Тёмный

ጽጹይ ሓበሬታ/ ኣፍሪቓ ኬድካ ምምርዓው ሕሰብሉ/ ከሕዝነካ መስተ ሰትዩ ዝዛረቦ ስምዑ 

Neshnesh Tv
Подписаться 278 тыс.
Просмотров 37 тыс.
50% 1

ጽጹይ ሓበሬታ/ ኣፍሪቓ ኬድካ ምምርዓው ሕሰብሉ/ ሓውና ሕማቅ ኣሎ/ መስተ ሰትዩ ዝዛረቦ ስምዑ

Развлечения

Опубликовано:

 

24 апр 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 227   
@arayaasfaha9182
@arayaasfaha9182 Месяц назад
Tried to call you, but u r not picking. ዝኸበርካ ፊሊ ተኽለ! በዚ ኣጋጢሙካ ዘሎ ፈተነ ሻቕሎተይ እንዳገለጽኩ፡ ንምስጋሩ ኣብ ትገብሮ ጻዕሪ ምሳኻ ከምዘለኹ ክገልጸልካ ይፈቱ፡፡ ኩሉና ስድራቤት ውን ከምኡ፡፡ እዚ ንብዙሕ ኣብ ስደት ዘሎ መንእሰይን ሰብ ወዲ ሰብን ዘጋጥም ብምዃኑ፡ ኣጆኻ! ንበይንኻ ብመርገም ዝለገበካ ነገር ጌርካ ከይወሰድካ ረኣዮ'ሞ፡ክትሓልፎ ምዃንካ ኣሚንካ ጸሎት ኣዘውትር፡፡ መስተ ገዲፍካ መገዲ የማን ሓዝ፡ነብስኻ ግታእ ሞ፡ ኣብ ሂወት ንዘሎ ጸበባ ንምስጋር ብዙሕ ሓይሊ ክትረክብ ኢኻ፡፡ እንተኾነ፡ ከምቶም ለባማት ተዓዘብቲ ኣብ ኮመንት ዝበልዎ፡ ኣቐዲምካ ንስድርቤትካ ከተካፍልን ክትዛተየሉን ቅኑዕ ምኾነ ነይሩ፡፡ ነታ ጓል ሰብ ውን ምስ ስድራቤትካ እንተተላልያን ተፋልጣን ኔርካ፡ ነቲ 'በዲለኪ' ዝበልካዮ ጸገም ተጻዊራ ዳግማይ ዕድል ክትህበካ ኣይምሓገዘን ነይሩ ዶ ትብል? ብዝኾነ ፍቕርን ሓልዮትን ስድራቤትካ ኣብ ቦትኡ ኢዩ ዘሎ ሞ ኣጆኻ! ልዕሊ ኩሉ ከኣ እቲ *መሓሪ* ፈጣሪ ምሳኻ ኢዩ! ጸሎት ኣብዝሕ! ናብ ነብስኻ ኣድሂብካ ጸዓር፡ ንሳ ውን ምሳኻ ክትከውን ያ፡፡
@Brtue
@Brtue Месяц назад
Ata Abi seb mkrika meret zeywedik qnue wela ekua ykun, tuf elka nab chihmka keykewin gn abzi comment kab mxihaf ksab mewedaeta kthgizo mxiar yhayish please xbah ngho taesiu keybezih
@ove6164
@ove6164 Месяц назад
ኣምላክ ይሓግዞ ጣዕሳ ክፉኡ እዩ። እንበር ጋል ቆሪጻ ተከይዳ ኣይትምለስን ጥራይ ዘይኮነስ ጨካን 'ውን እያ ትከውን፡ ብፍላይ ጸዋር እንተነይራ፡ ብዝኮነ ካብ ጌግኦም ተማሂሮም ዋላ ከም ኣሕዋት ክቅጽሉ ተስፋ ይገብር🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@Democray
@Democray Месяц назад
ሰበኣይ ኩን ቀጥ በል ተተፈላሊኹም ካላስ ጥዕና ይሃበና ኢልኩም ሂወትኩም ምርሑ፡ምፍልላይ ክህሉ ንቡር ዩ። ኣብ ዓድና ውን ሰበኣይን ሰበይቲን ብዙሓት ቆሉዑት ወሊዶም ይፋትሑ ኢዮም። ስለዚ ኣጆኹም። ስራሕ ስርሑ ፡። ኣዋሊድ ብዙሓት ኣለዋ ናብራ ዝደልያ
@Redairise
@Redairise Месяц назад
ኣበይ ኢየን እሞ ዘለዋ በይንና እኮ መረረና
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 Месяц назад
አጠገቡ ያላችሁ ልጆች እባካችሁ አግዙት አያድርገውና ነገ የሆነ ነገር ቢሆን ፀፀት ነው ትርፉ እግዚአብሔር ይርዳህ ወንድማችን 😭💔
@DjRobi43378
@DjRobi43378 Месяц назад
ኣቱም ሰባት ብጉቡኡ ዶ መጽሓፍ ቁዱስ ማሃርወን ዲስኮን ባርን ገዲፍኩም ኣይትዛናጉዑ ይብል የለኹን ዓስቢ ብጉቡ አምነትና ዘይምፍላት ኣደዳ ህኮት ባአስን ጭቀት ፍትሕ ጥልመት ኮይኑ ህብና ኣብዚ ማስ ሜዳ ዘውር ይብል አሞ ሕማቅ ትርኢ በቃ ሓንቲ ቃል ፍቅሪ ትብል ኣምር ሒዘን ምስ ካልአ ካብ አምነት ወጻኢ ሒዘን ፍቅሪ ይዓቢ ኢለን ክዝምራ ትሪኤን አሞ ትግረም ታሓተካስ ከይሓፍራ ይካታዓኻ ጓል ኣንበሳ ከመይ ምስ ወዲ ኣድጊ ፍቅሪ ይሕዛ ? ተወሳኺ ንሓደ ንየሱስ ዘይክተል ሰብ ማዕተብ ዘይብሉ ክልተ ጫፍት ምሳኪ ዘይራኽብ ይፍቁሮ ኢየ ኢልክን ክትዛረብ ሕፈራ ከመይ ንሓደ ፍጣሪኪ ከም ኑጉሰ ነገስታት ኣልፍን ኦሜጋ ምኳኑ ዝኽሕድ ንዓኪ ከኽብረኪ ወይ ከፍቅረኪ ትጽበይ ወይ ቤናይ መለኪዒ ተፋቂርኩም ። ሓንቲ ፍቅርን ሃነይነይታን ዘይትፍል ፍቅሪ ኮኑ ክስማዓ ግድን ኢዩ። ንቅጽል ዝሓትት አበር ዝምልስ ዘየለ ትኸይድ ትወርድ ገለ ዳሓ ዝኾነ ቃል ተሰማዕ ተበዲለ አንበር በዲለ ትበል ሰብ ትስአን አንታይ ይግበር ኢልኩሞ ካብኡ ዝገደ በውራጃ ብዓሌት ፍነግነግ ክባሃሉ ትሪኢ ምግራምካ ትውድአ ግዜኻ ኮንቶ ኣባኺንካ መዘይ ወላሓደ ፍረ ከይተመገብካ ስራሕ ትወፍር ዘለናዮ ።😂😂😂
@user-ts2no1ff8r
@user-ts2no1ff8r Месяц назад
ጣዕሳ💔🥺 ኣደንጊፁኒ ወዲ ክነብዕ ምርኣይ መዓረ ክንደይ ከፊእዎ ከም ዘሎ እዩ ዘርእካ ያኣክ😢
@selamawi1927
@selamawi1927 Месяц назад
እዞም የሕዋተይ ሓዳር ተጌርኩም ንተሓላለ ኣብ ነንሕድሕድና፤ ናይ ጸሎት ጊዜ ይሃልወና፣ እዚ ሓወይ በዲለያ እየ ይብል ኣሎ፤ ቅድሚ ምብዳልና ክንጥንቀቅ ወልፍታትና ክንቅንስ ኣሎና፤ክንሃርመን የብልናን። ቲክቶክ ኣይጥቀምን እየ በየን ክረክበካ ክሕግዘካ ሓወይ መሳድተይ ንኡሰይ።
@teklaiasfaha1307
@teklaiasfaha1307 Месяц назад
እ'ዚ ሽገር ኣብ ክሉ ወጻተኛ እዩ ዘሎ ካብ'ዚ ይሰውረና ኣምላኽ የድሕነና ኣሜንንን
@teibetesfai4182
@teibetesfai4182 Месяц назад
እቲ ዝምካሕ ብእግዚኣብሄር ይመካሕ ናብ የሱስ ክርስቶስ እንተዘይተመሊስና 17:39 ሰላም ናይ ምድሪ ሰላም ናይ መንግስቲ አምላኽ ክንረክብ (ክንወርስ አይንኽእልን ኢና ስለዚ እቲ መልሲ ናይ ኩሉ ሕቶና ናብኡ ንመለስ እቲ ጊዜ ሐጺር እዪ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@Kidane16mhret
@Kidane16mhret Месяц назад
ኢየሱስ√ የሱስ×
@filimonhawihani4786
@filimonhawihani4786 Месяц назад
ሶርያ ዓርከይ ኣጆካ ኣምላኽ ብጸግኡ ይሓግዝካ 😢
@Lemlemey
@Lemlemey Месяц назад
ትፈልጦ ዲኻ? ኣበይ ሃገር ኣሎ?
@FreeEritreafromIssayas
@FreeEritreafromIssayas Месяц назад
ምፍጣርካ ዘጽልእ ግዜ ዘበነ ምጥልላም።
@salamasalama1266
@salamasalama1266 Месяц назад
ብሓቂ ድሕሪ መርዓ ውላድ እዩ ፅቡቅ ምክንያቱ ንሓዳርካ እውን ይምቅር
@user-db4xt8qh9n
@user-db4xt8qh9n Месяц назад
ካብዚ ማዕበላት እዚ እግዚኣብሄር የውጽኩም ናብ ወላዲት ሃገርኩም ይምለሰኩም በጃኩ ሕበሪ ኣድና ሰላም ያ ዘላ እናበልኩመም ኣጉል ትዕቢትን ንዕቀትን ገዲፍኩም ሃገርና ሰላምን ምዕባለን ክህልዋን ገጽ ስድራናን መሬትናን ባህልናን እናስተማቀርና ብሂወት ናብ ጠባሪና እንመላለሰሉ በሉ ጸዓሪን ዚጸዓረ ይዕወት ኢዩ ኣብ ረሳሕ ስደት ከማን ትጽዕሪ ኣለኩም በጃኩ ሓደራ love u all my people
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 Месяц назад
ካብ ፍቅሪሲ ኣመላኻኽታ ብዝያዳ ይዓቢ እዚ ቲክቶክ ብነብሱ ገለ መንፈስ ኣለዎ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና እምበር እታ መዕቆቢት ቤተክርስያን ኣብ ክልተ ምስ ተመቅለት ኣይጠዓሞን መንእሰይ ።
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 Месяц назад
Tiktok nay china seytawnti
@rutaalema7823
@rutaalema7823 Месяц назад
መዓርይ ከብደይ በሊዕኒ😢😢😢 አጃኻ ወድነይ
@meksebey854
@meksebey854 Месяц назад
Eway hawey Amlak msaka ykun🙏🙏🙏
@thagos5362
@thagos5362 Месяц назад
Ezi seb bem afu entekoynu beAl hlna eyu zmesl mknyatu knuEn beAl hlnan eyu gegaU aminu ykreta zbl, seb hlna ab kebabiU zelekum hagzwo, , seb kunu, Seb malet kanza nay seb ab nebsu yeEtyu zknzo eyu, God bless you hawey!!!!
@user-zz9wk4yc2x
@user-zz9wk4yc2x Месяц назад
ኪንደይ ለወሃት ኣወዳት ክንደይ ለዋሃት ኣዋሊድ ኣለዋ ኣለዉ ክንደይ ኣወዳት ከኣ ከኣ ኣለዉ ኣዲኦም አንዳቀጥቀጠት ሕማቅ ኣታዓባቢይያ ዝዓበዩ ነዲኦም ዝረከቡ መሲሉዎም ነታ ኣሚና ኣፊቂራ ዝቀረበቶም ምስ ዉላዳ ዝሰጉ ግድን ኣይኮነቲን ጋል ጥራይ ትቢድል ዘላ ብዝኮነ ኣምላክ ስደቲና የሕጽረሊና
@luchutajebe381
@luchutajebe381 Месяц назад
Zrekebeta baela tfelta gn kale ytref yefkreki eyu deku yfetu ymesle kstekakel ykel eyu hagez enterekibu 🙏be strong 💪ajoka
@eru5343
@eru5343 Месяц назад
ናይ ብሓቂ ጋል ሓንሳብ ተቆሲላ ደጊም ናብቲ ዘቁሰላ ክትምለስ ከቢድ ኢዩ😢
@kesetegrmay2389
@kesetegrmay2389 Месяц назад
Good advice neshu arkeyy
@Nohiyhoo
@Nohiyhoo Месяц назад
ንተሓላለ ደቂ ሰባት 🥹🥰
@user-mg6fo3ce8f
@user-mg6fo3ce8f Месяц назад
Aha sdet beti hade Tekimna beti hade Kea godiena eway Amlak aboy mihretka Leakelna ajona eske Nkulu gze alewo 🙏🙏🙏
@merrylove8150
@merrylove8150 Месяц назад
Ufff 😢😢😢 wedi kbeki krie ayeklenn eyu. Egzabhier msaka ykun. Sdet eyu zgebr zelo emo sdetna yehxrelna 😢
@robielgebrehiwet8712
@robielgebrehiwet8712 Месяц назад
ናይ በሓቂ ብዘይ ማይ ድስተ ዘረባ ለባም ወዲ ኢዩ ድሕሪ መርዓ ኢያ ናትካ
@sebletesfay3165
@sebletesfay3165 Месяц назад
I agree with you.
@mekalihtigray8627
@mekalihtigray8627 Месяц назад
ድሕሪ መርዓ ትቐየረካ የላንደያ😢
@Sammy-tc7vw
@Sammy-tc7vw Месяц назад
as a man life isn’t easy in this world bro no one can help you bro please stay strong 💪 whatever happen to you just fight for your life bro ኣጆኻ ርእስኻ ኣይተድንን 💪💪💪💪
@YafietAfewerkiYafuwediafie
@YafietAfewerkiYafuwediafie Месяц назад
2:20 ጻዕዳ ሓቂ !! ነጥቢ ብነጥቢ ኣኻእሎ ይሃበኩም ሰብ ወጻኢ
@abeabatesfay6609
@abeabatesfay6609 Месяц назад
So Sweet good belss ሐቂ አሰተዎል 😢😢😢😔😔
@edenweldemichael2439
@edenweldemichael2439 Месяц назад
ኤርትራዊት ገለ መለ ኣይትበሊ ብሰብ ሕሰቢ ሰብ ምካን ጥራይ'ዩ ዝኣክል ኤርትራ ወዲ ኤርትራ ኣይ ትበልና
@bahavtime5073
@bahavtime5073 Месяц назад
ምፍጣርካ ዘፅልእ ግዜ ምጥልላም እፍፍ ምስኪናይ 🙏😢❤️
@berbere4478
@berbere4478 Месяц назад
ኣነ ውን በዲለያ ኢየ ይብል ኣሎ : ቡዙሕ ዓይነት በደል ኢዩ ዘሎ እቲ ዊስኪ (መስተ )ኣርኢዩና ምስ ሰተየ እንታይ ዓይነት ጌጋ ይፍጽም , , ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ዘይመፍራድ ,
@user-co8tu9ew9o
@user-co8tu9ew9o Месяц назад
ኣጆኻ ሓወይ ናተይ ዘፍቅር አፍቂሩ ዘይተልም ኣምልካ ጥራይ ኢዩ ናብ ኣምልካ ምጥማት ይኩነልኩም ቡርካት ኣጆካ ኣተን ኣሕዋተይ ዘይትፈትዉኦም ተኽንኽን ኣቃደም ኣቢልኽን ንገረኦም ኣቱም ኣወዳት ዉን ኮሙኡ በጅኹም ብምትልል ግዚይን ልቢ ሰብን አይትስበሩ 💔💔💔🥲🥲🥲🥲🥲🥲🥲
@ansebaanseba5995
@ansebaanseba5995 Месяц назад
እዋይ ኣሕዋተይ ስደት ኣጃጂዎም 😢😢😢
@abrhethaile9681
@abrhethaile9681 Месяц назад
😭😭😭😭maerey egziaebiher msaka ykun
@kbkejivjr3601
@kbkejivjr3601 Месяц назад
ነሹ ሓወይ እዛ ሰበይቲ ኤረትራዊ ኤረትራው ዝብል ትደጋግሞስ ብሐፈሻ እንዶ አይትብልን ካቡኡ ክአ ንሕና ክዕረቁ ደስ ይብለና አዋልድ ግን ክበዝሓና ከሎ ተፀጊምና ደቅና ከነዕቢ ኢና ንመርፅ ካቡኡ ክአ አደይ mekharit ሲ ንአኪ ከሙኡ ተትበፅሐኪ ነይሩ ከ rekhibato ዘላ ዘይ ባዕላን ፈጣርን ዝፈልጦ የለን ሰለዚ ኤረትራ ዊዊዊዊዊ ናበልኪ አይትመክሕ ብሐፈሻ ተዛረቢ
@hiwetmilash604
@hiwetmilash604 Месяц назад
Ewayy Hemak sema amelk selam yawerdlna
@AmanTeklu-rb5oo
@AmanTeklu-rb5oo Месяц назад
Yes
@merhawwit
@merhawwit Месяц назад
Egzaebiher selam menfes qudus yewurdelom❤❤❤❤❤❤❤
@kesetegrmay2389
@kesetegrmay2389 Месяц назад
Good job
@hadisheyob1272
@hadisheyob1272 Месяц назад
Ajoka zehawey berti Ayitbke
@lllliyan
@lllliyan Месяц назад
Way hawey kehzneka haftey natey smeyo.
@user-oe5mu9hq9i
@user-oe5mu9hq9i Месяц назад
ፈጣረ ካብ ንባዓት ናብ ሳሓቅ ይቅየረልካ ወድነይ 😢😢😢😢😢
@user-bz2ow2no4j
@user-bz2ow2no4j Месяц назад
አጀካ ሓወይ😢😢
@teameema9832
@teameema9832 Месяц назад
💙💙💙💙
@regataraya7861
@regataraya7861 Месяц назад
Neshu sad story..abey eu zinebr ezi hawna. Ab tieku tinebru please hagizwo. May God bless you brother.
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
ኣብ ሽወደን
@user-em4io2ih3p
@user-em4io2ih3p Месяц назад
Hawey natey 😢😢😢 amlak hiwetka ykeyrelka adeka aytre 😢😢😢
@liverpoolanfield130
@liverpoolanfield130 Месяц назад
Nayzi wedi melekti btaemi xbuq right 👍💙💙💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
💙💙💙
@yakobldet8419
@yakobldet8419 Месяц назад
ኤህ ኣትን ርጉማት ብኣኽን እብስ ህይወትና ተበላሽዩ
@Fkrey10
@Fkrey10 Месяц назад
Jela sekrmat kunar leli 2000€ ab hanti malti kulu geze nhna ena nlmlkum hadar ktgebru
@user-ey5tt1zo3h
@user-ey5tt1zo3h Месяц назад
ajoka hawey ❤❤❤ enqae aybedelkaya enber kebid eyu berte nska jgna eka aytbke
@eru5343
@eru5343 Месяц назад
😅ኣነ ኢየ በዲለያ ኢዩ ኮ ዝብል ዘሎ ተሓዒሰ ይብል ኣሎ ዋይ ጥዑይ ጌርካ ስምዓዮ
@bereketgebremedhin951
@bereketgebremedhin951 Месяц назад
Ajoka hawey natey
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 Месяц назад
የሲሲሲ ኣጆካ ዝሓወይ
@asmeretandom8154
@asmeretandom8154 Месяц назад
Eway hawey 😢😢😢
@user-hk5zn3bw7o
@user-hk5zn3bw7o Месяц назад
እዉይ ክረጉድ እቲ ንብዓቱ ባሓቂ ከምዚ ወዲ እዚ ኢሉ ዘደንገጸኒ ኣይ ራኣኹን ልበይ 💔😭ኣምላኽ ታሪካ ይቀይረልካ ምሳኻ ይኩን🙏🥺
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
💔
@samidk788
@samidk788 Месяц назад
​@@neshnesh_show gal hewan aytxela yake Ahh ajoka sebey
@tahgasbahlbi6659
@tahgasbahlbi6659 Месяц назад
@@neshnesh_showabey eyu zneb
@samrawittesfagergis7014
@samrawittesfagergis7014 Месяц назад
Fili hawey ajoka kulu kihalf eyou berte
@nebiattesfa5056
@nebiattesfa5056 Месяц назад
ክጅመር ከሎንስካ ሓኪም እምበር ሰበይቲ ኣይተድልየካን እያ
@kidanegebrhiwet6394
@kidanegebrhiwet6394 Месяц назад
ደውንደውን ኤርትራውያን
@user-ec3tm1ti3g
@user-ec3tm1ti3g Месяц назад
ኣበይ እዩ ዝነብር ዝሓውና ምናልባት ተተኻኢሉ ደዊልና ከነበራትዖ የሕዋት ???
@user-wi9cq9nb5o
@user-wi9cq9nb5o Месяц назад
live him sweden please help you guy!!!
@zigzag1887
@zigzag1887 Месяц назад
Neshu ab mengo etw aybln u zelo ilomna knria hasibna nska zeyblu kulu nay chenkerew u malet'u
@mirimiri3396
@mirimiri3396 Месяц назад
❤💔
@user-cj7is5pd1g
@user-cj7is5pd1g Месяц назад
Eway hawey
@Bilenaykeren
@Bilenaykeren Месяц назад
Neshu eza wedi bizaba awalit zzareb Businesska semay gerwooo be wishtiy rekebka gele habooooooo Love you from keren bilenay ❤😊
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
😂❤️
@LamekBiday
@LamekBiday Месяц назад
God belss❤❤❤❤❤
@misginatikabo7406
@misginatikabo7406 Месяц назад
ኣጀካ ትባዕ ዕንቆዕ ወለድካ እንታይ ኢዩ ዘብክያካ ዘሎ ዓለምን ፍትወትን ሓላፍይ ኢዩ
@Semiruley2024
@Semiruley2024 Месяц назад
Yehwatey bejakum aynchekaken, gziena hmaq eiyu, Frhat Egzabhier n hlnan yhalwena, Genzeb aynefqr xelmat hiwet keynmerh, hawka/haftka mbdal gzie ynewh ember asbi tegbarka kemtfdeyo flut eiyu
@dolchiehailey2834
@dolchiehailey2834 Месяц назад
Tezey tenewnweni men metsdefni yu negru hiji ab tiktok minbae tay tergum alewo welidomulna halafnet naybon nayden askimomuna keydom alewu gualy mergmnan mergem tom zeweldwomn ka aysedomen yekwen gedi😢😢😢
@user-ps3fk8wx4f
@user-ps3fk8wx4f Месяц назад
shlom shlom
@lucibrhane8037
@lucibrhane8037 Месяц назад
እዋይ ሀወይ በጃካ ፅንእ በል ጊና እታጉዋል ጊና እግዚአብሔር ክሀተኪ እዩ በጃሀትኩም አበይ አዲ አሎ ርከቡዎ ንሀግዞ እህዋት ሸይጣን ከይረክቦ
@user-so1ov8qs8s
@user-so1ov8qs8s Месяц назад
😢
@user-gn1th4mm3d
@user-gn1th4mm3d Месяц назад
ስላም ዶ ነሽ ነሽ
@notime12m
@notime12m Месяц назад
Btami yhazin u
@user-bm5tb1ti3d
@user-bm5tb1ti3d Месяц назад
ከብደይ በሊዕኒ አጃኻ ጎይታዋኒ😢💔
@user-sh4yh8tm4x
@user-sh4yh8tm4x Месяц назад
😢😢
@zahracouch8452
@zahracouch8452 Месяц назад
True! Otherwise is 7:12 BELEZ.
@kbkejivjr3601
@kbkejivjr3601 Месяц назад
ነሹ ሓወይ skhiru እዩ ዘሎ ጋል ማራ ትዕግስታ ተወዲእና ካብ ምጭምላቅ በይንና ፀፈፍ ኢልና ከነዕቢ ኢና ንፈቱ ነሹ ሓወይ ክብረትን ፍቅርን ብሓደ ምእራግን አብ ወለድና ተሪፉ ግን ሕጂ ውን ከምኡ የለን አይኮንኩን ግን ብበዝሂ ሎሚ ከም ናይ ቀደም የለን
@goytomtesfamaryam
@goytomtesfamaryam Месяц назад
ATI wedi well come
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
❤❤❤
@tomtomtombossa
@tomtomtombossa Месяц назад
Gual tekeded gual timetsie, ente zeymetset ka mewedaeta alem aykonen. There are a lot of things that make a man cry but a woman should not be one of them. His problem is something else. He needs family and friends to talk to and care.
@tesfaldetmehari8497
@tesfaldetmehari8497 Месяц назад
Gin ezi wedi Neshinesh abityi kebab zelwu sebat gberelu plis shelel elkaya kythalf eza komnti nska tehayshe
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
Eshi 🙏
@user-mv2rk2yn1b
@user-mv2rk2yn1b Месяц назад
🎉❤️💝
@wakahadgu5169
@wakahadgu5169 Месяц назад
ዝፈልጦም ሰብ እተሎ እሞ ይእረቆም በጃኾም ምርድዳእ እዩ ጽብቅ
@ganathakoes247
@ganathakoes247 Месяц назад
😢😢😢😢😢❤❤
@HannyJo
@HannyJo Месяц назад
ኣቱም ናይ ጀርመን ባህልና ይጠፍእ ኣሎ 😢😢😢 ኣጽዲፍዋ ሓሪድዋ ዝብል ዜና ኣጥፊእናዮ ኣለና
@Birhan441
@Birhan441 Месяц назад
😂😂😂😂😂😂
@JaferDesta
@JaferDesta Месяц назад
Neshu hawey 😢kndey alena bsenki hewan zey musul mesilna nay welftat kona 10 amet dewlna zey nfelt😢😢😢😢😢masta alewo samrey 💔💔❤️😥😥😢🥺🥺🥺
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@habtomaraya7729
@habtomaraya7729 Месяц назад
Gal means just like weather ☁️ eroupa
@akberetafom7234
@akberetafom7234 Месяц назад
Atum yehwat ezi wedi bedileya eye endabele si nmntay ekum awald chekanat tbluna zelekum endhr nay lbu tetaesu koynu kab nab mesten kalen keydu yqreta yhteta kab gegeu entetemelisu nsa wn aytchiknelun eya kem gualansteyti lewahn rhruhun yelen Kndey tebedilna kelena nebiena wushitna harirna nkeyd zelena awald kea alena bejakum 😢😢😢 nbaelkum tiuyat zekonkum si
@user-tr1tp3gl4p
@user-tr1tp3gl4p Месяц назад
Ajoka hawey fetari alo msaka neshu ane medebika ykatetelo ye kndey kea alewu awedat sditat awald dem anbiom zkedu
@rahwagere4062
@rahwagere4062 Месяц назад
ምፍጣርካ ዘጽልእ ግዜ 💔
@YoDaha
@YoDaha Месяц назад
ገውኦም የብክየኦም ገወና ከኣ የብኩዩና. ግን ካብበዳልስ ተበዳሊ ምኳን ይበልፅ ሰብእንተበዲሉካ ፈጣሪ ይሕግዘካ ሕልናካውን ኣይርበሽን ቁሩብ ግዜ ኢካ ትጭነቅ ሰብ እንተበዲልካ ግና ካብፈጣሪ ፅቡቅ ኣትረክብ ሕልናካውን ኣየደቅሰካን. ሓደራ ሰብ ኣንበድል አሐዋት ሰብ ክፉእ እንተገርና ንፈጣሪ ንግደፎ. ብዓሉ ይፍደዮ
@tsegezeababraha8697
@tsegezeababraha8697 Месяц назад
Neshu rebashi 1st rekibeka bgerhey
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
❤❤❤
@MahiAberahaley-qh9oc
@MahiAberahaley-qh9oc Месяц назад
ነሽነሽ ድምፅ ክላስካል ቀንሰሉ😊
@Tsgenay
@Tsgenay Месяц назад
Omg hawey 😢 dea
@fevengile7229
@fevengile7229 Месяц назад
Be embrhan ilki hiwetu melsyo wala yebdelki enkae aytreyo wshtna xerwo zeykyed tebdilna kelna gen nemn ika mo yehlifka ketheb kab yemnay idka nab xegmay idka koynu wedi kebki kbdey ewi tewlidlki beflay segaki u bejaki ilki bekiu abkini 😢
@user-qo7fu7rq3h
@user-qo7fu7rq3h Месяц назад
Atum kndey percent eyen ezen telamat .....waaaaa please hadar zdelya whudat aykonan.......
@heranghebrehiwot3585
@heranghebrehiwot3585 Месяц назад
Ajeka zhawey
@KuwaitKuwait-dx4mb
@KuwaitKuwait-dx4mb Месяц назад
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏✊️✊️✊️
@aaaa-dx8rz
@aaaa-dx8rz Месяц назад
😢😢😢😢😢😢😢😊😊
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i Месяц назад
የ ቅዲመኻ ዳኣነ ወድኖዋ ኣረ ኣሕዊተይ ብፍቅር ኣይንቀሊድ😢 ወላዲተ ኣምላክ ምሳኣካ ቱኩን💔🙏
@teblaxnagsy
@teblaxnagsy Месяц назад
💔💔💔💝🥰🥰
@samsomtewelde5766
@samsomtewelde5766 Месяц назад
Mebzahten ezen ab hadar zetalila deqi Amharu eyen ab eritrea teweliden ziabeya
@firubiniam1099
@firubiniam1099 Месяц назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@yordanos3691
@yordanos3691 Месяц назад
ሐቂ100 አስተዎል
@nlegmskts9007
@nlegmskts9007 Месяц назад
ነሹ ክላክስካሉ ቃንሶ ዋይይይ😢
@teamehaile7097
@teamehaile7097 Месяц назад
ብመጀምርያ ብክላትኩም ኣብዚ ዘልኩም ሰላምኩም ይምነ ቀጽለ ድማ ነዚ ክቡር ሓውና ኣጆክቅ ክብሎን ክንብሎን ይግባእ ምክንያቱ ልቡ ዝተሰድረ ሰብ እታይ ዝይብል ምክያቱ እሱ ዝስምዖ ኩሉ ኢዩ ዝገልጸልና ዘሎ እሞ ኩላትና ኤርትራይ ክንትሓጋገዚ ኣለና ምክንያቱ ኩሉ ሰብ ኣይጥዓሞን ካብ ስድሩኡን ባህሉን ሕብረተሰቡን ምስተፍልየን ምስ ወጸን እሞ ይቅሬታ ይሕዋት ብይሕዋትና ከይስሓቅናን ከይብጨናን ወገናት ይሕዋትና ንኩን ሎሚ ኣቡኡ ኣሎ ጽባሕ ውን ናባና ምኮኣኑ ተረድእና ኩላትና ወገና ይሕዋትና ንኩን ❤❤❤ ሰለዚ ሞራልን ተስፋን ንሓቦ ኣጆካ ንበሎ ክቅብ ሎሚ ጽባሕ ስለ ዝሓይሽ ዋላ ደዋዊልና ናብ ንቡሩ ክምለስ ክንጽዕር ግባእ እዚ ሕጂ ከቢድ ኮይኑ ዝስምዖ ዘለ ጸባሕ ቀሊል ስለ ዝኮነ ሶ ነሹ ድማ ካብ ልቢ የድንቀካ ዋላ እኮ ዛታትካ ይብዛሕ እበር ቁምነገር ውን ሰለ እትዝርግሕ ብልቢ የመስግነካ ደዋልካ ረኪብካ ሃለዋቱ ውን ክትነግረና ብተስፋ ንጽበ❤❤❤
@shishaymoba5033
@shishaymoba5033 Месяц назад
nay zi wedi nohom zbhal bkefil ysamamala eye
Далее
ИСПОЛНЯЮ МЕЧТУ Анастасиз
34:51
Просмотров 871 тыс.
ОН ТОЧНО ЗАЕДЕТ. ВЕЗДЕХОД АГ-34.
41:09
Skins from the FUN&SUN collection | Standoff 2 (0.29.0)
01:10
I Built a SECRET Tree House in My Backyard!
26:09
Просмотров 7 млн
ዳማ ብ ኣወል ስዒድ / DAMA BY AWEL SAID
1:10:12
Богатым буду 😂
0:26
Просмотров 863 тыс.
Брось вызов чемодану😱
0:33
Просмотров 2,7 млн