Тёмный
No video :(

ጥበብ ኣብ ደርፊ| |ሻውዓይ ክፋል 

MAHDER PRODUCTION
Подписаться 126 тыс.
Просмотров 50 тыс.
50% 1

ጥበብ ኣብ ደርፊ| |ሻውዓይ ክፋል
ኣጋንኖ ኣብ ደርፊ
© እዚ ቪድዮ'ዚ ንስነ-ጥበባዊ ገምጋምን ምስትምቓርን ዝተዳለወ ኮይኑ፣ ኣብዚ ቪድዮ ዝተጠቀምናሉ ሓጸርቲ ቪድዮታት ወግዓዊ ዋንነት ዝተፈላለዩ ስነ-ጥበበኛታትን ትካላትን እዩ።
Support Mahder-production
Patreon: www.patreon.co...
Paypal: www.paypal.me/...
Music in this video:
Kiros Asfaha - Teamir (OFFICIAL AUDIO)
• Kiros Asfaha - Teamir...
Sami Berhane ሳሚ ብርሃነ Flyeti Btebay ፍልይቲ ብጠባይ (Official Audio)
• Sami Berhane ሳሚ ብርሃነ F...
Sandiyago - Sehak Ms Sandiyago | ሰሓቕ ምስ ሳንድያጎ - (Official Eritrean Comedy)
• Sandiyago - Sehak Ms S...
Expo Festival Eritrea 2015 - Eritrean Bahlawi Theatre Drama - Eri-TV
• Expo Festival Eritrea ...
Eritrean song by Helen Meles-
• Eritrean song by Helen...
Mahder-production social media links:
Facebook- / mahderproduction
RU-vid- / mahderproduction
Instagram- / mahder_production
Tiktok- www.tiktok.com...
ዳኒ ወዲመምህር
www.facebook.c...
/ wedi__memhr

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 270   
@new-hw8jm
@new-hw8jm Год назад
ኣብ ናይ የማነ ባርያ ትማሊ ትብል ካብ ዝመሰጠትኒ ኣጋንኖ ኣጋግዝየ ጻሓይ ምስ ጸልመተ ዶጊሕክኒ ዓይነይ ተዓሚተ መሲሉኒ ምብረቅ ዝበረቀ ኮኮብ ሰማይ ኣብ ቅድመይ ዝወደቀ ................ ............ Thanks kem kulu gzye wedi memhrrrrr
@user-mg2zj6sp7w
@user-mg2zj6sp7w Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንታነ ዳኒተይ! ናይ ኪሮስ መክሰብ ዓለም ትብል እባ ኣብ ቀጻሊ ኣምጻእልና! Thank you ❤
@endriasendriasfikak2816
@endriasendriasfikak2816 Год назад
Ni mkesab alem enta ttmexa da kndenay xbuq mkena nero
@meronhabtemariam4169
@meronhabtemariam4169 Год назад
"እንተ ዝኸውን ክኢላ ሰኣሊ ሕብረይ ሒዘ ምበረርኲ ላዕሊ መስፈርኲኺ ኣብ ሰሌዳ ሰማይ መቕናእክዋ ምጃጀወት ጸሓይ" እዛ ናይ ካሕሳይ በርሀ ደርፊ (ሳሙኤል ኣልመደ'ዩ መስለኒ ሓዲምዋ) ደስ ትብለኒ ናይ ኣጋንኖ ግጥሚ እያ።
@tammypadre3753
@tammypadre3753 Год назад
እባ ረሲዐልካ ካብቲ መፈንፈን ፡ ኣፈንፊንካ ትኽእሎ ኣጋንኖ ናትካ ጽሑፍ ሓንቲ እስከ ወስ በለና ሜሪ😉 ፡ ወይ ድማ ኣብ ግጥምኻ
@afewerkitekle7274
@afewerkitekle7274 Год назад
Kdm ysema nere hji gn teklala delye kebitseya ab you tube yelan hakey May be can yousend me if you have please
@oneday7763
@oneday7763 Год назад
Nay Kahsay Berhe Nabrana meret semay..... Enabele zderfa btaemi eya tshbeni.
@marhd997
@marhd997 Год назад
Anta ezia derfi gda zey tthababereni sdet kab zwexe kdab hji ay rekrbkwan
@naodzerai5370
@naodzerai5370 Год назад
ንሳ: እወ'ታ መዓር ጠስሚ ንሳ: 'ታ ናይ ህይወተይ ትልሚ ንሳ: 'ቲ ናይ ትማሊ ሕልሚ ንሳ: ጋህዲ ጌራቶ ሎሚ(2) ንሳ: 'ታ ሓያል ሰራዊታ ንሳ: 'ታ ኩሉ ዝጥምታ ንሳ: ብቅቡል ሓሳባታ ንሳ: ጌራትኒ'ላ ናታ(2) ንሳ: 'ታ ተኣምር ቅርጻ ንሳ: 'ታ ጽብቅቲ 'ራግጻ ንሳ: 'ታ ጸባ ረሃጻ ንሳ: ንሳ ንዓያ መሪጻ(2)
@shambel8316
@shambel8316 Год назад
ንባዕላ
@Haki-uw8ny
@Haki-uw8ny Год назад
ካሕሳይ በርሃ ተዝኮውን ኪእላ ስኣሊ 🎶 ብርዒ ሕዘ ምደየብኩ ላዕሊ 🎶 መንበርኩኪ ኣብ ሴሌዳ ሰማይ 🎶 መቅነኣክዋ ምጃጀወት ጸሓይ 🎶
@freasli
@freasli Год назад
ኣርእስቲ ደርፊ pls
@Haki-uw8ny
@Haki-uw8ny Год назад
Bro . Sis ደሌ ክረክባ ኣይከኣልኩን sorry
@temesgenbeyen4559
@temesgenbeyen4559 Год назад
ወለላ መዓር ናይ ድምጻዊ ኣብራር ዖስማን
@merhawiafewerki7760
@merhawiafewerki7760 Год назад
“ሃመልማሎ" ቆንጆ በዓልቲ ሃበባ ተበሃጊት ምጭውቲ ከም ተኸሊ ሕዮባ ሃመልማሎ! ጎይታ ጥበብ ዘወቀባ ኣቲ'ምበር ዶ ጎል ሰብ ኢኺ ንገርና'ባ ሃመልማሎየ! ቅሻረትኪ መመሊሱ እገርመናሎየ:: ኣምሳያ ገነት ኤዶም ሓመልሚል ቀለማ 'ታ ፀላም ዑንቂ ነብስኺ ኣፍሪቃዊ ደማ መን'ዩሞ ዘይመፃባዕ ልቡ ከግዝማ:: ደረት ትርኢት መልክዕ ከም ፀሓይ ፈለማ ኣባኺ'ንድያ ኣኽቲማ:: ደስ! ደስ! ሃመልማሎየ ኣንቲ ሉል ውቅያኖስ ደስ! ዝብል ግርማ ኣለኪ ከም ፅሕዲ ሊባኖስ:: ንታኣምር ዶ ይኸውን ኣምላኽ 'ዚ ሕያዋይ ፈጢርኪ ከምታ ኣብ ሰሌዳ ሰማይ ምድሪ ከተብርህ ዝተፈጥረት ፀሓይ:: ወዘሪት ቁንጅና ናትኪ'ዩሞ 'ዚ መድረኸ ብዘውድኺ ይመለኽ:: ደስ! ደስ! ሃመልማሎየ ሃሪ ሕዛባ ደስ! ዝብል ሞጎስ ኣለኪ ከም ንግስተ ሳባ:: ሃመልማሎ! ኣብ ቅድሚ ቅሻረትኪ ጣቋ የብሉን መልክዕ ሞናሊዛ 'ታ ዓለም ዘዛረበት ብቐለምን ብሩሽን ሊዮናርዶ ዝማሃዛ መቑለመት ናይ ኣጡባትኪ መትኮብ ዑፍ ይመስላ ተዓዲልኪ ዕታሮ ሽምጥኺ'ሞ ቅናት ኮይነ ዶ'ቲ ክጥምጠሞ ዓይንኺ ካሳቴ ብርሃን ምዕጉርትኺ ተምሳል ፍረ ሮማን ከናፍርኪ እተን ምጭዋት ከስተማቕረን ዶ ከም ሓለዋት 'ጏል ዓደይ' ኣሽንኳይዶ ሰብ ሕልና ንዓብደልኪ ብቑንጅናኺ ተሃሚለን ኣዕዋፍ'ኳ ዝረግፋልኪ ሃመልማሎ! ተዓዊቱልኪ:: ውይ! ክትፍተወካ!!! እዝኣ ናይ ኣብራሃም ገብረመድህን ሓንቲ ካብእን'ያ
@tigrignapost
@tigrignapost Год назад
ናይ ፋርሰይ ግጥሚ እኳ ×××××××××××××××× ግርማኣ ግርማ ክራማት፣ ፈዋሲት ኩሉ ሕማማት፣ ኣፍ ልባ መዕረፊ ደንደስ፣ ሽታኣ ሽታ ቤት-መቅደስ፣ ዎዎ የየየ...! በየናይ መግለጺ በየናይ ክትምሰል፣ ገነት ብምልእታ ኣብ'ያ ትጥቅለል። ገለ'ያ እዚኣስ ገለ'ያ ገለ፣ ቦኽሪ ዓይነት ትኣምር ሪኤ ዊዒለ። ዕድመን ጥዕናን (ፋርሰይ)
@tigrinyamedia7863
@tigrinyamedia7863 Год назад
ዳኒ ወትሩ ጽቡቅ መደብ ኣለካ ቀጽሎ ሓንቲ ግን ደጋጊመ ሓቲተካ ዘይመለስካኣለይ ኣላ ንሳ ካኣ ንዮናስ ማይናስ ዝባሃል ሰብ ክትህይሰልና ሓቲተ ኔረ እዚ ሰብ ዚ ንትግርኛ ንምጥፍእ ዝሰርሕ ዘሎ ኮይኑ ይስማዓኒ ቁሩብ ደንጊኻዮ ኣለኻ ብዙኮነ ግዜ ሲኢንካ ትኽውን ኣጃኻ ቀጽሎ በርትዕ ክብለካ ይፈቱ ኣብ ቀጸጻሊ ብጽቡቅ መደብ
@user-vf1bi3mj9d
@user-vf1bi3mj9d Год назад
ብልዕቢ ፡እዚ ማይናስ ዝባሃል ሰብ ሕምቕ ኣሎ
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 Год назад
Yes I'm the first one to comment on this brilliant young man's video. Welcome my brother❤❤
@dawit5485
@dawit5485 Год назад
ዳኒ ፖለቲካ ናይ ሃገርና ኣብ ከመይ ኩነታት ኣሎ ግለጸልና መንአሰያት ክኣ መታን ኣብ ገዛአ ርአሶም ክትኣማመኑ መንነቶም ዓቂቦም ክነብሩ ምኽሪ ለግሰሎም ስደት መኒናዮ ኣጽሊኡና
@erimesobproductionemprobel178
ፖሎቲካ ሓደ ብዝተንተኖ ሓደ ብዝቐመሮ ፡ዝግለጽ ኣይኮነን፡ከሙኡ እንተ ዝኸውን ልዕሊ ፍርቂ ዕድሚኦም ክዛረቡ ጥራይ ብዘይ ፍረ ዝተረፉ ኣለዉ።ወይስ ርእስና የለን፡ርእስኻ ትኸለልና ኢኻ ትብል ዘለኻ።ከይተረዳኣካ ከም ጣኦት ተምልኾ ኣለኻ፡፡ንስኻ ብትኽክል እንተ ሓሲብካ ከሙኡ ሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ከተመጩ ትኽእል ኢኻ።ስለዚ ኩቡር ብጻይ ነብሰ ምትሓት ግደፍ።
@dawit5485
@dawit5485 Год назад
@@erimesobproductionemprobel178 ነብሰ ምትሓት ካብ ምንታይ ይመጽአ ?
@abrahamteklay6553
@abrahamteklay6553 Год назад
@@dawit5485 bequ seb aykonkun ilka kab mehsab,,,, neseka temaleo endika habibi,,, entay kethatelu ika kkk
@dawit5485
@dawit5485 Год назад
@@abrahamteklay6553 መጀመርያ ነብሰ ምትሓት ዘለዎ ሰብ ጽቡቅ ኣይሓስብን ኢዩ ሂወት ካልኦት ሰባት ዝዘርግ ፈራሕ ጨቃን ኢዩ ብቀሊል ከረድኣካ ንስኻ ውን ካብቶም ነብሰ ምትሓት ዘለዎም ሰባት ሙኻንካ ቀልጢፈ ፈሊጠካ መዋጽኦ ይፍጠረልካ
@erimesobproductionemprobel178
ነብሰ ምትሓት ማለት መበገሲኡ ቡዙሕ እንድዩ ።ካብ ዋሕዲ ፍልጠት፡ጉልበት፡ተመኩሮ፡ኣተዓባብያኻ፡ወዘተ ቡዙሕ ክጥቀስ ይከኣል።ነቲ ንስኻ ክትገብሮ ዘሰክፈካ ወይ ዘፍረሃካ ኣነ ቡቑዕ ኣይኮንኩን ኣቢሉ ብኻልኦት ሰባት ክትግበር ክትርኢ ይገብረካ።ናትካ ናይ ዓያይነት መንፈስ ከኣ የዳኽም።
@s.gtechnology
@s.gtechnology Год назад
ኣብ ትምነይዎ ምስ ትምነይዎ የንብርኩም ገጽ ትፈትውዎዎም ስድራኹምን መሓዙትኩምን የርኢኹም ስደትኩም የሕጽረልኩም ኣብ እዛ ቻነለይ Subscribe ጌርኩም ኣተባብዑኒ👍 👉 S.G TECHNOLOGY
@filimonadhanom9741
@filimonadhanom9741 Год назад
🙏
@filmonkibrom7533
@filmonkibrom7533 Год назад
😂😂😂😂
@maashomehretab7613
@maashomehretab7613 Год назад
🤣🤣🤣
@kiros123
@kiros123 Год назад
ኣጋንኖ/ መኽሰብ ዓለም & ጽባሕኪ፡ ኪሮስ ኣስፋሃ
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 Год назад
Thank you Dani ✅
@desale5362
@desale5362 Год назад
ናይ ኣብራሃም ኣፍወርቂ ገነት ከይመባጻዓልኪ በየን ዓቕመይ
@esiabu2261
@esiabu2261 Год назад
Thank you wedi memher
@NOnonon89325
@NOnonon89325 Год назад
ኣጋላልጻኻ ምግለጺ ሲኢነሉ ኣዝዩ መሳጢ እዩ Just wow 🙌
@kidanewoldeabraha429
@kidanewoldeabraha429 Год назад
Wow thanks 💓
@Messing2432
@Messing2432 Год назад
Hagery zbele tezekiru ynebr hawelti gedifu ab genet yneber ❤❤❤
@Merkebna841
@Merkebna841 Год назад
ጽቡቅ መደብ ዪ, ደስ ካብ ዝበላኒ ናይ ጣዓመ ዘይነገርክያ ዘይሰመዐት ወረ ዑፍ ተሪፉትኪ
@awetbrhane8437
@awetbrhane8437 Год назад
ጽባሕ ትብል ናይ ኪሮስ ኣስፈሃ ህንጻታትኪ ተመሳቂሉ ምስ ደበና ኮይኑ ምዓሉ ተበጺሑ ትምኒት ስዮማይ ጎሮቤቱ ኮይንኪ ንሰማይ ወ.ዘ.ተ......
@Hntsay
@Hntsay Год назад
ዓዊታ እዛ ኮመንት ቀዲምካኒ bravo
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f Год назад
Tegelixa eye eza derfi
@drarrkahsay2742
@drarrkahsay2742 Год назад
ውባ ውባ ጉኣል ኣቦይ ፈረደ: ጨጉሪ ርእሳ ፈረስ ምቐየደ: ዝተረፈ መጠምጠም ጉራዴ: ኣባጅጎ ክሪኣ ወረደ : ከልከልኩዎ ነጸላይ ጋሪደ: ተቖጢዑ ብዙሕ ተፋረደ: ኣምለኽኩዎ ምክተይ ሓሪደ: ፍሽኽ ኢሉ መሪቑኒ ከደ: “ድምጻዊ ታረቀ ተስፋሂወት!!
@zahabtekie4307
@zahabtekie4307 Год назад
ኣነ ዝፈትዎ ኣጋንኖ ናይ የማነ ባርያ እዩ ዕምበባ ንጽህቲ መሬት ምስ ዘራእታ ሸካ ለምለም ሰቲ ወሓዝቲ ሩባታታ ብዘይ ብኣክስ እሾክ ኣይርገጽን ባይታ ካልእ ድማ ጸጉራ ነዊሕ ጭራ ፈረስ ንየማን ንጸጋም ዝመላለስ ዓይና ኩሑል ከዋክብቲ ቀትሪ ጸሓይያ ወርሒ ለይቲ
@samsongebrezgi9394
@samsongebrezgi9394 Год назад
ክደልየኪ ደመና ይጋልህ !!!!!❤ ኣብራር ዑስማን I love it✅✅✅✅
@saraokubit7979
@saraokubit7979 Год назад
ተባረኽ ዳኒቱ !
@monalizagrma4432
@monalizagrma4432 Год назад
ዳኒተይ ብሉጽ 👑💧
@merhawitmerhawit7920
@merhawitmerhawit7920 Год назад
ትክእል ኢካ ❤ንዘለዎ ካዓ ይውሰኮ 😮❤ስፖርቲ ፅርየት ሃፍቲ ንፅህና ነብሰይ ❤ኣተሓሳስባይ❤ምንም ዘይደረደረሉ ሂወተይ
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Год назад
Kiros ❤❤❤
@fuhur
@fuhur Год назад
Merci beaucoup
@s.gtechnology
@s.gtechnology Год назад
Subscribe gberley eski
@olivatutokris1212
@olivatutokris1212 Год назад
ዳኒ ጅግና፡ ብዝሕ ገረ ከይረእኹኻ፡ የቅረታ፡ ጅግና!!
@robitesfie8956
@robitesfie8956 Год назад
ትጠፋኣኒ ኣለካ ዳኒ ሓወይ.....welcome great work...
@astechtube
@astechtube Год назад
Welcome Bro Good Job
@tesfaykehsay7098
@tesfaykehsay7098 Год назад
Merhab 💖👈🏿
@temertasgoitom1257
@temertasgoitom1257 Год назад
ንዲኒ ከምዚ ከማይ ከም ማይ ዝሃርፎ ሓሳባቱ 👍ይርገፀኒ
@saimonfiashaye2242
@saimonfiashaye2242 Год назад
ኣነ 😘😘😘😘😘
@meley1952.
@meley1952. Год назад
ተረጊጽካ ኮ ብlike ድዩ ዝኮን ዘሎ 🤣🤣 ኣየየየ
@feruzberhane390
@feruzberhane390 Год назад
Thank you dani
@amenred5124
@amenred5124 Год назад
ናብራና መሬት ሰማይ ትሕዝቶና ኣኽራን ሜዳ ልብና ግን ማንታ ብፍቅሪ ብጸጋ …ምድሪ ቤት ገዛኩም ምድሪ ቤት ገዛና ማዕጾ ናይ ገዛኩም ማዕጾ ናይ ገዛና “ካሕሳይ በርሀ”
@Miki-rd3zi
@Miki-rd3zi Год назад
Wellcome back dani
@meharihagos5967
@meharihagos5967 Год назад
ወዲ መምህር ጽቡቅ ትሕዝቶ ከምኩሉ ግዜ። ናይ ወዲ ትካቦ ኣታ ወዲተዓረ ወይ ኣታ ወዲ ተዓረ ትብል ደርፊ ኣብኡ ዘሎ ፍልስፍና ምርዳእ ዝለዛብየኒ ሓደማዓልቲ ዘይተቅርበልና።
@kiros123
@kiros123 Год назад
ንጹርነት ግጥሚ 0 ወዲ ትካቦ /ኪሮስ 100%
@Aduliss
@Aduliss Год назад
ወዲ መምህር ከም ኩሉ ግዜ ጽቡቕ ህየሳ ትንተና ❤❤❤
@dgdg9731
@dgdg9731 Год назад
ዳኑ ይበል ትንታንየ ከምቀደሙ❤❤❤✅
@naodzerai5370
@naodzerai5370 Год назад
Here comes the LEGEND,THE MYTH👏👏👏
@merhawimera2780
@merhawimera2780 Год назад
ጽቡቕ መደብ ወዲ መምህር ዓርከይ ግን ኣቦይ ፍረ ሓንስ ዘይኮኑስ ኣቦይ ሽንፍራ ሓንስ እዮም ዝባሃሉ።
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 Год назад
ዓራርቦ ጸሓይ ምስ ጸልመተ ደጒሕኪኒ ዓይነይ ተዓሚተ መሲሉኑ መብረቕ ዝበረቐ ኮኾብ ሰማይ ኣብ ቅድመይ ዝወደቐ.... ጸሊም ኮኾብ ባርያ
@mwufuybright1188
@mwufuybright1188 Год назад
Thank u Dani beziba Eritrawenti belxin please amxalna
@abitube796
@abitube796 Год назад
Welcome dani bro
@hieribarocr774
@hieribarocr774 Год назад
Nay nahom prima eba amxelna wedi memhr asli
@selaliakesete7869
@selaliakesete7869 Год назад
Have a wonderful time
@abrhammisgun9335
@abrhammisgun9335 Год назад
ፍልጠት ጥበብን ዝተዓደለ ሰብ
@merontesfay8740
@merontesfay8740 Год назад
💯
@user-gn3gv8cv7t
@user-gn3gv8cv7t Год назад
ዝፈትዋ ኣጋኑኖ ናይ በረኸት መንግስትኣብ (ሸዊት) ኣጥባታ ጥርንቦ ተወጠረ ዋልታ ከም ቀራን ዝራብዕ ዝዋጋእ ደረታ
@robelbeletse6618
@robelbeletse6618 Год назад
ትማሊ እታ ናይ ኪሮስ እንዳሰማዕክዋ ክንደይ ከ ከጋንን እዩ ይብል ነይረ ።
@seeker3963
@seeker3963 Год назад
😎 ወዲ መምህር Still ብቐፃሊ ብሉፅ ሃያስን ተንታንን 👍👍👍👍👍
@robrahk1432
@robrahk1432 Год назад
Bravo !wedi Memhr
@anderbrhanabraham2828
@anderbrhanabraham2828 Год назад
ንፉዕ
@abieltsegazgi8347
@abieltsegazgi8347 Год назад
ዳኒ ብሮ ብጣዕሚ ዝነኣድ ሓሳብ እዩ ብዝኾነ ኣብዛ ሓዳስ ደርፊ ናይ Abreham afowerqi እንታይ ርእይቶ ኣለካ ክንጽበዶ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lomisyeakleni7894
@lomisyeakleni7894 Год назад
ናይ ምዓስ
@russomgwet3429
@russomgwet3429 Год назад
ብዙሕ ኣይትጸበ ወዲ ኤረይ ሓፍቱ ንክቡር ስነጥበባዊ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ዒረ እያ።
@lomisyeakleni7894
@lomisyeakleni7894 Год назад
@@russomgwet3429 ኣየነይቲ ያ ታ ደርፊያ ኸ
@yemanebeyene6562
@yemanebeyene6562 Год назад
Nay Kiros Alemeyo Eti kunjunaki is my favourite song which is packed with a lot of hyperbole. Please make videos with all languages techniques such as onomatopoeia, if you can. Thank you Dani for your service.
@user-di3up1cg3j
@user-di3up1cg3j Год назад
💯💯💯👍🏽👍🏽👍🏽✅✅✅✅
@shambel8316
@shambel8316 Год назад
ዳን ኣሕፅርካልና ይዓኽ ወይከዓ ማዓረክንድዝ ኣይትጥፋእ
@s.gtechnology
@s.gtechnology Год назад
Subscribe gberley eski
@shambel8316
@shambel8316 Год назад
@@s.gtechnology ጠዋል
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 Год назад
Well done, dani boy!
@evenmuller141
@evenmuller141 Год назад
ዝጽበዮ ዝነበርኩ ኣንግል ኣምጺካ ዳኒ ሓወይ።።። ኣብ ቀጻሊ
@amanuelab9354
@amanuelab9354 Год назад
Here is Yemane barya song I am writing to you for second time since last year Name of song :XLALEY HALENGI AB ZBANEY MAHAWREY YMOKAH KORBETEY KREGF AB XAHAY YSETAH KORARMTY HSUM SGAY YMENCHTO YMEWT DAAMBER YMEWT DEAMBER AYRSEAKN KOTO. I hope I will find It unpresedented Dani. Much love
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 Год назад
ሽሻይኪ ከም ሑጻ ባሕሪ በዚሑ ትብል ናይ ጆማል ሮሞዳን ተሕዝነኒ ኣጋንኖ እንዳጸነትናስ
@hailemilyen7732
@hailemilyen7732 Год назад
Yau are the best
@issayasamanuel19
@issayasamanuel19 Год назад
Welcome dani
@wedigurum3321
@wedigurum3321 Год назад
ኣበር ኣልቦ ግርማ ንግስቲ ናይ መልክዕ፣ ከም ጸሓይ ብጩራ ካብ ርሑቕ ተጥቅዕ ፣ ~~~ዝዳረጋ የለን ብስማ ክጠቅዕ !!
@weldebrukhadgu2248
@weldebrukhadgu2248 Год назад
ብኣጋኒኖ ዓዲና ጸሚማ ሓቂ ዝጠፍኣ ሃገር ኮይናስ ኩሉ ኣብ ኤርትራ ዝግበር ኣጋኒኖ እምበር ሓቂ ዝባሃል የብሉን
@elsajefter5596
@elsajefter5596 Год назад
Dani jigna welcome
@afewerkigebrekristos3614
@afewerkigebrekristos3614 Год назад
Good job
@yemanengusesandro6792
@yemanengusesandro6792 Год назад
ኣደ ንጉሰ ኣዴና ይትኹና ወደን ክሕረድ እሰን ይቑነና ❤
@abelgeberehewet62
@abelgeberehewet62 Год назад
Nice job dani bro
@mictekle4443
@mictekle4443 Год назад
Nay Abrar Osman miti tbel 👌
@berekettekeste8528
@berekettekeste8528 Год назад
🎉
@user-jb5vn7nw9d
@user-jb5vn7nw9d Год назад
Always u the best dani arkey
@zemenzemen67
@zemenzemen67 Год назад
Kiros🎯
@abrahamtekle4944
@abrahamtekle4944 Год назад
Thank you habibi ቀጽሎ
@danielWeday
@danielWeday Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ bravo
@tesfabrhan7197
@tesfabrhan7197 Год назад
"Xeguri resa feres mekeyede aboyzgi kreya Werede" kkkkkkk
@wediteages9391
@wediteages9391 Год назад
ብትህበና ትምህርቲ ኣዚና ኢና ነመስገን ወዲ መመህር መስተውዓሊ❤
@Hennybeb
@Hennybeb Год назад
Welcome wedi memhrey memhr 👊🏿
@daniwoldu6440
@daniwoldu6440 Год назад
Yemane barya (Chra feres)
@EBOY-ok6li
@EBOY-ok6li Год назад
እስከ ቅድሚ እዛ ቪድዩ ምርኣቱ like ዝገበረ like ግበሩ
@merkeb_3
@merkeb_3 Год назад
Memhr Dani 👏
@azmerakiflemariam552
@azmerakiflemariam552 Год назад
Dani wedi Eritrea ❤️🙏❤️🙏❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@luwamamenay8086
@luwamamenay8086 Год назад
Kemkulu gze anbesa 🥰
@rufaelabraham6848
@rufaelabraham6848 Год назад
As before. Good loooooooveeer
@awettadese5584
@awettadese5584 Год назад
Liek you
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k Год назад
ዳኒ ወዲ መምህር! መምህር ::
@XYONAWI
@XYONAWI Год назад
ስንዑፍ ኣታ ወዲ ካብ ኣስመራ ኢዩ መቅሰነይ።
@kibretfishatsion701
@kibretfishatsion701 Год назад
ኣጽፋረይ ተነቂሉ ናፊቀኪ ንመንደቅ ፊሒረ። የሱፍ ስዒድ፦ ታሪኻዊ ሂወትዩ ቃዚነ ኣሕሊፈዮ ሙቁት ስሚዩ ባዕለይ ገሲመዮ ዑስማን ዓብደሪሒም
@EH2624
@EH2624 Год назад
ካብ ናይ ኪሮስ ኣስፍሃ ከይወጻና ከለና ኣብዛ ዝገለጽካያ ኣይኮነን ዶ ስሩዕ ቅርጻ ''''''''''''''''' ልኡም ድምጻ '''''''''''''''' ቃላይ ዓይና ''''''''''''''''''' በረድ ስና ኣፍቂረዮ ለኹ ኣነስ ዋላ ክዳና ዋላ ትሓልፈሉ ጎደና። እቲ ኣጋንኖ ሕጂ ንጽባቕኣ ጥራይ ዘይኮነስ ንኽዳውንታን ትሓልፈሉ ጎደናታትን ዋላ እዩ ዘፍቅሮ ቅቅቅ ኪኪ ቀባጽ
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Год назад
Welcome Danny
@legesehabte1422
@legesehabte1422 Год назад
Metse metse wedy memhir metse kibhal kelo elllllllllleeelll well came bro.
@teshemetekle7274
@teshemetekle7274 Год назад
መግለጺ ኣልቦ ብቅዓት ዳኒ ኮርዒዳ። "መሲል መብረቅ ዝበረቀ ኮኾብ ሰማይ ቀድመይዝደቀ ስለ'ዚኤ ከኣተገዲደ ሰላም ክብል የእዳወይ ሰዲደ"ነብሲሄር ስነ-ጥበባዊ የማነ ባርያ
@sham3746
@sham3746 Год назад
እዚ መንእሰይናስ ኳይኑዎ ድየ ጃጅዩ ዝባሃል ዘሎ ካልእ ዝጽሕፎ ዘሎ ካልእ😂😂
@filmonabrha5884
@filmonabrha5884 Год назад
Txhfo zeleka win hlwesa eyu, mis mjijaw entay arakibwo?
@mnbarnzelekamfkar6123
@mnbarnzelekamfkar6123 Год назад
❤👌
@milliontareke4574
@milliontareke4574 Год назад
Nice one bro
@kokobhaile2318
@kokobhaile2318 Год назад
Kiros Asfaha mekseb alem tbl Daniiiiiiiiiiii
@noway-km1kk
@noway-km1kk Год назад
Daneeeeeee 🤭
@teklittk7118
@teklittk7118 Год назад
Selam selam dani
@yemanemedhanie1723
@yemanemedhanie1723 Год назад
ዳኒ ሓቢቢ ቁምነገር ጌርካ ኣደይ ኣዘኪርካኒ ኣበይ ኣምሲኺ ኣይ ዝይትሓደር ዳኣ ኔርካ
@okbayaraya3237
@okbayaraya3237 Год назад
ክክክክክክ ወይ ሳንድያጎ ሓያል ነጋዳይ እምበር
@MTO2024
@MTO2024 Год назад
Suqu wedi dahreweyti lequmax
Далее
ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ታሽዓይ ክፋል
21:34
СЛАДКОЕЖКИ ПОЙМУТ😁@andrey.grechka
00:11
ኦኣር ህየሳ ፊልም/ O.R film review
29:16
Просмотров 139 тыс.
ብልሽውና ኣብ ኤርትራ...
23:43
Просмотров 85 тыс.
ጥበብ ኣብ ደርፊ
2:45:10
Просмотров 82 тыс.