Тёмный

ግጥሚ- ብኣወል ስዒድ- ከደ ሙሉእ ሰብኣይ! - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ 

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Подписаться 81 тыс.
Просмотров 85 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

25 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 542   
@አንጻርከዳዓት
@አንጻርከዳዓት 2 года назад
አወል ሲዒድ መኽበሪ አኽራናት ተጋደልትና አወለይ ታሪኹ በርብሮ ነዚ ጅግና አቦና አወለይ ማሃሮም ንመዛንኻ ዓዲ ንኾጋዛዝይዋ ወይጦታት ዕሉላት ታሪኽ አቦና ከጸልሙ ይስሙዑ አለዉ አወለይ አገናዕ ተጋዳላይ አለአሚን ሲዒድ አሰሩ እምበር ንድሕሪት ዝምለስ ታሪኽ የብልናን ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ዓወት ንሓፋሽ !!"
@belaineshisak7165
@belaineshisak7165 2 года назад
ኣጆና ድብርጽ ኣይበልካ ክቡር ጅግና ሓርበኛ ባዓል መትከል ኣቦ ጽንዕትን ሓቦን ካብ ጺፍሪ ስጋብ ጸጉሪ ርእሱ ኩላ ነብሱ ብወርቂ ዝተኮልዔ ታሪክ ዘለዎ ታሪክ ብታሪኩ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ኤርትራዊያን እንዳሰብከ ዝተሰወኤ ታሪክ ሕዝባዊ ግንባር ገና ዘይተበርብረ ማዓር ኢዩ። መን ክጻረፍ ባዓል ሓከክቲ ድስቲ ወያነ ባዓል መልምጽቲ ብያቲ ረሳዓዮም ኣብ ኣሰር ጀጋኑና ጥራይ ሓድነትና ነትርር
@ወዲህዝባዊግንባርዕባይመራ
ጅግና ኣይነብርን ታሪኩ ዩ ዝውረስ ።R.I.P ጀግና ወዲ ሃገር።
@yosiefhabtesilasie2104
@yosiefhabtesilasie2104 2 года назад
እገዛብሔር ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ይሃብካ ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣቦና
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 2 года назад
R.p
@ሰላምዎሰናይ
@ሰላምዎሰናይ 2 года назад
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓርበኛ, ኣወለይ ከኣ ክብሪ ይሃብኻ ::😭😭😭
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 2 года назад
😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✌
@kesetexegu3882
@kesetexegu3882 2 года назад
Ggina ysiwae Ggina ytkae Nebari tarik ember nebari hiywet yelen✊🇪🇷💗👁
@soliananegassi9107
@soliananegassi9107 2 года назад
Bedlam erf atta gegnana awet nhfsh
@Shakur08
@Shakur08 2 года назад
Hhhhhjhj
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 года назад
"ንሕና ንክንድቅስ ድቃስ ዝሰኣነ"💖: ዓወት ንሓፋሽ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ: ቅሰን ኣብመቃብርካ ኣቦ ኤርትራ🇪🇷🙏::
@asterhaile9504
@asterhaile9504 2 года назад
ሓርበኛ ኣቦና መንግስተ ሰማያት ይክፈተልካ እግዚኣቢሀር። የቀንየልና ሳላኹም መንነትና ፈሊጥና። ረስት ኢንፒስ🙏❤🇪🇷🇪🇷
@medhaniefekadu7056
@medhaniefekadu7056 2 года назад
ጀጋኑ ኣፍርዩ እዩ ከይዱ, ሓርበኛ ኣይነብርን'ዩ ታሪኽ እዩ ዝውረስ 44። ብሰላም ዕረፍ ጅግና 🙏 ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷💪🐪🇪🇷
@yosieftesfazion5176
@yosieftesfazion5176 2 года назад
ሓርበኛ እይነብርንዩ ታሪኹዩ ዝውረስ ዘልእለማዊ ዝኽሪ ንስውእትና!!!!!!!!!!
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 2 года назад
ጅግና ኮኾብ ሃገር አወ ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣወል ሓየት ንበር ክበር
@amlesettekie8856
@amlesettekie8856 2 года назад
ኣየእወ ስለ እዛሃገር ከየዕረፈ ሓሊፉ ጅግና ብሰላም ዕረፍ ብጻይ ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷❤️.
@ermiashabtemariam4511
@ermiashabtemariam4511 2 года назад
ናይ ብሓቂ ጅግና ሓርበኛ ኣይነብርንዩ ታሪኹ ዩ ዝውረስ!
@gualeritrea7856
@gualeritrea7856 2 года назад
Thank hero because you guys I have country I am proud Eritrean rest and peace alamian
@5generation581
@5generation581 2 года назад
ዓንዲ ማእከል ብ ሰላም ዕረፍ ኣርማ ኤርትራ
@negashhoabduhtt9421
@negashhoabduhtt9421 2 года назад
Our Hero Rest in Peace🇪🇷9. Gigna Tarik Yewurs enber Mas ynebir. We follow Our Shabia. Thank u Awekino💪🇪🇷💪🏽.
@hbhbhbhb9676
@hbhbhbhb9676 2 года назад
🇪🇷👍🙏✊
@Samsami-js9yx
@Samsami-js9yx 2 года назад
ዋውውው ኣወል ጅግና ከም ኣቦታቱ፡ ታሪክና ኣብ ከብሒ ግደፍዎ ናብ መቓብር ኣይትማልአዎ።Rest in peace our Hero.
@lulakiflemariam4258
@lulakiflemariam4258 2 года назад
R i P forever our Eritrean hero 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@kokilula9633
@kokilula9633 2 года назад
ብሰላም ዕረፍ ክቡር ብጻይ ተጋዳላይ አልአሚን።ጅግና ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝወረስ።እሞ ከይተሓለልካ ሰሪሕካ ከሙ ከአ አውሪስካ ኢኻ እሞ ቅሰን መቓብርካ ይፈልፍል።እንዃዕ ከአ ጸላእትኻ ክቕበሩ ረአኻ ንኹሉ አርኪብካ ሀገር ኣውሒስካ አብ መትከልካ ደው ኢልካ ክቡር መስዋእቲ እዩ ።መንግስተ ሰማያት ንዓኻ ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራን ንስድራ ቤትን ጽንዓት ይሃብ።
@meryemabdelkadr432
@meryemabdelkadr432 2 года назад
ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝውረስ።ኤርትራዊ ክቡር መንነት ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪😭🌺
@miniatesfa2317
@miniatesfa2317 2 года назад
ንአቦና ጅግና መንግስተሰማያት የዋርሶ ጅግና አይነብርን ታሪኩ ዝዉረስ ዓወት ንሐፍሽ ዘለአለማዊ ዝክሪ ነስዋአትና
@THT2025
@THT2025 2 года назад
Rest In Peace our Hero!!! Thank you for all sacrifices you did to call my self proudly Eritrean.🙏🏾🙏🏾🙏🏾 Well said Pome!
@nazarethghebreiwet4285
@nazarethghebreiwet4285 2 года назад
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!! ኣውረሶም አዮም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@proud2beritrean291
@proud2beritrean291 2 года назад
proud to be Eritrea 🇪🇷 🕯🕯🕯🕯 ❤ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና!! ❤️🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯 ✊🏼ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!🇪🇷✊🏼
@merhawigirmay3520
@merhawigirmay3520 2 года назад
ብሰላም ዕርፍ ጅግና ኣቦ ታርኹ ኢዩ ዝዉርሰ
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 2 года назад
"ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ" ትብል ቴማ:ናይ ብሓቂ ውድእቲ ሓሳብ።እወ ኣሻሓት ኣእላፋት መንእሰያት ኣውሪሱ:ናይ ጅግንነት ጽንዓትን መትከልን ድማ ናብ ወለዶታት የሕሊፉ። ቅሰን ጅግና ኣብ መቓብርካ!
@senaithabte4191
@senaithabte4191 2 года назад
Thank you Awel! Bselam eref jigna abona🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷! We call ourselves Eritreans because of you and heroes like you!
@merihtec5683
@merihtec5683 2 года назад
Eritrean Hero Eritrean 🌟 🌟 🌟 🌟 🌟 Eritrean 🦁 🦁 🦁 🦁 🦁 We are proud of you you're in our hearts today tomorrow and for ever Promised!!!!!
@livelikeaking3450
@livelikeaking3450 2 года назад
ሓርበኛ ኣይነብርን እዬ ታሪኹ ዬዝዉረስ።ብሰላም ዕረፍ ጅግና።
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 2 года назад
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሐርበኛ አቦና.🙏❤🇪🇷❤🌹💐
@yerdanos1180
@yerdanos1180 2 года назад
Mahla Na sga z Hager Ab Aserom Alona Eritreawi Kubr Mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️ kokob Ay meten Millinat eyu Afruyu thank you for your service my hero Awet Nhafash ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐
@maitemenai7307
@maitemenai7307 2 года назад
Rest In Peace our hero, thank you for your dedication 🇪🇷
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 2 года назад
ብሰላም ዕረፍ ባባ ኣላሚን፣ በጃኩም ነቶም ብህይወት ዘሎው ታርኮም ንሰንድ፣ ኩሎም በብሓደ ይከድ ኣሎው,ኣፍሮ ኣማሓዳር ዞባ ማእከል ሕጀ ብጣዕም ተዳክሙ ርእየዮ ኣሎኩ ቡዙሕታርክ ዘሎወ ሰብኣይ እዮ ሕጀ ብህይወት ከሎ ታርኩ ሰንድወ ፣ ክልኦትውን ከምኡ ። ባባ ሮሞዳን ውን
@nedelemerih1845
@nedelemerih1845 2 года назад
🕯🌹🕯🌹🕯🌹🕯🌹 ኩሉ ኣብርህካዮ ኢካ እሞ ኣምላክ ኣብ ገነቱ የስፍርካ ሓርበኛ ኣይ ነብርንእዩ ታሪኩ እዩ ዝውረስ ዓውተ እግል ገቢል 🇪🇷💪
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 2 года назад
ጅግና ኣይነብርን እዩ ታሪኹዩ ዝውረስ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ አወል ሲዒድ ካኣ ክብሪ ይሃብካ ብሓቂ ክትምስገን ይግብኣካዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 2 года назад
ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኩ እዩ ዝውረስ ዘልኣለማዊ ዝኸሪን ክብርን ንሰማእታትና 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@rsrs6550
@rsrs6550 2 года назад
Rest in paradise our Hero! Aweley jigna ብሉጽ ኣጉላልጻ ኩም ኩሉ ግዜ
@gmekonnen397
@gmekonnen397 2 года назад
Rest In Peace our hero . He will remain in all Eritreans heart & mind forever . Glory to our Marty’s
@rgrg943
@rgrg943 2 года назад
ጅግና ኣይነብርንዩ ታሪኹዩ ዝነብር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤💕💕💕💕💕💕🙏🙏🙏
@rgbehabtom6206
@rgbehabtom6206 2 года назад
ጅግና ኣይነብርን ዩ ታሪክ ዩ ዝውረስ ዓወት ንሓፋሽ ብሰላም ኢረፍ
@dendeneritrea9494
@dendeneritrea9494 2 года назад
ይበል ዘረባ፡ ይበል ግጥሚ ኣወሊኖ። ሓርበኛ ኣልኣሚን ኣብ ሰላም ዕረፍ።
@tsehaihadgu678
@tsehaihadgu678 2 года назад
መንግስቲ ሰማያት የዋርሶ 😇ጽንዕት ይሓብ ንቤበተስብ ንመላእ ኤርትራውያን 🇪🇷🙏🏼
@weldum
@weldum 2 года назад
ጅግና ታሪኻ ከኣ ብጀግንነት ወዲእካዮ ንዘልኣለም ዝኽሪ ንስውኣትና
@Rita-pw3ss
@Rita-pw3ss 2 года назад
Zelalmawe zekere nesewatna 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@zaraexpress7333
@zaraexpress7333 2 года назад
Awet N Hafash! Selam Eref Harbenia! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bqse6142
@bqse6142 2 года назад
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ስዉእ ተጋዳላይ ብጻይ ኣልኣሚን ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኻ ሓወልቲ ታሪኽ ኣውሪስካ ሓሊፍካ ሕድርኻ ንምፍጻም ወትሩ ኣብ ኣሰርርካ ብግብርን ብቃልን ከነተግብሮ ኢና ኣወለይ ጅግና ከም ወትሩ ጽቡቕ መግለጺ ግጥሚ የቐንየልና ንበር 🇪🇷✊ ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ድውረስ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!! ✊🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷💪
@wedimensae7034
@wedimensae7034 2 года назад
ሃቦም ዕርፍተ ዘልኣለም ወኣብርሃሎም ብርሃን ዘልኣለም ሓርበኛ ኣይነብርን ዩ ታሪኹ ዩ ዝውረስ ወትሩ ኣብ ኣሰርኩም ጀጋኑና ዓወት ንሓፋሽ
@ibrahimosman7632
@ibrahimosman7632 2 года назад
ድቁን ብትስቡን ሱዉ ጽዓት ያሃብኩም ካሙውን ምቃልስቱ ጅግና ኣይነበሪን ታሪኩ ኢዩ ዝንብር ኡሞ ናቱ ሃግራው ዕጥቁ ምዕታቅ እይንሕምቅ ጥራይ ኣውል ሲዒድ ካኣ ዒድምን ጢዒና ያሃብካ
@gherghishtadeseshagu9608
@gherghishtadeseshagu9608 2 года назад
Perfect thought thanks . Heroes never ever died .he is alive with sprit of his jeneretion.
@abduselamhassen1605
@abduselamhassen1605 2 года назад
ሀገር አምጺኡ ሀገር አዉሂሱ ጀጋኑ ተኪኢ ጅግና ሱውእ አቦና አልአሚን ክብረት ይሀብካ አወለይ🙏
@Eri-dj8hc
@Eri-dj8hc 2 года назад
ይቀንየልና ኣወል ጂግና ወዲ ጀጋኑ ረቢ ይርሓሞ ሲዉአ ኣቦና ኣወል ጂግና በዓል ስረ
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
Rip hero😭🇪🇷😭
@GAGHI-7
@GAGHI-7 2 года назад
Hero always in our heart ❤️ Eritrea 🇪🇷
@sdsd3951
@sdsd3951 2 года назад
الله يرحمه ويغفر له ويسكنه فسيح جناته يارب 🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷
@sinodosbrhane3635
@sinodosbrhane3635 2 года назад
thanks bro Awel jigna awet nhafash
@shikorinatatdeqierey91
@shikorinatatdeqierey91 2 года назад
ኣነ ሓደ እዋን ይዝከረኒ ስዉእ ጅግና ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ኣብቲ ዝቕመጦ ሃገር መጺኡ ሰሚናር ምስ ሃበ ፡ መቸም ዘራጊ እንከሎ ጽሩይ ማይ ኣይስተይን እንድዩ ፡ ሓደ ሓደ ዕሱባት ኣብቲ ናጻን ዲሞክራሲያውን ዝኾነ መድረኽ መጺኦም ክሳተፉ ምሉእ መሰል ስለዝነበሮም ንህግሓኤ ብሓፈሻ ንወዲ ኣፍወርቂ ድማ ብፍላይ ዝብላዕን ዘይብላዕን ዝኾነ ሕቶታት ምስ ኣልዓሉ ፡ ነቲ ንህግ ዝምልከት ሕቶታት ብቐንዱ ዋናኡ ስለዝኾነ ተረር ተረር ኣቢሉ መሊሱ ምስ ወድኤ ፡ እስከ ኣነ ብወገነይ ሓንቲ ሕቶ ክሓተኩም ፡ ጎማ ሳእንን ክዳንን ዘይቀየረ እንታይ እዩ ገይርኩም እዚ ወዲ ( ንወዲ ኣፍወርቂ ) ማለቱ እዩ ነይሩ ፡ ብውልቂ ይኹን ብእኩብ እስከ እንታይ በዲሉና ትብሉ ? ! ? !መን ክዛረብ ! ኩላ ኣፋ ሒዛ ጥርቅም ፡ ሃየ ባ ተዛረቡ ፡ ዝበደለኩም በደልን ጉዳይን እንተሎ መልእኽትኹም ከብጽሓልኩም ብምባል ፡ ንበደል ዘይትፈልጠሉ ሓውኻ ብቤላ በለው ሕማቕ ስም እናሃብካ ምጥቃን ምስ ክብርታትና ዘይኸይድ ነውሪ ተግባር እዩ ብምባል ካብቲ ቅኑዕን ለዋህን ልቡ ምኽሩን ተግሳጹን ለጊሱልና ፡፡ ብድሕሪኡ ዝሰዓበ ተርእዮ ናይ በዓል ተጣላቒና ዘይቅኑዕ ፈንጠርጠር እዩ ነይሩ ፡ ኣሃ ለካ ድኣ ! ? ! ? ፡ ኣብቲ እዋን ንዕንወት ሃገር ፍኒሕኒሕ ዝብሉ ዝነበሩ ስዉእ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ብህየቱ ኣብቲ መድረኽ ተረኺቡ ሰለዝነበረ በቲ መስተውዓሊ ስነ ልቦናኡ ገዚፍ ሳዕቤን ከየኸተለ ብእዋኑ ክቖጽዮ ክኢሉ እዩ ፡፡ ኣብዚ ከምዚ ዝኣመሰለ መድረኽ ፡ ኤርትራ ንኸምዚኦም ዝኣመስሉ በላሕቲ ፡ ኣብ ውሽጢ ሕብረተ ሰቦም ከም ሰቦም ብማዕረ ተሰሪዖም ዝነብሩ ሓላፍነታውያን መራሕቲ ብምፍራያ ኣዝያ ክትሕበንን ክትኮርዕን ፡ ንዓኣቶም ብምስኣና ድማ ኣብ ከቢድ ሓዘንን ጓህን ክትወድቕ ባህርያዊ ይመስለኒ ፡፡ ንስዉእ ሓርበኛ ተ/ይ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ መንግስተ ሰማይ የዋርሰልና ፡፡ ዓወት ንሓፋሽ ኣታ ፡ ዓወት ንሓፋሽ ! ! ! !
@mayaplays1070
@mayaplays1070 2 года назад
የቐንየሉና ኩቡር ሓዉ.
@محمدسعيدمحمدسعيد-ش9ح
ክክክክ ኣልኣሚን ሎሚ ኣይመተን። ብ1994 ንህ,ግ, ምስ ዓሚኡ እስያስ ዕልዋ ከካይድ ከሎ ሞይቱ። ክክክክ ንደቁን ሰበይቱን መይትዎም እምበር ንሕናን ሃገርና ሲ ቀደም ቀቢጽናዮ ኢና።
@sabatecle978
@sabatecle978 2 года назад
Bzuhat sedromne deqonmene betesebomne abhadega awedekom tekalesu ekoyom heji kefom zelewu. Weriduna kemayne kemtiom nebretomne betesebomne zaheza zebelu eko aykonune lomi ansare afomne serawetnane zegubabu zelwu. Besenki weleki araya entaye amso nedhret kenemelese mese weyane zehabru? Wegehe tsebehe heke mebehahale eko Amlak zeyfeto eyu. "Qedem hagerena kebesenaya" entay zerebu ezi? Nehena tsebuke leaderdhip zelena hebreteseb ena. Adena mese mulu thezetowa nekedemit kenesgum aykalenane. Heji dema eti heseret aleleyeka begbri ke nemebele kenehaseb besenki tekene sanctions wede sanctions yegeberen alo. Men federation afreswo selementaye 30amet gedli adeleye? Dehru 1998 tornat telale?Eze hawey kelete geze heseb. Alem mesana yelane keftet beze rekebet nedhrete kemelsuna zeze tewelde keswane kehademne: kekomerulna trahe eyu heji nereye. Tsebuke sheme kab mekabere nelali eyu ayteashewe!
@alextek8741
@alextek8741 2 года назад
@@محمدسعيدمحمدسعيد-ش9ح suk bel kedae hadami, Lehasi shehani nai woyane
@محمدسعيدمحمدسعيد-ش9ح
@@alextek8741 ክክክክክ ኣኔ ሻሕኒ ወያኔ ኣሽንካይ ዶ ክልሕሶ ብዓይነይ ውን ርእየዮ ኣይፈልጥን። ኣብ ዓለም ውን ቀዳሞት ጸልኣተይ ወያኔ እዮም። ክክክክ ናይ ምህዳም ከኣ ኣይንሕሾ ኣይንሓምቆ። ኩላትና ኣብ ስደት ከርተት ንብል ኣለና ብሰንኪ በዓል ዓምካ ኣለኣሚን ኣሮሞታይ። ዓርኩ ጸርፊ ገዲፍካ ሓቂ ሒዝካ ተማጎት። ኣነ ኣይጸርፈካን እዬ ብኤረትራውነትካ ትሕበን ሓወይ ስለዝኾንካ። ብስነ ሓሳብ ሎሚ ዘይክንረዳዳእ ንኽእል ኢና። ጽባሕ ግን ሓመድ ዓድና ክዓርቀና እዩ።
@danieluk3151
@danieluk3151 2 года назад
Yes Awel Sied, tarikna nab mekabr aytmaluewo👍 b selam Eref jigna Alamin Mehamed Seid, Zelalemawi zkri nswuatna awet nhafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@user-ht1wn6bl3k
@user-ht1wn6bl3k 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃካ:ኩሉ ግዜ በቲ ጥዑም ደሃይካ: ዓወት ንሐፋሽ ።
@eyerusalemz317
@eyerusalemz317 2 года назад
ሓቂ ከደ እወ ጅግና መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ጅግና ሓርበኛ ኣልኣሚን🕯❤️🇪🇷
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 2 года назад
ሰላምን ዕረፍትን ንአቦና ተጋዳላይ ኢድሪስ አብልብናን ደምናን አሎ ጽንዓትካን መትከልካ ንኺድ ንስዓብ ዝተረፈ እንተሎ ንዛዝም ዓወት ንሓፋሽ ረዚን ክብርን ሞገስን ንስውአትና 🌹🙏🙏🙏🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🐪🐪🐪🌹❤️
@berie7195
@berie7195 2 года назад
መርሓባ ኣወለይ ጅግና መምህር ጅግንነት መምህር መንእሰይ እዲኻ ከመይ ዲኻ መኹሪዒና ሒቆ ሃገር ንበረልና ክብረት ይሃበልና ወዲ ሪመይ ጅግና ሓላል ኣቦ ፍቅሪ በቃ እታይ ኢለ ሞ ክገልካ መግለጺ ኣይረክበልካን . የ ጅግና ኣይ ነብርን ታሪኹ ዩ ዝውረስ ሰላም ዕረፍ ጅግና ኣቦና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰😭
@asmeri8401
@asmeri8401 2 года назад
May God grant him ethereal pease. Thanks my bro Awel u are very amazing
@Hi-yb4wu
@Hi-yb4wu 2 года назад
Bselam Eref AWET N'HAFASH✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lililili2195
@lililili2195 2 года назад
ብሰላም ዕረፍ ጅግና 🕯💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🕯
@osmanannati5926
@osmanannati5926 2 года назад
Rest In Peace our hero 🇪🇷will never forget you Awal Saeed 👏👏👏
@sosweet6192
@sosweet6192 2 года назад
ALAMIN ALLAH YERHAMEK 🤲🤲🤲 AB GENET YEQEMTKA 🤲🤲🤲 AWEL SAID KBRI YHABKA. GOD BLESS AND PROTECT YOU AWEL ❤ 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mimisolomon4313
@mimisolomon4313 2 года назад
Thank You Awelino As usual Yes Indeed Jegna Ayenberen Eyu Jeganu Eyu Zewlidn Zigedfin R.I.P Our Hero The Father of Eritrea Baba Alamin And Thank You For All Your Great Service 💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷
@Nakfa291sawa
@Nakfa291sawa 2 года назад
Arkan tegadalay hizbawi ginbar alamin ab aserka alena jgna selam eref!😭
@ሰፊናስ
@ሰፊናስ 2 года назад
Abo selam fikiren keyduna Allah Yerhamo Awlino berie Eritrea
@johnhatric189
@johnhatric189 2 года назад
ኣያ መንግስተ ሰማይ የውርስካ : ጽንዓት ይሃብካ ወገነይ ጽንዓት ይሃብኪ ኤረይ 😭😭😭😭🙏🙏🙏#
@freweynitesfamikael9012
@freweynitesfamikael9012 2 года назад
ቅሰን ጅግና ብሰላም ዕረፍ ዘልአለማዊ ዝክክሪ ንሰማእታትና
@mehrteabberhane8396
@mehrteabberhane8396 2 года назад
ብሰላም ዕረፍ ብጻይን ክቡርን አልአምኢን ቅሰን አብ መቃብርካ። ዓወት ንሓፋሽ
@amaremebrahtu4266
@amaremebrahtu4266 2 года назад
Our hero,we will miss you,but we will never forget you.The star of Eritrea may God accept you in heavens.
@abogida669
@abogida669 2 года назад
B Selam eiref kubur Abona beal metkel kisen alena ab Aserka JIGNANA 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪
@omerstar8501
@omerstar8501 2 года назад
Allah yarhamu InshaAllah 🤲🙏 awel thanks
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 2 года назад
መርሓባ ኣወል ብሰላም ዕረፍ ክቡር ኣቦባ ተጋዳላይ ኣል ኣሚን መሓመድ ሲዒድ ብሰላም ዕረፍ🐪🐪🐪🐪🐪🐪💖💖💖💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊✊✊✊✊
@flameshockey7688
@flameshockey7688 2 года назад
Nazreit Tasfamikale አወል ጅግና ክብረት ይሃብኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️😭😭
@sabatekle6948
@sabatekle6948 2 года назад
ኣወለይ ንበረልናስከ ታርኽ ኣቦታትና ክዝተው ብታርኽ ዝዘቅበበት ሃገር ኣላትና ናይ ብሓቂ ከደ ሙሉእ ሰብኣይ
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 2 года назад
ቅስኒ ኤሪትራ! ሉል ታሪክ ገዲፉ ከይዱ ጀግና!
@swelanaim6494
@swelanaim6494 2 года назад
Strongly agree! Our hero job’s completed! Eritrea 🇪🇷 forever! Thank you brother Awel Saeed.
@YourWorstNightmare525
@YourWorstNightmare525 2 года назад
Rest In Peace ✌️🇪🇷❤️✊🏼 we are proud of you jegna abona selam eref
@rozinamahdere8121
@rozinamahdere8121 2 года назад
Rest in perfect peace our hero 🇪🇷🇪🇷💪❤️💐💐💐
@fiyoriyemane5134
@fiyoriyemane5134 2 года назад
ብሰላም ዕረፍ ክቡር ጅግና ኣያና ሓርበኛ ኣይነብርን’ዩ ታሪኹ ኢዩ ዝዉረስ
@yordanosbeyene4538
@yordanosbeyene4538 2 года назад
ጅግና አቦና ስለቲ ምሉእ ሂወትካ ሂብካ ዝስራሕካን ዝተወፈካን ነመስግነካ አሽሐት ህግደፍ አፍሪካ ኢካሞ ሃገር አብ ኢድ ኡሙን መንእሰይ ኢካ ጌዲፍካያ ብሰላም ዕረፍ ወትሩ አብ ሕድሩኩም አለና ዐወት ንሐፋሽ
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 2 года назад
አለና'ወ አብ አሰሮም.🙏❤🇪🇷❤🌹
@adakashay6058
@adakashay6058 2 года назад
Tank you Awel jegnana
@ክርስቶስኣምላኸይ-ዀ4ለ
ብሰላም ዕረፉ ክቡር ኣቦና ዓለም ጎዶላ እያ ሓርቤኛ ኣይነብርን ታሪኹ እዩ ዝዉረስ እግዝኣብሄር ይቀበልኩም ኣብ ገነቱ
@kubromamanuel5954
@kubromamanuel5954 2 года назад
ዘለኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፉሽ!
@ኤርትራሃገርይ
@ኤርትራሃገርይ 2 года назад
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ሓርበኛ ኣቦና መምህር ጽንዓት፡ኣቦ ፍቅሪ፡ወትሩ ጻዕራም፡ በዓል ዑቱብ ሕጹብ መዓንጣ። ኣለና ኣብ ርጋጽ ኣሰርካ፡ ጅግና ኣቦና ኣልኣሚን መ/ስዒድ 🕯🇪🇷😭🕯🇪🇷😭
@Sabateklezghi
@Sabateklezghi 4 месяца назад
ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና ጅግና ኣይ ነብርን ታሪኩ ኣዩ ዝውረስ
@eritreagoldenstate7900
@eritreagoldenstate7900 2 года назад
Goid job deki Eritrea 🇪🇷 🙌 👌 Our unity is our strength
@mayaplays1070
@mayaplays1070 2 года назад
እንታይ እሞ ክንገብር ከይድና እወ ሃንደበት ካየዕረፈ ብሰንኪ እዞም ጉሓላሉ ጻዕዳ ኣትማን😭😭😭😭😭ጅግና ሓረበኛ ስዉእ ተጋዳላይ ኩቡር ኣልኣሚን ወትሩ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና ክንስዕብ ኢና አፍሪካ እካ ቕሰን ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ. ኤርትራ ወልዳ እያ.
@yordanosbirhane562
@yordanosbirhane562 2 года назад
ሐርበኛ አይነብርን ዮ ታሪኩ እዮ ዝውረስ ብሰላም ዕረፍ ሐርበኛ
@filimonhaftay1208
@filimonhaftay1208 2 года назад
Bselam eref jigna kubur abona alamin mehamed said awel tgebro zeleka kelili aykonen egzabiher edmen tienan yhabka fetari
@tigstihailu4376
@tigstihailu4376 2 года назад
ጂግና ኣይነብርን ኡዩ ታሪክ ኢዩ ዘዉርስ ወትሩ ኣብ ኣሰሮም ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wt7061
@wt7061 2 года назад
ኩሉ ግዜ ኣብልብና ኩቡር ብኹቡሩ ኣቦና ኣይመትካን ህያው ኢኻ ።
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 2 года назад
😭😭😭😭😭😭😭😭 🇪🇷🔥🔥🔥🔥🔥🔥🇪🇷 🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷 💔ኣኽ ኩብሩ ኣቦናኣ ከማኹም ኣበይ ካይርከብ ክዲ ዉዕልኻ እግርኻ ደክምካኣ ትምለስ ከማኹም ካይረከብካ ክብርን 🔥ዝኽርን ንዓኹም ስውኣትናኣ 💕❤️💕🇪🇷
@ሓሞትሓርማዝ
@ሓሞትሓርማዝ 2 года назад
ኣወል ጅግና ጅግና መምህር ኣቦ ጎዲልና ብሰላም ዕረፍ ጅግና
@robelmelake5735
@robelmelake5735 2 года назад
ሓርመና ኣይንበርን ታሪኽ ኡዩ ዝወረስ ዘልኣለም ዝኽርነ መጎሰን ንሰማኣታትና ኣብ ኣሰረኮ ጀጋኖ ኣያታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
@erinabella5455
@erinabella5455 2 года назад
አቱም ንዘልአለም ክትነብሩልና እንደሊ ጀጋኑና : በጃኹም ጽሓፍዎ ታሪኽኩም ከለኹም ምሳና : ንሞት ሕጊ ተፈትሮ መን እሞ ይዓግቶ መን ከ አይፋል ዓገብ ብይበሎ: ብሰላም ዕረፍ አያናን መምህርናን : ዘልእለማዊ ኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ💪🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
@eridemocracy251
@eridemocracy251 2 года назад
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ሰማእታት ሓርበኛ ኣይነብርን'ዩ ታሪኽ'ዩ ዝውረስ ዓወት ንሓፋሽ
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 2 года назад
ንሓዝን ብመስዋእቱ ግን ከኣ ንሕበን ብጅግንነቱ ሃገር ዘምጽአ ሃገር ዝሓለወ ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ጅግና አልኣሚን 🇪🇷🙏
@wintamusi9247
@wintamusi9247 2 года назад
ብመስ ቲ ሐርበኛ ኣቦና አርዲ ሀግር ጅግና መሪር ሐዘን ተሰምኣና ግን ክብሪ ዘለዎ ምስ ዋኣትቲ ሀገሩ ኣብ ዝብጽሕ ኣብጽሑ ካብ መትከሉ ፈልከት ከይበለ ኣብ ታ ክብርቲ ኣርትራ ምስ ስዋአቱ ሐመድ ብምልባሱ ካአ ሐበን ይስማዓ ና ሐርበኛ ኣይነብርን ኣዩ ታሪኩ ግን ይውረስ ዘላአለማዊ ዝኽርን ምጎስን ንስዉኣትና ኣዎት ንሐፋሽ 🙏❤🇪🇷
@menanaomna9675
@menanaomna9675 2 года назад
🙏 🙏🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏🙏 🐫 🐫 🐫 🌹 🌹 🌹 🌹 🌹🐫 🐫 🐫 🌹REST IN PEACE OUR HERO 🌹 REST IN PEACE 🙏...OUR TEACHER REST IN PEACE 🙏...OUR FATHER REST IN PEACE. ABO. WEDI HALAL MERAT. 🌹 🌹 🌹 AWOT NHAFASHE 🌹 🌹 🌹 🌹 🌹 🌹 🌹 🌹 🌹 🌹 🌹 🌹 🌹 🌹
Далее
Three NEW MAPS in Update 0.31.0 Nightmare | Standoff 2
01:48
UFC 308: Пресс-конференция
35:18
Просмотров 510 тыс.
"ቀይሕ ባሕሪ" ብ ኣወል ስዒድ
40:16
Просмотров 314 тыс.