Тёмный

ጻድቃንን ጌታቸውን ኣምሊጦም? ሽረ ዝውዓለ ሓያል ዕግርግር? ዜናታት ሰንበት 15 መስከረም 2024 

Fenql eri media (ፈንቅል ኤሪ ሜድያ )
Подписаться 45 тыс.
Просмотров 33 тыс.
50% 1

#zena_tigrigna #zena #zenatigrigna #eritreanews #eritreanselmimisgunabraha #eritreanseriesfilm #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanbestguayla #eritreantiktok #eritreandramas #eritreansong #eritreanshows #eritreansport #eritreanshow #eritreanprank #eritreanpolitics #eritveritreaofficial #eritv #erisat #tigraynews #habesha #neshneshtv #mestyatbetna #filfiltv #solomedia #sahelmedia #diletmedia #aanmedianetwork

Опубликовано:

 

17 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 194   
@angeln9985
@angeln9985 3 дня назад
ኣየ ንኣምላኽ ዝተጸበየ ዓቃል ጅግና ህዝቢ ኤርትራ።
@girmaykiflay8609
@girmaykiflay8609 3 дня назад
ሐጂ ግርም ኩቡራተይ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@AzebGhidey
@AzebGhidey 3 дня назад
ናይ በርኸት መግስታኣብ ደርፊ ኣብ ኤርትራ ዝጾሞቅክሞ ዕረ ጉሶምዎ እምበር ናበይ ድሕር ድሕርየ ንኺድ ጥራይ ብርሃን እዩ ቅድሜና ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@senaitkidane7460
@senaitkidane7460 2 дня назад
Kondaf mixai tray kitlwes.afa.e.
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 2 дня назад
​@@abrehaleyalhamam men mamher eu kamu elu mehrka ,20 amet tegraway xalena kelo,do aynbernan nhna bhayle Amlakn nefat merhtenan jegna hezbenan sarwetna ena nenaber
@user-ct6np1jt5e
@user-ct6np1jt5e 2 дня назад
You said it well! Absolutely right ✅️
@Snoop465
@Snoop465 2 дня назад
​​@@abrehaleyalኣብራሃለይ ተብርሀሎም መሲሎም ዶን ኮን ይኮኑ ስድራካ ኣብራሃለይ ኢሎሙካ። ኢትዮጵያ ደኣ ኣብቂዓ ኢያ። ክንደየያይ ክትሰርር ከም ሃገር ካብ ሕጂስ እሞ ከኣ ኣብ ኢድ ወዲ በሻሻ ወዲቓስ😂😂😂
@LaganaEritrea
@LaganaEritrea 3 дня назад
ደርፉ ናይ ወዲ ትኩል እስከ ጋብዘልና ።ናዕና ዝበልዎ ናባኣቶም ተጠውዩ ኣብላ።❤❤❤ ወዲ ኢረይይይይ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@LaganaEritrea
@LaganaEritrea 2 дня назад
@@abrehaleyal ክክክክክ ዋይ ዋይይይይ።ኣመሪካዊ ዲካ ወይስ ቻይናዊ።ቅድም ክፈልጥ።እታ ባንደራ ቀይርካ ምጻእ።ወይስ ኣብ ከብድኩም የእቲኩማ ኢኩም እታ ናይ ማይክ ሃመር ስንዳው USA ትብል መሸማዕ።ወይ እታ መትሓዚ ስንዳይ። ደርሆ ኣደኪ መይታ ምስ በልዋ እንታይ ኢላ መሲልካ።ትምት እንበር ቅደም ብጽፈይ ሎሚ ብጽፍረይ ኢላቶም ንብለካ።ናዓና ኩሉኩም ሓደ ኢኩም።ካብ ሃጸይኩም ክሳብ ዶክተር ወሃኩም።ማልት ዓርኪ ድሮን ቱርክ ነሕዋትካ ዝወደአ።ኣቢ
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 2 дня назад
​@@LaganaEritrea👍👍belo naze mahayem
@user-ct6np1jt5e
@user-ct6np1jt5e 2 дня назад
Absolutely right ✅️
@LaganaEritrea
@LaganaEritrea 2 дня назад
@@user-ct6np1jt5e 🇪🇷🙏💓👍✅
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 3 дня назад
ተጋሩ ንኤርትራ ዝጸሞቅክማ ዕረ ጨልጥዋ 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽::
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 дня назад
@@abrehaleyal ተጋሩ እቶም ቀንዲ ሓሳዳት ናይ ኤርትራ: ኤርትራ ካብ ትምዕብል ተተሓሒዝና ንድከ ዝብሉ ኣረይቲ ኩዕንቲ ተንኮለኛታት ምስ ተንኮሎም ይጥፍኡ: ስክፍ ኣይበልካ ንኤርትራ ክግበት ብደቡብ ዝወርር ዝፍትን ጸላኢ ኩሉ ግዜ ምስ ሓፈረ እዩ:
@YrqaaleemAleem
@YrqaaleemAleem 3 дня назад
ሕዺ ግርም ተጋሩ ይባሉፁ እረይ ንቅዲሚት❤❤❤❤
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 2 дня назад
​@@abrehaleyal🤔🤔🤔 Hiwihat niana minim aytigerelinan eya kulukum kedemti hasewti!! Hiwihat enidia oromo alo belo Amihara alo belo ela nikulykum akiba nab Eritrea zimexet!!! So we can careless!
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
@@chuchusolomon8614 ኣምሓራ ኮነ ኦሮሞ፣ ትግራዋይ ኮነ ዓፋር ኢትዮጵያዊያን እዮም። ከምቲ ሰራዊት ኤርትራ ብ9 ብሔራት ዝቖመ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኸኣ ካብ ኩሎም ብሔራት ዝቖመ እዩ። ስለዚ ኢትዮጵያን ኤርትራን ክዋግኣ እንከለዋ ከም ኢትዮጵያን ኤርትራን ሃገር ምስ ሃገር እምበር ክልል ምስ ሃገር ወይ ትግራይ ምስ ኤርትራ ኣይኮነን ዝዋግኣ ዝዋግኡ።
@BahreNeGash
@BahreNeGash 2 дня назад
​@@abrehaleyal TPLF had been waging 50 years of ethnic war against the Ethiopian, Eritrean & Somali peoples, until the Ethiopians & Eritreans got together & eradicated the TPLF from Ethiopian palace into Tigray caves. And the Pretoria peace treaty forced the TPLF to surrender. Therefore, Tigray is NOT a threat to Ethiopia or Eritrea. "THE GAME IS OVER". PIA
@BahreNeGash
@BahreNeGash 2 дня назад
​@@abrehaleyal Ethiopia is too busy preoccupied with extinguishing internal ethnic wars & regional conflicts the TPLF created & imposed on the Ethiopian people for 30 years, Ethiopia is NOT a threat to Eritrean sovereignity & national security. Face it, Tigray is exploding into civil war & boiling in internal crisis & turmoil.
@yowhana-z3w
@yowhana-z3w 3 дня назад
ኤርትራያን ደገፍቲ ኣይትበሉ ኤርትራውያን ንኤርትራውያን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷❤️❤️❤️
@okubaygebre9434
@okubaygebre9434 3 дня назад
Thankful for sharing Fanql media they deserve that brother.
@KweghEyu-1833
@KweghEyu-1833 3 дня назад
ሰላም ንኹሉ ኩርናዕ ዓለም ምሕረት ኣውርደልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ኣቦይ። 🙏🙏🙏
@frewahnigebremikael4709
@frewahnigebremikael4709 2 дня назад
Amen amen amen 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dioeamaregraziedio8085
@dioeamaregraziedio8085 3 дня назад
Adio 😅🤣💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪✅💯💯💯💯💯
@girmaykiflay8609
@girmaykiflay8609 3 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@yowhana-z3w
@yowhana-z3w 3 дня назад
መርሓባ ኩቡር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯
@lulakidane2398
@lulakidane2398 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@askaluweldeab2987
@askaluweldeab2987 3 дня назад
እዋይ ሲኦል ዝኾነት ክልል ምቖናይ ጥራይ ደቂ ኤረይ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@abrahamtesfay3097
@abrahamtesfay3097 3 дня назад
መርሓባ ፈንቀል ኤሪ ሜድያ ።🇪🇷🇪🇷ቢንያም ግርማይ ጅግና ዓወት ንምነየልካ።
@diesundiesun5788
@diesundiesun5788 3 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹😍😍😍😍
@sarajoh313
@sarajoh313 3 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@medhingerezgiher2463
@medhingerezgiher2463 3 дня назад
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@amanuelbeyene1342
@amanuelbeyene1342 3 дня назад
ቴዲ ብጣዕሚ እየ ዝገርመኒ ምኽንያቱ እቲ ብቅዓትካ ኣድኒቀካ ሓሶት ዘይኮነ ናይ ባሓቂ ይገርመኒ እዩ።
@senaitgeremedhin6515
@senaitgeremedhin6515 3 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪❤💪❤💪❤💪❤💪❤
@AsmaromMeasho
@AsmaromMeasho 3 дня назад
መርሓባ ኩቡር ሓው እንቋዓ ብሰላም መጻኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@ngstingstii1769
@ngstingstii1769 3 дня назад
ሕጂ ግርም
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 3 дня назад
ውጽኢት ዕንደራ ትዕቢት ዘመጽኦ ሳዕቤን መወዳእታ ውድቀት ጥራሕ ኢዩ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@gebrehiwetweldselasse5685
@gebrehiwetweldselasse5685 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤
@yemaneokubazghi1118
@yemaneokubazghi1118 3 дня назад
ዘልናዬ ኮይና እምባኣር ደቂ ኤረይ ❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@genetmenghis7586
@genetmenghis7586 3 дня назад
❤❤❤🎉🎉🎉
@danieluk3151
@danieluk3151 2 дня назад
ቴርትራውያን ኣብ ካናዳ 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 3 дня назад
🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@tinsakidane2023
@tinsakidane2023 3 дня назад
Fenkilm Bihaki CabZrguseni kibalu tigrayu gebar kifui isfi kicsai gobuiyu Aywish kiwadiu 🎉🎉
@mariapop8536
@mariapop8536 3 дня назад
Now the people is speaking!
@hermonandemiceal2475
@hermonandemiceal2475 2 дня назад
Viva Eritrea
@makelemabrhatu
@makelemabrhatu 3 дня назад
መርሓባ ወዲ ሓላል መሬት 🎉❤
@Rahelaaaaaa
@Rahelaaaaaa 3 дня назад
Anyway we sit back and enjoy
@user-bm4lu5cd4o
@user-bm4lu5cd4o 3 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷
@HandyLaden-kp4tf
@HandyLaden-kp4tf 3 дня назад
❤❤🇪🇷🇪🇷❤🇩🇪❤🌹🌹
@tesfalembeyene-d3r
@tesfalembeyene-d3r 3 дня назад
Fenql jgna were gena❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🎉
@ibrahimmohammed6403
@ibrahimmohammed6403 3 дня назад
Adi Akotatu N Wedi Hadish wedi haji Agame Shire Aytkalun ....kkkkkkkkkkkkkkkk
@wedimhreywedimhrey
@wedimhreywedimhrey 3 дня назад
ካብዚ ማሓረኒ
@ZemuiHaile
@ZemuiHaile 3 дня назад
👍🇪🇷👍
@SigaeedaMjjhh
@SigaeedaMjjhh 2 дня назад
WEDI HALAL MERET LONG LIVE ❤
@fithawitteame9369
@fithawitteame9369 3 дня назад
ክክክክክክ ጃንዳ ወያነ ህዝቢ ትግራይ ሕማም መርዘን ኮይኑዎ ይርከብ ።
@zaidghidey569
@zaidghidey569 3 дня назад
Genah ketbhluo eikum
@elsateskay7060
@elsateskay7060 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 3 дня назад
ሕጂ ግርም ኣብዘይ ንደልዮ ኣደዳ እገዳን መስዋእትን ገይሮሙና ንሕና ግና ሳላ ህዝብን መንግስትን 🎉❤🎉 ንናበብን ንረዳዳእን ዝኾንና መዓንጣና ሸጥ ኣቢልን ሰጊርናዮ ❤❤❤ ሕጂ ግና ኮፍ ኢልና ንዕዘብ ኣለና እታ ጎል መን ቀልዓ ንትዓዘብ ጥራሕ ደቂ ኤረይ ደቂ ሓደ ልቢ❤❤❤💪💪💪
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@adamadha1022
@adamadha1022 2 дня назад
Thank you fenkil eri media
@adamadha1022
@adamadha1022 2 дня назад
Thank you fenkil eri media temesegen eu zelo ❤ negeru
@user-gx8qh6qw8y
@user-gx8qh6qw8y 3 дня назад
hijigirim ❤❤❤❤❤❤❤❤
@hiwetghebrat2325
@hiwetghebrat2325 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🌹🌹🌹💪🏾💪🏾💪🏾
@araia5277
@araia5277 3 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 3 дня назад
ዴሞክራሲ ምዕራባውያን ኣብ መስርሕ 😮😮
@almazgebreigzabher3027
@almazgebreigzabher3027 3 дня назад
good job shire womens
@SimonFilimom
@SimonFilimom 3 дня назад
❤❤❤🎉
@DanielGoitom-mm9wh
@DanielGoitom-mm9wh 2 дня назад
🇪🇷 ❤ 🇪🇷 ❤ 🇪🇷 ❤
@awethaile8522
@awethaile8522 3 дня назад
መሰጣ ህዝቢ ኤርትራ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@desumeku6967
@desumeku6967 2 дня назад
ሽረ ጅግናን ሓቀኛን እዩ
@erimy1221
@erimy1221 3 дня назад
ንጸላኢኻ ኢልካ ትኹዕቶ ጉድጋድ ንስኻ ክትኣትዎ ስለ ትኽእል ኣጸቢቅካ ኣይተወሽጦ መውጽኢ ከይትስእን ዝተባህለ ከምዚ ናይ ወያነ እዩ ደቂ ኤረይ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ህዝቢ ትግራይ ንዝኾነ ህዝቢ ዝኾዓቶ የለን። ጽውጽዋይ ፖለቲከኛታት እዩ። ብዝኾነ ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ ንኤርትራ ከምትወራ ፍለጥ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ክትነብሩ ትኽእሉ። እዚኣ ፍለጡ
@zemichealgebregergisch3041
@zemichealgebregergisch3041 День назад
ምጽማም ዝወለዶ ዓወት
@LEMLEM-ERITREA
@LEMLEM-ERITREA 3 дня назад
❤🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
@selamasfaha546
@selamasfaha546 2 дня назад
Eza hazb gen anbsa eyu❤
@harounekubal8436
@harounekubal8436 3 дня назад
ሰበር ዜና !!! ንተጋሩ ሐሐኒቆም አብ - ገደል ዘእተዉ : ንቁስለኛታት ወያነ ዝረሸኑ : ደቀንስትዮ ዝዓመጹ : አብመጨረሻ ዝተማረኹ እሞ ጨብጥታት ወንጀሎም ብቪድ ተረጋገጸ : ብምባል ። ወያነ : ብፍላይ ጆኖሳይ ፈጺሞም ኢሉ አሲርዎም ዝጸንሐ 400 : ወተሀደራት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ። አብዚ እዋን : ምስአቢ አሕመድ : ወጊኑ ዘሎ ወያነ ነበር ብተወለድቲ ራያ ጌታቸዉ ረዳን ጻድቃን ዝምራሕ : ጉጅለ ነጻ ተፈቲሖም : ተፋንዮም : ክብል ደብረጽዮን አቦመንበር ወያነ አፍሊጡ ።
@user-dd5vm5vv7b
@user-dd5vm5vv7b 2 дня назад
Amlak Selam mhret yewrdelkm
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 3 дня назад
Selam.. .🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🐪🐪🇪🇷🇪🇷
@edenpazom9452
@edenpazom9452 3 дня назад
ሕጂ ግርም ማስጣና ሳሐንዋ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@edenpazom9452
@edenpazom9452 2 дня назад
@@abrehaleyal እታይ ኩሎም ተአኪቦም መጺኦም ሪሴኦም ዘየልዓሉ ናህና አይኮነን ዝብሉስ ከከከንስካ ኤሪትራዊ እተ ትከውን ከምዚ ክትጽሕፊ ዋላሐቲ ሞራል የብልካን ሕጅውን ማስጣ ህዝበይ እዮ ባዕሎም ዝፊሐርዋ ጉድጋድ ይእተውዋ አከለ።
@ngstingstii1769
@ngstingstii1769 3 дня назад
ነዓና ዝጠጅእዎ ይለብለቡ ደአ አይኮነን ጠምዩ ጸጊብ ንጋዳ ትግራዋይ አብአ ድአ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@senayteklay3288
@senayteklay3288 2 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
@mikalaraya2924
@mikalaraya2924 2 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MeriheSenaye
@MeriheSenaye День назад
ፈንቅል ኤሪ ሜድያ ጽቡቅ ብሽራት ካብ ናይ ብንያም ጀሚርካ ክሳብ መወዳእታ ተኸታቲለያ ጽቡቅ ሐበሬታ ቀጽሎ፣፣
@yonasaraya2402
@yonasaraya2402 3 дня назад
Gena kiwadiu iyom
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@haderakelati1160
@haderakelati1160 3 дня назад
ንዓናይ ሽረየ ንዓናይ ሽረ የ ንዑናይ ሽረ ሽሰየ ዓዲ ሰብ ስረ ይባሃል ኔሩ ቀደም ሽረ ብሓቂ ዓዲ ሰብ ስረ ንጌታቸውን ጻድቃንን ክልተ ዑሱባታ ኣቢዪ ኣሕመድ ዘባረሩ ጀጋኑ። ሻዕቢያ ፖሎቲካኣ ቀስስ እናለ ኢዩ ዝሰርሕ ኣብትግራ ምስ ኣተው ሻዕቤላ እቲ ኣብኡ ተኸዚኑ ዝጸነሐ ፊኖ ያላ ወሰዲ ፊኖ ኢሉ ሻዕቢያ ሙሉእ ትግራይ ጠምዩሉ ኣብ ዝነበረ ጊዜ ብጽጋብ ክሳብ ዝትኮሱ ኣብሊዑዎም ዩ ሻዕቤላ ንዚ ትፈልጥዎ ዶ ደቂ ኤረይ እዚ ፖሎቲካ ድማ ንባዓል ደብረጼን ጠቂሙዎን ንሪእዮ ኣለና ምሳና ስለዝተጸጉዑ ጥራይ ጃንዳ ደብረጼን ተዓዊቶም ከምዝወጹ ንዕዘብ ኣለና። ❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷!!!
@RvrgEhrh
@RvrgEhrh День назад
ሓሰዉቲ ትግራዋይ ከሙኡ ኣይካንናይ እዙይ ናይ ፀላእትና ሓሰት እዩ ሓሰዉቲ
@GesgasiAsgodom
@GesgasiAsgodom 3 дня назад
ፈንቅል ሜዳ ቁሩብ ርእይቶ ይ ክቅረብካ ይፈቱ። ትሑዝቶ ዜና ብጣዓሚ ጽቡቅ ኢዩ ግንግን ኣብ ኣቀራርባ ምትዕርራይ ክትገብረሉ ከም ናይ ቴቪ ኤሬ እሰታይ እንተትጥቀም ምሓሸ እንይብል ኣርእሰቲ ዜና ዘገባ ርዝራቱ ኢልካ ።ኢልካ ቀልጢፍካ ናብ ትሕዝቶ ምኣተኻ።ብግልጺ ምትዕርራይ ይድለየካ ኣሎ
@W.j.i-cx6kh
@W.j.i-cx6kh 3 дня назад
ንዓና ድጸሞቅክዮ ዕረ ስተይዮ እንበር ናበይ ድሕር ድሕርየ ሕጂ ኣይኮነን ጫቅ ጫቅ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@W.j.i-cx6kh
@W.j.i-cx6kh 2 дня назад
@@abrehaleyal ኣልግስ ድርባይ ኪድ ታሪኽ ናይ ኣቦታትካ ኣቦሓጎታትካ ገንጽሎ ትግራይ ምስ ትህሉ ይብለኒ ከኣ ተርግን ሃይለስላሰን እንታይ ኣዲስ ጥራሕ ድዮም ዝመርሑ ኔሮም ብዓባያ እና መረሑዋ እሞ ከኣ ምስ ኩሉ ሓገዛት ኣጽዋር ናይ ሓያላት ሃገራት ተደጊፋ ውን ንህዝባዊ ግንባር ኣይሰዓረቶ ኣሹምካይ ሕጂ ከኣ ኣብዚ ግዜ ኪዱ እሞ ነብስኩም ኣድሕኑ ለካብጥ ክትጠፍኡ ምስ ጀመርኩም ለሓስሓስ ምባል ኣይኮነን ትግራይ እንተ ኣላ ኢኩም ክትነብሩ ትክእሉ ትብለለይ ። (ወዲ እቶም ኣብ ስርናይ ዘለዉ ነቐዝ ናይ USA ለመንቲ)ነብስኩም ኣድሕኑ ታሪክ ከኣ ገንጽል ባኮ ርእሱ
@abisolomasfha3131
@abisolomasfha3131 2 дня назад
Ezi kulu ab lieli eritrea ztegebere tenkol amlakna baelu yfedyelna alo amlak n adey ybark
@Senayttesfamcheal
@Senayttesfamcheal 2 дня назад
Selam yewrd. Nekelu
@hassenomer1194
@hassenomer1194 2 дня назад
A dichotomy cannot be cured and a blessing for Eritrea!!! The meaning of game over becomes crystal clear !!! The father of designing for demise of Eritrea cause their own down fall !!! Poetic justice !!!
@belitesfi1824
@belitesfi1824 3 дня назад
GAME OVER WEYANE YBAHAL ALO
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@berihunuguse3613
@berihunuguse3613 2 дня назад
❤🇪🇷👌
@durimohammed5282
@durimohammed5282 3 дня назад
The beginning of the end of junta . Alevederchi. Bye bye woyane. Maaselama .
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ህዝቢ ትግራይ ንዝኾነ ህዝቢ ዝኾዓቶ የለን። ጽውጽዋይ ፖለቲከኛታት እዩ። ብዝኾነ ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ ንኤርትራ ከምትወራ ፍለጥ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ክትነብሩ ትኽእሉ። እዚኣ ፍለጡ
@efremefrem2400
@efremefrem2400 3 дня назад
ማስጣ ዚ ንጽሁ ህዝቢ ኤርትራ ዩ ንህዝቢ ኤርትራ ዝበደለ ናይ ግዝየ ሕቶ ዩ
@thehaytesfay9616
@thehaytesfay9616 3 дня назад
ዝዘራአኩሞ ዕጽደዎ ዝበጽበጽኩሞ ሰሚ ስተይዎ ወይ ፈጣሬ ገና ክንርእይ ኢና
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ህዝቢ ትግራይ ንዝኾነ ህዝቢ ዝዘርኦ ነገር የለን። ጽውጽዋይ ፖለቲከኛታት እዩ። ብዝኾነ ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ ንኤርትራ ከምትወራ ፍለጥ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ክትነብሩ ትኽእሉ። እዚኣ ፍለጡ
@AwetLove-mu9kk
@AwetLove-mu9kk 3 дня назад
ጽቡቅ ስራሕ ረኪብኩም፡ኣለኩም ንስባት ጅሆ ምሓዝ ከምዚ እባ ከምዚ እንዳበልኩም ። ንፍቅርን ሰብኣውነትን ዘይትሰብኩ ግዳ ። ንስኩም ወዲ ንስኩም ንዝኮነ ሕብረተሰብ ኣይትውኩሉን ኢኩም መክንያቱ ውድቀት ናይ ሰባት ዝምነ ሕብረተሰብ ስለ ዘይዕበየና ፡ ንስኩም ከም ስራሕ ቆጺርኩም ብስነኣእምራዊ ክንደይ ሰባት ትገድኡ ምህላውኩም ግን ዘገድሰኩም ኣይኮነን ። ኣቦ ፍቅሪ ኣምላክ ሰላም እዛ እንነብረላ ዓለም የውርደልና
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 2 дня назад
wedkatna keru kedmsesuna zhasbu ,Amlak gamtelwo kemu keblu kalwu temakrom nerka,do kemu elka lebam texwaty eka ,
@berhaneberaki1565
@berhaneberaki1565 2 дня назад
ተጋሩ ዝዘርእዎ እዮም ዝዓጽዱ ዘለዉ ወረ ጌና !!!
@AwetLove-mu9kk
@AwetLove-mu9kk 2 дня назад
@@nebiatmehari9838 ኣምላክ ነቲ ትሓስቦን ትምነዮን ከይሃበካ ኣይተርፍን ኢዩ ግዜ ምናልባት ክነውሕ ይክእል።ነቶም ሰናይ ዝሓስቡ ሰናይ ይህቦም ነቶም ጥፍኣትን ምቅትታልን ዝምነይሎም ተመልሱ ነዓዓቶም ይህቦም፡ ግን መስክናይ ወዲ ድካ ህዝቢ እንበር እቲ ኣሳዋሪ ሓውስ ኣብርከብን ኢዩ ።
@AwetLove-mu9kk
@AwetLove-mu9kk 2 дня назад
@@berhaneberaki1565 ኤሊት መራሕትን ካደረታትን ዘሳወርዎ እንደ ሞ ድካን ወዲ ድካን ይሕመሎ ኣሎ ። እንበር ንሶም ደኣ ኣበይ ኣለዉ ደቆም ደቂ ደቆም ኣብቲ ሕሰም የለውን ብሮ
@demkaweldie5413
@demkaweldie5413 3 дня назад
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@rahk7004
@rahk7004 2 дня назад
👍👍👍👍👍
@edenrose4380
@edenrose4380 3 дня назад
EGZIOOOOOO 😮 EGZIOOOOOOO 🙈 EGZIOOOOOO 😂😂😂😂SAB ZIZERO YIAXID👈
@berkettekle4632
@berkettekle4632 3 дня назад
ርጉማት ህዝቢ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ህዝቢ ትግራይሲ ርጉም?? እቲ ለዋህ ህዝበይ? ደሓን ግና ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@tesfaldetzerom2697
@tesfaldetzerom2697 3 дня назад
chdi beli meret hawi atiwa
@bettynegest8571
@bettynegest8571 3 дня назад
Hji terediwom tegaru tselatkum beal men mikuanom felitkum alekum hji eya eta serkti bharyatkum teregagtsula
@user-sq9qr2ty8k
@user-sq9qr2ty8k 3 дня назад
N eritrea zxemokumo ere wahtwo ever nabey drdrre
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@MhretAbrha-i1r
@MhretAbrha-i1r 3 дня назад
Merhaba fenql bini jgna ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@senaitgeremedhin6515
@senaitgeremedhin6515 3 дня назад
ህዝቢ ትግራይ ንቐተልትኹም ወይን ኣሚንኩሞም ጸኒሕኩም።ምስማዕ ዝኣበዩ እዚያ እታ ዕጫኦም።ብኮቦሮ ኣቢኻ ብሕምቢጣጥ
@abrahamkidane1771
@abrahamkidane1771 3 дня назад
የውሃንስይ ቁዱሰይ ሕዝቢ ትግራይ ማርዳምቦ ሕዲሽ ዓመት2017 ብዕግርግር ተቀውልቢላትኩም፡ሕማቅ ምስግጋር ትኽዋን ቁንቂ ውጻ'አ ሆየ ሆየ ሽግር ኣብ ገገዛና አ'ተው ኮይኑ ምህልላኹም፡፡ሻዕውያ ሰርቂ ማንካ ፋርኬታ ዝበልኩምዎ ሓስውቲ ኣብ'ኣ ድ'ኣ ተጻረዩ ተመናጨቱ ነንሕድሕድኩም፡፡ሕጂስ ሎም መዓልቲ ፈንፊናኩም ማሕበር ጭውጫው ፡፡ሕቢሪ ዓይንኹም ዘይብርሃካ፡መጉረዕቲ ገና ክንደይ ኣንቢዕክምዎ ንለዋህ ህዝቢ ኢሪትራ፡ናይ ኢድኩም ፈዲኩም ኣምላኽ፡ወያነ ማለሊት ዘራጊቶ፡በቲ ቢቶ ዘራጊቶ
@nebu5224
@nebu5224 2 дня назад
Exactly 🇪🇷🇪🇷👏❤️👌💪✊️
@merhawitesfaldet4277
@merhawitesfaldet4277 2 дня назад
HIJIE TXBUK NAY EDKUM REKIBKUM TEGARU ,NAY ERITREA HEMAQ NABAKUM ENQE TEGMTLTKUM ATUM HSADAT TEGARU RESHAT TELMAT
@mhretabghrmay6736
@mhretabghrmay6736 3 дня назад
Merhabae Fenql Eri Media Enqae Bselam Mexaeka. Hasawn Qorbetn Ena Hadere Yfekus Zbhal Kemzi Nay Merhati Tgray Eu. Gena Mesta Hzbi Eritrea Kbexhakum Eu. Hzbi Eritrea Lewah Feqar Selemawi Delay Xbuq Knsu Bsenki Merahti Weyane Ezi Zeybhal Chikonan Kfien Ahlifu. Nezi Kulu Bedihu Ab Awet Bexihu Yrkeb. Temesgen Fetari Enqae Nezi Zereakana.
@senaitkidane7460
@senaitkidane7460 2 дня назад
Donkro zikone hizbi tgray..
@elenamik9214
@elenamik9214 3 дня назад
Awet n hafash 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 дня назад
ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግና እንተወዲቓ ወይ ህወሓት እንተተሳዒሩ ኢትዮጵያ ብሙሉእ ሓይሊ እያ ንኤርትራ ክትወራ። ንስኻትኩም ትግራይ ምስትህሉ ጥራይ ኢኹም ትነብሩ። እዚኣ ፍለጡ
@mebrahtumehari9107
@mebrahtumehari9107 3 дня назад
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹♥️♥️💪🙏🙏
@mebratabraha2211
@mebratabraha2211 3 дня назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mikalaraya2924
@mikalaraya2924 2 дня назад
Aya Tegaru yhlayat😂😂😂😂
@amanueltesfamichael5776
@amanueltesfamichael5776 2 дня назад
Ezi tsahitsahi tsadikan sheraerae elu kal yele hatimu
@AmanuelMehari-r4c
@AmanuelMehari-r4c 2 дня назад
ከሌና ዓፈና
Далее
Какой звук фальшивый?
00:32
Просмотров 956 тыс.
Какой звук фальшивый?
00:32
Просмотров 956 тыс.