❤❤❤❤❤❤
@thealisterr
@thealisterr Год назад
Beautiful Eritrean my people ✊🏾🇪🇷
@brktirezene5144
@brktirezene5144 Год назад
ኣሰይ ቃለሂወት የስምዓና ንሃገርና ኣርትራን ኩሉ ዓለምን ባርኽ ኣላኽና ኣሜን ❤❤❤
@g776yy3
@g776yy3 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
@gmekonnen397
@gmekonnen397 Год назад
Thank you for sharing this beautiful ceremony
@birikitialemayo3516
@birikitialemayo3516 Год назад
ክቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤ 🙏🙏🙏
@rahwa7401
@rahwa7401 Год назад
Amen amen amen
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 Год назад
ዕልልል ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን ነዚ ዘርኣየና ፡ ብርግጽ ከኣ ኣብዚ ቅዱስ ስፍራ ከርግጸና እዩ ክብርን ውዳሴን ኣምልኾን ንጎይታ ሰራዊት ይኹን ፡ በረከት ናይ ጻድቕ ኣቦና ሰይፈ ሚካኤል ይሕደረና ኣሜን ።
@user-qg3nk5nw7f
@user-qg3nk5nw7f Год назад
ኣሰይ ዛሓወ ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ ኣሜን❤❤❤🌹🌹💐💐💐🙏🙏🙏
@briktiwelday9027
@briktiwelday9027 Год назад
ናብዚ ቅዱስ ቦታ ክንበጽሕ እግዝኣብሔር ይሐግዘና ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤
@Footballworld1644
@Footballworld1644 Год назад
Amen amen amen
@habtetewelde7586
@habtetewelde7586 Год назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
@user-wr1pm1nh7h
@user-wr1pm1nh7h Год назад
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤
@SemualBerhe
@SemualBerhe Год назад
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤
@whabtom8935
@whabtom8935 Год назад
እንቓዕ ኣብቅዓና ኣብዚ ኩቡር በዓልና ተመስገን ገዳም ጻዕዳ እንባ ብዙሕ ተኣምር ኣሎዎ ሞ በረኸቶም ምስ ኩሉና ይኹን ኩቡር ኣንባቢ ብዙሕ ዘይትርኤ ኣሎ ከም ኣብነት ብወገን ሸበቕ ዘሎ ገምገም ኣብታ ናይ ገዳም ጻዕዳ እንባ መስቀል ኣላ ጥራሕ ቅርጺ ስእሊ ኤርትራ ኣይኮነን ምናልባት ጽሕፈይ ምብራህ ከይኣብየካ ንደቂ እቲ ከባቢ ሕተቱ መስቀልና ንከበሳ ወገን እያ ትርኤ ሰላምን ፍቅርን ናይ ቅዱሳት ኣቦታትና ኣይፈለይና ኣሜን። ፍቅርን ሰላምን ምስ ሃገርናን ህዝብናን ይኹን ኣሜን።
@Nebyat6790
@Nebyat6790 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና🙏🏾🙏🏾🙏🏾ዐድና ይባርኸልና❤
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 Год назад
Amen amen amen kbri n egzabiher ykun
@belayeshhabtay58
@belayeshhabtay58 Год назад
Amen amen amen kale hiwet yesmealna 🙏🙏🙏
@senaitdebesaiy3944
@senaitdebesaiy3944 Год назад
Amen amen amen kbre n egzaibher ykun
@frewoinykahasaye3582
@frewoinykahasaye3582 Год назад
Amen Amen Amen 🙏 🙌 Kale hiwet yesemaln
@makerma3853
@makerma3853 Год назад
Amen amen amen Kal hiwet yesmealna
@yewuhanabereket-yy2is
@yewuhanabereket-yy2is Год назад
Bereketu yekaflena amlak
@SofaniasSofanias
@SofaniasSofanias Месяц назад
እልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልል ❤❤❤❤
@gerebrhantsige2707
@gerebrhantsige2707 4 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ⛪️🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@user-jk6wq1uv6h
@user-jk6wq1uv6h Год назад
Amen amen amen🙏
@user-jn8tg4qn9z
@user-jn8tg4qn9z Год назад
Amen Amen Amen
@aziebhabte-selasie7329
@aziebhabte-selasie7329 Год назад
Amen Amen Amen slase yhalwuna Abzezelenayo.
@hermontsegay3880
@hermontsegay3880 Год назад
Amen amen amen amlak xegueu ybzahlkum ftar
@susinazemichal851
@susinazemichal851 Год назад
Amen Amen amen
@NatnaelFeeshasion
@NatnaelFeeshasion 9 месяцев назад
Amen amen amen 😢
@KibromTekleab-nk1db
@KibromTekleab-nk1db Год назад
AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN
@tesfitjambo2979
@tesfitjambo2979 Год назад
Amen Amen Amen 🙏 👏 ❤️
@EryTria-qu3zh
@EryTria-qu3zh Год назад
Amen amen amen qalhwt ysmalna
@tsehayhabtemedhane6519
@tsehayhabtemedhane6519 Год назад
Amen Amen Amen ❤❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@redaemengistu3435
@redaemengistu3435 Год назад
Amen❤🎉❤🎉❤🎉
@ifjvicic4630
@ifjvicic4630 Год назад
አሜን አሜን አሜን 👏👏👏❤️❤️
@kuidusMekial12
@kuidusMekial12 Год назад
Amen3
@tsniatdesale8182
@tsniatdesale8182 Год назад
Slasie aboy degime znegdeka gbereni xelot qdus ayfeleyena❤🙏❤🙏❤💒💒💒💒💒💒💒⛪⛪
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 Год назад
Amlaekey Nigedamatina Ninegdelu gize yebshana solotom Bereketom ayfeleyena 🙏❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merhawittedros394
@merhawittedros394 Год назад
Amen amen amen 🥰 🥰 🥰
@askalutesfazgi4535
@askalutesfazgi4535 Год назад
Egzabher xegau yebzhalkum
@ewediErey8982
@ewediErey8982 Год назад
Amen Amen 🙏 🙏 🙏
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 3 месяца назад
አሜን አሜን አሜን ቃለሂወት የስምዓልና
@tseggaiweldeslasie8727
@tseggaiweldeslasie8727 Год назад
❤ Amen 🙏🎉❤
@MussieHaile-to6kn
@MussieHaile-to6kn 8 месяцев назад
Kale hiwe yesmealna
@azekriedengleyadegoytay5981
አሜን አሜን አሜን ናይ ባሐቂ ደስ ዝብል ምሕረት በርውከት ረዲኤት ናይ ቅድስቲ ስላሴ አይፈለየና
@efremgebreyonas5093
@efremgebreyonas5093 Год назад
Amen Amen Amen agaeztiy slasea alem bxlalom yhalwuna
@user-se7vt2nm4n
@user-se7vt2nm4n 2 месяца назад
amen amen amen
@beleri9119
@beleri9119 Год назад
Amen Amen Amen Kuburat Abotatna& Ahwatna kale Hiwet Yesmalna Bereketkum Ayfeleyena 💒❤️👍🙌🙏🏾
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 Год назад
Amen amen glory to God
@Finan_wel
@Finan_wel Год назад
Amen qal hiwet yesmealna ahwatena egziabher xegau yezhalka agelglotka yebarek….berketom yekfelena 🙏🏾
@elsayohannes4693
@elsayohannes4693 11 месяцев назад
ABSOLUTELY AMAZING AND VERY LOVELY ERITREAN CULTURE NICE SERVICE .GOD BLESS ERITREA AMEN 🇪🇷. 🇪🇷
@user-wc5pq2lo7r
@user-wc5pq2lo7r Год назад
Amen Amen Amen ⛪⛪⛪🙏🙏🙏
@bisratberhane4457
@bisratberhane4457 Год назад
Amen Amen Amen Admen teanan yehabka selasai Aboy beat Abrhamn saran zebareku beatna yebarkulna
@abrahamyohannes
@abrahamyohannes Год назад
Amen amen amen agzabher hagern yebarka
@rshantesfancial1392
@rshantesfancial1392 Год назад
Amen amen amen Betebona Abraham zbareku Slase aboy betna. Ybarukulna
@natsnetyemane2992
@natsnetyemane2992 Год назад
Amen amen amen kibri namlak
@berhaneteklehaymanot7663
@berhaneteklehaymanot7663 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሰይይ ኣብዚ ቅዱስ ገዳም ዝተሳተፉ ክቡራት መእመናን ጸግኡ የብዝሓልኩም በረኸት ሬድኤት ናይ ቅዱስ ስላሴ ኣይፈለየና ኣብ ኤሮፓ ንቕመጥ ኣሕዋትኩም ከኣ ጸሎትኩም ዘኩርና ኣነ ከምዚ ገዳም ክሰምዕ ከለኹ ዓይነይ ንብዓት ይቆጽር 😢 ሃገርና ተመሊስና ኣብዚ ቅዱስ ገዳም ክንበጽሕ ፍቃድ ቅዱስ እግዝኣብሔር ይኹን ድንግል ማርያም ብኣማልደነታ ትደግፈና❤⛪🙏
@tegstihabtemariam7491
@tegstihabtemariam7491 Год назад
Kbrin Msganan egziabher ykun 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@sabasimon4736
@sabasimon4736 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን አሰይ አብዚ ባርኾት ጎይታ ተኻፋሊ ክትከዉንሲ ከንደይ ጽቡቅ ነገር እዩ ተኻፋሊቲ ከንከዉን ከብቃዓና ቁዱስ ፍቃዱ ይኹን
@makueritrea2043
@makueritrea2043 Год назад
Barekeykum yekaflena Amen 🙏🤲💕
@mizangebreamlak2554
@mizangebreamlak2554 Год назад
Asey bhabar nameta amen❤❤❤
@tsegakiflay2373
@tsegakiflay2373 Год назад
Aseyyyyyyyyy Elelelelelelele.........des kebel kubur hawey kal hywet yesmealna 🙏
@briktiwelday9027
@briktiwelday9027 Год назад
በረኸምት
@tigsitiasmelashi3025
@tigsitiasmelashi3025 Год назад
Amen Amen Amen bereketkum ayfeleyena zmare mielekit yesmialna
@SemualBerhe
@SemualBerhe Год назад
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤