Тёмный
No video :(

ጉባኤ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ሃገረ ስብከት ሰሜን አሜሪካን ካናዳን 2019 2ይ ክፋል 

ቃለ ጽድቅ ዘተዋሕዶ Eritrean Orthodox Tewahdo Diocese
Просмотров 20 тыс.
50% 1

conference of Eritrean Orthodox Tewahdo Diocese of north American Candan part 2. Houston Texas 2019

Опубликовано:

 

15 ноя 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 82   
@gmanyem1057
@gmanyem1057 4 года назад
ንኩሉኹም እዝጊኣብሄር ይሓግዝኩም ፡እንተኮነ ኣባ ኣንጦንዪስ በዚ ዕድመ እዚ ምእንቲ ሕዝቢ ከይፈላለ ኣፈተዉንን ኢሎም ዘይወርዱ ነየናይ ዕድመ እዮም ተሪፍዎም፡ፈጣሪ ፈተና ክፍትነና ኢልዎ እምበር። ብዝኮነ ግን ንኩሉኩም ንናብ ልቡኩም ይምለስኩም ፈጣሪ።
@kesetehaile37
@kesetehaile37 3 года назад
እቲ ስልጣኖም ብዕድመ ዝውሰን ኣይኮነን። ብእምነት ጸገም ተዘይረኺብዎ ንሓደ ፓትርያሬክ ኣሪግካ፡ ሸምጊልካ፡ ዕድመ ድደፊእካ ኢልካ ካብ ስልጣኖ ዝውርዶ ስርዓት ቤተክርስትያን የለን።
@Tedawi08
@Tedawi08 Год назад
ezi tblo zeleka nab khdet kemzebxehaka do aytfeltn yemro ztewehabena nknhasbelu,yu slezi metkel khlwena ygbeo menti hgi aymanotka mot,wn ygbae,yu slezi menti hzbi knbl nebsna kenetfe aygbaen kulu seb nenwlku eyu zfred ankora,ka dea slemntay nkndzi ametat ab esur bet entay saeben sle zelewo,yu enda belna knhasb ygbeana
@tsegamebrahtu2395
@tsegamebrahtu2395 Год назад
እግዛብሄር ጸጉኡ ይብዛሓልኩም ቁዱሳን ኣቦትትና ንህዝብናን ሃገርናን ሰላምን ኪሳነትን የውርደላ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም።እግዛብሄር ምህረት የውርደልኩም ኩሉኩም ሰዓብቲ ኣባ ኣንጤኖስ መሸፈኒ መናፍቅነትኩም ነቦታትና ክትጸርፉን ኪትዝልፉን ግን ካብ እግዛብሄር ዓስብኩም ይክፈልኩም።ሓቂ ዳ ከመይ ገሩ ኪዋሓጠልኩም ኢምበር ።ሓንቲ እምነት ሓምቲ ሃገር ሓደ ሲኖዶስ ኢና እንኣምን ።እግዛብሄር ኣብ እምነትና የጽናዓና ።እሜን(3)
@danielkidane6051
@danielkidane6051 3 года назад
ኣነ ዝገርመኒ እቶም ኣብዚ ትጽሕፉስ ክንደይ ትደፉሩ ኣቦታትኩም ትጸርፉ ትዓርቁ ዲኹም ወለኹም ዋላስ ተባእሱ እንተኽኢልኩም ጸልዩ ኣይኮነን ኣብ ሓጢያት ኣይትእተው
@amthe55
@amthe55 4 года назад
እግዚኣብሔር ይግናሕኩም።እንተ ንውሑዳት ሰባት ተደናግሩ እንበር ኩሉ ፈሊጢኩም እዩ ሕጂስ።እስከበሉ ክንሪኢ ኢና ኣብታ ቅድስቲ ሓዋሪያዊት መንበር መን ኮፍ ከምዝብል ፡ኢድ ኢግዚኣብሔር ስለዘላ ድማ ከመይ ከም ትቀዝፍ ከተርእየኩም እያ።ዓለውቲ ሕጊ እግዚኣብሔርን ኣቦታትን።ኣሓት በተክርስቲኣን ከኣኒ ትብሉ ኣለኩም ፎእ አለናኩም እንድየን ዶ ዋላ ገዚእኩም ከተምጹኡ።እንተ ሃለቃ ሳሚኤል ግና ጽባሕ ከምትነብዕ እግዚኣብሔር ብ ውላድካ ከምዝቀጽዓካ ፍለት ከምታ ነቦካ ትገብሮም ዘለካ።ኣባ ቀርነልዎስ እሞ ዝበልዎ ዘይደግሙ እዮ ኣብ ድዞርዋ ዓዲ ድተፈላለየ ዘረባ መስቀል ተሰኪሞም መጻወቲ ገሮም።
@user-gz6ge9sk5c
@user-gz6ge9sk5c 4 года назад
ማዕዳ ኣቦታትና ንስማዕ ፖሎቲካን እምነትን ነፈላልዮ ጽቡቅ ንነብሱ ኩፉእ ንነብሱ ኢዩ የሕዋተይ ትም ኢልና ክንጻረፍ ኣይግባኣንን ኢዩ ጸርፊ ድኽመት ኢዩ ሪኢቶኻ ምጽሓፍ ግን ዓቢ ብርሃን መንገዲ ኢዩ ወድሓንኩም የሕዋተይ ቡሩኻት
@teklemsghina9099
@teklemsghina9099 Год назад
ናይ ኮራኹር ኣብረሃ ካሳ ኣኼባ
@adiamkbrom5284
@adiamkbrom5284 3 года назад
Amlak mhret yewrdelkum ziabeye frdi keybexhakum ayterfn eu. Mkniyatu nskum nnebskum tray zeykones nbzuhat ekum tegegu zelekum,kebey kal amlak kem zblena eti kabzom neashtu nhade zesht weyliu. Egzio meharene krstos!!!!!!!!!!
@Quayside2127
@Quayside2127 Год назад
Amen abotatna ajokum fetari msakum yu.❤️fquratey
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 2 года назад
Maska abune anthnios yehabkum, akeshehsti hgdef keshei hasot
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 5 месяцев назад
Aletaue. Aeikunen.. Ake.Eyu.Abona.Aunetenus.berketkum.yederena. ☝️🙏
@user-sf8ij5ky7p
@user-sf8ij5ky7p 4 года назад
ኣነ ዝገርመኒ ተልዩ ማኣስ እያ ኣበየናይ ክፍለ ዘመን እያ ነቲ ተከሳሲ ኣሲራ ከምዚ ኢሎም ገሮም እንዳበለት ዝከሰሰት ቤተ ክርስቲያን ፉንት ንፉት ደይኮነን ሕግና ሕጊ ተረገጽካዮ ተመሊሱ እዩ ዝረግጸካ ከም ዝበልዎ ኣቡነ እንጦንዮስ እዩ ከምዚ ምስ ራኣዩ እዮም
@erisoc109
@erisoc109 3 года назад
Kal hiwet yesemealna ,nezi keshi ezi hizka tedkiro ,entay yebhal beka kesab meas eyu menber delika seb megfae
@kesetehaile37
@kesetehaile37 3 года назад
ንመጀመርታ እዋን ኣብ ሃገርና ተፈጺሙ ኣሎ።
@salehsaaaleh8557
@salehsaaaleh8557 3 года назад
እቲ ንኹሉ ዝፈጠረ ኣምላኽ ይቕረ ይበለልና ግን ምርዳእ ምፍላጥ ግልጺ ከምዚ ዝኣመሰለ ንምእመናን ካብ ምጥርጣር የድሕንዩ ንኦርቶድክስ ኤርትራ ጽላሉ የጽልለላ እቲ ዘይድቅስ ጓሳ ኣይጋደፈና ኣሜን
@selemawitzemenfes3096
@selemawitzemenfes3096 2 года назад
Hasewti
@mistereufkrififi5372
@mistereufkrififi5372 4 года назад
ኩብራት ኣቦታት ብሓቂ የቅረ ይበለልና ነስብ ኣይትዕሽዉ ኣፎም ዓቢስኩም ከም ድላይኩም ጌርኩም ተጽልምዎ ኣለኩም
@erisoc109
@erisoc109 3 года назад
Kal hiwet yesemealna ,kesab meas eyom ketaluluna zehasbu zelwu ,zekfeiu tehadiso nay betkristian ezeom eyom ,abona gna edeme teinan yehabom
@danielkidane6051
@danielkidane6051 3 года назад
ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልና
@user-ju5hz4bj5k
@user-ju5hz4bj5k 2 года назад
Serekti zeytehafru
@misiambeyene2568
@misiambeyene2568 4 года назад
ካብዚ ኩሉ ኮለል ምባል ኣብታ ዘለኹማ ኮይኖም ቅሎም ዘይ ስማዕ ሓቂ እንተ ሃልዩኩም ሰብ ፋሕ ፋሕ ኣይ ተብልዎ በጃኹም !!!
@menkem7923
@menkem7923 4 года назад
Kof bel kbletselka afom abiskums kemdletkum gerkum tetselmwom kemti nskum edl rekibkum tzarebwo zelekum edl hibkum azarbwom emo hzbi kea yferd
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx Год назад
ኣገልገልቲ ኢሰያስ ኣፈወቂ እግዚኣብሄር ይፍረድኩም
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 4 года назад
Egzabhir ekire ybelelkum,ztedefne lbukum ykfet.🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@habenmhretab5811
@habenmhretab5811 4 года назад
ርእስኹም ኣስርሕዎ ባዕልኹም ክትዓርቁ ፡ክትሸሙ ፡ከተውርዱ ኣይትኽእሉን ኢኹም ጌጋ ምስዝህልዎም ኣሓት ቤቴክርስቲያን እየን ከስተዓርቃ ዝክእላ ንሱኹም ኣይካኣለኩሙን እዩ ብሰንኪ ዝንቡዕ ኣካይዳኹም ግን ምእመን ፋሕ ኣቢልኩምና ክትሕተቱ ኢኹም ድማ ቁሩብ ፍርሓት ይሃልኩም ኣሪግኩም ኢኹም ጽባሕ ክትገድፉዋ ኢኹም ንዓለም ሕቶኹም ቀረባ እዩ እንታይ ኢልኩም ክትምሉሱ ኢኹም ፍታሕ ንቡጹእ ወቁዱስ ዲበ ኩሉ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሃገረ ኤርትራ
@selemawitzemenfes3096
@selemawitzemenfes3096 2 года назад
Amlak serawityreialo gdefumeqzeftitqzefualekum
@kahsaybahta4442
@kahsaybahta4442 4 года назад
,እተን መናፍቓን ዘብላ ክሲታታ እንታይ እየን ? ከሳሲኸ ባዕሉ ፈራዲ ይኸውንድዩ ? እብርሃ ካሳ ኣብ ጉባኤ ቤተክርስትያን እንታይ ኣምጽኦ ?
@kesetehaile37
@kesetehaile37 3 года назад
ኣየ ቐሺ ሳሙኤል፧????????
@salehsaaaleh8557
@salehsaaaleh8557 3 года назад
ኢሂ ታይበዲሉ ግርምባ ኣፍ ኣውጺኣ እታ ኦርቶዶክስ ትመልሰልኩም
@FkroyKidane
@FkroyKidane Год назад
እዛ ኩላ ኣንጻር ቅድስት ቤተክርስትያን ኤርትራ ተዓጢቃ ትጎዓዝ ደላ ብፖሎቲካ ድተባዕጠጥ እንበር ቅንኢ ቤተክርስትያን ሃልይዋ ኣይኮነን። ጰጥሮስ ንስኻ ከዉሒ ኢኻ ንቤተ ክርስትያነይ ድማ ኣባኻ ክሃንጻ እየ ደገታት ሲኦል ድማ ኣይከናዉጹዋን እዮም። ድብል ቅዱስ ቃል ኣሎ።
@aronpicsartentertainment9577
@aronpicsartentertainment9577 2 года назад
ናይ ምንታይ ጣዕሳ እዩ ተጣዒሶም እስከ ኣቡሩሁልና
@neksesramsi8078
@neksesramsi8078 Год назад
Azni yeblkan diyu sebey
@aronpicsartentertainment9577
@@neksesramsi8078 እዝኒ ኣለኒ ግን እንታይ ሓሸውየ እየ ክሰምዓሉ
@kidanetsegu4866
@kidanetsegu4866 4 года назад
kubrat abotat kab guyy mal ksad mehaz haqi telykum entay eu menafknetom 1234 elkum zeytgelxu. zereba mbzah trgum yeblun Ezgabiher yqre ygberelna.
@lucheagirmatsion6350
@lucheagirmatsion6350 4 года назад
ንስካተትኩም ካህናት ካበይ እና ንረክባ እታ ሐቂ ንአምላክ አይትፈርሑን ድኩም እንታየይ ኮይንኩም እኩም ትሕስዉ ተመለሱ ናብ አምላክ ብንስሔ ብጹእ አቦና ቅዱስ እዮም ጽባሕ ንግሆ ከምቲ ሀብታም ሰብአይ እቲ ድካ አልአዛር አብ ገነት ምስ አቦም አብርሃም ኮይኖም ንስኩም ከአ ምስ አቦኩም ድያብሎስ ሐዊ ክትቃጸሉ ማይ እባ ሀቡና ክትብልዎም ኢኩም ህገደፍ መንግስትኩም እንተተዋሒስኩም ክትርኡ ኢኩም ዝአምነኩም ሰብ የለን አብ ሕጂ ሰዓት ምክንያቱ ኩሉ ሰብ ድምጺ ቅዱስ አቦና ሰሚዑ እዮ
@danielyerus3666
@danielyerus3666 4 года назад
Suk bel begaka aytesemen alka
@lucheagirmatsion6350
@lucheagirmatsion6350 4 года назад
አንቱም ደንቆሮ ንመን ከተታሉሉ ደሊኩም መዓልቱኩም ተጸበዮ ደሐን ወዲ 94 ዓመት አቦ እዮም እዞም ዉጉዛት ፖፖሳት በቢሐደ እከዱ አለዉ ናብ ድያብሎስ አቦኦም ብጹእ አቦና ግን ከምጸሐይ ክበረቁ እዮም አንታ ደንቆሮ ንስካ ከአ ሐቂ ተዛረብ 21 ክፍለ ዘመን ኢና ዘለና
@danielyerus3666
@danielyerus3666 4 года назад
@@lucheagirmatsion6350 beka akilkum nisa koina akimikum
@lucheagirmatsion6350
@lucheagirmatsion6350 4 года назад
@@danielyerus3666 እንታይ እሞ ክንገብር ደሊካን ንዓካትኩም ጣኦት ዘምሉኩ የሕዋት ሒዚና አምላክ ይምሐርኩም እቲ ሐቀኛ አምላክ ከተምልኩ የብቅዕኩም አሜን
@adiamissac896
@adiamissac896 4 года назад
Luchea Girmatsion ጠኦት ተምልኩ እንታይ ማለትኪ እዮ ???
@user-uz9qe6rw4z
@user-uz9qe6rw4z 3 года назад
ናይ ምንታይ ፌርማ እዮም ክፍርሙ ኣነስ ዘይፈለጥክዎ
@mistereufkrififi5372
@mistereufkrififi5372 4 года назад
ንስኩም ደኣ ናብ ልብኩም ተመለሱ አንበር ንሶም መስ ልቦም አዮም ዝልዉ
@erisoc109
@erisoc109 3 года назад
Nay behaki tebarek ,wedi 94 amet asiska yezreb
@semerewelderufael2233
@semerewelderufael2233 3 года назад
facebook.com/alexda8/videos/2840985626221509/ ነዚኣ ረኣይዎ እሞ ባዕላ ክትምህረኩም እያ
@salehsaaaleh8557
@salehsaaaleh8557 3 года назад
እግዝኣብሄር ሓቂዩ ሓቂ ድማዩ ዝርድኣናሞ ከምዚ ዝኣመስለ ርጡብ ሓበሬታ ዝሃብካና የቐንየልና ንዓይ ካብ ጥርጥር ኣውጺእካኒ ከምዚ ኢታት ምደለን ግን ከመይ ክረኽበካ ይኽእል ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
@rshanftwi902
@rshanftwi902 4 года назад
Egzio
@kbromgebrehiwot3305
@kbromgebrehiwot3305 2 года назад
ቀሺ ሳሚኤል ኣይትፍረድ ካይትፍረድ
@habenmhretab5811
@habenmhretab5811 4 года назад
ሰብ ንነብሱ እዩ ዝብድል እምበር ንሶምስ ኣሰር ቁዱሳን ተኸቲሎም ዝኸዱ ዘለዉ ቁዱስ ኣቦ እዮም እቲ ትምቢት ድማ ፈጸምቲ ኮይና ኣለና ሎሚ ንሶም ኣቦና ጽባሕ ንሶም ኣቦና እንተ ንሱኹም ካኣ ወዲ ኣፈወርቂ ዝጎዶሎ መሉኡሉ ሉኡኻት ህግደፍ
@peacepage
@peacepage 4 года назад
Nay eseyas ab lielekum akemtkum nay kudsan ke nabey keydu
@yemanegebru806
@yemanegebru806 4 года назад
ኣቤት ኣቤት ኣቤት ፓትራሪኽ ኮሎ ብሂወት ኣብ ገዛ ዓጽካ ክንድዚ ምጽላም ባዓልኩም ከሰስቲ ባዓልኩም ካኣ ፈረድቲ እግዛቢሄር ኣምላክ ይቅረ ይበለልኩም እምበር ኣብዚ ግዜ እዜ 21 ክፍለ ዘመን ከተዕሽውው ኣይትክእሉን ኢኩም ሕማቅ ግዚ ክፍትን እምበር ክቀትል ኣይመጽእን እዩ ።ባዓል ኮኔሪል ኣብራሃ ካሳ ከ እንታይ እዮም ዝገብሩ ነይሮም ? ናህትኩም መልሲ ካኣ ፍሉጡ እዩ ንሱ ካኣ ቁድስ ቁርባን ይወስዱ ኒሮም ከምትቡሉና ፍሉጥ እዩ
@habenmhretab5811
@habenmhretab5811 4 года назад
ኣታ ቁሩብ ፍርሓት ኣምላኽ የብልካን ሴፍ ሒዝኩም እንዳ ኣፈራራሕኩሞምስ ከምዚ ኢልካ ካኣ ክትዛረብ ኣብነብስኻባ ትዉረድ ግን ባዓልንስኻ ኣምልኾተ እግዝኣብሄር ገዲፍካ ንምድራዊ ኑጉስ ተገልግል ዘለኻ
@erisoc109
@erisoc109 3 года назад
Kal hiwey yesemealna ,ezom genzebn medrawi mengstin eyu abomueom
@salehsaaaleh8557
@salehsaaaleh8557 3 года назад
ይቅረ ይበለልካ ፈጣሪ እታሴፍ ዝበልካያ ንስኻ ኢኻ ትፈልጣ መስጣ እዛ ሃይማኖት የውርደልኩም
@hanaeysu7841
@hanaeysu7841 2 года назад
This is not really right please God see you everything 🙏
@mdreagazit6794
@mdreagazit6794 4 года назад
Abiet hasotn drama, wekil seytan iyu ezi tezarabai sebai
@erisoc109
@erisoc109 3 года назад
Nay behaki bruk,ezeom beka tsaeda kedan zetekednu wethaderat eyom ,
@mdreagazit6794
@mdreagazit6794 3 года назад
Brgts
@jemahagosentertainment6984
@jemahagosentertainment6984 3 года назад
Aytgageyou ahwat
@user-ug7cy4em6u
@user-ug7cy4em6u 2 года назад
ንስኹም ነታ ሓገር መከራ ተብዝሑላ ንሶም ከኣ በረከት የምጽኡላ ኣቦይ ቀሺ ሳሙኤል ኣበይየናይ ሰማይ ኮን ክታትዉ ኢኹም
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 года назад
nonono☝️👎
@user-cy9lz1pe6c
@user-cy9lz1pe6c 4 года назад
ኣቦታተይ ኣይትጽዓሩ ኣብ ደገ ዘለዉ ሲኖዶስ ናይ Facebook፡ ብትሪ ክሳድ እምበር ብሓልዮት ቤተክርስታያንን ሓልዮት ህዝብን ዝጎዓዝ የለን ስለዚ በታ መገዲ ሓቂ ዝኩዱ ደቅኹም ጥራይ ኣክቡ።
@danielkbrom8735
@danielkbrom8735 3 года назад
ሓቂ
@danielyerus3666
@danielyerus3666 4 года назад
Amennnnnnnnnnnn
@tesfusyum7296
@tesfusyum7296 2 года назад
Kkkkkkkk
@habenmhretab5811
@habenmhretab5811 4 года назад
ልቦም ዘይጸረየ ትብል ኣቀዲምካ ልብኻ ኣጽሪ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኮሎ ከመይ ኢሉ ፍትሓት ዘወልዲ ክህብ ይኽእል ንሶም ከቅሩቡኹም እዩ ዝግባእ ፍርዲ ኣላ ዳሓን ንሕናስ ነቲ ከከም ግብሩ ክፈዲ ዝክእል ኣምላኽ ገዲፍናዮ ኣለና እንተ እቲ ዝንቡዕ ኣካይዳኹም ግን ዝስዕበኩም የሎን መፍረስቲ ሕጊ
@semerewelderufael2233
@semerewelderufael2233 3 года назад
ፍትሓት ክህብ ከሎካ ይቅረታ ኢሉ ተመሊሹ እዩ ነይሩ ሓወይ ነዚኣ ከኣ ረኣያ ሓቅነቶም ክትርእዮ facebook.com/alexda8/videos/2840985626221509/
@thewayofjustice9466
@thewayofjustice9466 4 года назад
ኣቦይ ቀሺ ሳሙኤል ክንደይ ትደፍር መሳርሒ ኢሳያስ ምኻንካ እዩ ተፈሊጥካ ኢካ ኣባ መልከ ጼድቅ ጸርፊ እኳ ግቡእ እንተዘይ ኮነ ንናይ 12 ዓመት እሱር ቤት ሱባኤ እዮም ኔሮም ዝብሉ ዘይናይ ቤተክርስቲያና ትምህርቲ ዝነግሩ።
@user-np6gd3su8b
@user-np6gd3su8b 3 года назад
ቀጠፍቲ መደናገርቲ። የኣኽለኩም ቅድሚ ሕጂ ንሕዝቢ ዘደናገርኩሞ የኣኽለኩም። መመሊሱ መፍኮሲኹም እምበር ዘኣምነኩም የለን ቀጠፍቲ። ብሰንክኹም ሕዝቢ ተበቲኑ ኣብ ጭንቀትን መከራን ይርከብ ኣሎ!
@Ezgihareya
@Ezgihareya 4 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Abona Lke Kahnat
@amanueltecleberhan3848
@amanueltecleberhan3848 4 года назад
ኣታ ንመንዮም ኢኹም ከተዕሽውዎ ደሊኹም ለኽባጣታት ቆሚሽቲ ተኸዲንኩም መስቀል ናይዝሓዝኩም ኣይኮነን ኣቕሽቲ ክትበሃሉ መንገዲ ኣምላኽ ምስእትኸዱ ኢዩ
@negassih6042
@negassih6042 4 года назад
ወይ ሕፍረት ካብ ንኣምላኽ ንህዝብኩምን እተገልግሉስ ንድያብስ ኢሳይስ ከተገልግሉ መሪፅኩም: በሉ ምሕረት የዉርደልኩም እምበር : ኣባ ስንጠኖስን ኣባ መቓርዮስን እሲ ኣርካናት ናይ ታ ሃወርያዊት ኦቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ምኳኖስ ብኩለን ኣሐት ኦርቶክስ ተመስክሎም ኡዩ:: እዚ ዘረባክምስ ከምዞም ኸማኻርኩም ዝኣመሰሉ ንሃዋርያ ጳዉሎስ ምስ ከሰስዎ ስለ ዘዘከረኒ በሉ እነሀልኩም ኣንብብዎ :: 2ይ ቆረንቶስ 11 13፤ ከምዚኣቶም ዝበሉ ሰባት ከኣ ሃዋርያት ሓሶት፡ ዚጥብሩ ዓየይቲ፡ ርእሶም ንሃዋርያት ክርስቶስ ዜምስሉ እዮም። 14፤ ሰይጣን እኳ ንርእሱ ንመልኣኽ ብርሃን የምስል እዩ እሞ፡ እዚ ኣየገርምን እዩ። 15፤ ስለዚ ኸኣ እቶም ኣገልገልቱ ንርእሶም ነገልገልቲ ጽድቂ እንተ ኣምሰሉ፡ ዓብዪ ነገር ኣይኰነን፡ መወዳእታኦም ግና ከም ግብሮም ኪኸውን እዩ።
@dngley274
@dngley274 2 года назад
Hasewti
@user-pp5mj5xn6m
@user-pp5mj5xn6m Год назад
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ሓድነት ይፍጠረልና
Далее
БАТЯ И ТЁЩА😂#shorts
00:58
Просмотров 1,7 млн
ቃለ ቡራኬ
51:14
Просмотров 1,5 тыс.