Тёмный

"ጻህያይ ንኽሕደታዊ ትምሕርቲ" 40 ክፋል {መጽሓፍ ቅዱስን ተኣምረ ማርያምን ሓደ እዩ} 

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

"ጻህያይ ንኽሕደታዊ ትምሕርቲ" 40 ክፋል {መጽሓፍ ቅዱስን ተኣምረ ማርያምን ሓደ እዩ}

Опубликовано:

 

12 апр 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 77   
@rezenemehari192
@rezenemehari192 3 месяца назад
እግዚአብሔር ይባርክኩም አባና ህዝብና ንምንቃሕ እትገብሩዎ ዘለኹም ጻዕሪ እግዚአብሔር ይባርኽኩም❤
@mulyemalet9777
@mulyemalet9777 3 месяца назад
ኣሜን ኣቦና ቀሺ ማርቆስ ንዓኩም ዝሃበና ንኣምላኽ ነመስግን
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Месяц назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና አግዚአብሔር ይባርኩም አቦና 🙏🙏🙏🤲
@michaelissack9271
@michaelissack9271 3 месяца назад
Welcome ❤❤❤Kashi marikos debas God bless you and your family thanks ❤❤❤
@amanteklehaimanot4344
@amanteklehaimanot4344 2 месяца назад
ኣቦይ ቀሺ እዛ መገዲ ሓቂ ሒዝኩማ ኣለኩም ብዙሕ ዋጋ ጸለመ ከስዕበልኩም ይኽእል እዩ እንተኾነ ዓስቢ ወንጌል ሒዝኩም በርትዑ ኣጆኩም ምሳኹም ኣሎና ።
@iyasutsehaye421
@iyasutsehaye421 3 месяца назад
Egziabhier edmen tienan yhabkum. Abzi zemey nibetkrstyan tebeka.kal hiwet yesmalna
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 3 месяца назад
አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና አቦና ደስ ዝብል ማአረምታ ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና 🙏💒🤲💕
@haileabraha7015
@haileabraha7015 3 месяца назад
ኩሉ ግዜ እግዚኣቢሄር ምሳኹም ይኹን ። ጸጋኡን በረከቱን የብዝሓልኩም ኣቦይ ቀሺ ማሪቖስ ። ደስ ዘብል መሳጢ ኣስተምህሮም ።
@God-db9vp
@God-db9vp 3 месяца назад
እግዚኣብሄር ይባርኽኩም።
@kidaneyohannes2221
@kidaneyohannes2221 3 месяца назад
Hjiewun 1000 amet nberulna abona amlak edmen tenan yhabkum nskumn kalot abotatna entezeythluwus haymanotna oromay mkone neru⛪
@user-be8cl2ds2s
@user-be8cl2ds2s Месяц назад
ጸረ ድንግል ማርያም ከሕትቶም እዩ at the end.
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 3 месяца назад
Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Abona. ✝️🙏🙏🙏❤️🕊️🌿
@simretgebre1445
@simretgebre1445 3 месяца назад
Amen Amen Amen 🙏 ❤
@user-hf5kv7pz6p
@user-hf5kv7pz6p 2 месяца назад
ስለሓቂ ትገብርዎ ቃልሲ ፍሬኡ ካብ ኣምላክ ኢኹም ክትረኽብዎ ❤ ነዛ ሓቂ ከይትገድፍዎ ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 2 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣቦና ብዙሕ እሾኽ ክትነቕሱን ብዙሕ እውን ከተፍሪዩን 🙏
@natnael746
@natnael746 3 месяца назад
ኣምላኽ ካብ መወዳእታ ዘይብሉ ጽንጽዋያት ያባልሃና፡፡
@aestifanos5982
@aestifanos5982 3 месяца назад
💙💙💙⛪️
@MisgeGere-uv5pf
@MisgeGere-uv5pf 2 месяца назад
Goyta beynu kbri ywsed.nsu medhani nsu amaladi.nsu nay zelaalem hiwet wehabi jesus .
@Channel-xl1mf
@Channel-xl1mf 2 месяца назад
ናብ መን የማልድ ?
@user-sy7le2vq8f
@user-sy7le2vq8f 2 месяца назад
ኣቦና ቀሺ ማርቆስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ድንግል ማርያም መድሓኒት ክትከውን ቅድሚ ዓለም እንተኔራስ ንመን ክትፍውስያዊ። ቅድሚ መድሃኒትኮ ሕማም ወይ ሕሙም ክህሉ ኣለዎ።
@Fekarkun
@Fekarkun 2 месяца назад
Kalehiwet yesmialna abona xbuk tmhrti ab lbna yehdro fetari 🤲
@user-vz4uj9xl6c
@user-vz4uj9xl6c 2 месяца назад
Kale howot yesmalna kubur abona.
@user-be8cl2ds2s
@user-be8cl2ds2s Месяц назад
ኣታ ታኾንካ'ታ ን1000 ዓመት ሰብ ከጋግዩ ክነብሩ ካን ዲኻ ዘይተስተውዕል!
@michaelissack9271
@michaelissack9271 3 месяца назад
❤❤❤
@hagostesfay1889
@hagostesfay1889 3 месяца назад
ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ ከመይ ትኾኑ መደብኩም ጽቡቕ እዩ ብዙሕ ጊዜ እየ ዝከታትሎ ውን። ሓንቲ ሕቶ ግን ኣላትኒ እዛ ካሜራኹም'ሲ ኣብ ሽወድን ኣቢላ የላን ድያ ወላስ ኣገዳሲ ኩይኑ ስለ ዘይተሰምዓኩም ኢኹም ካህናት ብፖሊስ ጌሮም ታቦት ሃበና ኢሎም ንካህን ከማኦም ዘፈራርሁን ስድራቤት ዘከላብቱን ዘለዉ ከተቕርብዎም ዘይከኣልኩም።ብዝኾን ሓደ መዓልቲ ከተቕርቡልና ንጽበየኩም ምኽንያቱ እዚ ውን ኣክል ናይ ጻህያይ ህዝብና ስለ ዝኾነ እየ ምስናይ ኣኽብሮት ።
@tsegaberaki4070
@tsegaberaki4070 3 месяца назад
Kubur abona ajemiru zefexemekum leul egziabhier ykber ymesgen kemaKum zbelu zgsxu zeredeu abotat yebzeHalna fetari
@abrahamtesfay9911
@abrahamtesfay9911 3 месяца назад
ዑቡድ ብቐደሙ ባርኽዎ ። መዓርግ ኣየጽድቕን እዩ በሉለይ
@user-jr9pk1ze2f
@user-jr9pk1ze2f 3 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ኣብና ቐሺ፡ ቦሎም ኣብቐሺ ጻህያይ ናይ ብሓቂ መታለልቲ።
@abebaghebre5704
@abebaghebre5704 2 месяца назад
❤GBU.
@robeleyob2637
@robeleyob2637 2 месяца назад
Kemey qenikum abona bmejemeriya hiwet selam du ab Eritrea bexihe mexie ane eti haqi abona etom aqishti beti mengsti ferihom yom kulom hade Keshi bfrhat kemznqesaqesu negirun aflbom getirom kzarebu aykelu eyom frhat alewom behaxiru xbuq yelewun ezom Mergeta wn ab nay abune antiyonos mqbar teraeyom nerom.
@hopeyohanes
@hopeyohanes 3 месяца назад
ነዚኦም ሲ ከምታ ጎይታ ዝገበራ ብ ጩግራፍ ቅልጥ ኣቢልና ከነጽርዮም ኢና። ኣቦና ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኢና በይንኹም እዶ ኮይንኩም ፡ ኣቱም ደቂስኩም ዘለኹም ካህናት ዉጹ ህዝብኹም ኣድሕኑ
@dashimetayshow
@dashimetayshow 2 месяца назад
Well done ቀሻት !!
@abibabraham8763
@abibabraham8763 2 месяца назад
ማሪቆሳይ መናፍቅ
@user-sy7le2vq8f
@user-sy7le2vq8f 2 месяца назад
መስኪናይ ኣምላኽ ኣእምሮኻ ይግለጸልካ። ተመሃር
@MisgeGere-uv5pf
@MisgeGere-uv5pf 2 месяца назад
Ajokum eti n smu dew elkum deleku goyta kredeakum u.asbka bzuh u ab semay.ezi sle dbelka bzuh darba emni kmexeka u.nezi kea egzabher haylka u.eti tblo deleka u haqi.ab haki kea dew bel.goyta yesus ksab mot emunat kunu elna u.kbri ykuno.sle mienti simu mot eko ente mexena emunat nkun
@abrahamtesfay9911
@abrahamtesfay9911 3 месяца назад
ዕድመ ይሃብኩም ኣቦይ ቀሺ) ክክክክ ሞይተ ብሰሓቕ እዚ ሰብ ዓቢዱ ምስበልኩም ክክክክክክክክ ናይ ኤማ። ❤❤❤
@mekonentesfay882
@mekonentesfay882 2 месяца назад
Keshi Markos hawey aynay eyu eti naybehaki tamere Mariam mesthaf zebhal tareyku kabey mesteyu ente teheb astemhero tsebuqe neyru
@B-edlu
@B-edlu 2 месяца назад
ሱቅ ጥዑም🤔🤔🤔🤔
@ShishayTesfa
@ShishayTesfa 3 месяца назад
Bkemey medhanit tebahi ktrdiu aleku Moses keman medhanit tebahilu eyu ab gbri hawerya 7:35 , Eentay nkibl eyu elkum ktrdue ygbae
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 3 месяца назад
ሽሻይ ሓውይ መጀመርታ ርግእ ኢልካ ስምዓዮን መርምሮን እቲ ምድሓንን መድሓኒትን ዝብል ቃል መርምሮ እሞ ድሕሪኡ ልብኻ እንታይ ይብለካ ፍለጥ
@user-mg9ul8hl5l
@user-mg9ul8hl5l 2 месяца назад
ኣታ ሰራቂ ቐሺ መናፍቅ ጉድ ናይቲ 230 ሽሕ ዶላር ኣብ ቀረባ ግዜ ተጸበየና ከነቃልዓካ ኢና።
@tesfhans7
@tesfhans7 3 месяца назад
ክንዲ ግዛዕ ዝኾነ መጠምጠያስ ክፍት እተበልካ ሳሕል ዝሽትት ፐው
@tesfomalem9783
@tesfomalem9783 2 месяца назад
ኣንቱም ኣቦይ ቅሺ ሎምስ ፈጺምኩም ሓሚምኩም ኢኹም።
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 2 месяца назад
ተስፈየ ሓወይ ፈጹመ ዝሓመመክዎ ክነግረካ እሞ እነታይ መኽሪ ትህበኒ ናብ ቀራንዮ ጠምት ጠምት የብለኒ ክተድሕነ ካበቱ በጊዕ ፋሲካ ከይትርሕቕ ይብለኒ እሞ እነታይ ክገብር ትመኽረኒ?
@KibromKibrom-ok1ow
@KibromKibrom-ok1ow 3 месяца назад
መን ኢካ ንስካ መጀመርታ ገብሪኤል ብሰማይ ኤልሳቤጥ ብምድሪ ንዑኡ ኢንድና ንደግም ዘለና
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 3 месяца назад
ዝተፈተኻ ክቡር ሓወይ ደጊምካ ስመዓዮ እዝንኻ ምስ ኣምላኽ ክየባእሰካ
@semeresibhatu8691
@semeresibhatu8691 3 месяца назад
እቲ ጎይታ የሱሰ ነቲ ሓቅን ሓሶትን ጋሊሁ ዚፈላሊ መንፈሳዊ ሓዊ አብ ልዕሊ ኦርቶዶክስ ቤተክርሰቲያን ዝድርብየሉ ጊዜ ስለዚበጽሐ ክብሪ ነቲ ኩሉ ንምድሐን ዝፈቱ የኹን።
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 2 месяца назад
ሰመረ ሓወይ እቲ ሓቅን ሓሶትን ዝፈሊ ትማሊ ዝነበረ ደኣ እበር ሕጂ ዝተጀመረ የለን ነዚ መስኣእቲ ዝኾኑ ብሞቶም ዝመስከሮ ከም ዝሓለፉ ሕጂ እውን ኣለዉ እሞ ካብ መሰረት ገድሊ ቤተ ክርስትያን ንረደኣዮ
@berhanemedhanie9583
@berhanemedhanie9583 3 месяца назад
ክንዲ ግዛዕ ዝኾነ መጠምጠያስ ክፍት እተበልካ ሳሕል ዝሽትት ፐው !!
@berekethagoshagos4889
@berekethagoshagos4889 3 месяца назад
ሳሕል ወሪዱ ዝሰልጠነ ደኣ እንታይ ትጽብ? ብፍላይ ዓራግ ወሪዱ እንተሰልጢኑ'ኮ ሓያል ካድር'ዩ ዝኸውን።
@user-tw8bi4dm5r
@user-tw8bi4dm5r 2 месяца назад
መናፍቅ ተሃድሶ ሓሳዊ ዕቡድ ጋንያን ሒዝካ ኣሎ ወዲ እምባብ ደሓን ተመለስ ሃተፍተፍ ኣይትበል
@Takila848
@Takila848 3 месяца назад
ትሃዱሶ ማለት እንታይ ማለት እዩ እስኪ ኣብርህ ኣቡሉልና ማሃሩና ኣቦይ ቀሺ
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 3 месяца назад
"ተሃድሶ" ማለት፦ ምሕዳስ ማለት እዩ ምስክር ቃል ኣምላኽ፦ ኤፌሶን 4 ፡ 22-24 "ነቲ ቐደም እተመላለስኩምሉ፡ ብትምኒት ስሕተት ዚጠፍእ ኣረጊት ሰብ ቀንጢጥኩም፡ በቲ ናይ ኣእምሮኹም መንፈስ ክትሕደሱ እሞ፡ እቲ ብናይ ሓቂ ጽድቅን ቅድስናን ብመልክዕ ኣምላኽ እተፈጥረ ሓድሽ ሰብ ልበሱ"።
@teklitkidane8444
@teklitkidane8444 3 месяца назад
ስማ ክልዓል ርእስኹም እዩ ዝሕመኩም ንሳ መድሓኒትና ንሳ ኣደ ኣምላኽና ንሳ ሞጎስና ንሳ ኩሉ ነገርና እያ ማሪቆስ ደባስ ናብ ልብኻ ተመለስ
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 2 месяца назад
ተኺሊት ሓወይ ዝተሰበረ ዕትሮ ማይ ከምዘይሕዝ ከምኡ ኮይንኻ ዘመንካ ኣይተሕልፎ
@ShishayTesfa
@ShishayTesfa 3 месяца назад
Orthodox tewahedo dikum walas Protestant
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 2 месяца назад
ሽሻይ ሓወይ ስድነት ይጎድኣካ እበር ኣይጠቕመካን
@hopeyohanes
@hopeyohanes 3 месяца назад
እዚ ታምር መልክዕ ድርሳን ገድሊ ኩሉ ተቃጺሉ ክጠፍእ ኣለዎ።
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 3 месяца назад
ኣይፋሉን
@berekethagoshagos4889
@berekethagoshagos4889 3 месяца назад
ንምንታይ? ምስ ቋንቁኡ ዘይትሰምዖ ሰብ ኮፍ ኢልካ ቃለ ማሕተት ክገብረልካ ከሎስ ስለምንታይ ተርጓማይ ይገብሩልካ?
@teweldebrhane6079
@teweldebrhane6079 2 месяца назад
ስለምታይ፡እዩ ፥ክጠፍእ ! ንመናፍቃን ከም ሓዊ ኾይኑ ስለ፡ዘቃጽለኹም ዲዩ ?
@hopeyohanes
@hopeyohanes 2 месяца назад
ናይ እጋንንቲ መጽሓፍ ከተንብብ ጥውዕል ሲ መናፍቅ ሲ ንስኻ ኢካ
@meseretsolomun654
@meseretsolomun654 2 месяца назад
ስማዕ እንዶ ተሓላቂ ናይ ኦርቶዶክስ እንተ ኴንካ ፊት ንፊት ዘይትገጥም ካብ ተሓቢእካ ክስቶ ከምዚ ጌሩ ትብል ሓንቲ መዓልቲ ግጠም ክንሪኦኩም ኢና ሹዑ እዛ ኮመንት ግድን ረኣይዋ
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 2 месяца назад
ክቡር ሓው ግጥም ኣይፋሉን ኣይበልናን ዋላ ሎሚ ትኹን ግን ማንዛና ክኾኑ ኣለዎም እቶም ዝገጥሙና
@berekethagoshagos4889
@berekethagoshagos4889 3 месяца назад
ከመይ ጌርካ ኢኻ ናይ ድንግል ማርያም ክብርን ታሪኽን ምስ እንዳዘርዓ ያዕቆብን ሸዋን እተተሓሕዞ ዘለኻ? እዚ መሪጌታ ዝብሎ ዘሎ፡ መጽሓፍ ቅዱስ'ዩ መሠረታ ክብል ከሎስ፡ ብዛዕባ ኣብ ነቢዪ ኢሳይያስ ዘሎ መሰረት ጌሩ ይመስለኒ። ምኽንያቱ ኣብ መጽሓፈ ኢሳይያስ ኣብ ኦሪት ማለት'ዩ "ድንግል ወትወልድ ወልደ፡ ወትሰምይዮ ስሞ ኢየሱስ"ዝብል ጥቕሲ ኣሎ። ስለዚ እዚ ቐሺ ኣብ ትምህርቱ ጌጋ ዘለዎ ኣይመስለንን። እተን ኣብ ተኣምረ ማርያም ዘለዋ ክልተ መቕድም ከዓ ብደቅስዮስ ዘሃገረ ብህንሳ ዝተባህለ ፈላሲ'የን ተጻሒፈን።ንሱ ከዓ ወይ ግብጻዊ እዩ ወይ ሲርያዊ እዩ። ብእንዳ ዘርዓ ያዕቆብ ኣይተጻሕፋ ብሸዋ ኣይተጻሕፋ። ስለዚ ንስኻ እምነትካ ተዋህዶ እንተኾይንካ ንኢየሱስ ዝወለደት ድንግል ማርያም ከተኽብር ኣለካ፡ ከተፍቅር ኣለካ። ምኽንያቱ መሠረት መድሃኒት ስለዝኾነት።
@God-db9vp
@God-db9vp 3 месяца назад
ደሓን ሓወይ ናተይ ህድእ ኢልካ ፈትሾ፡ ተኣምረ ማርያም ደቅስዮስ እዩ ጽሒፍዎ ኢሎም ዝጸሓፍዎ በዓል ዘርኣያእቆብ እዮም፡ እስከ ሕሰቦ ጸሓፊኡ ደቅስዮስ እንተኾይኑ ሃገሩ ከኣ ግብጺ ወይ ሶርያ እንተኾይኑ ተኣምረ ማርያም ኣብ ግብጽን ኣብ ሶርያን ክህሉ ይግባእ ግን ተኣምረ ማርያም ኣብ ሶርያ የለ ኣብ ግብጺ የለ፡ እኒ ዘርኣያእያቆብ ባዕልና ጽሒፍናዮ እንተኢሎም ህዝቢ ስለዘይቅበሎም፡ ደቅስዮስ ዝበሃል ቅዱስ ዝጸሓፎ እዩ ኢሎም ጽሒፎምሉ ብሓሶት እንበር ደቅስዮስ ኣይጸሓፎ።
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 2 месяца назад
ሰላምካ ይብዛሕ በረኸት ሓወይ 1/መርጌታ ስምኦን ዝበሎ "ተኣምረ ማርያምን ምጽሓፍ ቅዱስን ሓደ እዩ" "ተኣምረ ማርያም መሰረቱ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ" "ንቅድስቲ ድንግል ማርያም ቅድሚ ምፍጣር ዓለም መላእኽቲ የመስግንዋ ነይሮም" ዝብል ኣስተምህሮ ቅኑዕ ምባልካ ብልቢ እየ ዝሓዝን 2/ ብዛዕባ "መቕድም" ኢልካዮ ዘለኻ ኣብ ጸሓፊኡ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ምኽያድ ቃልን ትሕዝቶ መልእኽትን ፈሊኻ ምርዳእ ደኣ እበር ተዓሚትካ ምኻድ ካብ ትቕሙ መጉዳእቱ ይበዝሕ 3/ "ንስኻ እምነትካ ተዋህዶ እንተኾይንካ ንኢየሱስ ዝወለደት ድንግል ማርያም ከተኽብር ከተፍቅር ኣለካ" ዝበልካዮ ታህዋኽ ኢለ እየ ዝሓልፎ ምኽንያቱ ኣይኮነን ንወላዲት ኣምላኽ ንዓኻ እኳ የኽብረካ ኣለኹ እሞ ብዘይ መረዳእታ ስሚዒታዊ ኣይትኹን ምስ ሰናይ ኣኽብሮት
@berekethagoshagos4889
@berekethagoshagos4889 2 месяца назад
መን ይጽሓፎ ብዘየገድስ፡ ኣብ ተዋኅዶ ሃይማኖት እንኣምን ንድንግል ማርያም ፍሉይ ከበሬታ ኣለና። "ማርያም እግዚእትነ ወላደተ ኣምላክ" ኢልና ድማኒ ንጽሊ። ​@@God-db9vp
@berekethagoshagos4889
@berekethagoshagos4889 2 месяца назад
እቲ ቀሺ መሠረቱ መጽሓፍ ቅዱስ'ዩ ክብል ከሎ መበገሲኡ ማለቱ ይመስለኒ። ሓደ ሰብ ኣብ ተዋኅዶ ሃይማኖት ዝኣምን እሞ ኣብ ስብከተ ወንጌል ዝተዋፈረ ሰብ እንተደኣኮይኑ፡ ናይ ግድን ናይ ማርያም ንጽኅናን ድንግልናን ክጠቅስን ክምህርን ኣለዎ። እቶም ኣብ ተዋህዶ ሃይማኖት ዕምነት ዘይብሎም ሰባት ዝብልዎ ንኣና ዝፀልወና ኣይመስለንን።
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 2 месяца назад
@@berekethagoshagos4889 ዝኸበርካ ሓው ንፅህናን ቅደስናን ቅደሰት ማርያመ ኣይተቓወምናነ ኣይነቃወምን እውን ንቃወሞ ዘለና ተመሊስካ ስመዓዮ
@melakeamintsegaytedla4523
@melakeamintsegaytedla4523 3 месяца назад
ክቡር ኣቦና! ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ወንጌለ ሉቃስ ከምዚ ይብል ኣሎ። "ወእምዝ ሞተ ዝኩ ነዳይ፣ ወወሰድዎ መላእክት ውስተ ሕፅነ አብርሃም። ወሞተ ባዕልኒ ወተቀብረ። ወበሲኦል አንሥአ አዕይንቲሁ እንዘ ሀሎ ውስተ ደይን፣ ወርእዮ ለአብርሃም እምርኁቅ ወለአልዓዛር ውስተ ሕፅኑ። ወጸውዐ ወይቤ፦ ‘አባ አብርሃም፡ ተሣሀለኒ፣ ወፈንዎ ለአልዓዛር ከመ ይጥማዕ ጽንፈ አጽባዕቱ ማየ፡ ወያቍርረኒ ልሳንየ፣ እስመ ሐመምኩ በዛቲ እሳት።’ “ወይቤሎ አብርሃም፦ ‘ተዘከር ወልድየ ዘከመ ፈጋዕከ ወተፈሣሕከ በሕይወትከ፣ ወአልዓዛርሰ ከማሁ ክመ በተጽናስ፣ ወይእዜሰ ከማሁ ክመ ውእቱ ይትፌሣሕ በዝየ፡ ወአንተሰ ተሐምም። ወምስለ ዝንቱ ኵሉ፡ ጸድፍ ዐቢይ ይከልአነ ማእከሌነ ወማእከሌክሙ፣ ከመ እለሂ ይፈቅዱ እምለፌ ይኅልፉ፡ ኢይክሀሉ መጺአ ኀቤክሙ፣ ወእለሂ መንገሌክሙ ኢይዕድዉ ኀቤነ።’ ክብል ከሎ ጎይታ እንታይ ማለቱ እዩ ? ኣብ ሕቑፊ ኣብርሃም ኮይንካ ብደስታ ምንባር ማለት ኣብ ገነት ምንባር ማለት ዶ ኣይኮነን ? እቲ ኣብ መንጎኦም ዘሎ ዓቢይ ጸድፊ ተባሂሉ ተገሊጹ ዘሎኸ ሲኦል ዶ ኣይኮነን እዩ ? ብቤተ ክርስቲያንና ኣስተምህሮ'ኸ ክሳብ ዕለተ ምጽዓት ክፍቲ ኮይነን ዘገልግላ ገነትን ሲኦልን ዶ ኣይኮናን ? ብድሕሪ ምጽዓት ግና ገነትን ሲኦልን ተዓጽየን፡ መንግሥተ ሰማያትን ገሃነመ እሳትን ስረሐን ከምዝጅምራ ዝወሃብ ትምህርቲኸ ጌጋ እዩ'ዶ ክንብሎ ንኽእል ?
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 3 месяца назад
ንመልስኻ የመስግን እንተኾነ ግን ብምኽንያት ዳግማይ ኣዳም ዝተዓጸወት ብደም ዳግማይ ኣዳም ከም ዝተኸፈተት ደኣ እበር ካልእ ዝኸፍት ኣይተረኸበን ቃል ኣምላኽ እውን ከምዚ ይብለና "ሞት ግና ካብ ኣዳም ጀሚሩ ኽሳዕ ሙሴ ኣብቶም ማዕረ እቲ ኣበሳ ኣዳም ሓጢኣት ዘይገበሩውን ሰልጠነ"ሮሜ 5:14
@tesfealemghebreab9752
@tesfealemghebreab9752 3 месяца назад
ሰላም፡ እቲ ጎይታ ሰንበት ዝተባህለስ፡ ንዕለተ ሰንበት ሂብካዮ። መጀመርታ ሰንበተ ክርስትያን ዝተባህለ እንታይ ምኻኑ፡ ተረዳእ። ሰንበተ ክርስትያን ዝተባህለ፡ ንጎይታ እዩ። ንስኻ ግን ዕልተ ሰንበት፡ ንቅዱስ ሚካኤል ክትጽውዖ ከምዘላ ትነግር። ሓሶት ትምህርቲ ናትኩም እዩ። ሓቂ እንተ ኣለካ፡ ነቲ ዝበልዎ፡ ወይ ኣብ መጽሓፍ ዘሎ፡ ፊት ንፊት መጺኻ ተረዳዳእ።
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 2 месяца назад
ተስፋእለም ሓወይ ዝሰማዕካዮ ምስክር ክትከውን ስለ ኣይከኣልካን እሞ ትግሪይና እንተሓሲርካ ሰብ ክንገብረልካ
Далее
ናይ ሓለዋ ጸሎት
44:41
Просмотров 6 тыс.
ЮТУБ ЗАБЛОКИРУЮТ В РОССИИ?
14:07
Просмотров 482 тыс.
Cat Corn?! 🙀 #cat #cute #catlover
00:54
Просмотров 13 млн