Тёмный

ግምት ንትግራይ ዝጎዳኣ ምዝራብ ይሓይሽ፣ ኣብዪ ሰበስልጣናት ቀያይሩ፣ ኣብ ወልድያ ተወቒዓ ዝተረፈት ዋዕሮ 10/18/2024 

Tigrai Online
Подписаться 138 тыс.
Просмотров 12 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

24 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 62   
@Tsehaye-tp9mn
@Tsehaye-tp9mn 6 дней назад
ዋይ💔 TDF ዋዕሮ ጅግን ሓፍተይ መዓረይ ምእንተ ሕዝብ ትግራይ ዋጋ ዝከፈለት ዝምልከቶም ላእለዎት ሐለፍት TDF ንዋዕሮ ጅግናና ሓፍትና ካብ ዘላቶ ንትግራይ ክመልስዋ አለዎም።💔 💔💔💔💔
@mebratghebreab1961
@mebratghebreab1961 5 дней назад
. ,k 20:37
@MimiMimi-kg8cb
@MimiMimi-kg8cb 5 дней назад
TOL❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏
@AbrehetTeka
@AbrehetTeka 5 дней назад
ፅቡቅ መረዳእታ ስለ ተቅርብ የቀንየልና ጀግና ሓውና። ❤❤❤❤❤❤
@Tsehaye-tp9mn
@Tsehaye-tp9mn 6 дней назад
💞ሰላም 🙏 ኽቡር ሓውና TOL ጅግና ድምፂ ሕዝቢ ትግራይ ❤💛💪❤️💛💪💞
@geriyeGebrerufail
@geriyeGebrerufail 5 дней назад
ኩቡር ሓውና የመስግነካ
@semirberhe7592
@semirberhe7592 5 дней назад
TIGRAY TSIER ❤️💛
@awetashasifaw5486
@awetashasifaw5486 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤💛❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💪💪💪
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 5 дней назад
ናይባሐቂ ኩቡር ሐውና ጅግና ክብረት ይሐብካ 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@fitawkassa2423
@fitawkassa2423 6 дней назад
ትግራይ ኦንላይን ናይዛ ዋዕሮ ሓፍትና ተሓባቢርና ንዓድና ንመልሳ ናይ ኩላትና ሓላፍነት እዩ ስድርኣ ገጠር ክኾኑ ይክእሉ ስለዚ ወልድያ ዝነብሩ ተጋሩ ይህልው እዮም ንሕና ገንዘብ ኣዋፂና ምሰኦም ተሓባቢርና ንመልሳ ኡፍ ብጣዕሚ የሕዝን😢
@YisakAssemahegn
@YisakAssemahegn 6 дней назад
@USA Justice for the Genocid in Tigrai all parties involved must be brought to international Justice we demand Justice.
@ninaabay2140
@ninaabay2140 5 дней назад
Getachew must go
@AliTadesse-p1i
@AliTadesse-p1i 6 дней назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 5 дней назад
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@ninaabay2140
@ninaabay2140 5 дней назад
Thank you TOL
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 5 дней назад
ኣብይ ዲኣ ኣለዎ ተጋሩ ስልጣን ዝሃዙ፡ ናይ ኣድስ ኣብርባ ተጋሩ ዝውክሎም የለን፡
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 5 дней назад
Tigray............ONLINE.....MEDIA ........TG.............CITEY............COUNTRY
@ፍሩት-ሰ8ኸ
@ፍሩት-ሰ8ኸ 5 дней назад
😢ብጣዕሚዩ ዘሕዝን
@sahayabray5699
@sahayabray5699 5 дней назад
ATTA KEBUR HAWENA MERAHETI TEGERAY EYOME TEHATETI NAY HEZEBI TEGERAY ❤
@TigrayChannel-j2k
@TigrayChannel-j2k 5 дней назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊️💪
@حسينالحجوري-ع7ق
@حسينالحجوري-ع7ق 5 дней назад
❤❤❤❤ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 5 дней назад
ኣብ ትግታይ ዝግብር ዝቖፃፀር ጉጂለ ሃይልይ የለን ድዩ? እንታይ ኣተው እንታይ ውፅ ዝከታተል፡ ዲሃር ክኣ ኣብ ዓልም ህግይ ክቕርቡ እዩ ዝግበኦም ክትብል እንተለካ ምርትዖ ኣክቡ ዝክሶም ትግራዋይ ኣሎ ዶ? ምን ናብ ህግይ ክቕሩቦም ይመስለካ? ሱክ እልካ ኣብ ዲያ ተዛርብካ ኣይኮነን ተጋሩ ኣብ ጉጂለ ተመዲቦም ምርትዖ ኣካክቦም ክስይ ክቕሪቡ ኣለዎም፡ ናይ ስላማዊይ ጂግንነት ቓልስ ዝካይዱ ተውፋይነት ዘለዎም ክህልው ኣለዎም፡
@AliTadesse-p1i
@AliTadesse-p1i 6 дней назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@MengsteababrhaSbhatu
@MengsteababrhaSbhatu 5 дней назад
ዘገርም ዩ ከምዚ ርኢና ኣይንፈልጥን ህዝቢ ባዕልኻ ተንስ እ እሞ ተቖጻጸር.
@gebrekristosgebreselassie2155
@gebrekristosgebreselassie2155 6 дней назад
ትኽክል ኢዩ ጌታቸው ረዳ ናይ ጎይትኡ ናይ ዓብዪ ኣሕመድ ፎቶ ሾፕ እንዳገበረ እዩ
@sahayabray5699
@sahayabray5699 5 дней назад
AAAAAYYYY ZEBELIE ADEGI EMBERR ZEHASEBBE ADEGI YELENE KULOME HADEE SELAME NE HEZEBI TEGERAY 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@SimretKiros-p9w
@SimretKiros-p9w 5 дней назад
ሓውና ተስፋይ ኪሮስ ዘማሓለፍካዮ ረዚን መልኢክቲ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ
@ninaabay2140
@ninaabay2140 5 дней назад
I have seen so many of his interviews from Addis he is really a very interesting and knowledgeable historian
@GhgGhgg-z8o
@GhgGhgg-z8o 5 дней назад
ሰላም ሓውና ክብለካ ዘለኒ ቤዛኹም ስግምቲ ዶ ውሰድሉ ቤዛኹም ክሳብ መዓዝ ዩ እንታይ እስከ ዝኾን ውድው ህውሓትና ሓደ ደኣ ግበሩ
@weykefetek3020
@weykefetek3020 6 дней назад
ናይ ፋኖ ውግእ ዘረባ እምበር ቪድዩ ይኹን ስእሊ ካብ ኣምሓራ ኣይረኣይን። ፕሮፓጋንዳ ድዩ ሓቂ ኣይፍለጥን።
@Totaldome
@Totaldome 5 дней назад
Poor Tigray! It has become country of scrap control nothing more important:-)
@عرفاتمحمدنجيب
@عرفاتمحمدنجيب 6 дней назад
መጺነትትጊራይ
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 5 дней назад
ስራውት ትግራይ ክኣ ስራውቶም ክእክቡ ኣለዎም፡ ናይ ባዓሎም ብጀት ክህለኦም ኣሎ ናይ ናዓሎም ዲርጅት እዮም፡ ንህዝብን መሬትን ትግራይ፡
@Tsehaye-tp9mn
@Tsehaye-tp9mn 6 дней назад
🙏TOl❓ንኽቡር ሓውና ተስፋ ኪሮስ ክመፅዕ ግበር ብዛዕባ ትግራይ ግዝዓትን ሕዝብናን ታሪክናን ፅንአት ሪሰርች ዝገበረን ዝገብርን ብሉፅ ተባዕ ፍልጠትን ሐቅኛ ንትግራይን ሕዝቡን ዝካታዕ አሕሊፋ ዘይሕብ ጅግና ምሑር ኢዩ እንተተቅርበልና ብዙሕ ንሕዝብ ዝጠቅም ፍልጠት አለዎ።አነ ብወገነይ ካብ ትግራዋይ ሐደ ዘመስግኖን ዝኮርአሉን ጅግና ሓውና ኢዩ 🙏💞✨❤️💛❤️💛💪
@r-hgman3651
@r-hgman3651 5 дней назад
He is Sinasha, the new foreign minister
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 5 дней назад
Entaymo merahitina zeygeberuna. Awaridomna. Adrasha entahalo ane kiredie ekieliye.
@YisakAssemahegn
@YisakAssemahegn 6 дней назад
Justice will be served internationally including the Tplf responsibility! Mark my words.
@sabafekadu911
@sabafekadu911 6 дней назад
እዋይ ሐፍተይ ናይ ግድን ክትመፅእ አለዋ ምስ መፀት ክንሕግዛ ከነሐክማ እዩ ዝግብአና
@BereketKiflu-y6z
@BereketKiflu-y6z 6 дней назад
እቲ ቦታ ናይ አምሐራ ኮታ እዮ ብስምምዕ ብልጽግና ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስተር ነምሐራ ዝተሐዝኤ ቦታ ኒይሩ ሕዚ ተጣሒሱ ናብ ደቡብ ከይዱ ብልጽግና አምሐራ ይጠፍእ አሎ ። ፓረዚደንት ዉን ከሕድጐም እዮ ።
@smd7650
@smd7650 5 дней назад
ጠጠዉ ዓብልዎ ዝወፅዕ ኩሉ ሐፍቲ ተጋሩ👆
@almazadamu9175
@almazadamu9175 6 дней назад
እዋያ እንታይ ኢና ንገብሮ ህዝብ ትግራይ ረኼብው ዘላ ጎዱ እግዚአብሔር እምላክ መዋፃኣ ፍጠርልና
@MengsteababrhaSbhatu
@MengsteababrhaSbhatu 5 дней назад
ጌ ታ ቸው እይኮነን ኢት ምንቀኛ ህዝቢ ጻድቓን ጥራይ ኢዩ.
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy 6 дней назад
ሳህለ ዉርቅ እካካም ኣህያ ናት እንኳን ለቀቀች
@weykefetek3020
@weykefetek3020 6 дней назад
ግራት እንዳማቱ ዝኾልል ጉደኛ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 6 дней назад
ተስፋ ዓለም ዋላ ምንም ናይ ፖለቲካ አካል አይኹን ትግራዋይ ምኻን እዩ ዘድልዮ ይበል እዩ ንብሎ ኩሉ ትግራዋይ ከአ ከምኡ ክኾን ይግባእ ።
@weykefetek3020
@weykefetek3020 6 дней назад
ሰበይቲ ገድዮን እያ
@FissehaAfework
@FissehaAfework 5 дней назад
Hatsawn Betembien Sekota geiru keywetsee?
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 5 дней назад
Zegerim zegerim amerariha kilite gujile?
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 5 дней назад
H
@DestaFisseha-qq2jy
@DestaFisseha-qq2jy 6 дней назад
She is his wife
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 5 дней назад
ሃሳት ምግዎሃ ከም ጋዜጠኛ ስብ ሞያ ካብ ሞዮኦ ክባርሉ ይካኣል እዩ፡ ዝኽስሶም ትግራዋይ ኣሎ ዶ? ናይ ተጋሩ ስንፍት እውን ኣይኮነን፡ ስኣን ፅህፍፅህፍ ደብዳቤ ናብ ህግይ ዓልም ጋዜጠኛታት፡ ኣብ ኢንተርነት ብኩሉ ቖንቓ ዝጋውህ ተሽንክ እውን ኣሎ፡
@MengsteababrhaSbhatu
@MengsteababrhaSbhatu 5 дней назад
ይምሓር ኪ መሳኪን ወለዲ ተሓልዮምስ.
@SimretKiros-p9w
@SimretKiros-p9w 5 дней назад
ኣልሜዳ ከይኸውን ክንጥንቀቅ ኣለና
@memen902000
@memen902000 5 дней назад
ብፈንጂ ዝረግፍ ዘሎ ህዝብና ክንዲ ምልዓል ኣብ ሓፂን መፂን መሽጣ ተፀሚዱ ዝኒኦ ሓንካስ ምምሕዳር
@brhanegebremanta
@brhanegebremanta 6 дней назад
ቪድዮ ብውሽጢ ሰዲደልካ ኣለኹ ክንደይ ዕግርግር እዩ ኣምስዩ በዘን ሓፂን ዝፀዓና መኻይን
@عرفاتمحمدنجيب
@عرفاتمحمدنجيب 6 дней назад
በጆ ኤለትራ ዲፈእ በል ለቅማጺ ዘይ መላዕልትክ አይተልዕል አታ ዕፍፈ አረጊት አታ ጸላእ ትጊራይ መንነት ትጊራይ
@bert134
@bert134 6 дней назад
ትሾመ ሙላቱ ቅድሚ ታስበይቲ ዝነበረ ፕረዝዳንት
@seidedris3325
@seidedris3325 6 дней назад
Kambata new
@brhanegebremanta
@brhanegebremanta 6 дней назад
ኣብ ዓብይ ዓዲ ብህዝቢ ጠጠው ኢለን ኣለዋ እስካብ ምሸት ለይቲ እንድሕር ዘይወሰዱወን
@sabafekadu911
@sabafekadu911 6 дней назад
ጅግና ህዝቢ ዓብይ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ብሐፈሻ
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 11 часов назад
ስቕ ኢልካ እንዶ ናብ ዜናኻ እቶ ! ቃሕማም
Далее
impossible lungs test !! 🫁
01:00
Просмотров 6 млн
impossible lungs test !! 🫁
01:00
Просмотров 6 млн