Тёмный

ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 40 ኣቡኡ ዘዋረሶ መንፈስ መከላኸሊ ጥይት ኢሉ ዘምጻሉ ፈተና ....  

ታኦስ taos tube  ( ናብ ትግርኛ ዝተተርጐመ ገጠመኝ )
Просмотров 1 тыс.
50% 1

‪@memihirtesfayeabera‬ ‪@eftahtesfasilase4230‬ ‪@tesfayeabera951‬ ‪@kesishailemelekotgirmatube7285‬ ‪@kesishenokweldemariam2240‬ ‪@kesishenoktefera835‬ ‪@bemnetnkhu5423‬ ‪@KABATRANOSTV‬ ‪@eriorthodox‬ ‪@nkutamirtsion‬ #like #comment #share #eritrea #ethiopia #habesha

Опубликовано:

 

15 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 24   
@BriBrhane-uc2vw
@BriBrhane-uc2vw День назад
ኣታ ብሩኽ ወደይ እግዚኣቢሄር ዕድመኻ የንውሓዮ ፈጣሪ ካልኣይ መምህር ተስፋየ ኮንካልና ኣጆኻ ዝወደይ ቐጽሎ ግን ብጸሎ በርትዕ ከይጻብኡኻ ድንግል ማርያም ጽግዒ ከለላን ትኹንካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@kiflegebrezgabher2090
@kiflegebrezgabher2090 День назад
እግዚአብሔር ዝተመስገነ ይኩን ጸጋኡ የብዝሓልካ ድንግል ማርያም ትሓልወካ
@KisanetShimangus
@KisanetShimangus 12 часов назад
ሰላምካ ይብዛሕ ዝሓወይ ቃለ ሂወት የስመዕልና፡፡
@AbGyy-rx8cs
@AbGyy-rx8cs 12 часов назад
ሰላም ኣምላክ የብዘሐልካ ናኦድ ሓውና ኣምላክ ምሳካ ይኩን ቃለ ሂወት የስመዐልና ❤❤❤❤❤
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ День назад
ጸግኡ የብዝሕ ክቡር ሓውና😊
@ማዓርግጓልኣብናሰላማ
ኣሜንን ቃል ህይወት የሰመዕልና
@YcXt-d3g
@YcXt-d3g 19 часов назад
❤❤❤❤❤
@مريمحبشا
@مريمحبشا 21 час назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AnbesAnbes-f2h
@AnbesAnbes-f2h День назад
እግዝኣብሔር ጽጉኡ ይብዝሓልካ ናኦድ ሓወይ ግን ኣብ መንጎ ናይ ኣባ ገሪማ ወንድሙ ኣተርጉምካ እንተተም ጽኣልና ክኣ ድስ ምበለኒ ይቅረታ ግን ናኦድ ሓወይ ደፊረ ከይከውን ስላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን
@ኤልሻዳይነውገታየ
ብሓቂ ይክብርልና ክቡር ሓውና❤❤❤
@yorkabelhbte
@yorkabelhbte День назад
edmen tenan yehabka fetari ❤❤❤🎉🎉🎉
@habenuser-dn3dv5cq7v
@habenuser-dn3dv5cq7v 4 часа назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ናኦድ ሓወይ ,ብሕልሚ ከልቢ ጎዩኒ ኣርኪቡኒ ኣብ ሕቆይ ይስቀል ብጣዕሚ ይፈርሕ ሽዑ ሓንቲ ጸላም ሰበይቲ ርእሳ ዝተሸፈነት በትሪ ዝሓዘት መነኮስ ኮይና ትስምዓኒ ሽዑ በጃኺ እለይለይ ይብላ ከመይ ጌረ እዚ ኣብ ሕቆኪ ዘሎ ከልቢ ኣዝዩ ረሳሕ ዩ ኢላ ትኣብየኒ ሞ ወላ በቲ ምርኩስኪ እለይለይ በጃኺ ከይነክሰኒ ይብላ ሞ በቲ ምርኩስ ጌራ ኣውዲቃቶ ረአዩ በሊ እዚ ዩ ኣፈርሒኪ ጸኒሑ ትብለኒ ኣነ ከኣ ዋይ እዚ እዩ ከምቲ ዝፈራሕክዎ ኣይኮነን ኢለ የመስግና .በጃኻ ፍትሓለይ ከቢድ ፈተና የ ዘለኩ እንተ ኪኢልካ ብውሽጢ ክረክበካ ብወላዲት ኣምላክ
@yohanaandat8616
@yohanaandat8616 14 часов назад
Egziabher ymesgen naod hawey enqae bselam mexieka ❤❤❤❤❤
@selamgh3379
@selamgh3379 7 часов назад
kale hiwet yasemalen 🙏🙏🙏
@bisratmihretab1745
@bisratmihretab1745 День назад
Bruk hawna Amlak xegeu yebzhalka ❤ 🙏
@ZufanKelelom
@ZufanKelelom День назад
agzaebher ymesgen hawna ankaa dahna metsaaka🙏🙏🙏
@nahomteklu9231
@nahomteklu9231 День назад
Tkkl blehal ❤
@roman-ig9dd
@roman-ig9dd День назад
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓወይ ❤👏
@IhhsHgg
@IhhsHgg День назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@nardoskidane9875
@nardoskidane9875 14 часов назад
❤❤❤❤❤❤❤
@sikosilo7487
@sikosilo7487 День назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@SolamaS
@SolamaS День назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@مريمحبشا
@مريمحبشا День назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@KisanetShimangus
@KisanetShimangus 13 часов назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Далее
ካብ ሰብ ትደሊ ንገዛእ ርእስካ ድለ
1:38:19