Тёмный
No video :(

ጌታቸውን ደ/ፅዮንን ተናኢዶም| ደመቀ ዘውዱ "በል" ዝተብሃሎ|ቁጠዐ ተባዕ ወለዶ ገንፊሉ 

Tigray Broadcast Service
Подписаться 57 тыс.
Просмотров 27 тыс.
50% 1

👉ጌታቸውን ደ/ፅዮንን ተናኢዶም|
👉 ደመቀ ዘውዱ "በል" ዝተብሃሎ|
👉ቁጠዐ ተባዕ ወለዶ ገንፊሉ
‪@tbstig‬ #tbstig

Опубликовано:

 

6 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 39   
@michaelkassu-xv7qh
@michaelkassu-xv7qh 2 месяца назад
Bravo Teacher Temesgen Kahsay. ❤❤❤❤❤❤❤
@esayasabrha7129
@esayasabrha7129 2 месяца назад
Thanks
@klm9872
@klm9872 2 месяца назад
Selam❤❤❤❤❤❤
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 2 месяца назад
ውድብ ናፅነት ትግራይ ካብ መርፃ ቦርድ ፍቓድ ምርካብኩም እንኳዕ ደስ በለኩም !!! በሉ ሕዚ ሃየ በርትዑ
@klm9872
@klm9872 2 месяца назад
Kibrinmogosin Njaganusamitatna🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-wv3ms4sj7z
@user-wv3ms4sj7z 2 месяца назад
ቁርፂ ተነጊሩና አሎ ህዝቢ ትግራይ ንወያነ አይትእመን ሉአላዊነትኻ ንምኽባር ንኹሉመዳይ ቃልሲ ብቅልጡፍ ተልኣል።
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 месяца назад
ችድ በይዛ ወያነ ጋሕ በል ዓስካር ካልሲ ዒሱ
@kidanehaddish
@kidanehaddish 2 месяца назад
ንኹሉ ተጠያቒ ሓላፊ ድሕንነት ትግራዩ።
@GEB301
@GEB301 2 месяца назад
ንደብረፅዮንን ጌታቸውን በዚ ሐዚ ዘድንቕ ጥዕና ዘይብሉ ላህማም ሰብ 'ዩ።
@embahuneyayele4207
@embahuneyayele4207 2 месяца назад
እወ ግዜ ንኹሉ ኩሉ ገግዚኡ ኣለዎ ! ዓማጺ ከምዘለዎ ተዓማጺ ውን ከምዘለዎ ኮይኑ ኣይነብርን'ዩ ! ዝዘራእካዮ ምሕፋስ ከምዘሎ ክኣ ዘይምርሳዕ !!! ዓወት ንህዝቢ ትግራይ !
@user-yx1ie5zh3i
@user-yx1ie5zh3i 2 месяца назад
Kiberen mogesn neza tigray adena elom ne zeteswuo bxeotna yikun
@GideyTetemkeGebru-ok1is
@GideyTetemkeGebru-ok1is 2 месяца назад
ናይ ህወሓት ስርዓት ንምውዳቕ ዝቃለሱ ፖለቲካ ውድባት ፀፅታ ትግራይ ንከይረጋጋእ ይሰርሓ እየን ዝብል እምነት አለኒ።
@user-tm9uh2ns9d
@user-tm9uh2ns9d 2 месяца назад
ደብረጽዮን ጥሮታ ይውጻእ። በካ ትግራይ ያክላ
@weykefetek3020
@weykefetek3020 2 месяца назад
እነታይ ዓይነት ዜና እዩ? መን እዩ ኒኢዱ ??????????????????????????????????????
@user-cc1ci3lp4y
@user-cc1ci3lp4y 2 месяца назад
Never entries get work for tigria devel until get his nays
@SurprisedChurros-df2pi
@SurprisedChurros-df2pi 2 месяца назад
ምክንያት ናእዳ ይገለፅ
@kidanehaddish
@kidanehaddish 2 месяца назад
መምህር ተመስገን ኩልጊዜ ልክዕዩ። ኣብ ኣምሓራ ዘለዎ ኣራእያ ግን ብጣዕሚ ጉጉይን ሓደገኛ እዩ ። ኣብይ ካብ መስራቲ ክልል ኣምሓራ መለስ ዜናዊ ኣስረስ ቀፂሉ ኣኽራሪ ኣምሓራእዩ። ኣብይ ብሽርሒ እዩ ኦሮሞ ክመስል ዝፍትን ዘሎ ብተግባር ግን ንኣምሓራ የለዓዕል ይውድብን የበራብርንዩ ዘሎ ውዒሉ ሓዲሩ ንኣምሓራዩ ዝሰርሕ ዘሎ ። ናይኖ ነገር ፈፂሙ ብሂወት ደቅሰባት ዝዋስእሉ ግን ድራማዩ።
@1birryoutube
@1birryoutube 2 месяца назад
ዘገባኹም ይበል ዘብልዩ ሓደ ነገር ግን እዙ ነንሕድሕድና ብወንጀል ክንጨማለቕ ናይ ፀላኢ ኢድ ዘለዎ ይመስል ዝብል ይመስል ገዲፍኪ ብግልፂ ናይ ርሑቕ ፀላእትና ኢድ እዩ ዘሽከርክረና ዘሎ ስሐዚ መፍትሒኡ ድማ አብዛ መፃወዲያ ናይ ፀላእትና ዘአተወ ዝኾነ አካል መምሀሪን ዘይናሕስን ስጉምቲ ክወሰደሉ አለዎ ። 2, ንጊዚያዊ ምምሕዳር ንምድኻም ኢልካ አፅቂጥካ ሱቕ ምባልን ኮነ ኢልካ ምብዳልን ንህዝብኻ ምብዳል ምዃኑ ተፈሊጡ ብፍላይ ጊዚያዊ መምሕዳር ተሪር ስጉምቲ ክውሰድ አለዎ ። ህወሓት ዝበሃል ድማ ወይ የሓግዝ ጠንኪሩ ይስራሕ ወይ ይውረድ በቃ ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 месяца назад
ኣይ ኣፍሪካውያን ምዕባለ ዘይደሊ ህዝቢ ኬንያውያንውን ቁሩብ ሰላም ኮይኖም ነይሮም CIA ኣቲዋሎ ኸዚኸዓ እንሆ ትሕመስ ትጅምር ኣላ ኣፍሪካ ንእሽተ ዕቢ እንተይላ ኣሜሪካውያን ድቑስ ያብልዋ ነዚ ንምርኣይ ከዓ ኩለን ዝፈረሳ ሃገራት ኣፍሪካ ምዕዛብ የድሊ ናትኪ ግን ኣይተረደኣንን ሐዚ ንዚ ዜና ስለምንታይ ኣቕሪብኽዮ ኣነስ ዘድነቕኩዎ ሰብ ዘይብርክተለይ 😢
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t 2 месяца назад
ንደፂን ጌቾ ን ዝንእድ ሃለፍታ እዩ
@user-hi3tv6iv4k
@user-hi3tv6iv4k 2 месяца назад
ኩሉ ግዘ ዲኪም ብናይ ወፃኢ ዜና ትጅምሩ ዘለኩም ወይስ ሎማዓንቲ እዩ?
@user-vt4hu3hi9z
@user-vt4hu3hi9z 2 месяца назад
ድምፅኹም ኣቀራርባኹም ብሓፈሻ ፅቡቕ እዩ። ግን ድማፐ ጌጋታት ኣለዉኹም ። ዜናዊ ኣቀርባ ይጎድሎ፡ ኣብ ክንዲ ጥልል ዝበለ ነጥቢ ነጥቡ ምቕራብ...እክብ ..ብትን ተብልዎ። ካልኣይ ፈለማ ካብ ባዕልኻ ( ኣካባቢኻ) እዩ ዝጅመር....ካብ ትግራይ...ኢትዮጵያ...ኣፍሪካ..ዓለም...
@mengistuabasgedom9330
@mengistuabasgedom9330 2 месяца назад
Funny
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h 2 месяца назад
H.......... Tigary.......... Broadcast..........Tg....... Citly........ Country
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 2 месяца назад
አርእስትኩም ካልእ ዝርዝሩ ካልእ አይትግበርዎ እቲ ሓቂ አውፅእዎ እዩ ዝበለ እምበር ዝነአደ አካል የለን
@user-yx1ie5zh3i
@user-yx1ie5zh3i 2 месяца назад
Ne melea TDF tigray mseganay yebexhayom
@yirgahayelom6628
@yirgahayelom6628 2 месяца назад
ደ/ፅዮን ከ እንታይ ስለዝገበረ እዩ? # ንህወሓት ንምድሓን ዝተሰወአ "ለባም" ህዝቢ!
@tesfitokubay7040
@tesfitokubay7040 2 месяца назад
ብዓል ደመቀ ይፍርጥጡ አለው ዶ አይተብሃለን ዶ ክክክክክክ
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 2 месяца назад
Derhosya anwihka enteaserkayas zitefetehet ymesla,,,
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 2 месяца назад
ድሓን እት ተለቐቐ ክፋል ምዕራብ ይትሓዝሞ እናኸበብኻ ንደመቀ ዘውዱ ናብ ፍርዲ ምቕራብውን ተዝስራሕ: አብይ ሕዚ ሓሳቡ ክቕይር አይኽእልን መራሕትና ምስ መሸማገልቲ ስርሑ: አዮኹም ናይና:
@bereketkiflu8825
@bereketkiflu8825 2 месяца назад
ስታሊን ተጋጊዮ እቲ ዝጠዓመ ግዜ ሕጂ እዮ አብይ ተዳኪሙ ከሎ ።
@MebrahtenMebre
@MebrahtenMebre 2 месяца назад
ፀማም ጋዜጠኛ ናይ ሰብ ቅዳሕ እና ኣቅረብኪይ ትነብሪይ
@kidanehaddish
@kidanehaddish 2 месяца назад
እሳ ጋዜጠኛን ስራሓንዩ ዋላ ናትካ ብቑዕን ፀያፍ ዘይብሉ ሓሳብ ከተቕረበልካ መኻኣለት። ግን እስኻ ፀርፊ ኢኻ ትፈልጥ ሓሳብካ ግልፂ ኣይኮነን።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 месяца назад
መንዩ ተባዕ ወለዶ ?😂 እቲ ኣብሚድያ ተሓቢኡ ዘይተጋደለ ተፃራፋይ ድዩ ?😂
@JonNati
@JonNati 2 месяца назад
ምዕራብ ትግራይኮ ንእሜርት ከምተሸጠ ኢዩ ዝንገር ኣቢይ አሕመድ ቤተ መንግስቲ ዝሃንጸሉ ዘሎ ገንዘብኮ ካብ አረብ እሜርት ዝተወሃበት ቢልዮናት ዶላራት ኢዩ ስለዚይ ኣቢይ ምዕራብ ትግራይ ቀብዲ ዝበልዐሉ ጉዳይ ስለዝኾነ ንትግራይ ኮነ ንኣምሓራ ኣይህብን ኢዩ ስልዝኾነ ናይ ትግራይ መንግስቲ ንቶም ተፈናቀልቲ ክረምቲ ቅድሚ ምእታዉ መጽለሊ ክስርሕሎም ይግባእ
@isurafelkif
@isurafelkif 2 месяца назад
ጌታቸው ረዳ አነ ናሓለኩ ጦርነት የለይ ዝብሎ ትግራይ ከተመናመን ህዉሓት ክበተን ተዲኤፍ ሞራሉ ክወድቅ አርሰ በርሱ ባእሲ ከፍጠር ኢዩ ዝሰርህ ዘሎ አዚ አዲ ኦሮሞ ከይዱ ምሰጉጂለታቱ እፉን 5 ሲኖትራክ ሒዞም ዝመፁ ካፍቲ ኡፉን ዝበዝሀ ኢዞም አትዮም ኢዮም ምሰ ኦሆዴድ ኦሮሞ ኢሊት ዝተሰማምእዋ ኢዩ ል1ሺህ አመት ተርኢዩ ዘይፍለጥ ቅትለት አዋልድና አብ ቀትሪ ምድሪ ወንጀል ዝፍጠር እዚ ብሚሊዮን ፈንድ ተገይርሉ ብኢሊት ኦሮሞ ብካበኔ ትግራይ ዝድገፍ ኩኾውን አለዋ አዚ በሀይሊ ሰለዝይካአሉ አርሰ በርሶም በንቋር ዝተፈለዩ ሰባት ብገንዘብ ዝይቅየር የለን ዝበሎ አብይ አህመድ ነሰተውእል ደም ዘፈሰሱ እሸላት ትግራይ ረሲኦም ጋዝ ላይት ፍቋዶ ባርን ሹጓሹጉ ምዛር ታይ ኢዩ ህዝቢ አሰተውእል ህዉሓት ታይ ኢዩ ኮይና ቀድሚ ከዚ ታይ ከምዝሓሰብካ ዝፎልጦ ዘነበረ ታይ ኢዩ ኾይኖም ህዉሓት ዘይፈልይዋም ክሻዕ መኣዝ ክሻእ ትፈረሰ ደዩ tplf ሱቅ ኢላ ዘላ ታይ ኢዩ ጉዱ ተሰፋ ህዝቢ ትግራይ እኾ tplfንtplf ኢዩ ሐየ ሐየ ነበራት ህዉሓት ከምል ጌታቸው አሰፋ እነካዕ ልትግራይ ቀርኒ አፍሪካ ቀጥ ዘበሉ ምሰ ካልኦት ብፆቱ ተጋደልቲ ህዉሓት እዞም ባንዳ ክሻእ ታይ ዝሰርሑ ኢዮም ዝፀበዩ ዘለው ጀነራላት ህዉሓትን ሲብል አመራርሓትን ጀነራላት ተግራይ እድመኦም ሙሉ ዘገልገልዋ ልህዝቢ ትግራይ ልሎሚ በፂሖም አውፁኡና ካብ ጭንቂ በሰዉእት ተበራበሩ አሰተውእሉ ዝመራኩምዋም የፍሰልኩም አለው ምሰ ባንዳታት ትግራይ በረቂን በኻበዶምን አዶም ዝፍረሱ ዘለው የቀንየለይ ናይ ልበይ ዳህዲሆዮ
@esayasabrha7129
@esayasabrha7129 2 месяца назад
Thanks
@tbstig
@tbstig 2 месяца назад
Tnx🙏
@esayasabrha7129
@esayasabrha7129 2 месяца назад
Thanks
Далее