Тёмный

ጋሻና ስ/ጥ ዘርሰናይ ግርማይ//ጉዕዞ ሎጎ ጭዋ ሎቆታ ኤርትራውነት ምቅዳድ ከም ኣጭዋ29//06//2024 

miki TV ሚኪ ቲቪ
Подписаться 49 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 63   
@mikitv123
@mikitv123 3 месяца назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-gtE_2e9wtRo.htmlsi=zMwEBIFuRjrqi7XU
@BarkatWoeldu-ni2pj
@BarkatWoeldu-ni2pj 3 месяца назад
ዘሪሰናይ ተባዓታይ ብጣዓሚ ገላፂ ተንታኒ ርዱኡን ቡሱሉን ዘረባ ከማኻ የብዛሐዮ
@danielhaile1925
@danielhaile1925 3 месяца назад
ሎጎ ጭዋ ማለት መለለዪ ናይ አካባቢ : እዩ :: ከም ባዓል ማይነፍሒ በዓል ሕምብቲ : ዓዲ ገብራይ : ዓዲ ከፈለት : ዐዲ ሃሎ : ወዘተ እዩ :: ከም ባዓል ቴድረር ማለት እዩ ::
@berhanehabtemariam1943
@berhanehabtemariam1943 3 месяца назад
ሰላም ዝኸበርካ ሚኪ፣ ከመይ ቀኒኻ? ካብ መጀመርታ ስጋብ ሕጂ ይከታተለካ ኣሎኹ። እዛ 'ብኣውራጃኹም'ዶ ክከባቢኹም እንተ ተኣብኩም ጸገም የብሉን" ዝበልካያ ግን ጌጋ'ያ ኣርማ። ።ብጉጅለ ብወገን ከባቢ ዝእከብ ኤርትራ ኣይንታዩን እያ። ብሩኽ ለይቲ።
@SelamSelam-wp9rd
@SelamSelam-wp9rd 3 месяца назад
ክክክክክክክክክክክክ ናትና ምራክ ነይራ ማዕጾ ከፊታ ማይ ቢሒቕ ክትሰቲ ኢላ ቅጫ ትወስድ ነይራ
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 3 месяца назад
Miki ❤ Zerit Big Teacher Deqi Eri Jeganu 💪🇪🇷❤️🇪🇷👍🇪🇷🙏🇪🇷🌿🇪🇷🙏🇪🇷🪻🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lettetecle4258
@lettetecle4258 3 месяца назад
Akolguzi elom tigaru eyom afte acheba mestom esuvmbat zekebu. Ms Eritrea zeidely tigrai baljahum hzkum kedu. Eten tigaru ansti kem Eritreawian mesilen Eritrea ateha shiremutena agende.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Mussie-b
@Mussie-b 3 месяца назад
ዘርኢት ጅግና ኣታ ወዲ ኣታ ንስኻስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘርኢት ነብሰይ።
@brhaneokubay6481
@brhaneokubay6481 3 месяца назад
Thank you zerit jgina ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@semaiabraham4972
@semaiabraham4972 3 месяца назад
Selam Deki EREI 🇪🇷🕯️🌹🕯️🌹🕯️🌹🕯️🌹🕯️🌹🕯️🌹🕯️❤️
@AsmeretMogos-j7j
@AsmeretMogos-j7j 3 месяца назад
እንቋዕ ብሰላም መጻእካና ዘርኢት ሰናይ ድዩ ኩሉ❤❤❤❤❤❤❤❤
@sdsd3951
@sdsd3951 3 месяца назад
Chiros mejemeta nay tegrayka giber misa zelewo xuruyat eritreawian koynom nihzbi indachefchefka nimen ikum guday hizbi tibliwo zelekum chiros ab tegray awalid tewdiom kkkkkkkkkkkkk
@haile-p9t
@haile-p9t 3 месяца назад
❤ ሚኩ ጽቡቅ መልስ ነም ባንድሮም ደረክቡ እዞመንእሰያት ድባሃሉ ደለዉ
@hailehabtegaber1560
@hailehabtegaber1560 3 месяца назад
ስማዕንዶ ኣዳላዊ ሚኪ ቲቪ አስከ ብዛዕባ ሎጎ ጭዋ ጽሒፍካዮ ዘሎኻ ኣር አስቲ ስለ ዝይተረዳኣኒ ኣነጽረልና ግዳ ብኽብረትካ።
@berhanehabtemariam1943
@berhanehabtemariam1943 3 месяца назад
ካብ ብጸቢብ ምእካብን ምሕሳብን፣ ኣብታ ገፋሕን ዓማቕን ኣድማሳዊትን ሰብኣዊትን ጽብቕትን ኤርትራ ምዕሳል ይሕሸና!
@YorsaliemGebremedhn
@YorsaliemGebremedhn 3 месяца назад
ጨነውቲ ሕጊ ኣቦታትና ኣይትነግረናን እኩም
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 3 месяца назад
ሃይለስላሴ አዲኡ ጀሚላ ትብሃል ናይኦሮሞ ብሔር ተወላዲት እያ:: እዞም ብቅልውላው ዝህመሱ ዘለው ደቅ ዘራጊት ብዙህ አተኩሮ ከማን አይትሀብዎም:: ከምዛ ዛእዛእታ ናይ ንግሆ ጸሀይ ምስ ሀረሞ ዝሀፍፍ እዩም::
@tesfausnqey3633
@tesfausnqey3633 3 месяца назад
Ata resah bakum reshat zlaal aykonen logo chiwa funfunat bkulu
@tesfayghebru9262
@tesfayghebru9262 3 месяца назад
ጀበርቲ ካብ ዮሃንስ ሃዲሞም ካብ ትግራይ ዝመጹ እዮም! ቢለን ካብ ካብ ማእከል ኢትዮጵያ ካብ ሓደ ሃጸይ ናይ ኢትዮጵያ ዝመጹ እዮም: ራሻይዳ 1884 ካብ የመን ዝመጹ እዩም ግን እዚ ብዘየገድስ ኩልና ኤርትራውያን ኢና! ኣቦኻ ወልድኣብ ወልደማርያም ትግራዋይ እዮም! ግን ልዕሊ ኣቦና ወልደኣብ ኤርትራዊ የለን!!! ኤርትራዊ ዝብሃል ኣብ መሬት ኤርትራ ዝርከብ ንኤርትራ ዝሰርሕ እዩ!!!
@Solomon-ok5td
@Solomon-ok5td 3 месяца назад
ጸሃይነሽ ኪሮስ ኣብ ጀርመን ትነብር ውሽማ ዋዘማ ትግራወይቲ እያ እዲኣ ኢርትራዊት ትበሃል ኣቡኣ ግና ዓጋመ ብጌባ ስምዒት ናብ ጀብሃ ከይዳ ሕጂኡ ድማ እታ ናይ ዕጋመ ስማ ቆንጥያታ እደ ጸሃይነሽ ዓጋመ ሚክኤል ውዘማ ዓዱ ጉሕ ጭዓ ዋዘብ ሓገ ከባቢ እዮም እቦ ዋዘማ ድማ እብ ናይ ሰራዊት ማኪና ተስቒሉ እንከደ ብሓደ ጋ ሞይቱ ሚክኤል ድማ ምስ ኣዲኡ ዓብዩ 4 ክፍሊ ትምህርት ገዲፍዎ ነዲኡ ካራ ገሩ ከፋራሓ ጎርቤት ኡይ ምስ በሉ/ ዋዘማ ንትግራይ ከይዱ ኣብኡ ድማ ጸረ ኢሪትራውነት ካደር ወሲዱ ሕጂ ተእሲሩ ኣሎ እታ ሕማቅ ሂወት ናቱ ድሕሪ ምፍትሑእያ ትጅመር ስራሕ ገዛ መቀመጢ ወርቀት ክምኡ ኩሉ ግዜ ኣብ ዓይኒ ፖሊስ ስለዚ እብዚ ደምበ ፍትሒ ዝበሃል ክትጽንበር ናይ ደናቁር መርመራ ክትሓልፍ ኣሎካ ብዙሕ በሊሕ ክትከውን የብልካን ዋዘማ ኣብነት ምጥቃስ ይከእል ሃንስ ጸሎም ወዲ ሃዘሞ ኪሮስ እቲ በሊሕ ከ ፓስቶር ዉፉይ---ሰብ ብፖሊስ ትህደን ንሱ ድማ ባጥልኡ ገሩ ኣብ ኣነ ዝበለ ሆተል ይሓድር ይምገብ ኩሉ ተኸፊሉ ብመን በዞም ደናቁር
@yosiefmichael7148
@yosiefmichael7148 3 месяца назад
Atum Sebat, Nehwatka Enaxerefkan Awaredkan Zirkeb Hwunet Yelen. Slezi Nehwatkum Bifqri Shabuwom Ember Aytehdmuwom. Nay Lebamat Srah Kitserhu Xearu. Ab Zbexhuwo Yelen Kbahal Tekerimun Tehagiyun Mewedaeta Dma Ezi Nrio Zelena Dulan Dongolan Mexiyu. Abzi Kdmi Mbxahu Negerat Dew Kbl Yigbae.
@haile-p9t
@haile-p9t 3 месяца назад
❤ አጽዋር ድየን ጽይረን ጠረኽበን ሃርሞም አብ ባሕር ዘጥሓልዋን !
@erina6917
@erina6917 3 месяца назад
Waw zerytey tawet 💖🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿💪🏿💪🏿🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@-se9hk
@-se9hk 3 месяца назад
Waww መጋረጃ ❤️
@tesfausnqey3633
@tesfausnqey3633 3 месяца назад
Ane wedi logo chiwa xada iye liley hagerawi ktkenu aytkulun ekum , chiwnet zeyblkum hasawti kemakum tenkolena gn zefenfneni eyu
@FrehiwetAndemariam
@FrehiwetAndemariam 2 месяца назад
ሰላም ሚኪ ሰናይ ሓውና ጅግና ቀጽሎ
@GezaiAraya
@GezaiAraya 3 месяца назад
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hadishketema1545
@hadishketema1545 3 месяца назад
ሰናይ ጅግና ከም ወትሩ
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
ዘርኢት ❤🇪🇷
@Mhret-n2u
@Mhret-n2u 3 месяца назад
😂😂😂😂😂😂❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@tekeratv7312
@tekeratv7312 3 месяца назад
Bravo
@lettetecle4258
@lettetecle4258 3 месяца назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@smonkufulu7456
@smonkufulu7456 3 месяца назад
Welcome deki Erey Jegnauu 🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@Mhret-n2u
@Mhret-n2u 3 месяца назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍❤😂😂😂
@woalesk2432
@woalesk2432 3 месяца назад
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9
@luciamarikosketema9327
@luciamarikosketema9327 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mhret-n2u
@Mhret-n2u 3 месяца назад
😂😂😂❤🇪🇷🇪🇷👍
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 3 месяца назад
Weygudddďddd?
@timnithaile2529
@timnithaile2529 3 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@yoninice6707
@yoninice6707 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ThanksGodኣሜን
@ThanksGodኣሜን 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amlesettesfay312
@amlesettesfay312 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤
@hffhhggyuf6090
@hffhhggyuf6090 3 месяца назад
❤❤❤❤
@tesfayghebru9262
@tesfayghebru9262 3 месяца назад
ሎጎ ጭዋ ማለት ወታሃደራት ልብነ ድንግል ካብ ኢትዮጵያ መጽዮም ኣብ ምድሪ ሎጎ ኣስፊርዎም: ሎጎ ነቶም ወታሃደትራት ልብነ ድንግል ጸወወ ኢሎም ይጽውዕዎም ኔሮ ጸወወ ማለት ብግእዝ ተጨውዮም ዝመጹ ማለት እዩ! ዳሓር ግን ወታሃደራት ሃጸይ ስለዝኾነ ብሓይሊ ካብ ጭውይ ናብ ጭዋ ተቀይራ ብሓይሊ ኸእ መሬት ሎጎ ተኻፊሎም : ሎጎን ጭዋን ተባሂሎም! ሎጎጭዋ ተቀይሩ! እዚ ማለት ግን ኤርትራ ብዙሕ ታሪክን ዓሌትን እዩ ዘለና! እዚ ብዘየገድስ ን ኤርትራ ዝሰርሕ ብኤርትራ ዝኣምን ኤርትራዊ እዩ!!!
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
ጽዉጽዋይ ህሶት ባሕላዊ ጸዎታ ተጋሩ ኢዬ ደቂ ሐደ ብእራይ ኢዬ😂😂
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
በቃ ከማካ አይነት መንነትካ ፈንፊንካ አኔ ትግራዎይ ኢዬ ትብል አሌትካ ፈንፊንካ ህጂ ብኩሉ ብተጋሩ ከይተረፈ ምስተፈንፈካ ብጽልኢ ተዘይኮኑ ብሰላም ምንባር ስለ ዘይትክእል ከም ደቂ አድካ ተጋሩ ናይ ህሶት ታሪክ ጀሚርካ 😂😂😂
@Wedi-d2h
@Wedi-d2h 3 месяца назад
ሎጎ-ጭዋ ደቂ ኣዱሊስ ደቂ ተስፋገርግስ ነቀዐ ኢና እዚ ናትካ ልቢ ወለድ ዛንታ እዩ😅
@AsmeretMogos-j7j
@AsmeretMogos-j7j 3 месяца назад
ሚኪ ወደይ ከ ሰናይ ድዩ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AlganeshZeray
@AlganeshZeray 3 месяца назад
jeganu deki erey ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷edmen tienan yhabkum ayni abaykum ydefen miki and zerit yehwatey so ❤️❤️❤️
@AsmeretMogos-j7j
@AsmeretMogos-j7j 3 месяца назад
ኤርተራውነት ጭዋ መንነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@grmaytekle1007
@grmaytekle1007 3 месяца назад
ሚኪ መጽካዶ ብሰላም ምጻካ
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 3 месяца назад
Zeret meqsen👍👍👍👍👍👍👍
@Wedi-d2h
@Wedi-d2h 3 месяца назад
ደቂ ረሳሓት ትርጕም ሎጎ-ጭዋ ቅድም ፍለጥ ኣብዚ ቅድሚ ምዝራብካ ንሕና ሲቪካዊ ማሕበር ኢና ፖለቲካውያን ኣይኮናን ይክኣሎ ድማ ወዲ ሎጎ-ጭዋ ኣይኮነን ርኢትኡ እዩ ሂቡ። ሎጎ-ጭዋ ሓሙሽተ ወረዳታት ዘጠቃልል ልዕሊ 150 ዓድታት እዩ ተወሳኺ እቲ ሕጎም ውን ሕጊ ሎጎ-ጭዋ ይብሃል ቅድሚ ኣብ ዓሌት ምቁጻር ምእታውኹም ብዛዕባ እቲ ከባቢ ምሉእ ኣፍልጦ ይሃልኹም ዘርእሰናይ ሎጎ-ጭዋ ናይ ሰራየ ኢልካ ዓቢ ጌጋ ሎጎ-ጭዋ ነብሱ ዝኽኣለ ምሕደራ ካብ ከባቢ ዱባርዋ ጽልማ ሰፍኣ ክሳብ ኣፍደገ ኣስመራ ከበሳ ጭዋ ዓዲ ጋዕዳድ ጎዳይፍ ምስ ብዓል ሕምብርቲ ሊባን ሓበላ ዘጠቃልል እዩ ሎጎ-ዓንሰባ ዝብል ድማ ሕጂ ኣብ ግዜ ምሕደራ ብዞባ ዝመጸ ስም እምበር ምስ ሎጎ-ጭዋ ይኹን ሎጎ-ሳርዳ ዘራኽብ ታሪኽ ድዩ ሓረግ ወለዶ የብሉን ሎጎ-ሳርዳ ግን ልክዕ ካብ ሽከቲ ሎጎ-ጭዋ ዝኸዱ እዮም ሎጎ-ጭዋ ሕጊ ምሕደራ ዓድታት ስም ናይ ብዙሓት ዓድታት መጸውዒ እዩ ቅድሚ ምዝራብኩም ብዛዕባ እንታይ ትዛረቡ ኣለኹም ፍለጡ ጭዋ ሕብረተሰብ ኣይትተንክፉ ዘርእሰናይ ዓሌት ትቆጽር ኔርካ ንሕና ግን ሎጎ-ጭዋ ከም ሕጊ ምሕደራ እምበር ከም ዓሌት ኣይንሪኦን ኢና ካብ ሎጎ-ጭዋ ወጻኢ ዘሎ ድማ ዘዛርብ የብልናን ንዓና ሎጎ-ጭዋ ጥራይ ጉዳይና ሲቪካዊ ማሕበር ሙቃም እዩ ምስ ፖለቲካ ዘትሓሕዝ የብሉን።
Далее
Вопрос Ребром - Серго
43:16
Просмотров 1,4 млн
HA-HA-HA-HA 👫 #countryhumans
00:15
Просмотров 552 тыс.