Тёмный

ጭራይ ግደፍኒ - ታምራት ገብረስላሰ (50 ጎማ) - ሓድሽ ብህላዊ ደርፊ ትግርኛ - New Tigrigna Cultural Music 2022 

ላዛ ሪከርድስ Laza Records
Подписаться 151 тыс.
Просмотров 250 тыс.
50% 1

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited

Опубликовано:

 

25 окт 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 259   
@nuguseegn5087
@nuguseegn5087 Год назад
ኣጆኩም ተጋርዋኒ ሽግር ሓላፋይ ዩ ዓወትኩም ድማ ዝስይተርፍ ዩ። ፈታዊ ሰናይኩም አርትራዊ ሓዉኹም ❤❤❤❤
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Год назад
አደና አወ ድሮ እኳ አጋ ወገሕታ በፂሑ
@user-bi4se6qk3p
@user-bi4se6qk3p Год назад
Amen Amen Amen khalf eyu nay gdn
@amanweld6786
@amanweld6786 Год назад
Kkkkkkk በቃ ካብ ሓቂስ ድራማ ትሓይሽ?? ኣየ ተጋሩ ሑሱራት
@user-nj7yc9om2g
@user-nj7yc9om2g Год назад
ኪዳነ ምህረት መከራና ተቅልሎ ዓደይ😥 Well came tame❤️
@user-gc9se2bf9t
@user-gc9se2bf9t Год назад
ተሜ ጅግና ወድቶም ሰብ ስረ ከምኡ እናገበርኩም ታሪክ ኣቦታትና ካብ ውሉድ ናብ ወለዶ ኣወራርስዎ ትግራይ ትስዕር💛❤💛✊✊✊
@promisefreedom6423
@promisefreedom6423 Год назад
🙏ኣጆና ተጋሩ እይና❤💛❤💛🙏 ኽቡር መንነትና ኣጽኒዕና ሓድነትና ኣጠንኪርና ዓምዲ ገዛና ትግራይና ነቕ ዘይትብል ዓዲ ጀጋኑ ደልዲላ ብዓወት መሰስ ኽትብል እያ 🙏ትግራይ ትዕወት ትግራይ ትስዕር 🙏❤💛❤💛❤
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Год назад
ዓድና ሰላም ኮይኑ ካልኣይ መዓልቲ ክረክበካ ተስፋ ኣለኒ ሓላል ወዲ ሪመይ💛❤💛❤💛💛✊✊✊👏👏👏👏
@Abrhaa
@Abrhaa Год назад
ይበል ታሜ ኣጆና መፃኢት ትግራይ ብሩህ እዩ። ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና!
@ksheukeke5650
@ksheukeke5650 Год назад
ኣጀካ ወዲ ዓደይ ❤ መፃኡ ጉዕዞና ብርሃን እዩ ትግራይ ዓደይ ዓዲ መለሰይ ዓዲ ሓየሎም✊
@Orthodoxsawit1
@Orthodoxsawit1 Год назад
የቅንየልና ከምት ልሙድ ብቲጥዑም ድምጽኻ ናይ ወለዶ ጀግነት ታርኽና አስምዕኻና. አዝዩ ዘይምኖ ❤️❤️
@bsikiros7171
@bsikiros7171 Год назад
ዋይይ ኣቲ ቅድስቲ ትግራይ ዓደይ፣ኣታ ለባም፣የዋህ ህዝቢ ትግራይ ወላዲት ጀጋኑ፣ስረ ዘይፈልጡ ስረ ዘዕጠቅኪ፣ታሪክ ዘምሃርኪ ነታ ካሕዳም ዓዲ ጎድፍ ርስሓታ ታሪካ ዝለወጥኪ ፈተናኪ፣መከራኪ😢😢😢💔💔💔በዚሑ ኩሉ ኪሒዱኪ ዋ ናይ ዳዊት ኣምላክ ትንሳኤኪ የሪአና🙏🙏🙏
@kiduteklehaymanot5552
@kiduteklehaymanot5552 Год назад
ተሜ ጎይታ ወዲ ዓይባ እንዳማርያም ጉልሸይቲ ባዕላ ማርያም ጉልሸይቲ ፅላል ትኹንኩም ጀጋኑና💪💪💪💪💪 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-vs4lu3yh6d
@user-vs4lu3yh6d Год назад
ትግራዋይነት ፀረይ ማንነት ትግራይ ተሰዒር❤❤❤💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞✔💗💗❤❤💞💞
@mondersaf5024
@mondersaf5024 Год назад
፳፩፳
@hfhdvgd7961
@hfhdvgd7961 Год назад
ትግራዋይነት ክቡር መንነት ትግራይ ንዘላኣለም ትንገስ ኣሜንንንን
@alugoltigray5301
@alugoltigray5301 Год назад
ኣጀኺ ትግራይ ዓደይ መፃእኺ ብሩህ እዩ ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑ ሰማእታትና💘💘💘
@samisasami8510
@samisasami8510 Год назад
ሃይማኖት፣ባህሊ፣እምነት፣ሓቀኝነት፣ጅግንነት፣ናይ ሙዚቃ ለዛ፣ሓቂ፣ሓዘኔታ እና ስክፍታ እብ ትግራይ እና ትግራይ ጥራሕ እዩ ዘሎ ትግራይ ትስዕር ኣላ መሊኣ እውን ክትዕወት እያ ክብርን ማገስንት እቶም ሂወቶም ዘይሰስዑ ዝካሽሑ ዘለው ጀጋኑና
@kidan5256
@kidan5256 Год назад
እሰይ ታኣምራተይ ወዲ ዓደይ ሰላምካ ይብዛሕ ብዓወት ይምለስኩም ጀጋኑ ደቂ ዓባይ ትግራይ ❤💛❤💛❤💛❤💛💊💊💊💊💊🏖🏖🏖🙏🙏🙏
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 Год назад
ትግራውነት ክቡር መንነት 💛❤✊️✅️
@muluabraha7750
@muluabraha7750 Год назад
ጠለምቲ ናይ ኢዶም አይስአኑ እንተ ትግራይ እሞ በአምላኽ ሀይልን ብደቃን አለም መዛረቢት ክትከውን እያ ናይ ብሐቂ ብብኽያት ምጽሐፍ ስኢነ እዋይ ዐደይ
@user-de5cc2fe3c
@user-de5cc2fe3c Год назад
ፅቡቅ ስራሕ ታምራት ጅግና ቀፅለላ 💛❤️💛❤️💛❤️✊✊✊✊💪💪💪💪💊💊💊
@mimomm9582
@mimomm9582 Год назад
ትግራዋይነት ክቡር መንነት ተአምራት ባዓል ጡዑም ድምፂ እንኳዕ ብዳሓን መፃእካ🙏❤💛💛❤❤❤💛💪💪💪💪💪✌👌
@sallamll6451
@sallamll6451 Год назад
ጅግና ፎታዊ ዓዱ እንካዕ ብሰላም መፃኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💖💖🗑
@abebagebreargay178
@abebagebreargay178 Год назад
ሰላምና የመለሰልና እግዚአብሄር ትጋሩዋኒ🥰🥰🥰🤲💒🙏❤❤❤💛💛💛❤❤❤🌅
@haylishhabeshalebs5929
@haylishhabeshalebs5929 Год назад
ዓወት ናትና እዩ💪💪💪💪❤❤
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f Год назад
ታሜዋይ ጅግና ቡዙሕ ሰሪሕካ ዘይደክመካ ነበረልና ጎይታዋይ😍💊💪👈
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
እው እዛ ጠላም ሃገር🇪🇹😭
@Sara-en3gb
@Sara-en3gb Год назад
ቴሜዋይ ወድ ሪመይ 😍ኪዳናምህረት ፀበባና ትቀጥጠልና🙏💔
@tsegawezam1814
@tsegawezam1814 Год назад
አምላክ ምስኩም ይኩን ጀጋኑ ተጋሩ💊✊💪🙏
@tekeatekle7559
@tekeatekle7559 Год назад
ተጋሩ ኣብ ሓድነትኩም ጽንዑ ሓደራ ዝሓበረ (ብሓባር ዝተፋሕሰ ) ገመድ ኣንበሳ ይኣስር ካብ ሐፍትኩም ኤርትራዊት
@salama9542
@salama9542 Год назад
ትግራውነት ክቡር መንነት 💞💘💘💘
@user-id8wh7cz8b
@user-id8wh7cz8b Год назад
ወዲ ሪመይ ትግራዋይነት ክቡር መንነት ትግራይ ኣደይ ሰላምኪ የሪአኒ ትግራይ ትሰዕር💊💊💊💊💊💊💐💐💪💪💪💪
@AaSs-sb6rw
@AaSs-sb6rw Год назад
ጅግና 🇻🇳❤️💛
@hayluxaqqe6851
@hayluxaqqe6851 Год назад
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይምፃእ
@tdf9837
@tdf9837 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ቶሜ ጅግና አምላክ ምስ ህዝብናን ሰራዊትናን ይኹን💊♥️❤🙏
@workutesfaye5024
@workutesfaye5024 Год назад
Amennnn Tigray will prevail 💛❤💛❤💛
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Год назад
ትግራዋይነት ክበርን ምጎስን ንስማእታትና 💛💊💊💊❤
@tarhslove4629
@tarhslove4629 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኻና ጅግናና🙏💪💪💪 ትግራዋይነት ፅኑዕ መንነት💪💪💪
@rahel6463
@rahel6463 Год назад
እግዚአብሔር አምላ ትግራይ ዛዓደይ ብርሀንኪ የሪኤኒ
@user-mm4xf7ff8v
@user-mm4xf7ff8v Год назад
ትግራዋይነት ፅሩይ መንነት 💞💞💞💞✊
@abebachanal1036
@abebachanal1036 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ጅግና ወዲ ጀግኑ
@hbbbuuhv6506
@hbbbuuhv6506 Год назад
ጅግና ወድ ትግራይ ትግራይ ትስዕር
@kibromwediahferom3098
@kibromwediahferom3098 Год назад
ትግራይ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ኩሉ ግዝየ ጅግና ምስ ኣፍረኪ ሐጆ እውን እቱ ወሪዱና ዘሎ ፀገም ፈጣሪ ሒዝና መሰስ ክንብል ኢና ብስረና
@Danayt123
@Danayt123 Год назад
ትግራዋይነት ፉሉይ መንነት ትግራይ ትስዕር ታኣምራተይ ናባዓልና 💊💊💊💊💊💝💝💝
@aasaas7284
@aasaas7284 Год назад
ፈጣሪ ህዝብናን ሰራዊትናን ሓደራካ ጀጋኑና ክብሪ ንዓኩም ተጋሩ ኣብ ዘለክምዎ ፈጣሪ ይሓልኩም🙏🙏🙏💖💛💊💐💐💘💘💘
@yrodonossolomon2060
@yrodonossolomon2060 Год назад
አሜን(3)ማዕረይ
@abiygere445
@abiygere445 Год назад
@@yrodonossolomon2060
@user-qs6sf2mt9q
@user-qs6sf2mt9q Год назад
ኣጆኻ ታሜ ማዓረይ ኣታ ጅግና ንበረለይ ዝሓወይ 😍😍😍❤❤❤❤
@LiliKing-ku6dt
@LiliKing-ku6dt Год назад
ቶሚዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ወዲ ገዛይ ማዓረይ😘💙
@hdhhd6525
@hdhhd6525 Год назад
ጅግና ወዲ ዓደይ💪💪💊❤❤❤
@user-db8oc8mg6e
@user-db8oc8mg6e Год назад
ጀግና ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩ ፈጠር
@user-up6qm2lb7v
@user-up6qm2lb7v Год назад
ታሜዋ ጡዑም ድምፁ ኣቦጭራ ትግራይ ክተመስግነኩምያ ጀጋኑና💊💊💊😍
@newuaq1125
@newuaq1125 Год назад
ጅግና ሓውና ንበረልና🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛💪💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊💋💋💋💔💔💔
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 Год назад
እሰይ ጀግና ወዲ ትግራይ❤❤😘😘
@user-oj2nx1cn4v
@user-oj2nx1cn4v Год назад
ፅኑዕ ርገፁ ሓሕዋተይ💝
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j Год назад
ሓይልን ፅንዓትን ልሰራዊት ትግራይ ማርያም ፅዮን ኣደይ ምሳኩም ትኩን ደቂዛ ሓላል መሬት
@nataneynatey4525
@nataneynatey4525 Год назад
አዬካ ወዲ ዓደይ አላዕሎም ከላዕሎም አናብስ ናይ ቀደምን ናይ ሕጂን ጀጋኑ አቦታትናን አያታትናን ❤️💛❤️💛💪💪💪🙏🙏🙏
@musayemane2268
@musayemane2268 Год назад
ሰላምኩ ይመለስ ዓደይ ማዓረይ 💔💓
@zed8332
@zed8332 Год назад
አኩሱሙ ፂየን ማርያም ታሓልዉኹሙ ጀግናና ሰብ ታርኽ ትግራዋይ ማዓረይ🙏🙏💒💒🙏🙏💊🙏🙏
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x Год назад
ትግራይ ሃገረይ ዓደይ ሰላምኪ ይመልሰልኪ ካብ ሕጂንድሓር ሰላም ኩንለይ ለምልምለይ ይአክለና ፈጣሪ ይአክለኩም በለና ኩሉ ግዜ ምስ በልዑና ኡፍፍፍፍፍ
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Год назад
ተኣምራተይ ሓላል ጂግና ወድቶም ጀጋኑ ብዓወት ለሰላም ይምለስካ ምስ ኩሎም ብፆትካ❤💛❤❤✊✊✊✊✊
@zipper477
@zipper477 Год назад
🤝🙏🙌💛❤
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 Год назад
Subuk sirah mis subuk dimsi hawna wedi weyin ayona deki tigray jeganu seb sire awetina naygidin eyu selaetina nahamsheshnayom ena ayona tegaruna tigray tiewet 👍💪
@negsteabrha794
@negsteabrha794 Год назад
ይበል ለብል ስራሕ ብጀጋኑ ጀሚርካ ብጀጋኑ ምዝዛም አምላክ ምሕረቱ ይልአከና ትግራይ ትዕወት
@kirubelabiyot3242
@kirubelabiyot3242 Год назад
😍😍😍😍😍 ትግራይ ዓዲ ጀጋኑ 😍❤️💛❤️💛🤗🤗
@tigraithelandofqueenofsheba
Tigreans the rare heroes most strong and kind people on planet earth 🌏
@user-fu8vz4bw3z
@user-fu8vz4bw3z Год назад
ታሚ ወዲ ትግራይ ወዲ ሓዉዜን ገርዓልታ ዓዲ ሙቁር ያታ
@suzisuzi8558
@suzisuzi8558 Год назад
ትግራዋይነት 💛❤ ✊
@gew12345
@gew12345 Год назад
እሰኪ ግዜና ይምለሶ ፅቡቅ ሰራሕ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@mebrhithailu2263
@mebrhithailu2263 Год назад
Tigray adey adezum jeganu 💪💪💪💛💛❤️❤️🙏🙏
@mu5gyu266
@mu5gyu266 Год назад
ትግራወይነት ፍሉይ ማንነት ኣያና ባዓል ጥዑም ድምፁ እነኮዓ ብሰላም መፃኻና ጀጋኑና ንበሩልና እሰኪ ምእተና ህላዊኹም እየ ህላወና 💞💞💞💊💊💊💊
@andemeskel8634
@andemeskel8634 Год назад
እቲ ቀይናን ታሪኽ ትግራይ ምስ ወያነ ንሓዋሩ ተቀቢሩ።ጽንዓት ይሀብኩም!!!
@solomontesgaye5727
@solomontesgaye5727 Год назад
Great music brother Tamerat we love you so much u are the king 👑 of chira Ajokum Naiena weyane #Tigray Yesier 💪💪💪 💊💊💊💊
@user-tc8er4qw5j
@user-tc8er4qw5j Год назад
ክብሪን ሞጎስን ንስውኣትና💔💔💔
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Год назад
ትግራይ ዓደይ መጻኢኺ ቡሩህ እዩ. ታሜ ጽቡቅ ስራሕ ❤💛💊💊✊️
@gix9374
@gix9374 Год назад
ተምየዋይ ዝፎትወካ ጅግና ናትና ወዲ ዓባይ ትግራይ💊💪
@almazgiday9935
@almazgiday9935 Год назад
ጅግና ወዲ ጅግና አጆካ ማዓረይ ። ጀጋኑና ስውአትና አብ አፀደገነት የንብረልና ምእቲ ህዝቢ ምእታና ዝተሰውኡ እቢ ንመግዛእቲ ኢሎም ዝሐለፉ ንዓና አይኮነን ነዞም ካሕዳማት ኢቲዮጵያ ንዞም አራዊት ኤረትራ ዝተሰውኡ ደቂ እግዚአብሔር ከየዳለዉ ንሐቂ ዝተሰውኡ መግስቲ ሰማይ የዋርሶም አጆና ኩሉ ክሐልፍ እዩ ሕጂ ግን ልቢ የድልየና አሎ ትግራይ ናፅነታ የድልየና ማይና ሰቲና ሰላምና ይሕሸና አሕዋት መዞም በለዕቲ ሰብ አንድልን እንበል ትግራይ ትስዕር ።
@tsigealemayoh786
@tsigealemayoh786 Год назад
ትግራዋይ ኸቡር መንነት ኻብ በረኻ ተምቤን ናብ south African ዘጋይይ TDFጀግናና
@hntsaalem2736
@hntsaalem2736 Год назад
ዋው ደስ ብሃሊ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ባህልና ክብርና ምጥዓሙ
@Saratigray
@Saratigray Год назад
እው እዛ ጠላም ሃገረ ትግራዋይ ጠሊማ ምእንቲ ክብራ ዝሞተላ 💔😭
@mebrhithailu2263
@mebrhithailu2263 Год назад
Tigray adey tesar 💪💪💪💪💛💛❤️❤️❤️🙏🙏❤️💛❤️💛
@user-hn8vm1px7c
@user-hn8vm1px7c Год назад
50ጎማ እግዚአብሔር ልሳንህን ይባርክልህ እረጅም እድሜ ከጤና ና ከስኬት ጋር ከመላ ቤተሰብህ ጋር እመኝልሃለሁ
@You-ys2nr
@You-ys2nr Год назад
ትግራዊነት ፁሩይ መንነት ትግራይ ትስዕር❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tesfadawit4070
@tesfadawit4070 Год назад
The best song 🎵
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Год назад
ታኣምራት ጅግና❤💛
@gedu8644
@gedu8644 Год назад
ዓድና ሰላም ኮይኑ ከንራከብ ተሰፋ ይገብር ታሜዋይ ጀግና❤️💛
@mashotigray6643
@mashotigray6643 Год назад
ትግራወይነት ፍሉይ ማንነት ኣያና ባዓል ጥዑም ድምፁ እንኮዓ ብሰላም መፃኻና ጀጋኑና ንበሩልና እሰኪ ምእተና ህላዊኹም እዩ ህላወና❤💛💛
@amlekeb.niguse968
@amlekeb.niguse968 Год назад
ይበል ዘብል ግጥሚ 💝💝💝🙏🙏🙏
@user-tc8er4qw5j
@user-tc8er4qw5j Год назад
ኣምላክ ኣቦይ ስላምና ምለስልና💔💔🙏🙏 ትግራይ ኮኮብ ዓለም🌍🌍 እና ሓደረት እያ ትደምቅ።እግዚኣብሔር ምስኽም ይክን🙏🙏🙏🙏
@user-pr8ge1wq2v
@user-pr8ge1wq2v Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፀአካ ጀጋና
@habeshatube5197
@habeshatube5197 Год назад
nice work
@user-mp5kc3ux4j
@user-mp5kc3ux4j Год назад
ትግራዋይነት ፍሉይ መንነት ❤💛❤💛❤💛😍😍😍😍😍
@user-sx1sr1jk7c
@user-sx1sr1jk7c Год назад
ትግራዋይነት💊💊💊💊💊💊
@dawithagos285
@dawithagos285 Год назад
Best of music 🎶 Tigray thanks 🙏 🥰✊
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Год назад
ተጋደላይ ታአምራት ጅግና 💊💊❤❤
@kbromkalayu2452
@kbromkalayu2452 Год назад
ፅቡቕ ስራሕ ተኣምራት ጅግና
@wecan2789
@wecan2789 Год назад
ብጣዕሚ ውሕሉል ስራሕ እዩ፡ሽምን ወርቅን ዘሎዎ ጣዕመ ዜማ፡ቐፅለሉ በዓል ቅኔ ያሬድ
@gdhdhgdgd905
@gdhdhgdgd905 Год назад
ትግራዊነት ኩቡር መንነት💊💊💊💊💊💊💪💪
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f Год назад
ታሜ ኩሉ ግዜ ስራሕትኻ ብሉፃት ብሉፅ ሓየተይ
@danitigraway653
@danitigraway653 Год назад
ጅግና ወዲ ትግራይ❤
@Tigray22
@Tigray22 Год назад
ታምራተይ ጅግና ኣምላክ እስኺ ምሳኹም ይኹን #Tdfy💖💖💖💖🥰🥰🥰
@user-sb4dp6vo7c
@user-sb4dp6vo7c Год назад
ጅግና ወድቶም ጀጋኑ ታሜ ኣምበሳ
@destugaltigray4238
@destugaltigray4238 Год назад
ትግራውነት ፍሉይ መንነት ታሜ ጅግና❤🥰❤
@kirostasfu1297
@kirostasfu1297 Год назад
ብጣዕሚ ዘሐጉስ ስራሕ ታምየ ናይ መፂኢ ራኢና ኣዬኻ
@alemneshe
@alemneshe Год назад
Jeganu ena Tegaru God bless us 🙏🏻 ❤️ 💖 ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 ❤️ 💖 ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 ❤️ 💖 ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 ❤️ 💖 ♥️ 🙌
@user-vt2yn5ov1f
@user-vt2yn5ov1f Год назад
እንኳዕ ሰላም መፃኻ ተሜዋይ💛❤
@workehagos4663
@workehagos4663 Год назад
Wow! Khebday haqhonkayyo woddi Tigray! 💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💕💕💕💕💕💕💕💕✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️
Далее