Тёмный

ጽጹይ ሓበሬታ/ መብርሂ- ተሌፎን ደዊሉ ሕጂ ምጻኒ ዝበሎ ደዋሊ/ ክንጥንቐቀሉ ዘለና ጉዳይ ይሰማዕ 

Neshnesh Tv
Подписаться 278 тыс.
Просмотров 59 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

14 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 374   
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
150 ሽሕ በጺሓ ኣላ ንኪድ ንቐጽላ donorbox.org/the-blue-revolution-2?fbclid=IwZXh0bgNhZW0CMTEAAR1zHUc-oDqlgwvcjG-lW4Lb4UKeFixUOSrZX6uLEGCA6ETvPpztvR21nio_aem_AdWJGncsBKeR9RI0oJe0XYOPa5LEaUN7YRNHd3AMSHxFCLHNeBWxlfSvprhv55HVyNuuPb6A890qSszmDhFS3Pg2
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp Месяц назад
😰😰 AYTIKEDEM EYU MESKINAY ERITREAWI HAWEY I’m sorry Ni Betesebu Niana Eritreawan Win Aby Kisara EYU Kemiz Zibele Gobez Bi Kemiz Kitefie Mengiste Semayat Yewariso Hawey Eziy Ab Nenihdihidna Miktital Meftihy Aykewinin EYU Nay Eritrewan Ab Mongo Nay Tsilien Mktitalin Endagefeha Nay Isaias Alema Kone Bita Dima Endaledele EYU Zikeyd Happy independence weak 🇪🇷 Eritrea ADEY Dekiky Dikesinlu Kulu Shigir Deftehalu Amet Yigbereliky Eritrea 🇪🇷 ADEY Adiy JEGENU 😢 ZITESEMEANY HAZEN MEGLERSIY SIENELU BIZEREAKIWO KUTSIRY 😢😢💔 Eritreawi Hawey Gibezey
@MrhawazBrhanu
@MrhawazBrhanu Месяц назад
በኡነት ቑኑዓት ኢኹም ከምዚ ዝገበርኹም
@teheshhagos4420
@teheshhagos4420 Месяц назад
ኣታ ኣነስ ከምዛ ዝፍልጦ ኣብ ዓይነይ ናተርኣየኒ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 😭😭😭😭😭😭😭😭😢
@kidan602
@kidan602 Месяц назад
ኤህ ንዚ ዘፀልመትኩም ነብራኩም ይፀልመት😭
@yes6292
@yes6292 Месяц назад
ሓወይ ዋይ ሓፍቲ ከመይ ገርካ ዩቱቢ ፖሮፋይል ትገብር መልሰለይ እባ በጃኻ ክብረተይ 🙄👏
@asgedomberih3649
@asgedomberih3649 Месяц назад
​@@yes6292 komu yhaysh
@user-no2so5sb7n
@user-no2so5sb7n Месяц назад
ኣየ ዓለም ኡፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-bj4ut8xn9w
@user-bj4ut8xn9w 29 дней назад
ወይ ሓወይ ቡዘይ ዘይሓረረ ይህለዶ ጎታወይ ኣሕሕሕሕሕሕሕ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Wedi_yemane
@Wedi_yemane Месяц назад
💔💎ነሹ ጻዕዳ ኣጆና ስከ ኣሕርርር ኣቢሎምና ጽንዓት ይሃብ ንኩሉ ፈታዊ ስላም
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 Месяц назад
ኣቱም ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋተይ ከመይ ትክእልዎ ኣለኩም ሓፍትኩም ትግራወይቲ እየ ማርያምን ምክኣል ኣቢኒ እህህህህህህህ ሕማቅ እዋን😭😭😭😭😭 ዘይሓልፍ መንእሰይ ሓሊፉ ጎይታዋይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u Месяц назад
ዋለ ኣየ አይፈለጥና አይረ ግን ብጣዓሚ እዩ ልብካ እዩ ዘሰበረ እንዳዒ😢😢😢
@majitey
@majitey Месяц назад
Suk beli Amselu mesawerit netom 1.5 Millionen hesebelom. Kemu netom gena betmet zeregfu zelwu bekeyelom amselu.
@user-ur3mg1ps3f
@user-ur3mg1ps3f Месяц назад
Entay emo kingbir ena lbna tsayru ufffffff 😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔😭
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 Месяц назад
@@user-ur3mg1ps3f ኣጆኩም ደቅነይ ፅንዓት ይሃብኩም በርትዑ የሕዋተይ😭😭😭😭😭😭
@aemabest1264
@aemabest1264 Месяц назад
ዓክ ምሽክናይ ሓወይ, ምስ ሓደ ዓርከይ ኣብ ሳዋ 21 ዙርያ ምሳይ መዳቅስተይ ነይሩ ብጣሚ ስፖርት ይፈቱ ነይሩ, ውሽኣብ ይሰርሕ ስለ ዝነበረ ኣብ ሳዋ ከኣ ከምቲ ንፈልጦ ሓንቲ ባኒ ስለ ዝህቡኻ ዓድል ተረኺብካ ኣብዝሕ ኣቢልካ ኣምጽአ ይብለኒ ነይሩ ኤሉኒ ኩሉ ስብ ይፈትዎ ነይሩ ❤👍🙏
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Месяц назад
ንጅግና ሓውና መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ንመላእ ቤተሰቡን ፈተውቲን ጽንዓት ንሃብኩም🙏😭😭😭😭😭😭😭
@user-pk5gp5xv1y
@user-pk5gp5xv1y Месяц назад
እፍፍፍፍፍ ኣነስ ወድነይ መሲሉ ይስማዓኒ ፈጣሪ ኣብ ሕቅፉ የንብርኩም ኣሕዋተይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ove6164
@ove6164 Месяц назад
ኣነ ንባዕለይ ሕጂ እየ ፈሊጠዪ ግን ኣይኮነን ዝፈልጦ ዘይፈልጦ 'ውን ዝፈትዎ ሰብ እዩ ምዓረይ😢ከማን እቲ ዝቀተሎ ሰብ ብኩሉ ነገር ዝቀንኣሉ ሓሳድ ክከውን ኣለዎ እንበር ከመይ ጌሩ እዩ ልቡ ጌርሉ ደቁን ሰበይቱን ከ ቅሩብ ኣይሕዝንዎን ድዮም ሰበይቱ ከ ከመይ ትህሉ😭
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
💔
@Adutigray
@Adutigray Месяц назад
ያ ቀንኣት እዮም😢
@MisganaGslasie
@MisganaGslasie Месяц назад
Baela tfelit mish nsu bmot yshk neru nay edom u yshk yelekun gn nay edna ena nrekib nesh nesh kea ane kiketleka ye jok ya neshu😅😅😅😅😅😅
@senaytsehaye1371
@senaytsehaye1371 Месяц назад
@@Adutigrayno h m n min
@sooqusabya2844
@sooqusabya2844 Месяц назад
እዋይ ናይዚ ወዲ አማዉታስ ልብካ ዝትክፍ አብ ሕቁፍኡ የብርኻ ፈጣሪ😭😭😭💔
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l Месяц назад
ልብና ቆስሉ ብዝ ሓዉና በስማኣም ቡዙሕ ሰብ ሞይቱ እዩ ግን ከምዝ ወድ ዘሕዘነን የለን 😢 በስማኣም 😭😭😭😢
@azekriydngl8526
@azekriydngl8526 Месяц назад
Wala ane
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l Месяц назад
@@azekriydngl8526 😢😢
@AsmeretFsshaye-il1vu
@AsmeretFsshaye-il1vu Месяц назад
Anta baelom yfeltu amntmntay emo wedey nesnetu kusy yeblwo mara yhmrka waeeeee uffggf
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c Месяц назад
ብሓቂ ፈተዊ እዩ እንበር ጸለኢ ኣይኩንን ካብ ፈተዊካ ኣካ ተጠንቃቅ ኣለካ 🥺
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 Месяц назад
ነሹ ተሕልፎ መልእክቲ ኣመና ንጹር ዩ ቐጽሎ። ናይዚ ሓውና ግን ሓሚመ የ እዋይ ከሕዝነካ 😢😢ከመይ ዝበለ መንእሰይ
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix Месяц назад
ዋላ ኣነ ኣብ ዝረእኩዎ ቁፅሪ ንባዓት ኮይኒ ቃለበይ እህህህህ💔😭😭😢💔
@user-zm9hb9ij2r
@user-zm9hb9ij2r Месяц назад
ኣታ መዓንጣኻ እንዲዩ ዝጠዊ ኣሕሕ ደሓን!
@user-ob7ln3zc2m
@user-ob7ln3zc2m Месяц назад
ፈጣሪ ባዕሉ ሕነ ይፍደየሉ ነቶም ገበርቲ እከይ.
@AlematMezgebo-on3ry
@AlematMezgebo-on3ry Месяц назад
እፍፍፍ😢😢😢😢ሓወይ ክመርር ቃንዝኡ መንግሰተ ሰማይ የዋርሰካ ኑኡሰይ
@fretanygoyta9066
@fretanygoyta9066 Месяц назад
Me too bro😭
@makdatube8713
@makdatube8713 Месяц назад
ነሹየ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ❤ ናይዚ ሓውና ግን ዋላ ከይፈለጥክዎ ክምዛ ብኣካል ዝፈልጦ ሰብ ልበይ ተሰይሩ . ፍሽኽታ ዘይፍለዮ መንእሰይ. ብሰላም ዕረፍ ምዓረይ😢😢😢😢❤💛💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@fiqrimiskulilove6595
@fiqrimiskulilove6595 Месяц назад
Me too😢😢😢
@ksanettekle1805
@ksanettekle1805 Месяц назад
ልብና ተሰይሩ ወዲ ወርቁ ሓወይ ኣባኻ ዝነበረ ልውህና ልቦና እንታይ እሞ ኩሉፍ እንዶ ኣቢሎምኻ ድቃስ ሲኢና ዘይፈልጠካ ተዝከውን ዶ ማሓሸኒ ጅግና ሓወይ ብሰላም ዕረፍ
@abrahamabr9729
@abrahamabr9729 Месяц назад
ኡፍፍፍፍፍ ብጠዓሚ ዝሐዝን ኣምላኽ ብየማኑ ይቀበሎ
@midmid6392
@midmid6392 Месяц назад
እፍፍፍፍፍ ሓወይ ኣነስ ኣብዝረኣክዎ ምክኣል ኣቢይኒ😢😢😢😢😢😢
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u Месяц назад
ንሰላም ንፍቅረ ዘዘመረ ሰብት ዘይከበረሉ ግዘ ጎይታዋይ ፀንዓት ይሃባኩም አሕዋትና ብርገዳ ንሓመዱ😢😢😢
@Gal_tgray
@Gal_tgray Месяц назад
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፅንዓት ይሃብኩም 💔😥 ኣጀኩም 💙💙😢😢ብልቢ ኣነስ ከምዛ ዝፈልጦ ካብ ዓይነይ ምክዋል ኣቢኒ ንኡሰይ 😭😭💔😭
@Natitiebayhazomo
@Natitiebayhazomo Месяц назад
መሩር ሓዘን ሓወይ ናተይ
@yes6292
@yes6292 Месяц назад
ኣትም ህዝቢ ሕማቅ ኣለኩ በዚ ኑእሰ መንእሰይ እሕሕሕ ክንደይ ይጭከኑ ናይ በሓቂ እዘም ጨካናት ጎሬቤትና ድየም እሕሕሕሕሕሕሕ 😭😭😭😭😭😭😭
@almazgiday9935
@almazgiday9935 Месяц назад
እዋይ ሐወይ ብጣዕሚ የሕዝነካ ዐለም ካሕዳም መግስቲ ሰማይ የዋርሶ ግሩም ግርማ ዘለው እታይ እሞ አዛብ እዶ ረኪበሞ ኢዶም አይስአኑ ።
@mussiehadgu8554
@mussiehadgu8554 Месяц назад
ናይ ዚ ሓውና ስ ፉሉይ ኢዩ ንእስነትካ ይረእየልካ ሓወይ ማዓረይ ዓሓ
@user-pz2jj9el2n
@user-pz2jj9el2n Месяц назад
እዉይ ዓይነይ ዓዊረ ማርያመን ቡሱሩ ኩአ ዘይፈልጦ ነይረ😢😭😭😭😭😭😭 ሕይግን ንባዓተይ ምቁፅፃር ኣቢ እዊ ማዓንጣኻ ሕርድ ኢልካ ሱቅ😭😭😭😭😭💔💔💔💔
@Lewhatey
@Lewhatey Месяц назад
እፍፍፍፍ ኣነስ ብዚ ሓወይ ልበይ ተሰይሩ ሓወይ ተሰዊእኒ ልክዕ ከም ናቱ ዝስመዐኒ ዝነበረ ስምዒት ይስምዐኒ ስእሉ ማዕረ ዝረአክው ዋይ ሓወይ ከምዛ ምሳይ ዝዓበየ ሓመድ ትብለዐኒ ወድነይ ወላዲትካ ከመይ ገይራ ክትክእሎ እያ ኣነ ካማን ከምዛ ብኣካል ዝፈልጠካ ውሽጠይ ይስምዐኒ😭💔
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u Месяц назад
ዋለ ኣነ ኣይፈለጥን ነይረ ግን አብ ዓይነይ የመፀኒ እቲ ፎት ረአ ጎይታዋይ
@user-kc8yh3pd7f
@user-kc8yh3pd7f Месяц назад
ኣነስ በዚ መንእሰይ እዚ ሕርር ኢለ ክመውት ኢለ ብዝረኣክዎ እንዳልቀስኩ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😭😭
@elsajefter5596
@elsajefter5596 Месяц назад
ኣምላኽ ባሓቂ ንሓወይ ዘጥፋእኩም ምስ ዘርእኹም የጥፍእኩም ርጉማት ዘሪኢ መርገማት ንዓኻስ ብ ኻራሩ ኡኡኡኡፍፍፍፍፍ ዋይ ዪብራህ ሓወይ እህ ኣይካኣልኩን😭😭😭😭😭😭😭
@mebrihitkidanu9362
@mebrihitkidanu9362 Месяц назад
ብጣዓሚ የሐዝን ሓወይ ከብደይ በልዕኒ ነቅሉ ሓወይ እሰቲ ኣቡኡ ይጣዓምኻ ጎይታዋይ😭😭
@Meri.2146
@Meri.2146 Месяц назад
ኣጆኩም ጀጋኑ ኣሕዋተይ ንኡሰይ ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንሮ
@user-lq6sl8wi8t
@user-lq6sl8wi8t Месяц назад
ኣታ ኣነስ ከምዛ ዝፍልጦ ኣብ ዓይነይ ናተርኣየኒ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ዝሓወይ ኣታ ክንደይ ይጭክኑ ቀናኣት😭😭😭😭😭😭😭😭
@albadralbadr945
@albadralbadr945 Месяц назад
ብሓቂ ፈተዊ እዩ እንበር ፃለኢ ኣይኩንን ካብ ፊተዊካ ተጠንቃቅ😢😢😢
@user-co5ex3jq2e
@user-co5ex3jq2e Месяц назад
እግዚአብሔር አምላክ ይፋረዶም አየ ሰብ አራዋት አታ ሓወይ ማዓረይ ማዓንጣይ እባ ሓረረ አሕሕሕሕ 💔💔እግዚአብሔር ያሕርረም ዊ😭😭😭
@GenetNegasi-kd1so
@GenetNegasi-kd1so Месяц назад
አነ እዚ ወዲ ሒዚ እየ ዝፈልጣ አባይ ሓወይ ሓፍተይ ብኤርትራ ሲኢነ እየ ግን ማርያምን ብጣዕሚ እየ ሓዚነ ከብደይ በሊዑኒ እዛም እስይ ዝብሉ ህሊና የብሎምን ድዩ በስምአም ፈጣሪ ይቅረ ይበሎም ኩሉኩም ብሪጌድ ንሓመዱ ፅንዓት ይሃብኩም ሓውናም ንእስነትካ ሩኡ ብየማን ኢድ ይቀበልካ ፍጣሪ ፅንዓት ይሃብኪ ወላድ 😢😢😢😢😢😢😢
@Sanirey777
@Sanirey777 Месяц назад
Xnat yhabki zhabtey nayzis beynu u wal kola u hazinlu
@HadasBerhe-fl2jn
@HadasBerhe-fl2jn Месяц назад
ማርያምን ኣነ ብዚ ቆልዓ እዚኣይኻኣሉኹይ😢😢😢😢😢😢😢😢መንግሰተ ሰመያት ያዋርሰኻ ንኡሰይ😢
@goodboyhabasi1287
@goodboyhabasi1287 Месяц назад
ኣነ ከምዚ ወዲ እዚ ልበካ ዝሰብር ኣይረአኩን 😢ንጉስ ሕሊና ነይርካ ዝሓወይ ብሰላም ዕረፍ ንኩለኩም ሰብ ሕሊና ኣሕዋትና ኣጆኩም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን 🙏💙
@user-np6ud3ej3j
@user-np6ud3ej3j Месяц назад
ገነት መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፅንዓት ይሃብኩም ንኩሉኩም😭😭
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Месяц назад
እዙ ተፈፂሙ ዘሎ ገበይ ንከይድገም ምጥንቃቅ የድሊ ሓለፋታ ንምሑጓስ ደቂ ሓንቲ ሃገር ክቃተሉ መስቃ ስድርኡ የውርደሎም ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎ 😭😭😭😭💔💔💔
@temsgne7752
@temsgne7752 Месяц назад
ዓለም ጨካን ግን ሰብ እኻ ክንድዚ ዝፈተወኻስ እግዝብሔር ድኣ ከንደይ ዘይፈትወኻ ኣብ ሕቅፉ ይንብርኻ ምዓረይ😢
@user-yp9tw8sr9w
@user-yp9tw8sr9w Месяц назад
ኣታ ኣነስ ከምዛ ዝፍልጦ ኣብ ዓይነይ ኣነስ ኣብ ዝረኣክዎ ምክኣል ኣቢይኒ💔💔💔💔😭😭😭😭😭
@user-yb9fv7xy6l
@user-yb9fv7xy6l Месяц назад
ኡፍፍ ሓወይ ማዓረይ ሂወትኩም ይፅልምት ሰበይቱን ደቁን ሂወቶም ኣፀልሚቶምሎም እዞም ሩኩሳት😢😢
@tigrayadeymesbelkoeye1793
@tigrayadeymesbelkoeye1793 Месяц назад
ኣቱም አሕዋተይ እንሰ ናይታ በዓልት ቤቱ ከመይ ክትክእሎ'ያ እፍፍፍፍ😢💔ኣምላኽ ኣብታ ዘይትተርፍ ገነቱ የንበርካ ሓወይ መዘናይ 😭
@woredeimam6966
@woredeimam6966 Месяц назад
ዓሕሕሕሕሕ ዋይ ኣነ ወደይ ጎቦዝ ዘይኮነላ ሃገር::
@shewittesfay161
@shewittesfay161 Месяц назад
እዋይ ሓወይ መኣረይ ኮሊፎምካ ኣምላክ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ጎይታይ😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-qd3vt7ol2w
@user-qd3vt7ol2w Месяц назад
Hneka knfedyo ena wedi werqu jgna💙
@c5guj7yfvhyfh92
@c5guj7yfvhyfh92 Месяц назад
መግሰት ሰማይያውርሶ ይብርሃ ሓወይ ሕማቅ ሰመዐ ማ አይ😢😢😢😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭ፅናዓት ያሃብኩም ንመላአ ሰድራ ና መቃለሰቱ 😭😭
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u Месяц назад
ጎይታዋ መንግሰተ ሰማይ የዋርሳ ኣሰ የገረመኒ ኣነሳ ምሳና ዘዓበየ የመሰል አንድዓ ልበካ ይሰብረ ኣነ ከማዚ በለቱካ ብዝሕ አይአቱ ነይረ ኣነስ ክንደይ ደቂ ከለሰይ ማሓዘተይ አብ ዘነበረ ክልተ ሰለሰተ ዓመት ዘነበረ ኣብ ዓደና ዘመቱ አሕዋተይ አለዎን ግን ከመዚ አሕዘነኒ ኣይፈለጥና ጎይታዋይ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢
@LbenTareke-
@LbenTareke- Месяц назад
ነብርይ ኣሕህህህህ
@Ykgxu
@Ykgxu Месяц назад
ኣሕሕ ብሰላም ዕረፍ ንኡሰይ ወዲ ወርቁ ጅግና ሓውና ክቡር ብዓል ሕልና ልብና ሰይርካና ኣሕዋትካ ፅንዓት ይሃብኩም ደቂ መለይ ኣሕዋትና ሓዘንኩም ሓዘንና😭💙💙💊👈😭
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Месяц назад
እውይይይይይ በስመአብ ዓብይይይይ ጽላል ወዲቁኩም ብጣዕሚ😭🖤💔 አመነስ ከምዛ ወዲ ነካ መሲሉ ይስመዐካ 😭😭😭😭🖤🖤🖤💔💔💔
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 Месяц назад
ዋውይ ዋይ ዋይ ሓላለይ ይብራህ ሓወይ ኣይካኣልናን 😢😢😢 ነሽነሽ እታ ምስሓደ ወዲ እንዳተቃለሰ ዘምጻካያስ ኣየካኣለትንንን ምስሓወይ ናይ ጸወታ እንዳተቃለሰ ሓፍ ኣቢሉ ክድርብየካ እየ ምስበሎ ሓወይ ግደፍ ይብራህ ቢሂወት ጽወታ የለን ኢሉ ። ኣብስድራና መመሰሊ ኮይና ጸኒሓ 😢😢😢 ይብራህ ሓወይ ብጭካነ ክቀትሉካ ከለውስ ብሂወት ጸወታ የለን ዶ ኢልካዮም ትከውን ክንደይ ይጭኩኑ ኣንጭዋ ክትቀትል እኮ ነብስካ ከምገለ ዝገብረካ ሰብክቀትሉ ምንም ኣይመስሎምን ኣምላከይ ባዕልካ ርዳኣና ጭካነ ካብነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ልቢ ኣርሕቅ። 😢😢😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
ዋይ ታይ ትብሊ ኣነስ ብክላሲካል ሙዚቓ ረኪበያ ማራ ኣሕዚናትኒ ። ብሓቒ ልቢ ዝሰብር
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 Месяц назад
ወይ ኣነ ሓወይ ዓኽ ኣነ ከም ሎሚ ልበይ ኣይተሰብረን ኣብ ብርኩ ዘተንፍስ ሓውና ደፊኦሞ ኩልና ዓዓቅምና ንሓግዝ መሪር ሓዘን 💔💔💔
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
💔💔💔
@galbeyene3328
@galbeyene3328 Месяц назад
ኣነስ ኣይካኣልኩን ዘይፈልጦ ክንሰይ ልበይ ደምዩ💔😭
@mebi-Love
@mebi-Love Месяц назад
ልብና ቆስሉ እፍ ክጭክኑ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ሓወይ😢😢😢😢
@rahelmaekel8107
@rahelmaekel8107 Месяц назад
ሻዕቤላ ቤላ ኣባኩም የለን ስርሑ ኢዩ ዝሰርሕ ዘሎ መንከሽከሽ
@user-tk9ff6rd7k
@user-tk9ff6rd7k Месяц назад
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኑኡሰይ😢😢😢😢
@user-ur5rq3bk4k
@user-ur5rq3bk4k Месяц назад
ሓወይ ኣቦ ስድራ ምስ ናፍቆትካ ኣሕ 😭💔መንግስተ ሰማይ የውርስካ 💔😢🙏
@devetu5666
@devetu5666 Месяц назад
Ahh😢😢
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 Месяц назад
አየ ግዜ ዘመነ ክሕደት ኣምላክ ናይ ኢዶም አይስአኑ
@hiwottesfay2158
@hiwottesfay2158 Месяц назад
ኣባይካ ኑኡሰይ እዋይ ወላዲት ትረኽቦ ሕቆኣ ስብር ኢላ ኡፍፍፍፍፍ😢😢💔💔💔💔💔
@asugaltigray8959
@asugaltigray8959 Месяц назад
እፍፍፍፍፍ ሓወይ ኣነስ ኣብዝረአኽዎ ምኽኣል ኣቢኒ😭😭😭😭😭😭😭
@user-ty4pb8ik6p
@user-ty4pb8ik6p Месяц назад
ኣየ ጉብዝና ኣየ ቅልጽም!ንስኻ ደኣ ይትረፍ ንሓደ ክልተ ውዱቃት ንኹምሎም ህ ግ ደ ፍ ከተጥፍእ ዓቅሚ ኔርካ ግን ኣብ ንስኻ ኣብ ሕጊ'ምበር ኣብ ከምዚ ኣይነበረን ሓሳብካ!ብኡነት ከምዚ ጌሩ ልበይ ተሰሩ ኣይፈልጥን! ሓርነት መስዋእቲ ይደሊ መስዋእቲ ከኣ ትብዓት ይደሊ ኣምላክ ኣብ ገነቱ የንብርካ ፋርሰይይይይይ ንዘልኣለም ኣይንርስዓካን ኢና!ብሰላም ዕረፍፍፍፍ
@user-mk9kt3rt2l
@user-mk9kt3rt2l Месяц назад
መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ኑኡሰይ 😭😭😭
@fdg761
@fdg761 Месяц назад
😥😥😥😥😥😥😥ኽንደይ ላሕዝን ነገር ኣጋጢምኒ እዩ ሃምዚ ሰብ እዚ ዘሕዘነኒ ሰብ የለን💔💔💔
@NaodNoh
@NaodNoh Месяц назад
Neshuye thanks sle Kulu tegedasnetka
@user-fj4ne5qi7k
@user-fj4ne5qi7k Месяц назад
እዋይ አነ ወደይ ከላእ ትርኤኻ አብ ምንቲ ምንታይ ጠፋእካ አታ ሽደን ወደይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ። አምላኽ ነቲ ዝወዐላ ትንፋስ ዘሕለፈ መንእዩ ግለጾ ነቶም ዘይወዐሉዎ ከአ ሐራ በሎም ኔወለዱ ከአ ጽንዐት ይሀ🙏
@ShishayAsmelash
@ShishayAsmelash Месяц назад
ብልክዕ ነሹ ኒሕና ክንዛላለፍ ከለና ፡ ጸላኢና ድማ ኣገደስቲ ሰባት ዝብሎም እንዳ ኣላለየ ንጥፍኣቶም ይዓዪ። ህግደፍ ኩሉ ዝቃወም ኣይኮነን ዘገድሶ ፡ ዘማእዝኑ በላእህቲ ኢዩ ዘላሊ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
✅✅✅
@Onevlove1992
@Onevlove1992 Месяц назад
Nhzbi Eritrea Zkone ftah ketemxulu kemzeytkelu xbuk gerkum tfeltu ekum antum denakur Ayashu rekibkum gn tekatluwom alekum beka genzebkum dahafeskum
@Selamwet2272
@Selamwet2272 Месяц назад
ዓ ዓለም ጨካን ጥላም 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😒😒
@gual70enderta17
@gual70enderta17 Месяц назад
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንኡሰይ ጨካናት ረኺቦምዎ ፅንዓት ይሃብኩም ስድራቤቱ ኣዕርክቱን ብጣዕሚ ደስ ልብሉ እዮም ምስ ጀምዓቱ ሰሓቕ ድራሮም ልቦም ተሰይሮም 💔💔💔💔😭😭
@iamtigrigna6140
@iamtigrigna6140 Месяц назад
Welcome back 🙏
@seliseli3381
@seliseli3381 Месяц назад
በስመኣብ ዝወዲ ልበይ ትንክኡኒ ስራሕ ከመይ ኢለ ክሰርሕ😢😢😢💔
@zahracouch8452
@zahracouch8452 Месяц назад
God bless those who contributed $$$ for this great cause 👏👏👏 😥😥😥
@MesiMesi-mj6tm
@MesiMesi-mj6tm Месяц назад
Hawey kademaka ysteheniy 😢😢😢💔💔💔
@Selam2704
@Selam2704 Месяц назад
አህህህህ ዋይ አነ ሐወይ 😭
@user-iv6yw5up1j
@user-iv6yw5up1j Месяц назад
Hawey natey 😭😭😭😭 my heart is broken 💔😭💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭
@Afowerkisenay431
@Afowerkisenay431 Месяц назад
Ajokum b/nhamedu zekonkum in a Africa all ab dege zelena tekalesti kemza eya hewetna aythmeku tunaten tebatin n khatin yehalukum adina kinatu 💙✅💙
@brhanoqbazgi1333
@brhanoqbazgi1333 Месяц назад
ሽደነይ ጎዩ ዘይ ጸገበ ምእማን እኮ ኣብይኒ ልበይ እታይ ኮን እላ ትኸዉን እታ ላዋህ ወላድትካ ሽደነይ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ፈጣሪ😢😢😢😢😢
@merhawiberhe4476
@merhawiberhe4476 Месяц назад
He is roommates with yeberah 21 round I crying when I watching 😂😂😂her condolences to all his family he is kind social and real guy
@helenteclay4257
@helenteclay4257 Месяц назад
Ufff abayka mearey 😢Rest in heaven 🙏 😢 💔
@FyfeYhf
@FyfeYhf Месяц назад
እፍፍፍፍ ወድነይ 💔💔💔💊💊💔💔😥😥😥😥
@obitamanuel8024
@obitamanuel8024 Месяц назад
Well said Neshu🌿💙💙💙🌿🌿💙
@helentsegay3458
@helentsegay3458 Месяц назад
Neshu Hawey Amlak xegou yebzahalka Zhawey hiko seb serom alewu alekumna Ajokum Aytijajwu Hazemo Adi jeganu xinat yihabki 😢
@user-no2so5sb7n
@user-no2so5sb7n Месяц назад
ኣነስ ኣይካኣሉኩን 😭😭😭😭😭😭
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Месяц назад
Xbuk aleka nehu gudaina ngber ahas muwut ynafk nhna jigna ena atfana Gn Gn nwelado dem gedifom ❤❤
@Richagamawit6035
@Richagamawit6035 Месяц назад
ክንደይ ግን ይጭክኑ ከመይ ገይሩ ኣኽኢልዎም እዩ ልዝምልምልዚ ክቀትሉ ፀላኢኻ ቅዝፍ ይበል 😭😭😭አነስ ኣይከኣልኩን ከምዙ ዝፈልጦ ናብ ዓይነይ ቅጭል እናበለኒ😢😢😢
@mhretkesetemichael6115
@mhretkesetemichael6115 Месяц назад
Eway Hawey kindi fetawi Hzbu zkene 😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏
@YonasYonas-xg7kp
@YonasYonas-xg7kp Месяц назад
ንምውቲ ምንግስተ ስማይ የዋርሶ ኣብ ህዋ እይትዓንድሩ ንስድርኡ ንደቁን ብዓልቲ ቤቱን እዪ ተፈልዎም ዘሎ ገንዘብ ክንዲ ህላዉነት ኣቦ ኣይከውንን እዩ
@samiraosman2142
@samiraosman2142 Месяц назад
መንግሰቲ ሰማይ ይዎርሰካ''😢, ግድፍ ይሕዎተይ ኣይትቃተሉ'ድጋፊ ተቃዎሚ ይሕዎት ኢኹም ሱዳን ኢትዮጵያ ሶማል ሱሩያ ተቆዉምቲ ድግፍቲ ኣለዉ ኣብ ሰድት ግን ኣይቃተሉን ዮም ::
@user-hd5in9ql3e
@user-hd5in9ql3e Месяц назад
ኣነስ ክንዲ ናይ ወዲ ወርቁ ልበይ ዝሰበረኒ የለይ😢😢😢
@merhawitmerry4609
@merhawitmerry4609 Месяц назад
Nay zi hiwet zetifakums hiwetkum daei titfaei way haweyy libna teseru💔😭
@wediteages9391
@wediteages9391 Месяц назад
እንቋዕ ብደሓን መጻኻ!ነሹ
@semereweditesfazghi484
@semereweditesfazghi484 Месяц назад
Welcome back brother 💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@samuhakweto8571
@samuhakweto8571 Месяц назад
Felalikum gn aytehzenu
@gabrikonjo5425
@gabrikonjo5425 Месяц назад
😥😥😥😥😥ማዓረይ😥
@user-jr7nl9sn7j
@user-jr7nl9sn7j 27 дней назад
ዋይ ሓወይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@sabagebru6850
@sabagebru6850 Месяц назад
Rest in peace heroes 😭💔🖤God bless your soul Amen 🙏🙏🙏
@fidleytube
@fidleytube Месяц назад
💔😭😭
@desta-hu5gz
@desta-hu5gz Месяц назад
ዓክ ሰብ ሩጉም ፈታዊካ ውን ንሕልፈትካ ይሰርሕ ወዲ ወርቁ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ካብ ፈተውትኩም ተጠንቀቁ 😢😢😢😢ኣሕዋተይ ኣነስ ከብደይ በሊዒኑ😢😢💔💔💕
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Месяц назад
Awe srat agdef Banderas melay hibu kam gebhe temasilom msana mexom Anka yfelt eu dki Abeba eyom ktfeltu AB wuhtna alewu❤❤
@Mm-xq8vk
@Mm-xq8vk Месяц назад
እፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ዋይ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😢😢😢😢
@tkos9304
@tkos9304 Месяц назад
እፍፍፍፍፍ💔
Далее
Обзор ЛЮКС вагона в поезде
01:00
Просмотров 638 тыс.
OMG🤪 #tiktok #shorts #potapova_blog
00:50
Просмотров 10 млн
Thank you 30M subscriber❤️IB:@hagimeshacho
0:23
Thank you 30M subscriber❤️IB:@hagimeshacho
0:23