Тёмный

ጸርፊ ካብ ሓሳብ ወጻኢ ንጹግ 'ዩ ኣብዚ። 

*NZM* FAMILY ❤✍️
Подписаться 84 тыс.
Просмотров 19 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

1 май 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 117   
@selam801
@selam801 2 года назад
ታይ ችግር ኣለዎ ንትብሉ ሰባት ንክርስቶስ ኢኹም ትኽሕድለኹም እሞ ድማ ሞስሊም እንታይ ይብሉ 👉 ነብይ ዒሳ ቡኑ ማርያም ኢሎም ኢየሱስ ወንጌልን ታኣምራት ናይ ምግባር ጸጋ ዝተዉሃቦ ነብይ እምበር ኣምላክ ኣይኮነን ኢሎም ዝከሓዱ ኢየሱስ ፈጣሪ የኾነይ እዩ ይብሉ ግን ኣምጽእ ኣቢሉ ድምስስ የብሎ ወንጌል ዮሓንስ ብእኡ ኩሉ ኾነ ካብቲ ዝኾነ ዘበለ ድማ ብዘይ ብእኡ ዝኾነ የልቦን (ወንጌል ዮሓንስ 1፥3✝️👈👍 ስለዚ ንሕና ግና ነቲ ንኣይሁድን መዐንቀፊ ነህዛብን ዕሽነት ዝኾነ ዝተሰቅለ ክርስቶስ ንሰብኽ ኣለና 1ይ ቆረንቶስ 1፥23 እግዚአብሔር ኣምላክና ኣይነቆጥዕ ቃላቱ ኣይንጥሓስ እንታይ ድዩ ዝብለና እግዚአብሔር ኣምላኽና ምስ ሞስሊም ኣይትጥበቁ ኣይትቆረኑ ብኢድኹም እኳ ሰላም ከይትብልዎም ይብለና።ምስቶም ዘይኣምኑ ብሓደ ኣይትቆረኑ ጽድቅን ሓጥያትንኸ እንታይ ዘራኽብ ኣለዎም ወይ ከኣ ብርሃን ምስ ጸልማት እንታይ ሕብረት ኣለዎም ክርስቶስ ምስ ድያብሎስ እንታይ ስምምዕ ኣለዎ ኣማኒ ምስዘይ ኣማኒ እንታይ ሕብረት ኣለዎ ይብለና 👉2ይ ቆሮንጦስ 6፣14-16 ይቅርዶ ዒድ ሙባረክ ክንብሎም ምግቦም ከይንበልዖ ይእዝዘና እዩ 1ይቲ ቆሮ10፣20 ኣይፋሉ ኣህዛብ ዝስውእዎ ነጋንንቲ እዩ እምበር ንዓይ ንኣምላኽ ኣይኮነን ምስ ኣጋንንቲ ሕብረት ክህልወኩም ኣይፈቱን እየ።👈 ካብዚ ዝዓቢ ቃል እንታይ ኣሎ ቃል ኣምላኽና ሸንዲሕና ብዋኒንና ንኸይድ ስምዑ ኣሕዋት ኣነ ማሓዙተይ ሞስሊም ኣለዉኒ ሰብ ብሙኻኖም የኽብሮም እየ ሃይማኖቶም ግን ኢ-ሰላም ስለ ዝኾነ ኣንጻር ክርስቶስ ስለ ዝኾነ ኣየኽብሮን ታይ መጺኡኒ ኢለ ነቱ ዘይቅዱስ ከም ቅዱስ ጌርና ኣይንቀበሎ ክነስተውዕል ደሞ ይግብኣና ንሞስሊም ምፍቃርን ምኽባርን ስርዓቶም ምድጋፍን ምኽታልን ኣፈላላይ ኣለዎ እዩ። ሰብ ብባህሪኡ ሰብ ምስ ምኻኑ ክኸብር ኣለዎ ግብሩ ወይ ስርዓቱ ግን ንሃይማኖትና ንልዑል ኣምላኽና ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝጻረር ዝኾነ ይኹን ክንድግፍ የብልናን፡፡
@user-op3yd4qp6d
@user-op3yd4qp6d 2 года назад
ብሓቂ እግዚአብሔር ፀጉ የብዝሕ ኩሉ ገሊፅክዮ ኢኪ ክብረተይ እግዚአብሔር አብ እምነትና የፅነና አሜን ✔️✔️✔️✔️✔️
@user-ml4rt2iw4c
@user-ml4rt2iw4c 2 года назад
ፅብቅ ኣለኺ ተባረኺ ዛሓፍተይ❤
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c 2 года назад
ብሓቂ ለባም እኪ ጸጉእ የብዘሓለኪ እግዚአብሔር ኣምልክ ዘተረፍ ኣብ ቤት የንበርኪ👏
@wedieri4896
@wedieri4896 2 года назад
Lebam eiki behaki natu kea kemzi amxalna kulatna nmeharelu 🙏❤❤❤❤
@shwet5513
@shwet5513 2 года назад
የቀኔልና እምበይተዋይ ኣነስ ኣይፈልጥን ኔረ
@selam801
@selam801 2 года назад
እሞ ንስኻለ ከምኦም ኢኻ እዩኮ ትመልሲ። እዚ ኣዉዳኣመት እዚ ንክርስቶስ ኪሒዶም ንማሓመድ ንጣኦት ዝተቀበልሉ ማዓልቲ እዩ። እንኳዕ ኣብጸሐኩም ትብሎም ተኾይንኻ ንስኻለ ከምኦም ኢኻ ዝቆጽረካ ኢየሱስ ክርሰቶሰ። ምክንያቱ ኣንብቦ እቲ ሎማዓቲ ባዓሎም ታይ ይብል ኢየሱስ ወዲ ማርያም ኣምላኽነት የብሉን ብኣላህ ዝተልኣኸ ነብይ እዩ ይብሎ። ካብ ምሱሉይነት እምነት ንዉጻእ የዕርኽተይ ከጸልኡኒ ኢለ እቲ ንክርስቶስ ዝካሓደ ማሓመዳዊ ጅሃዳዊ ሸቃጢ እምነት እንኳዕ ኣብጸሐካ ኣይብልን።።።
@nzmfamily
@nzmfamily 2 года назад
ካብ ኣፍልጦ ወጻኢ እንተ ዘይኮይኑ ወላ ሓወይ ይጽለኣኒ ኣብ እምነተይ ቦታ ኣይህብን'የ ክፈልጥ ስለ ዝደለኹ'የ ዝፈልጦ ወስ ኢለ ብዝያዳ ከኣ ከምዚ ከማይ ከም ዘለዉ ስለ ዝተዓዘብኩ'የ ክብርቲ ናትና ክብረት የሃበልና 🙏❤️✅️
@medihintadese7390
@medihintadese7390 2 года назад
አነ ዝገረመኒ ክዓ ንዓኩም እንኳዕ አበጸሐኩም ተይለ ገነት ከካሰረ አይደለን ይበል ነይረ አበይ ዝሓዝዎ ገነት አዩ።ግን ንሕና ክርስትያን እና አብ ዘገነና ጠበለቆ ንበል አነ ንባዕለይ ሰለ ዘይፈለጥ ነበረኩ እንኳዕ አበጸሐኩም የብል ነይረ ካብ ሕጂ ግን ኣይበሎምን
@mediwukro6662
@mediwukro6662 2 года назад
ናቱ ሓወይ ሓሳብካ ፅቡቅ እንድዩ ኣብታ ኣማዕቲብካ ክትበልዕ ፍቁድ እዩ ዝበልካያ ትክክል ኣይኮነን፡ መጽሓፍ ቅዱስና ንጣኦታት መስዋእቲ ዝሰውእዎ ምስኦም ሕብረት ገይርንል ክንበልዕ ከምዘይብልና ብደንቢ ገይሩ የረደአና እዩ፡ ግን ንሕና ክርስትያን ኣብ ሃይማኖትና ነጻነት ስለዘለና ነዚ ዕድል ተጠቂምና ውዕለት ጎይታ ረሲዕና ንኣህዛባውያን ክንመስል ብብዙሕ ነገራት ንጽዕር፡ ኣብ ኣውደኣመቶም ክዳኖም ምግቦም ከይተረፈ ንዐኦም መሲልና ነሕልፎ ብዙሓት ኣለና ብጣዕሚ የሐዝን፡ ከምቲ ክርስቶስ ናዓይ ምሰሉ ዝበለና ንክርስቶስ ንምሰል ኣሕዋተይ እምነትና ነኽብር በጃኹም ደቂ ተዋህዴ ኣሕዋተይ👏
@user-ib6qk9sl6s
@user-ib6qk9sl6s 2 года назад
እወ ኣብዚኣ ክንጥንቀቀላ ዘለና ናይ ዒድ ፈፂምና ክንበልዕ የብልናን ብራሃን ዓለም ቅድስ ጶውለስ ፂሒፍልና ኣሎ ናይ ካሊእ ማዓልቲ ብእምነት በሪክና ክንበልዕ ንክእል ኢና መማረፂ እንድሕር ዘይብልና ናይ ሮሞዳን ናይ ዒድ ም ግን ናይ ጣዕት እዩ ደቂ ተዋህዶ ነስተዋዕል ንጠፍእ ኣለና እዞም አህዛብ እኮ ሐሾምና
@semharfeshatsion3997
@semharfeshatsion3997 2 года назад
Amen(🙏) mearey,brhti zereba 👌❤
@alemabraham2335
@alemabraham2335 2 года назад
Thanks nati hawey sle eti kulu neger meglexi zhabkana
@user-rg2hs1bf7d
@user-rg2hs1bf7d 2 года назад
ጽቡቅ ኣሎካ ካብ ኣፍካ ዝወጽእ እምበር ናብ ኣፍካ ዝኣቱ ሓጢኣት የብሉን ይብል ቃል ወንገል።
@user-pl1iw2iq1v
@user-pl1iw2iq1v 2 года назад
ትክክል ክርስትያን እንትክንካ ምስ ይቅርታ ኣብ ዓድካ ኣንትክይንካ አይበለዓን ምክንያቱ አናሕና በስመአብ ወወልድ መንፈስ ቅዱስ አለ ኢነ ንሕርዱ እስላም እው በስምላ ኢሎም አና አይርክበን ሰጋ ናይ እስላም ምበላዓ ሓጥያት እዩ ምክንያቱ ንጌታና እዮስስ ክርስቶስ ሰለ ዘይኣምኑ አንትገግያ ከብ መለሲ ክምሃር ❤💘
@Rose-jf8mx
@Rose-jf8mx 2 года назад
Aytegagey ezey hawaey eslemina ne cristos aykehiden eyu Gen kem Cristian wedi amlak amlak aybelon eyu
@user-tu7yl2ct5w
@user-tu7yl2ct5w 2 года назад
ርግፀኛ እየ ዓዲ ኣስላም ኢኪ ትህልዊ ወላ እውን ሃይትሃልዊ ቡዚሓት ክስታን ዓዲ ኣስላም ኣለዉ ንምንታይ ዲኣ ይድዕምክዎ ኣለዉ
@rumanaabdelalim4310
@rumanaabdelalim4310 2 года назад
Btaemi Aby tmhrtn hasabn eu Natu Hawena Thanks More
@user-xe4gq4gg7w
@user-xe4gq4gg7w 2 года назад
ናቱ ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ብምቅፃል ስምና ተዋህዶ ዉሽጥና ባዶ ግን ልአምላክና ዝካሓዱስ ክንድዚይ ሸበድበድ ፈኪስና ብዚከና አምላክ ይቅር ይበለልና😢😢
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 2 года назад
ፁቡቅቲ ሐሳብ ናተይ ።
@merih-n
@merih-n 2 года назад
ትክክል ብሓቂ ኣነ ውን ኣብ comment ጺሒፈ ነረ ኣስላም ንዓና ወላ ሓንቲ መዓልቲ መሲሎም ኣይፈልቱን ። እንተ ንሕና ግን ፈኮስኮስ ክንብል መዓት ኢና ።
@Ben511
@Ben511 Год назад
So I welcome the page even though it is too Late to do so and step up. But Better Late than Never...lol ...keep it up
@user-qp7vi6is3t
@user-qp7vi6is3t 2 года назад
Nati selamkum ybezah♥️♥️♥️💙🌿💚👑👑👑💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@delinagaley6449
@delinagaley6449 2 года назад
Agame adigrat welwalo 💛❤️ kuriatey adey welelay 💛❤️ Natu lebam xubuk aleka marey 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 edem tienan yihabka mis mulu famelika kubur hawey 🥰🥰✅
@dgfhgyfytr7361
@dgfhgyfytr7361 2 года назад
ሓቂ ዝሓወይ መዓረይ 🙏
@bentube1929
@bentube1929 2 года назад
ናቲ ብሉፅ ገለዓይነት ልቦና
@hintsatewelde4300
@hintsatewelde4300 2 года назад
ሰላም ነዓካ ብጣዕሚ ካብቶም ኣድናቂካ ኢየ ኣነ ብውልቀይ ክእርመካ እካ ኣይበቅዕን ግን ከም ክርስትያን መጠን ኣብታ ኣማዕቲብካ ክብላዕ ይከኣል ኢዩ ዘበልካያ ነጥቢ ብርግጽ ኩሉ እንበልዖ በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኢልና ክንበልዕ ይግባኣና እቲ ንበልዖ ስጋ ግን ኣብ ስደት ኣምላክ ይቅረ ይበለልና ማሽን ስለ ትሓርዶ እንበር መን ኢዩ ዘከስትኖ ኣይንፈልጥን ኣንሕና ንሓትት ናይምንታይ ምካኑ ሓቲትና እቲ ዝግባኣና ንበልዕ ኣብ ከም ዓድና ግን ናይ ኣስላም ናቶም ባዕሎም ዘከስቶኑዋ ይብላዕ ኣብ ናይ ክርስትያን ድማ ክርስትያን ዘከስተኑዋ ይብላዕ ኣብ ሳዋ ግን ንበይኑ ሕጊ ኣለዎ በስመኣብ ኣይበሃል በስሚላህ ኣይበሃል እንታይ ደኣ ኢሎም ይሓርዱዎ ዓወት ንሓፋሽ ኢሎም የከስትንዎ ዝተረፈ ካባኩም ክመሃር ኣብዚኣ ክምልኣልካ ይደሊ እንበር ኣብበሳ ኢካ ኩብር ሓወይ ናተይ ኣነ ሓውካ ህንጻ ካብ ሱዊዝ።
@oneeritrea725
@oneeritrea725 2 года назад
Xbuk meglexi hawey natey 👌 Wedi haji temelisu kskelom eu kdefom tray 🤦‍♀️
@samuelgebretekle4660
@samuelgebretekle4660 2 года назад
ናይ ልበይ ገሊፅካለይ ጅግና
@fifififo4529
@fifififo4529 2 года назад
ዓጋም ሰራየ አኮሎጉዛይ ሓማሲየ ኩሉ ምታሕት ውዘተ አዚ ኣውራጃ ምጽዊዒ አዩ ዓጋም ክም ጽርፊ አይትጠቀሙሉ ኻርታ አምቡቡ ።ዒድ ምባርኸ ራህዋን ዘልው ።ንድቂ ኣኸሪያ ክኣ
@user-px6cz7zz6e
@user-px6cz7zz6e 2 года назад
ናትይ ሓወይ እንኳዕ ብዳሓን መፃካ
@anenogead6807
@anenogead6807 2 года назад
መጽሓፍ ዝብሎ ብስም ኣብን ወልድን፡መንፈስ ቅዱስን ባሪኽኩም ብልዑ እዚ ግን ኣብ ግዜ ሽግር ወይ ኣብ ግዜ ስደትኩም እዩ ዝብል ናትካ ግን ቁሩብ ተሓዋዊሰን ዘለዋ ይመስለኒ ባሪኽኩም ብልዑ ዝበልካዮ ኣብ ግዜ ስደትናን ኣብግዜ ናይ ክርስቲያን ክንረኽበሉ ኣብዘይንኽእል ቦታ ድዩ ወይስ ኣብ ገዛኻ ወይ ውን ክርስቲያን ዘለዎ ሕብረተሰብ እዩ ? ናብ ዝዓበናሉ ሃይማኖትን ናይ ኣቦታትናን ስርዓት ምስ ንምለስ፡ ንምንታይ እዮም ደኣ እሞ ኣብ ጉዳይ መርዓን ካልእን ናይ ክርስቲያን ጉዳይ ምስ ዝህሉ ነቶም እስልምና ተኸተልቲ ናታትም ስጋ ሰሪሖም ዘዳልዉሎም ስለምንታይ ከ ኣብ ናይ ሞስሊም ጉዳይ ነቶም ክርስቲያን ዕድማቶም ናይ ክርስቲያን መግቢ ኣዳዮም ዝዕድሙዎም ስለዚ እታ ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስኩዋ ቦታ ይውስኖ እዩ ዝበልኩዋ ተመሊሳ ክትከውን ተስፋ ይገብር
@habeshapage755
@habeshapage755 2 года назад
Yes bro sidet kalie neger eyu kemey haymanotka practice tgebr and haymanotka entay ybleka klte bebeynu negerat eyu.
@merryyemane4493
@merryyemane4493 2 года назад
ኖኖ ወለድና ናይ መስሊም ዝተሓረደ ስጋ ኣይበልዑን ናቱ ሓወይ ንሕና ኣብ ስደት ዘለና ኢና ብዙሕ ዘይንግደስ በር ወለድና ቅርብ ኣይብልዋን ወላ መሲም ውን ከምኡ ክርስትያን ዝሓረድዎ ኣይበልዑን፣ ጸገም ዘይብሉ ተዝከውን ኔሩ ደኣ ንምንታይ መሲም ዝሓረዶ ኣይብልዕን ይብሉና ኔሮም ኣነሲ ፍቁድ ኣይመስለን
@user-or5sx2nu4d
@user-or5sx2nu4d 2 года назад
ንሕና ውን እኮ ፈቲና ኣይኮናን ክብርቲ ሓፍትና ስደት ኮይኑና እመበር ግን በስመአብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ ኢልና ሰለስተ ግዜ ባሪክን ክንበልዕ ንክእል ኢና
@hadgugebremkael9253
@hadgugebremkael9253 2 года назад
Yes ኣነ ዉን ከመኣ እየ ዝብል ዘለኩ ምብጾሖም እኮ ኣንከነን እቲ ሰብ ዝጸሎኦ ዘሎ ዘይ ንስካ ምምስላ እና ጸልእናዮ ዘለና ንሶም፡መስለም፡ተዚ ከዱ በላ ነሩ
@fiyupretty3575
@fiyupretty3575 2 года назад
Enjera alem bilaa natiye lebam❤✅🥰
@hayatihayat2962
@hayatihayat2962 2 года назад
Tkikl Aleka natu hawey
@alhajalhaj9133
@alhajalhaj9133 2 года назад
مافي كلام جميل شديد 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍💙❤❤❤🌺🌺❤💘💘💘💘💘💘💘💘
@kefletsenakale1888
@kefletsenakale1888 2 года назад
Nay behaki brother 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷
@anshfianshfi9804
@anshfianshfi9804 2 года назад
Kazab wadi haji
@user-eo5by5kt2c
@user-eo5by5kt2c 2 года назад
ባሓቂትክክል ብሃይማናት ቀልዲ የለን
@buruazmera1348
@buruazmera1348 2 года назад
Jigna 🤩🤩🤩
@natumengstab8705
@natumengstab8705 2 года назад
ሰላም ናቱ ሓሳብትካ ኣዚየ እየ ዝፈትዎም ናይ ሎሚ ግን ኣይግድንን ምስ ሞስልም ኣሕዋትና ተካባቢርና ንንበር ሓቂ ዝሓረድዎ ብስመ ኣብ ኢልና ንብላዕ ግን ኣይግድንን መጽሓፍትና እንታይ ይብለና ምርኣይ የድሊ ኮይኑ ይስማዓኒ ብዝኮነ ሰሰናዩ ይምነየልኩም እንዳ ናቱ
@Semharlili
@Semharlili 2 года назад
ብዛዕባ ስጋ ምብላዕ ኣብ ክርስቲያን ኣየኖት እንስሳታት ይብልዑን ኣይብልዑን ዝብል እዩ እምበር መን ሓሪድዎ ኣይሓሮዶን ዝብል ግን የለን። ኣብ ምስልምና እንተኾነ’ውን ከምቲ ኣነ ዝተነገርኩ ካብ ኣስላም የሕዋትና ከምቲ ክሰግዱ ከለዉ ንመካ ገጾም ዝጥምቱ ስጋ ክሓርድዋ ከለዉ እውን ኣገባብ ኣለዎ፤ ስለዚ ከምቲ ዝበልካዮ እዩ። ኣብዚ ወጻኢ ኸ ንሕና ንኹን ንሳቶም እንታይ ከም እንበልዕ ኣይንፈልጥን ኢና። ተወሳኺ ሓበሬታ ንዓኻ ናቱ፤ እቶም ኮነ ኢሎም ሕማቕ ዝጽሕፉ ኣይትገደሰሎም። ❤️🇪🇷
@habeshapage755
@habeshapage755 2 года назад
No bro ane hji ab muslim zbezho hbreteseb eye abye ab gash barka malet eyu siga muslim aykonen nay catholic wn ayblaen eyu may be kalie aynet chrstian keytkewn ember ab Orthodox ayfkedn eyu
@Semharlili
@Semharlili 2 года назад
@@habeshapage755 በጃኻ እቲ ሽምካ ቀይሮ ብዛዕባ ባርካ ንዓይ ኣይትነግረንን ኢኻ።
@medihintadese7390
@medihintadese7390 2 года назад
ሰጋ ምብላዕ አብ ሰድት ዘለና መማረጺ የበልናን አብ ገዛኩም ምሕራድ ትክእሉ ተኮይኒኩም ጸቡቅ አዩ።ግን ካብ አፍ ዝወጽእ እንበር ብኣፍ ዝኣቲ ሽግር የበሉይ እልካ ምባለዕ ኣይጸቡቁን ንሱ ትረጎሜ አለዎ እድካ ምሕጻብ አዩ ዝበል ኣዕረኩም ኣንብብኩም ትርጎሜ ንማማህራን አተቱ#ቃል ይቃትል ትርጉም ህወት ይህብ።
@MmMm-ts8xp
@MmMm-ts8xp 2 года назад
እቲ በስምኣብ ኢሉኩም ብሉዑ ዝተባሃልናሉ ምክንያት ኮ ንሕና ተዋህዶ ብፍፅም ካሊእ ዝሓሮዶ ሰብ ክንበልዕ ኣይፍቀደናን ግን ዝብላዕ እንተሲኢና በቃ መጨረሻ እንተበፂሒና መማረፂ እንተዘይብልና ዝረከብናዮ በስምኣብ ኢሊኩም ቡሉዑ ተባሂልና ምስ ይቅርታ ብወገነይ እዚኣ ይመሰልኒ ኣሕዋተይ
@user-pm2ul5pg1r
@user-pm2ul5pg1r 2 года назад
ብመጀመርታ ሰላም አምላክ ምሳካ ይኩን ናቱ ሓወይ ምስ ሞሲልም ተካቢርና ተፋቂርና ክነብር ንክእል ኢና እንተ ስጋ ናታቶም በስመአብ ኢልካ አማዕቲብካ እንተቀሊዕናዮ ዝብል ግን ፍጹም ጌጋ አነ ካባካ እየ ንመጀመርታ ዝሰምዖ ዘለኩ ከምኡ ክትብል ከለካ ከማን ንባዕለይ ሰምቢደ እየ በሲሚላህ ኢሎም ዘከስተንዎ ንሕና ከመይ ገርና ክንበልዖ ምናልባት አብ ስደት ዘለና ንበልዕ ንከውን ኢና እዚ ግን አብ ዓዲ ምስተመለስና ቢአቦታትና ካህናት ንጫደር ኢና ብፍላይ አብ ዓዲ አዕራብ ዘለና ካልእ እቲ ካብ አፍ ዝወጽእ እምበር ናብ አፍ ዝአቲ ዝብል ሙሉእ ምዕራፍ እንተአምቢብካዮ ብዛዕባ እንታይ እዩ ከምኡ ኢሉ ክርደአካ እዩ አብዚ ብዙሕ ሰብ ይደናገር እዩ ዘይምስትውዓልና ክኸውን ይክእል እዩ ግን እቲ ናብ አፍ ዘአተወ አየርክስን ዝተብሃለ ንጎይታ ደቂ መዛሙርትካ ንምንታይ ኢዶም ከይተሓጸቡ ይበልዑ አለው ምስ በልዎ እዩ እዚ መልሲ ዝመለሰሎም እዚ ዘረደአና ከኣ ብዛዕባኢድካ ከይተሓጸብካ እንተበሊዕካ አየርክስን ማለቱ ደኣ እምበር ምስ ናይ ኣእዛብ ስጋን ካልእን ፍጹም ዘራከብ የብሉን አምላክ ንኩልና ምስትውዓል ይዓድለና ❤️
@bereketghebray3510
@bereketghebray3510 2 года назад
It's everywhere not only social media bro...they dont let u to think differently.
@michealtekle1665
@michealtekle1665 2 года назад
ሰላም NZM Chanel ተከታታሊን ኣድናቅን ትሕዝቶኩም የ።
@Blue_2024
@Blue_2024 2 года назад
Wedi haji haqi eyu zzareb natu hawey b flay b haymanotu
@user-xs3fz3ch6w
@user-xs3fz3ch6w 2 года назад
ንሕናስማ ካባኩም ንላዕልንዶ ነክብሮ አለናን😁😁
@bzuheyumnbarmalet6516
@bzuheyumnbarmalet6516 2 года назад
Xbuk aleka natu hawey nhna amatbna knbeli nkil ena moslim gn ay belun eyom
@eritreawit7916
@eritreawit7916 2 года назад
100. 100 haqiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiuuuuu
@user-fk1my4um4j
@user-fk1my4um4j 2 года назад
ለባም ሰብ ብሃይማኖት ቀልዱ የለን ትክክል ኢካ ናትና ክዳን ተከዱኖም ኣነ ሪኤ ኣይፈልጥን ንሳቶም ✅✅✅✅
@akiaki4783
@akiaki4783 2 года назад
Selam natu hawey bi inastegram xihifelka aymeleskaleyn bejaka bhade agrdasi guday delekum koynes bmntay kemzrekbekum xhafuley bejakum hagezkum eye deliye 🙏🙏🙏
@nzmfamily
@nzmfamily 2 года назад
Aki haftna b fb hey belni yqreta🙏❤️✅️ Fb Natnael Tecleab
@akiaki4783
@akiaki4783 2 года назад
Okej yeqeniyeley
@akiaki4783
@akiaki4783 2 года назад
@@nzmfamily natu hawey xhifelka aleku reayo ab fb
@fifififo4529
@fifififo4529 2 года назад
ኢዋይ ኣልኩ ማልት ምን መርዓት ምሰ ብልኪን ትኳሓላ እንት ዜየብልካ ያሓይሸ ግን ብሓድ ምጅኑን ።አይነፈረድን ክንዴይ ውራዙት ዓልየትን ሃይማኖትን አሰላም አልውና።
@eritreawit7916
@eritreawit7916 2 года назад
Natu wexey lebam
@chelseachelsea4872
@chelseachelsea4872 2 года назад
ብራቮ ወዲ ሓጂ ጽቡቕ ገበርካዮም እንታይ እሞ ክንገብር ተዋሪዶም የዋርዱና ኣለው
@elsakibrom3766
@elsakibrom3766 2 года назад
Sorry hawey btaemi ye zfetweka gn sga nay moslim knbele ayfkedenanu hatyat yu nzyada habereta nebotatna kanat nmemaharan hatitka mleue mellsi ktrekb tkel eka thanks haymanotna nhalu yehwatey
@nzmfamily
@nzmfamily 2 года назад
ያ ክብርቲ ሓፍትና ከም ዘይብላዕ ይፈልጥ'የ ግን ከምዚ ኣማዕቲብና ብጸሎትና ክንበልዕ ከም ንኽእል ዝብል መረዳእታ ስለ ዝጸንሓኒ'የ 10q ከኣ።
@user-tu4tw2pd5k
@user-tu4tw2pd5k 2 года назад
Wedi Haji ab Amlak zeykone Ab seytan eyu zeamn . MKnyatu amlak fkri ember xilE slezeymeharena .
@user-le4wv7ls2j
@user-le4wv7ls2j 2 года назад
ናተይ ለባም
@kerensaeda8707
@kerensaeda8707 2 года назад
Wediy hajiy aba alatka tokatooo entay haymanot aflitka mewardiy naynebska teray tezareb ne nay aslam haymanot aytwklen ika,
@user-nj3fn5sc2e
@user-nj3fn5sc2e 2 года назад
አረ በስማአም አረ አይፍቀድን ናቱ 😌
@user-bz1xm2ht3o
@user-bz1xm2ht3o 2 года назад
አብ መማረፂ ዘይብሉ ቦታ እንተኾይንኻ ከም በተ ማእሰርትን ስደትን ካል ዝብላዕ ምንም አብ ዘየለሉ ግዜ ካልእ መማረፅ ስለ ዘይብልካ ብስም አብ እልካ ይብላዕ አብ ክርስትያን ሕብረተሰብ ዘሎዎ ቦታን ካልእ ዝብላዕ እንተ ሃሉይካን ግን ብፉፁም ንሳቶም ዝሓረድዎ ምብላዕ አይፍቀድን ምኽንያቱ ንሳቶም ንክርስቶስ ክሕዶም ብስመላህ እሎም ሰለ ዝሓረድዎ ዘለዉ ከምዝ እሎም ዝሓረድዎ ክንበልዕ ድማብ ፉፁም ጌጋን ሓጥያትን እዩ
@eritreawit7916
@eritreawit7916 2 года назад
Natu wedey
@AsSa-bd7nk
@AsSa-bd7nk 2 года назад
ብሓቂ ለባም ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ካብ ጌጋይ ክማሃር ማለት ግን ፁብቅ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ድንግል ማርያም ትኩን ምሳካ ❤❤❤
@user-jp3hk4nl8s
@user-jp3hk4nl8s 2 года назад
ናቱ ዓብይ ሰብ።
@Rose-jf8mx
@Rose-jf8mx 2 года назад
hasawey entay himanot tifelit eslemina kemou aybelin eyu kezab natika geber aytemenewo
@mohammadawelkier5796
@mohammadawelkier5796 2 года назад
Antom sebat ab zhshokum sefirkum sebat aytebasu ab eritrean selam yu zelo bejakum gdefuna
@nzmfamily
@nzmfamily 2 года назад
ከም ሰብካ እንዶ ወይ ነዓይ ንቐፍ ወይ ነቲ ዝምልሰሉ ዘለኹ ንቀፍ !!! ናበይ ናብ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ምኻድ ከመይ ኣለዉ ስድራቤታትና ኣብ ኤርትራ ዝኾነ መብርሂ ኣየድልን'ዩ ኩሉ'ዩ ዝፈልጦ 10q
@mohammadawelkier5796
@mohammadawelkier5796 2 года назад
@@nzmfamily sorry zhawey zereba zereba yzweld abab zrlenayo selam tenann yhabena
@nzmfamily
@nzmfamily 2 года назад
@@mohammadawelkier5796 No anes abay ente koynu eti gega kieremelu eile ye kbur haw amen kea🙏❤️✅️
@yaklnasdet8042
@yaklnasdet8042 2 года назад
​@@nzmfamily Natu hawey geyga melekti ay tmhalalef aslam zharedwo knbele ayfkeden eyu ab orthodox besmilah elom eyom zhardwo nhna bsmam elna nhardo besmam elna ka nble
@Ben511
@Ben511 Год назад
I do not see her around like before these days.....lol
@nahomweldegebrelnahom6368
@nahomweldegebrelnahom6368 2 года назад
Nay akaddna xibuq zereba eu zhawey nay megibi gina suga dus walas kali megibi
@dawitdawitdawit4289
@dawitdawitdawit4289 2 года назад
Wedi haji hasawi abeyenay xhuf trekbo sga krstiyan aytbluau zbil kemeu tekoynu kea entay dea hagerat areb bmilean kab brazil etopian zgezia siga siga seb ke mbelakak do kkkkk kurkur mehamed aslamay ezi ab ትግርኛ tgebro zeleka xerfi mlashi ktrekbelu eka
@er.oneday2924
@er.oneday2924 2 года назад
Lebm eka neska bunet
@user-us3iw8mf6p
@user-us3iw8mf6p 2 года назад
ዓጋመየ ዘይተወለደስ ጥርጡር ደበሎይ ተዓጋመ ገይራ እያ ኣቅኒኣቶም ዘላ ዓጋመ ፀርፊይ መሲልዎም እምበር ትርጉሙ ግና ዓዲይ ነገስትታት ዓዲይ ሊቃውንቲይ ዓዲይ ጀጋኑ እዩ ህግደፍ ሕርር በሉ
@kokobmsgna2476
@kokobmsgna2476 2 года назад
NO ay blean ayu mukunita namen alo tharidu basma men teswe ktblea ay fekidan ayu
@tesfealemmengis5592
@tesfealemmengis5592 2 года назад
No eska eta zelikaya ete sienka eka tebelia eberi amatibika bilazibili eyalen hawey natey
@erishikorshikor4675
@erishikorshikor4675 2 года назад
Wedi hagi Stopped stopped stopped stopped stopped
@habeshapage755
@habeshapage755 2 года назад
Are you Catholic, Catholic ente konka yes xbuk aleka ab orthodox gn never keman ente belieka tenasihka ktchider aleka mknyatu n hade nska zeyteamnelu amlak tebahilu zkerebe meswaeti eyu. Peace😍
@wedieri4896
@wedieri4896 2 года назад
Ortodeks eyu ane kemzteredeani eko ybleka alo eta tfelta xehaf nabey hateftef tbil nay zeytebahle emnet hmam alekum dyu
@habeshapage755
@habeshapage755 2 года назад
@@wedieri4896 hateftef zbelku eka aymeslenn gn its okay text kulu gzie mislead endyu zgebr b/c facial expression nayti seb sle zeytreo ember haki eye tezaribe zhawey
@nevergiveup202simonkidane4
@nevergiveup202simonkidane4 2 года назад
@@habeshapage755 men u chatelic nay moslim sga ybelu ilka natka gber eski ab zeytfelto ayteato
@habeshapage755
@habeshapage755 2 года назад
@@nevergiveup202simonkidane4 nateysi natey eyu zmlketeni ente eti nay catholic kea ztegageyu agagyomni alewu malet eyu so eti solution eko tegagika aleka wela Catholic wn aybeluen eyom eyu zbehal 👍
@nevergiveup202simonkidane4
@nevergiveup202simonkidane4 2 года назад
@@habeshapage755 eska ewn zeytfel entekonka entay aleka zeyteregagexe tzareb
@user-tk6do9du6f
@user-tk6do9du6f 2 года назад
ኣይተረደኦምን እንበሪ ዓጋመ ማለት ዓዲ ጀጋኑ እዩ
@hisamebrahtom2272
@hisamebrahtom2272 2 года назад
Natu lebam nimintay gin nihina etom tigrina amselu nikewin alena nusu halu eti mexihafom kemeu zibil nahina gin bianxaru gin etom tigrina gin abzey nubur ninebir alena tegediska meliseley
@nzmfamily
@nzmfamily 2 года назад
ዘይንስኻ ምምሳል ብነብስኻ ኣይትኸብር በቲ ዝመሰልካዮ ኣይትከብር ኣብ ባዶ ኢኻ ትነብር!!! ኣነ ዝያዳ ክትበርሃለይ ከምዚ ከማይ ከኣ ስለ ዝተዓዘብኩ'የ ካብ ንፉዓት ክንመሃር ናብዚ ኣምጸያ ካብዚ ዝተረፈ ግን ክቡር ሓው ምምስሳል ማለት ምፍቓር ማለት ኣይኮነን ምፍራሕ'ዩ ካብ ምፍራሕ ዝኸብድ ነገር ከኣ የለን በሃላይ'የ።
@shwayneshweldu2346
@shwayneshweldu2346 2 года назад
እሺ ክቡር ሓወይ ንእሽቶይ ክምልሰልካ ዛሓወይ ናይ መስልም ክንበልዕ የብልናን ዛሓወይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መክንያቱ ናይ እቶም አስላም ንመሐመደ ዝትሰወእ እዩ ወይ ካዓ ንሰብ እዩ አብ መጀመርታ ፆም ወይ አብ መወዳእታ ፆም ናይ መስልም ክንበልዕ የብልናን ዛሓወይ አብ ካልእ መዓልቲ ግን መን ሓርድዎ ሰለ ዘይንፈልጦ በስመአብ እልና ክንበልዕ ይካአል እዩ አብ ስደት ሰለ ዘለና እና ተጣራጠርና ግን ክንበልዕ የብልናን ዛሓወይ
@tegistikiflemaryam3097
@tegistikiflemaryam3097 2 года назад
Ay beal wde hge ftret albo ftary ktkoteu tfterku bl ktflt egzabher rbe lalmin tblo zlka eyu nsu kea kmzy ntka tfrdo frde yblun kbrt hymnotn ftaren ayttnkf belug klu ftur ab kdme ftare hde ena dnkoro msawere
@alemabraham2335
@alemabraham2335 2 года назад
Etom meslim da kdanhabesha tekedinom da zeykedwom kab zgermeka ezi neger ezi bmereb ztemhaze neger eyu
@Blue_2024
@Blue_2024 2 года назад
ዕብዳን ትግርኛ! ንሰብ ኣኽብሮትካ ክትገልጸሉ ግድን ኣይኮንካን ንዕኡ ክትመስል ዘለካ ንነብስኻ መሲልካ ሰናይ ምንዮትካ ምግላጽ እኹል እዩ ኔሩ። እንተኾነ ዕድል ኣይገበርናን ኣምሰሉታት ዝኾኑ ስነ ቀንጠብጠባውያን ፈርዮም ኣብዛ ሓገር ንዘለዎም ናይ ሚድያ ዕድላት ተጠቂሞም ባሃልን፡ ክብርን፡ ምስልን፡ ርዝነትን፡ሕብረተሰብ ኣብ ምብካል ተዋፊሮም ኣለው ። ወለድና ብዙሓት ኣመንቲ ምስልምና ኣዕሩኽ ኣለውዎም እሞ ከምዚ ጌሮም ንኽብሮም ዘፍኩስ ኣምሰሉ ዝኾነ ኣካይዳ ኣይከዱን እዮም እዞም ፍርያት ኣዝማሪኖ ዶብ ኣልቦ ሕፍረት ግን የደንጉጹኻ ላሓስሓስ ክብሉ ብኹሉ ይጽፍዑ ኣለው ።
@bereketnguse1741
@bereketnguse1741 2 года назад
እታይ እዩ ክንብል ሓሪርና እኮ እዞም መሕፈራት የሕፊሮምና እኮ
@dgfhgyfytr7361
@dgfhgyfytr7361 2 года назад
ሓቂ ዝሓወይ መዓረይ 🙏
Далее
Flo Rida - Whistle НА РУССКОМ 😂🔥
00:29
Просмотров 778 тыс.
QVZ PREMYER LIGA
00:18
Просмотров 994 тыс.
ዮአዳን (ክፍል 16)
38:07
Просмотров 24 тыс.
ን ሑቢ ረስኒ ዝፈጠረት ኩነታት🫣
13:13
20 июля 2024 г.
0:11
Просмотров 2,1 млн
They got a Golden Buzzer 🤣✨
0:46
Просмотров 33 млн
Разговор на Патриках
1:01
Просмотров 2,2 млн
#starman #starmanmeme #superman #shorts
0:15
Просмотров 9 млн