Тёмный

ጉዕዞ ቤተ ክርስቲያንን ፈተነታታን ኣብ ጉዳይ ተሐድሶ መናፍቃን ካልኣይ ክፋል 

Welta Tewahdo Ze Eritrea
Подписаться 21 тыс.
Просмотров 86 тыс.
50% 1

ወልታ ተዋሕዶ ዘኤርትራ

Опубликовано:

 

19 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 460   
@entenfakersientaykonmukena9654
ብጣዕሚ ጽቡቕ እግዚኣብሔር ጽጉኡ የብዝሓልኩም ሓደራ ከይተቃርጽዎ እዚ ብዛዕባ ናይ ተሃድሶ ክሳብ መቃርዮስ ዘለዉ ክሕደት ኣነጽርዎ ሓደራ ንህዝቢ የደናግሩ ኣለዉ ሞ ክሳብ ኣብ ምደበራት ተለብዝዮን እንዳ ጎስጎሱ ከም ዜና መሳሊ ንሃገር ሓለይቲ ኢና እና በሉ ዝገብርዎ ዘለዉ ኣነጽርኩም ብፍላይ ናይሰሜን ኣሜሪካ ዘለዉ ትኻሉ ንህዝብና ኣነጺር ክፈልጦም መታን ቀጽልዎ ኣብ ጎኑኩም ኣሎና በዚ ኣጋጣሚ ኩብራት ህዝበክርስትያን ደዊልና ዲና ብጽሑፍ ዘድሊ ድጋፍን ሓገዝን ሞራልን ክንህቦም ይላቦ እግዚኣብሔር ሰላሙ የውርደልና።
@frelisanabew
@frelisanabew 5 лет назад
*ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጋኹም የብዝሓዮ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መምሃራን ቤተ ክርስትያን ሓደራ ከይተቃርጽዎ እቲ ዘሎ ህሉው ኩነታት ተንቲንኩም ነቲ ሓቂ ንኩሉ ኣፍልጥዎ* !
@adiamrusom3201
@adiamrusom3201 5 лет назад
Amen amen amen Qlihiwet yesmialna. Ortodokis Enkai mimahran haliwiwa. Egziabir amilak xgiau yebizihialkum
@user-ny3dj3ho3j
@user-ny3dj3ho3j 5 лет назад
አሜንን አሜንን አሜንን ቓለ ህይወት የስምዓልና መማሃራናና ተዋህዶ ኦርቶዶክስ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጋውን የብዘሐልኩም!!!!
@niqodimosawet1228
@niqodimosawet1228 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እንቃዕ ናትና ኮንኩም ብሓቂ እግዛኣብሄር ዘመን ኣገልግለትኩም ይባርኽ
@user-yk7wp2nm3y
@user-yk7wp2nm3y 5 месяцев назад
ናይ ብሓቂ፡ቃል፡ሂወት የስመዓልና ጸጋኹም የብዝሓዮ ብጣዓሚ፡ደስ በለን መችመ ነዛ ሃይማኖትናስ ኩሉ ዝደኣ ኣጀኩም፡በሉ፡ደቂ ተዋሃዶ ደቂ አሞ ብርሃን❤❤❤❤
@user-dl2yw2ii4u
@user-dl2yw2ii4u 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጋኹም የብዝሓዮ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኩቡራት ኣቦታተይ የሕዋተይን እግዚኣብሄር ኣምላክ ጽጋኡ የብዝሓልኩም በጃኩም ጽቡቅ ገርኩም ደክምና ካይበልኩም ኣስፍሕኩም ግለጽሉና ኢኩም ሓደራ ቀጽልዎ እግዚአብሄር ይባርኩም ይሐግዝኩም እመብርሃን ኣብዝሓ ትባርኩም ::
@Dan-zl8qc
@Dan-zl8qc 5 лет назад
ቃለ ሕይወት የስመዓልና ብርሃናት ቤተክርስቲያንና !!!
@kahsay-sr6mx
@kahsay-sr6mx 2 года назад
ኣሜን አሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@moskotawet7593
@moskotawet7593 5 лет назад
ዓሚቅ ትምህርቲ ፡ ኢንቃዕ ኣነስ ናትኩም ኮንኩ
@tewldegheresgher5194
@tewldegheresgher5194 5 лет назад
ብሐቂ ደስ ዝብል ትምሕርቲ ናይ በሐቂ ቡዙ ሕነገር ፈሊጥና አምላክ ፀጋ ጸሎትኩም አይፈለየና አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐና ።
@user-vi4xm5wb9s
@user-vi4xm5wb9s 5 лет назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ሃዋርያት ዘመንና ሃልውልና ከይንተፍእ የህዋትኩም
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🔑🌿🌴💘🌿⛪✝️
@asteryohanse3079
@asteryohanse3079 5 лет назад
ኣሰይ ደስ ክብል ኣዝዩ ጠቃሚ ዝኮነ ትምህርቲ እዩ ።ቀጽልዎ ንጹህ ዝኮነ ትምህርቲ ናይ ቤተክርስትያን ንምብራዝ ከይደቀሱ ንዝሓድሩ ኢድኩም እግርኹም ኣክቡ ኣለናላ ዋልታ ንተዋህዶ ደኣ በሉልና ኣቦታትና መምሃራን ሓደራ ቀጽልዎ እመብርሃን ኣብዝሓ ትባርኩም ኣቦታትና።
@merhawiberaki9610
@merhawiberaki9610 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና እግዛቢሄር ጻጉኡ ይብዝሓልኩም
@tekia8416
@tekia8416 5 лет назад
ቃለ ሂወት የስማዓላና ኣቦታት ካህናት የሕዋት ዲያቆናትን አግዚብሄር ኣምላክ ዘይሃስስ ጸጋ ይዓድልኩም ። መምህር ቲድሮስ አዚ ዘድልኩምልና የቀንየና ፣
@guashkahsay8334
@guashkahsay8334 5 лет назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡራት የሕዋተይን ኣቦታተይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጽጋኡ የብዝሓልኩም በጃኩም ጽቡቅ ገርኩም ደክምና ካይበልኩም ኣስፍሕኩም ግለጽሉና ኢኩም እመ ኣምላክ ንኣቦና ቅዱስ ኤፍሬም ሰርያዊ ልስኑ ባሪኻ ከም ዘመስግን ከም ዝገበረቶ ንዓኩም ልሳምኩም ባሪካ ስለ ቤተ ክርስትያን ደው ክትብሉ ትሓግዝኩም
@awetabraham1157
@awetabraham1157 5 лет назад
Amen amen amen qale hiwet yesmeana ,Sm Eghzabher amlackna zkeberen ztemesgenen ykun xegiun bereketun yebzhalqum abotat, kahnat memahran diakonat
@danielkidane3572
@danielkidane3572 5 лет назад
ድያቆን ኣስመላሽ ናትካ ነገር ብጣዕሚ ዝተሓዋወሰ እዩ። ወንጌል ይሰብኽ ኣለኹ ኢልካ ብወሓለ መልሓስካ፡ ጅማውትኻ ክሳብ ዝግተር ትዛረብ። በቲ ሓደ ተጠዊኻ ከኣ ጭብጥን ኣፍልጦን ዘይብሉ ሰባት ተጸልምን ፍልልይ ትሰብኽን። ንዓይ ክምልስ ዘገደደኒ ግን ንካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ማለት ምንጪ ናይ ብልሽውና እያ ምባልካ እዩ። ቑሩብ ከ ኣምላኽ ኣይትፈርሕን ዲኻ? ካልቶሊክ ማለት ፍቕሪ እያ። ኣብ ካቶሊክ ከምዚ ናትካ ክትምህር እንተኾይንካ ንባዕልኻ ብዙሕ ዓመት ተማሂርካ፡ ብመንፈሳውን ዓለናውን ትምህርቲ በሲልካ፡ እንተወሓደ መዓርግ ክህነት ክህልወካ ይግባእ። ኣብ ካቶሊክ ድያቆን ማለት ኣብ ቅዳሴ ሓጋዚ ካህን ካብ ምዃን ሓሊፉ ክምህር ውን ደረጅኡ ኣይኮነን፥ ሽሕ ግዜ ይፍለጥ!! ከምዚ ናትካ ቤተክርስትያን ወኪሉ ንካልኦት ከጸልም ከኣ እሞ ዘይሕሰብ እዩ። ብመሰረቱ ውን ፍቕሪ እዮም ምሂሮሙና። ብልሽውና ማለት 1.ሰባኺ ወንጌል የ እናበልካ ወጽዓ ህዝብኻ ዕሽሽ ምባል፡ ወይ ኣይምልከተንን እዩ ምባል። 2.ጳጳስካ የእሲርካ ንህዝቢ ነንበይኑን ዝተዘባረቐ ሓበሬታ ምሃብ። 3. ኣብ ጉባኤ ቤተክርስትያን ጀነራላት ሓዊስካ ምስኦም ምዝታይ። ስለዚ ኦርቶዶክስ ብከማኹም ትውከል እንተኮይና ምሕዳስ ከማን ክውሕዳ!! እዚ ክብል ከለኹ፡ ነቶም ሓቂ ዘይትፈትዉ መራሕቲ እምበር ንህዝብን ነቶም ጸግዒ ሓቂ ዝሓዙን ኣይኮነን ዝምልከት። ስለዚ ድያቆን ካብ ካቶሊክ ብዙሕ ክትመሃር ምተገብኣካ። ግን መምኅር እየ ስለትብል፡ ክትመሃር ክንደይ ከይትደሊ።
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 5 лет назад
Kidane Daniel 👌
@kidanetewelde2222
@kidanetewelde2222 3 года назад
Amen Amen Amen qla hawet ysmealne amlak xega ybezhalkim
@abinabokre844
@abinabokre844 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኣቦታትና ልቃውንት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንኹሉ መናፍቕነት ምላሽ ብምሃብ ዝመሃሩና ቃለህወት የስማኣልና :: ከምኡ ድማ ኣብ ልብና ሃዲሩ ንኹሉ ምላሽ ንምሃብ ብመንፈስ ቅዱሱ ድልዋት ይግበረና !!!!! እንቋዕ ብሰላምና ብርሃነ ልደቱ ኣብቃና ::
@mehariyemane7185
@mehariyemane7185 5 лет назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣገልገልቲ ደቂ ክርስቶስ የሓዋት ኣቦታት ጸግኡ የብዝሕልኩም ።ድያቅን ኣሽመላሽ ሓውይ ጠፍእኻና መስረት እምነትና ኸይተሓለካ እተፍልጠና ዘለኻ ሓቀና ናይ ኣቦታትካ ዝሓዝካ ከመኻ ይሰሱልና ንቅድስቲ ቤተክርስትያ
@RstiAbotatey19
@RstiAbotatey19 5 лет назад
ፅቡቅ ቀፅሉ ኣምላኽ ይባርኩም ግን ሕቶ ኣለኒ ጉዳይ ሃገርና ኣብ ኣቡነ ፊሊጶስ በፂሕኩም ጉዳይ ኣቡነ እንጦኖስ ዘይተዛረብኩም ስለ ምንታይ
@tesfaalemhabtom6098
@tesfaalemhabtom6098 5 лет назад
ሓቂ ክትፈልጥዋ አኩም ሓራ ከተውጻኩም አያ ፡ ብዝሃለፈ ታሪክ ግደፎ፡ ሕጂ ወንገል ጥራይ ሲበክ ፡ የቀነልና ሓወይ ብሩክ፡ተባረክ,፡ ፡
@user-db9od2eb9f
@user-db9od2eb9f 4 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡራት ልቃውንቲ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@user-qu2ho5dr9k
@user-qu2ho5dr9k 5 лет назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ቃል እንካእ ናትኩም ኮንኩ ኣቦታትና ንበሩልና እዚጋብሄር ኣስቢ ድካምኩም ይሃብኩም
@sagalaney4676
@sagalaney4676 5 лет назад
ኢንጀራ ኣለም ብላእ ድየኮን ኣችመላች ብሓቂ መካነ ሂወት ተሃድሶ ምንባሩ ብወገነይ ክምስክር ጋኣለይ ሒዘ ይከይድ ነረ ኣብ ስብከቶም ደኩተር ፍጹምን ተክላኣብን ክሰብኩ ከለዉ ሓንቲ መንፈሳዊት ኣደ ጋልመሕበር ኢሎም ክሰብኩ ንሰሞኦም ነርና ኣብዚ ዘለኩዋ ሃገር ክእ ነደይ ማርያም ካብ ሰብ ኢያ ተወሊዳ ሓጢያት ሒዛ ኢያ ተወሊዳ ዝብሉ ሰባት ኢዮም ተሃድሶ ግን ኣምላክ ይቅረ ይበለሎም እንቶ ንእካትኩም ኣምላክ ኢዱ ኣሚን
@Entertainment-pz3ud
@Entertainment-pz3ud 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦታት ኣሕዋት መማህራና ብሓቂ እንቃዕ ሓውኩም ኮንኩ ደስ ዝብል መግለጺ ሩዱእን ጉሁድን እዩ ኣነ ከኣ ሓንቲ ሕቶ ኣለኒ ንሳ ድማ ናይ ሃገርና እያ ብዛዕባ ኣቡነ እንጦንዮስ ምስ እዞም መናፍቃን ሕብረት ኣለዎም ይበሃል እዩ ስለዚ ከመይ እዩ መግለጺ እንተ ትህቡና ጽቡቅ ኔሩ
@nahoosenay10
@nahoosenay10 5 лет назад
እንቋዕ በሰላም መፃእክሙ!!! ግዕዝ ትምህርቲ ተትምድብሉ ፅቡቅ ይመስሊነ።እግዚኣብሔር ይባርኩም
@selinahailetecle5564
@selinahailetecle5564 3 года назад
AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena memeheraina 🤲🤲🤲⛪⛪⛪❤💚💛
@edengebreamlak7505
@edengebreamlak7505 7 месяцев назад
xega abe leali xega yebzhalekum ❤❤❤💒💒💒🙏🙏🙏
@helenabraham1560
@helenabraham1560 5 лет назад
ናይብሓቂ ጽቡቅ ኣስትምህሮ አዩ ቀጽልዎ ኣምላኽ ይባርኩም 🙏🙏🙏
@merhawiteklezghi5938
@merhawiteklezghi5938 5 лет назад
Amien kale hiwet yesmaelna ኩሉ ጊዘ ከምዚ ጌርኩም ከተስተምህሩና ኣምላኽ ይሓግዝኩም ነቶም ኣብ ከባቢ ቤተክርስትያን ዝርሓቕና ከኣ ይጠቕመና ስለዝኾነ please ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባረኽ መፈጸምታኹም መፈጸምታ ኩዱሳን ይግበሮ ኣሜን(3)
@user-ce1rn5yc5m
@user-ce1rn5yc5m 5 лет назад
ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ኣብ ልብና የሕድሮ።
@zaidlegese7264
@zaidlegese7264 5 лет назад
ኣሜን ቃል ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሕልኩም ብሓቂ በታ ሓንሳብ ንቅዱሳን ዝተዋህበት እምነት ጸኒዕና ክንነብር ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ትሓግዘና ።
@thashraj1541
@thashraj1541 5 лет назад
እግዝኣቢሄር ኣምላኽ የመስገን ነዚ ዘስማዕክሙና ሊቃውንቲ ኣቦታትናን ሊቃውንቲ ኣሕዋትናን ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም እግዝኣቢሄር ኣምላክና ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ኣምልኾን ወትሩ ንግዝኣቢሄር ኣምላኽና የኹኖ
@user-sv4rt7nh7u
@user-sv4rt7nh7u 5 лет назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ፡ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ፡የብዝሐልኩም
@medhanietesfamariam4109
@medhanietesfamariam4109 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጉኡ የብዛሓልኩም ኣባታተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም እግዚኣቤሔር ኣምላክና ሎሚስ ተፈልጦም ኢዮም መናፍቂን ናብ ልቦም ድኣ ይምሎሶም ።
@mikaelat4557
@mikaelat4557 5 лет назад
ኣሜን ባሓቂ ንሱ ኢዩ እቲ ሓቂ፡ እግዛብሄር ኣምላክ ዕስቡኩም ይሃብኩም ኣቦታትት ኣሕዋትት። እዚ ኣርእስቲ ጊዚኡ ኢዩ እሞ ብስፍሕ ዝበለ መልኩዑ ክስራሓሉ ጊዚኡ ዝኣከለ ይመስል እሞ ኣይትሕመቁ።
@user-yz2sz4eq4f
@user-yz2sz4eq4f 5 лет назад
ጽቡቅ መግለጺ በሓቂ ንኣፍልጦ ኮይንና ኣሎ መስረት ተሃድሶ እግዚኣብሄር ዕድመ የሃብኩም
@user-be2sk6rk7j
@user-be2sk6rk7j 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ሊቃውንትና ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ፈጣሪ ደቂ እመብርሃን መጊብኩምና ካብ ማዓርን ጸባን ዝጥዕም ቃል እግዚኣቢሄር መድሃኔኣለም ይኽበር ይመስገን ናዓና ዝሰማዕናዮን ዝተማሃርናዮን ኣብ ልብና የሕድረልና
@mebgeb4740
@mebgeb4740 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ሊቃውንት ኣቦታት ከምኡ ይሕዋት ብሕቂ ደስ ዝብል ቃል ።
@user-qw1sd8mn5j
@user-qw1sd8mn5j 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ናያጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ንስኩም'ስ እንካእ ናትና ኮንኩም
@lulishow582
@lulishow582 5 лет назад
Amen amen amen qal hiwet yeamaelana
@user-hu1lq7es5y
@user-hu1lq7es5y 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦታትና መምሃራን እግዝኣብሄር ኣምላኽና ጸጋ የብዝሓልኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩምን ይቀድሰልኩምን ኣሜን።
@filmer7060
@filmer7060 5 лет назад
Amen kale hiwet yesmalina.
@ilovemyself9522
@ilovemyself9522 5 лет назад
ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፡ ኣነ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ብዛዕባ ካልእ ሃገራት ምንቅስቃስ ተሃድሶን ካልእ ዕንወትን ጽቡቅ ጌርኩም ኣብሪህኩምልና ኢኩም ፡ ሕጂ ግን ተደልዩ ዘሎ ሓሳብ ብዛዕባ ፓትርያርክና ኢዩ ማለት ኣቡነ ኣንጦንዮስ ምኽንያት መእሰሪኦምን ካልእን ዝብል ሓሳብ እንተ ኣለኩም በጃኹም ንገሩና ፡ ብዛዕባ ሃገርና ብዙሕ ዘይተዘረበ ኣሎ ፡ ስለዚ ኣስፍሕ ኣቢልኩም ግለጹልና ። From Germen
@natnaeltekie4435
@natnaeltekie4435 5 лет назад
ፍትኖተ ሎዛ ትብል ቻነል ብሰፍሑ ተገልጹ ኣሉ ብሩከይ ኣውኡ ተወከስ እካ
@ilovemyself9522
@ilovemyself9522 5 лет назад
@@natnaeltekie4435 እንተ ኺኢልካ link እባ ስደደለይ
@yitebarekgebrehans
@yitebarekgebrehans 5 лет назад
Facebook natka xhafelna bruk hawey
@natnaeltekie4435
@natnaeltekie4435 5 лет назад
@@ilovemyself9522 eta link abyatini sle zela Fecbook telka sidedeley emo ksedelka eye brukey
@natnaeltekie4435
@natnaeltekie4435 5 лет назад
@@ilovemyself9522 natnael tekie tibl atka natey add bela eka sial nay kdanemhret alewa
@kiflayhabtemichael5349
@kiflayhabtemichael5349 5 лет назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna nay behaki xegu yebzehalkum fetari
@yitebarekgebrehans
@yitebarekgebrehans 5 лет назад
ኣምላክ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም፡
@kidanekahsay4967
@kidanekahsay4967 5 лет назад
Amen amen amen qal hiwet yesmealna egziabihier amlak tsegeu yebzhalkum
@MK-rg1og
@MK-rg1og 5 лет назад
ኣሜን (3)ቃለ ሂወት የስማልና እግዛብሀር ጸግጉ የብዛህልኩም
@fiyoriataklti920
@fiyoriataklti920 5 лет назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መመህራን እግዛቢሄር ጥበቡን ምስጢሩን ይግለጸልኩም
@wintatemesgen3894
@wintatemesgen3894 5 лет назад
ቃለ ሕይወት የስመዕልና:: ይበል ጽቡቕ ትምህርቲ:: እግዚአብሄር ይባርኩም ይሐግዝኩም:: አጆኹም መድሐኔ አለምን ቅድስቲ ድንግል ማርያምን አይፈለይኹም::
@GoingUp-cg6wl
@GoingUp-cg6wl 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለ ሂወት የስመዓልና መማሃራናና።
@habtomissak3967
@habtomissak3967 5 лет назад
Kale hiwet yesmealna
@awitamehari4258
@awitamehari4258 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩብራት ኣቦታት መማህራንንን ብዲጋመ ቃል ሂወት የስመኣልና እግዝኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩ። pls keep it up !!!
@user-ow2fx9up7t
@user-ow2fx9up7t 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡራት ይሕዋተይ በረክትን ረዲኤትን ኣማለድነት ናይ ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ምስኩላህና ይኩን ። so ሓንቲ ሕቶ ክሓትት ኣብ ካርቱም ሱዳን ዘሎ ታሃድሶ ኣሎ ይብሉና ታሃድሶ ማለት እንታይ ማለት እዩ ብከመይ ከ ክንጥንቀቅ ንክእል ይቅሬታ እንዳ ሓተትና ኢና፡
@mebratomamanuelbahre2544
@mebratomamanuelbahre2544 5 лет назад
ሓወይ ሓቂ ትፈቱ ኢንተ ኮይንካ ብዛዕባ ዘላቶ ሕጂ ዘይ ትዛረብ
@mebratomamanuelbahre2544
@mebratomamanuelbahre2544 5 лет назад
ጎስጉስ ከይ ጎስጎካ ዳኣ መን ክመጻካ ትደሊ ኣለካ መጀመርታ ድካምካ ግለጽ ሓቀንኛ ስዓቢ ኢየሱስ ኢንተ ኮይንካ
@semeregebremeskel4113
@semeregebremeskel4113 5 лет назад
ቃል ህወት የስመዐልና ኣቦታትና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልግለትኩም ይባርኽ
@tiumezghisbhatu2073
@tiumezghisbhatu2073 5 лет назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦታት ኣሕዋት ክብረት ይሃበልና ኣሜን።
@henokgebru9976
@henokgebru9976 5 лет назад
Amen kale hiwet yesmealna memharana egziabher zemen agolgulotkum ybark
@መርኆሕይወት
@መርኆሕይወት 5 лет назад
Kale hiwet yesmealna kbur Hawna memhrnan DEACON Asmelash hawey nay zemena hawaria egziabher amlak xegueu yebzhalka eme brhan tbarkka
@ybrahshimay4122
@ybrahshimay4122 5 лет назад
ኣሜን ቃል ሂዋት የስማዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ንሊቃውንቲ ኣባታትና መም ዕደመን ጥዕናን ይሃበልና
@tesfitnuguse182
@tesfitnuguse182 5 лет назад
ተዘከሩ ቃሎሙ ለመኳንንትኩሙ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሓልኩም ፡ቃለ እግዚኣብሄር ይጥእም እመኣር ወሶክር ፡ጀጋኑ ቃለ ሂወት የስመዓልና
@gebreemanuel4151
@gebreemanuel4151 5 лет назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራት አቦታት አሕዋት ብታዕሚ ዓቢይን አዝዩ እዋናዊ አገዳስን እዩ እሞ ከምቶም ዝሓለፉ ቅዱሳን ኣቦታት ይግበርኩም ትብዓቱን ጸገኡን ይሃብኩም እግዚኣብሄር ካብ ገለ ግርህታት ምእመናን ዝሕተታ ሕቶ አለዋ፡አነ ክምልሶ ክፍትን እየ ግና ብዝያዳ ምስቲ ዘለኩም ፍልጠትን ናይ ምምሕልላፍ ጸጋ ተውህቦን አጸቢቅኩም ንህዝቢ ክትገልጽሉ ሓደራ ይብል፥ 1.ምስ ኣብ ትሕቲ ኣቡነ መቃርዮስ ዝከዱ እንታይ እዩ ፍልልይና ? 2.ተሃድሶ እንተ ኮይኖም በየናይ ጉባኤ ተፈልዮም? 3.ምስ ኦሬንታል ቤተክርስቲያን ሓደ ኢና ብምባል ኣብ መቅደሶም ንቅድስ እንተኮይና ኣቡነ መቃርዮስ ብናይ ግብጺ እንድዮም ዝከዱ? (ብፍላይ ምስ ኦሬንታል ዘየራክቡና ነጥብታትን ዘራክቡና ነጥብታትን ዘርዚርኩም ክትነግርዎ ንህዝቢ ) መልሲ 1.መናፍቃን ተሃድሶ እዮም ምክንያቱ አርዮስ ብሓንቲ ጌጋ ወልድ ፍጡር እዩ ብምባሉ መናፍቅ ከሓዲ ካብ ተባህለ ,ናይ ኣባ መቃርስ ድማ ኣብ ማስመድያ ዝሕለፍዎ ልዕሊ 20ታት ዝከውን ናይ ምንፍቅና ስብከቶም ከመይ ዝገደዱ መናፍቅ ዘየብሎም። እቶም ሰዓብቶም ድማ መሰረቱ እቲ ስውር ዕላማኦም ሓደ ስለ ዝኮነ ነቶም ዓዕነውቲ ቤተክርስቲያን ኣብ መካነ ሂወት ዝነበሩ መናፍቃንን ንቃላት ኣባ መቅርዮስ ብምጽብባቅን ብምምሕያሽን ቅኑዓት እዮም ብምባል ሰዓብቲ ኣባ መቃርዮስ ኢና ስለ ዝበሉ። 2. ኣብ ታሪክ ቤተክርስቲያን ብጉባኤ ዝተፈልዩ ኣለዉ ብዘይ ጉባኤ ዝተፍልዩ ድማ ኣለዉ ንኣብነት ሳጥናኤልን ይሁዳ አስቆሮታዊን ብዝፈጸምዎ ነገር ብዘይ ጉባኤ ትባሪሮም ንተሃድሶ መናፍቃን ድማ ጉባኤ ስለ ዘየድልዮም ግብሮም ፈልይዎም ኣሎ። 3.አሓት ኦሬንታል ዝገብራኦ ኩሉ ክንገብሮ ኣለና እንተ ኢልና ክንጠፍእ ኢና ኣብነት ያሬዳዊ ዜማ ስእሊ ስላሴ የብለንን አሞ ንኦሬንታል ክንመስ ንሕና ድማ ክንገድፎ ኣለና ማለት ዱዩ! ስለዚ ህዝበ ክርስቲያን መናፍቃን ተሃድሶ ንናይ ግብጽን ኦሬንታልን መኾብለሊ ሽፋን ዝጥቀምሉ ሜላ እዩ ከመኡ ውን ህልው ኩነታት ናይ ፖለቲካ ሽግራትን ሕጂ ዘሎ ጉድለት ምሕደራ ቤተክርስቲያንን ስጋዊ ሕውነትን ዓዳዊ ሕውነትን መናፍቃን ተሃድሶ ዝጥቀምሉ ዘለው ሜላትት እዩ ። ጉድለት ምሕደራ ኣብ መዓልቱን ሰዓቱን ሓደ ተባዕ እግዚኣብሄር ብዘተንስኦ ሓደ መዓልቲ ክዕረ እዩ ንፋስ ናብ ዝደፍኦ ገረብ ንየው ነጀው አይንበል ነታ ጡባ ኣጥብያ ዘዕበይትካ ኣዴካ ናይ መጀመርያ ቤተክርስቲያን ገዲፍካ ምስ መናፍቃን ተሃድሶ ውሽጦም ዝምንጥሉ ጥዕኻሉ ምኻድ ጥፍአት እምበር ድሕነት የብሉን።ስለዚ እቲ ክሳብ መወዳእታ ዝዕገስ ክድሕን እዩ ቃል ንንበረሉ !በታ ንእሽቶ ዓቅመይ ዝተጋግክዎ ኣርሙለይ ብዝያዳ መማህራን ኣቦታትን ኣሕዋትን ኣስፊሕኩም ክትገልጽዎ እላቦ
@elusweetyelusweety9360
@elusweetyelusweety9360 5 лет назад
Ezgaber Tsegu Ybezahelkum Diakon Asmelash (Janes man he's Great ) GBY..!!
@menalewo3211
@menalewo3211 5 лет назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna amlak xegeu yebzhalkum bitaemi xbuk timhrti eyu
@awethaile2307
@awethaile2307 5 лет назад
Amen (3) Qale hiwet yesmealna fuqurat Ahwatey Egziabher xegu yebzehalkum Ruhus Awdeamet 🙏🙏🙏💒❤️
@itsmelatakberet2507
@itsmelatakberet2507 5 лет назад
Amen amen amen gal hiwet yesmealna egzibiher amlak tsegeu ybzhalkum 💒💒💒✝️✝️✝️❤️
@mebrahtuberhe2342
@mebrahtuberhe2342 4 года назад
ንዓኹም ኣይክለኣና ዋልታ ተዋህዶ ዘኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ።
@HERMELA0714
@HERMELA0714 5 лет назад
Amen qal hiwet yesmeana nay behaki abiy tmrti temahire nzelealem nberu abotatey 🙏( H/K/Paulos netom bemnet ztemeskerelom sebat entay‘ye kzereb elu) slezi eziom abotatey dma bemnet ztemeskerolom mkanom abi desta fetiruley:: Orthodox Tewahdo aytqyern/aythdesn eya 💛
@makdaweyni4743
@makdaweyni4743 3 года назад
ቃል ሂወት የስመኣልና
@enbebagebrhiwet7349
@enbebagebrhiwet7349 5 лет назад
Amen amen Amen kal hiwet yesmealna egzabher nay agelglet zemenkum ybark memharana
@hagoshaile6112
@hagoshaile6112 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዓልና እግዚኣብሔር ኣዕዝዙ ይባርኹም ቅጽልዎ እዝዪ ደስ ዝብል እዩ
@selamneritranaselamneritra3954
ዋው ኣሜን ኣሜን መማሃራትና ኑፉዓት ኣጆኹም ኣጎኑኹም ኣለና
@mehari8943
@mehari8943 5 лет назад
Amen amen amen kale hiwet yesmealna abotatn ahwatn nay zebenkum agelglot ybark egziabher amlakna
@መርኆሕይወት
@መርኆሕይወት 5 лет назад
Thanks the Goldens of orthodox TEWAHDO church.
@isseyasmehari5448
@isseyasmehari5448 5 лет назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦታት ሊቃውንቲ በሃቂ ኣምላክ ጸግኡ ያብዝህ
@filifili7494
@filifili7494 5 лет назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡራት ኣቦታት እግዛኣቢሔር ኣምላክ ስደትና የሕጽረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
@shishomghebrehiwet8500
@shishomghebrehiwet8500 5 лет назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna diyakon hawina nay agelglot zemenkum ybarkn ykedsn tsegiau yebzhalkum ab tselotkum zekiruna!!!
@Kdus-rufael388
@Kdus-rufael388 5 лет назад
amen amen amen kalhiwet yesmealna egziabhier tsegau yebzhalkum
@RIsaac-bk6mx
@RIsaac-bk6mx 5 лет назад
ኣዝዩ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዝግኣብሄር ሓይሉን ጥበቡን ይግለጸልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም :: ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንሳ ከኣ ኩልና ክርስትያን እየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽናን መድኒና እንዳ በልና ግን ስለምንታይ ኣብ ኣባዓዕላ ናይ ልደት በበይንና ነብዕሎ ዝተወልደሉ ዕለት ፍሉጥ ዶ ኣይኮነን'ዩ
@brhaneyhdego3353
@brhaneyhdego3353 5 лет назад
Amen amen amen qal hiwet yesmalna bhaqi ezni zelato ysmae egzabhier amlak haylun tbebun yadlkum yhwat
@user-kl9pj4bt3k
@user-kl9pj4bt3k 5 лет назад
Amen Amen Amen Kale Hiewet yasemalen Orthodox Tewahedo lezelalem tnur Amen Amen Amen
@Mhrechanel
@Mhrechanel 5 лет назад
Amen amen amen qale hiwet yesmealena xega abrsi xega yebzahalkum fetari Xelot qudusn abotatna mes kulatna yukun amen amen amen
@natanthekingtedla3549
@natanthekingtedla3549 5 лет назад
Mihretab Amine .
@natanthekingtedla3549
@natanthekingtedla3549 5 лет назад
The
@user-tj2jd3mu9l
@user-tj2jd3mu9l 5 лет назад
Amen amen amen kale hiwet ysmialina nay agelgilot zemenikum ybarikelikum xegiu yebzihalkum ab lebina yhdiro 🙏❤
@issakhabtom2384
@issakhabtom2384 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦታትና
@musiehaile7123
@musiehaile7123 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ቡሩካት ኣቦታትና
@kibromtekleab4257
@kibromtekleab4257 5 лет назад
Amen amen amen qal hiwet yesemalna egzeabher amlak nay zebene agelgilotkum yebarekelkum .enkue nahtna konkum
@nazretsebhatu5301
@nazretsebhatu5301 5 лет назад
Amen amen amen keal hiwet yesmalna nay agolgletkum zemenkum ybark goyta . 🙏💒🤲
@user-rn4mi5zf4f
@user-rn4mi5zf4f 5 лет назад
Amen Amen Amen abotatnan yhwatnan kalehiwet yesmalna nay agolgulot zebenkum ybark fetari
@robeljjiolkqqpqpkefle9535
@robeljjiolkqqpqpkefle9535 5 лет назад
Amen amen amen kale hiwet yesmealna memharan
@medhanesheferaw1687
@medhanesheferaw1687 5 лет назад
Amen kale hiwet yesmealna behaqi dese zebele egizabher
@freweyinighebryuss4893
@freweyinighebryuss4893 5 лет назад
አሜን አሜን አሜን ቃል አምላኽ ዘስማዓና አምላኽ ይሐግዝኩም
@hiyabgebrezgabiher1921
@hiyabgebrezgabiher1921 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣምላክ ብጸጉኡ ይደግፈኩም ኣቦታትና
@trueloveisneverend7964
@trueloveisneverend7964 5 лет назад
Amen amen amen kale sbket yesmaalna God bless you orthodox people.
@nkulugzyealewo4901
@nkulugzyealewo4901 5 лет назад
ቃል ሂወት የስማዓልና
@freweniyohannes2650
@freweniyohannes2650 5 лет назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmana Egzbiher xegu ebzhalkum
@michealteklit1116
@michealteklit1116 5 лет назад
ቃል ሂወት የስምዓልና እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም።
@miretesfay9018
@miretesfay9018 5 лет назад
ቃል ሂወት የስምኣልና መማሃራን ኣሕዋት
@user-oq3fy9pi1t
@user-oq3fy9pi1t 5 лет назад
Ellllllllllllllll ኣይትናወፅእን ያ ተዋህዶ ክቡራን ክቡራትን ኣቦታታይ ኣምለክ ሰላም ምሳካትኩም ይኩን ቃለ ሂወት የሰማዓልና።። ፀባ ኣስቲኩምኒ ኢኩም ሞ ።ሓጎሰይ ወሰን የብሉን።።።።።።
@kivankivana6259
@kivankivana6259 4 года назад
Egziabher zkeberen ztemesgenen ykun ,bhaki kemzi gerkum kteqalewo alekum memen metan kfelt , nakum dma egziabher edmen tenan yhabkum xega nay goytanan medhaninan Eyesus krustos msakum ykun kburat yehwatn abotatn
@senayabrha2009
@senayabrha2009 6 месяцев назад
ሕጂ ግና እቲ ብሕግን ነብያትን እተመስከረሉ ጽድቂ ኣምላኽ ብዘይሕጊ ተገልጸ። 22 ማለት፡ ጽድቂ ኣምላኽ ብምእማን ብየሱስ ክርስቶስ ንዚኣምኑ ዂላቶም እዩ፡ በዚ ሌላን ጒሌላን የልቦን እሞ፡ 23 ኲሎም ሓጢኦም ክብሪ ኣምላኽውን ስኢኖም። 24 በቲ ብየሱስ ክርስቶስ ዚርከብ በጃ ምሕላፍ ብኸምኡ ብጸጋኡ ይጸድቁ።
@user-ly6cw7km9i
@user-ly6cw7km9i 5 лет назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna amlak segu yebzhalkum
Далее
Counter-Strike 2 - Новый кс. Cтарый я
13:10
ባሕረ ሐሳብ
25:17
Просмотров 12 тыс.
Counter-Strike 2 - Новый кс. Cтарый я
13:10