this peom is telling what happens in the prisons in the whole country erirtrea.
the torture, the suffer, the killing inocents etc,,,
እዛ ግጥሚ ኣብ ምሉእ ኤርትራ ኣብ ዝርከባ ቤት ማሕቡሳት( እሱር-ቤት) ዘጋጥም ግፍዕን ጨፍጫፍን ሞትን ቅትለትን ስቓይን መከራን ኣስፊሓ እትገልጽ ዓባይ ሰነድ ንኹሉ ወሎዶ ኢያ።
ሽግርካ ምፍላጥ ማለት ሽግርካ መፍትሒ ምንዳይ ማለት‘ቲ።
4 окт 2024