መብዛሕትና ብዛዕባ ጸሎት እናሰማዕና ኢና እንዓቢ። ጸሎት ንምንታይ ከምዘድልን ብኸመይ ከምእንጽልን እውን ንፈልጥ እዩ ዝመስለና። ብርግጽ ግን ንጸሎት ንርድኦዶ ኢና፧ ዝርርብ ደንደን እስማዒል ምስ ዘካርያስ ገሪማ።
24 окт 2024