Тёмный

ጽጹይ ሓበሬታ/ ጽቡቅ ስማዕ ፖሊስ እስራኤል ወሲኑ/ ክልተ ተታሒዞም/ ሎሚ ኮንሰርት ተሰሪዙ 

Neshnesh Tv
Подписаться 278 тыс.
Просмотров 55 тыс.
50% 1

ጽጹይ ሓበሬታ/ ጽቡቅ ስማዕ ፖሊስ እስራኤል ወሲኑ/ ክልተ ተታሒዞም/ ሎሚ ኮንሰርት ተሰሪዙ

Развлечения

Опубликовано:

 

10 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 322   
@Lovedc92
@Lovedc92 Месяц назад
ፍትሒ ዝደለየ ዶ ይቅተል ሰላም ዝደለየ ሓወይ ሕማቅ ኣሎ ዝብለ ዶ ይቅተል ንስለ ቲ እሱር ንብዓት ዝነብዐ ንስለ እቲ ጉበዝ መጻኢ ሂወቱ ከዐሪ ብዕሸሉ ኣብ ባሕሪ ዝሙተ ክንዲ ኣብ መሬት ኣቦታቱ ብዘይ ሓመድ ድበ ኣብ ባሕሪ ኣዲኡ ዘይትርእዩ ብሑጻ ባሕሪ ዝተቀብረ ተበዲለ ኢሉ ፍትሒ ከንግስ ዝገስገሰ ዓገብ ዓገብ ዓገብ መሬቱ ዝናፈቀ ኣይቅተልን ንፋስ ዓዱ ዝብሃገ ንዝሙተ መንግስተ ሰማይ የዋርስ ንኹሉ ደላዩ ሰላም ናፋቂ መሬቱ ድማ ጽንዓት ይሃብ 😢😢😢
@XgdEc
@XgdEc Месяц назад
@Love_you_mo
@Love_you_mo Месяц назад
Karan betrn hizu zmexes delay fthi 😂😂 frhi ab kara dikum tfeltwa walas ab betri kketl zmexe kktel mukanu wn kfelt alewo ::
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c Месяц назад
ትግራይን ኤርትራን የሕዋት እዮም ኣይናቅተል እንዳ በልናስ ሓዚ ክዓ ሓንቲ ሃገሩኹም ሓንቲ መንንትኹም ክቅተሉ ክትሪኤ ከልካ ባሓቂ ይሓዝን ንሓውና ኣብ ገነት የንብሮ ማዓረይ ንቤተሰብን ፈትውትን ፅንዓት ያሃቡኹም ኣሕሕሕ ኣይ ግዜ😢😢
@Sinksar605
@Sinksar605 Месяц назад
ደምና ብብላሽ ክፈስ ኣይነፍቅድን ግዜኩም ተጸበዩ,።
@Hani99-H
@Hani99-H Месяц назад
ካብ ድንቁርና እባ ንውጻእ ኩላትና በጃኹም ካብ ስምዒት እልይ ንበል ሓወይ ንሰይጣን ኣይነሐጉሶ please!!!!
@Iyassu-oo2hn
@Iyassu-oo2hn Месяц назад
Sinksar605 = Radio Rwanda
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 Месяц назад
ስደት ካብ ዝወጽእ ድሕሪ ላምፓዱዛ ኣዝያ ዘጉሃየትኒ ዕለት 😭😭😭
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
💔
@Gbre1996
@Gbre1996 Месяц назад
Absolutely true. Rest in peace hawna. 🙏
@Love_you_mo
@Love_you_mo Месяц назад
Dejen hawna ab Israel zteketelelu bezom berau hwhat ke eta ztehagoskala mealti diya niera 😂
@astim8789
@astim8789 Месяц назад
ፅንዓት ኒቤተሰቡን ፈተውቱን ፅንዓት ኒደለይቲ ፊትሕን ብርጌድ ንሓመዱን ። ንሓውና ከዓ መንግስተ ሰማይ የዋሪሶ ።
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Месяц назад
ሰላም ደልየ ፍትሕ ይንገስ ዝበለዶ ይቕተል😢 ኣሕ ፅንዓት ይሃብ ንኹሉ ደላይ ሰላም😢😢😢😢
@user-jh2vh7dd4s
@user-jh2vh7dd4s Месяц назад
ንመጽነት ህዝብና ዝድግፋ ኣረሜናት እዮም ካብዚኣቶም እዚ ኢኻ ትጽቦ ንወላዲኦም ወላዲቶም ሓወም እንቋዕ ኮነ ዝብሉ ፍጡራት እዮም ።ኣብ ሓደ ሃገር ምፍጣርና የሕዝን
@YenehunAzanaw
@YenehunAzanaw Месяц назад
በተለይ በዚህ ሰዓት በጣም ችግር ነን እኛ ሰው እግዚአብሄር እራሱ ችግራችን አይቶ ምህረቱ ይላክልን
@YenehunAzanaw
@YenehunAzanaw Месяц назад
10Q
@brigerzher
@brigerzher Месяц назад
Amen
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Месяц назад
ኣነስ ዝገርመኒ ሲ ብትግሪና ሰሚዕካ በምሓሪና እንታይ ኣምጽኦ
@selamawitbrhane3334
@selamawitbrhane3334 Месяц назад
​@@fekarwedifekaratካብ ፍልጠት ዝተልዓለ እዩ ይመስለኒ😅
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 23 дня назад
@@selamawitbrhane3334ከምኡ ዶ ይከዉን ፍልጠት ተዝከዉን ሲ ናብ እንግልሽ ተትከዉን ምሓሸ 😂
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 Месяц назад
እቲ ሓንጎሎምስ ፋንዲያ እኮ ኢዩ መሊኡ ኣይ እንዳ ህግደፍ
@aotali8812
@aotali8812 Месяц назад
ፅንዓት ይሃብ ንኩሉ መሓዛን ቤተሰብን እዞም ህግደፋውያን ክድንቁሩ ፎእ ፀላእየይ ለባም ግበረለይ ይብሉ ወለድና 😢
@eliasamanuel4455
@eliasamanuel4455 Месяц назад
ኣሕ 😢😢😢😢 ክገርመኩም እዚ ዝሞተ ሓውና መቃልስቲ ምልምል መንእሰይ ክፈትዎ ማዓት ኔሬ ኣብዚ ሜድያ የ ዝሪኦ ግን ጠባይ ዝነበሮ ተኣምር ዩ ንገበርቲ እከይ ሓቀኛ ፍርዲ ክረኽቡ ግቡእ ፍርዶም ክረኽቡ ንምነ ብምቅጻል ንመዋቲ መግስተ ሰማይ የውርሶ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃበ😢😢😢😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ትግራይ ኣምሓርኛ ምዝራብ ከየቋረጽዎ ህዝብታት ክሳቀዩ እዮም ተጋሩ ኣዲሰበባ ኦርጅናል ኣምሓሩ ረሳሓት እዮም መሻኪን ኣምሓሩ ሽዋ ጎንደር ጎጃም
@ove6164
@ove6164 Месяц назад
መራሕን ፈጣርን ፈልዮም ዘይክእሉ ደናቁር ወዳኢቶም ትምጻእ😷 ንስድራቤቱ ተዘይሓሰቡ'ስ ነቲ ኣይትቅተል ዝብል ኣምላክ እንዶ'ካ ኣይፈርሑን?😢
@user-ts5eo2nl4b
@user-ts5eo2nl4b Месяц назад
ሓቂ ክንዛረብ ሲስ ብክልቲኡ ወገን ኣብ መድያ ትሓቢኦም ዘራስኑ እዮም እቶም ጠንቂ። ነሹ❤ ግን ካብኦም ነጻ እዩ ኩሉ ግዜ ንሰላም ምስ ጎስጎሰ እዩ።
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Месяц назад
@@user-ts5eo2nl4bኣንታ ሓወይ ቆልዑ ድዮም ኣነ ከማን ወዲ 29 ዓመት ኮይነ ኣለኩ ኣብቲ እስራኤር ዘለዉ ከኣ ካባይ ተደይ ዓብዮም ይንኡሹ ኣይብልን ተወሳኪ ከኣ ኣብ ባእሲ እኮ ሰብ ክመተካ ይክእል እዩ ብወዝቢ ከይ ሓሰብካዮ ኣብ ሕማቅ ክትሃርሞ ትክእል ኢካ እዚኦም ግን ብእኩብ ተሓቢኦም ጸኒሖም ክሃርምዎ ብስካፋ ገለን ጌሮም ከምደይ ደገሞ ኣፈራሪሖም ከይ ገድፍዎ ሲ ብካራ ዘልዚሎ እቲ ስእሊ ኣይርኣካዮን ኣለካ እምበር መስደመመካ ኔሩ ዝሓወይ እቲ ዝገርመኒ ግን ሲ ሓደ ሰብ ክስኣን ንግደፎ ድብል ሓሕ 😢
@MedhanieKidane934
@MedhanieKidane934 Месяц назад
ሕጊ ሙሴ ኢዩ ዝሰርሕ ኣብዛ ሕጂ ሰዓት ንመዋቲ መንግስተሰማይ የዋርሶ 😭😭😭
@mmsaed4630
@mmsaed4630 Месяц назад
አምባሲ ህግደፍ ክዕጾ አዪ ታ ፈውሲ FOREVER.
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ትግራይ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ተዋህዶን ዘምሓርሓሩን ኣዝማሪኖን ምጻሕጽሑ
@user-hg8vh8pg3u
@user-hg8vh8pg3u Месяц назад
ንምንታይ ግን ክንዱዚ ጭካነ😢
@Gbre1996
@Gbre1996 Месяц назад
Rest in peace 🙏 hawna.
@mikieleteklebrhan2765
@mikieleteklebrhan2765 Месяц назад
እቲ ሕነ ምፍዳይ ብመንገዲ ሕጊ ገርካ ክኸውን ኣሎዎ እምበር ናብቲ ናቶም ከይንወርድ ወይ ከይንኣቱን ንጠንቀቅ ደለይቲ ፍትሒ❤❤❤
@user-mm3zy3rl2i
@user-mm3zy3rl2i Месяц назад
እዚ ካራ ሒዙ ብመዋቲ ታሓጉይሱ ዝዛረብ ዘሎ ግን ብዉልቁ ምስታ ስድራቤት ደምነት ይተክል ኣሎ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Месяц назад
ኣነ ከምኡ ክሓስብ ጸኒሐ ክገርመካ😢
@kulunsenayeyeyu6716
@kulunsenayeyeyu6716 Месяц назад
ናይ ብሓቂ ካብቲ ስደትና ዝከፈኤ ከም ብዓል እዚ ሓራዲ ሰብ ምስዳትና የጉሄኒ ኤርትራዊ ኣብ ሓው ሰብኣይ ኣብ ሓፍቱ ሰብኣይ ኣብ ኢድ ልብያዊ ግን ኣንስቲ ኣብ ቆምሽቶም ከም ሰበይቲ ይሸኑ ከም ብዓል እዚ ሓራዲ ሰብ
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y Месяц назад
ሰላም ነሹ ዓብዪ ሰብ 🙏💖💖💖ዞም ሰነጥበባዊያን ተጋሩ ድማ ሓቆም እዮም ከቋርፅዎ ምኽንያቱ እቶም እንኮ ኣብ ሓዘንና ኣብ ጎንና ኮይንኩም ኣጆኹም ዝበልኩምና ንሰኹም ሰለ ዝኾንኩም 🙏💙💙💖💖
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ነሽነሽ ርኹስ ኣምሓርኛ ኣይተምጽኣልና ደምና ደም ደምብያ ደምበዛን ደምና ኣይትቀስቕሶ ብተዋህዶን ዘምሓርሓሩን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና
@albadralbadr945
@albadralbadr945 Месяц назад
ንመዋቲ አብ ገነት የንብሮ ፅንዓት ንቤተሰብ😢😢😢😢😢😢
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 Месяц назад
Neshu ብሓቒ ጽፉፍ ሓበሬታ ዩ ዘለካ ከምዚ ቐጽሎ 💙💙💙💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ኣስመራን ኣኣበባን ጌና ከሳቅይኹም እዮም ዕጥቆም ተጋሩ ኣምሓርኛ ዝዛረቡን ኣዝማሪኖን ርስቲ ዓዲ ዘይብሎምን ሰራም ረሳሓት ተዋህዶን
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ቕድሚ 300 ዓመት ኣብ ጎንደር ኣምሓራይ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ኣይነበረን
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ውፉይ ሓቀኛ ተቃላሳይ እንተኾንካ ንተጋሩ ትግራይ መድያታት ኣምሓርኛ ምዝራብ ኣቋርጽዎ በሎም ኮለል ኣይትበል !!
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c Месяц назад
እዋይ ክንደይ ዓሻ እያ ሒዛ እዛ ዓለም 😢 ካራ ሒዞሞ መጽዮም ክዓ ናይ ባሓቂ ነሹየይ ዓሻ ኢካ እንበር ነቅጽ ኣይኹንካን ያ
@yes6292
@yes6292 Месяц назад
እፍፍፍፍ እሕዋተይ ኣምላክ ጽንዓት ይሃብክም እሕሕሕሕሕሕ ንተጋሩ ዘይነሕሰዩ ዶ ከመይ ኣራውት ዝከኑ ፍጥራት እየም ገን ኣምላክ ኣቦይ 😢😢😢😢😢😢
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ኣምሓራይ ዝብሃል መንነት የሎን
@Xelyunselam92
@Xelyunselam92 Месяц назад
ዝኸበርኩም መእመናት ኩልኹም ኦርቶዶክስ ኤረትራውያን የሕዋተይ : እዚ ዝግበር ብስም በዓላት እናበልካ ኮንሰርት : ንዓና ንኦርቶዶክስ ሕስረት ኢዩ ካብ ኣምላኽና እውን ንኸይነመስግን ዘርሕቅ ኢዩ :: እቶም ናብቲ ኮንሰርት ዝኸዱ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ዶ ኣይኮኑን ስለምንታይ ኢኹም ዘይትኣብይዎም በዓላትና ባዕልና ንደፍሮ ኣለና ተመሊስና ድማ እንታይ ዶ በዲልና ኢና ንብል : ሓደራ ኣብ እምነትና ሓቀኛታት ክርስትያን ንኹን : ስም ጥራይ ሒዝና ተግባር ዘይብሉ ቱርጉም የብሉን :: ንኹልኻትኩም ዘንበብኩማ ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u Месяц назад
ብሓቂ አምላክ ምስትውዓሉ ይሃበና😢
@gabigunners8073
@gabigunners8073 Месяц назад
እዚኦም ባራዩ ምቕታል ዩ ስርሖም በቃ ንሕና ግን ፍትሒ ምምጻእ ዩ ስራሕና።
@fetleworkabera3555
@fetleworkabera3555 Месяц назад
ከፍቲ መባእስተይ ለባም ተዝገብረለይ ዝበሃል ከምዙይ እዩ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ኡኡኡኡይይይይይ ኣረ በይዛኹም ትግራይ ኣምሓርኛ ምዝራብ ኣቋርጽዎ ጌና ደም ደምና ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትንዎ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ንሳቀ ዘለና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና ኽፍኣትኩም ኣምሓሩ ኢዮም ኢልኩም ክተውርዩ ይዓውይ
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g Месяц назад
ፍትሕ ዝበለ ትቃለሶ እዩ ጅግንነት እንበር ስጉምት ናይ ፈራሕ እዩ
@Abelab642
@Abelab642 Месяц назад
ጽንዓት ይሃብኩም ብርገደይ ካብ ሓውኩም ትግራዋይ ልብና ተሰይሩ ጊን ዳሓን ናይ ጊዘ ጉዳይ ኢዩ። ኢዝኦም ሰባት ኣይኮኑን ኢሞ ክነጥፍኦም ኢና ካዓ ነዞም ባራዩ። ጽንዓት ይሃብኩም ስድራበትን ፈተውትን ን ሓውና ካዓ መንግስተ ሰማይ ይዋርሶ😭😭😭
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@Iyassu-oo2hn
@Iyassu-oo2hn Месяц назад
Nisika guday Tigrayka zeytigebir sahsah? Ezi guday Ertrawian eyu.
@user-gy7sp8op2k
@user-gy7sp8op2k Месяц назад
ዝሞተ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርስ ፅንዓት ንቤተሰብን ኣዕርክቱን ደለየቲ ፍትሕን😢😢😢
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ሚልዮናት መሳኪን ብሄራት ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ክትፈርድዎም ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ደምና ውሒድኩም ሕዚዉን ኣምሓርኛ ክትዛረቡ ኤህህ
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 Месяц назад
ህግደፍ እቶም ኣገደስቲ ዝበሃሉ ተቃለስቲ እንተ ብሕጊ እንተ ብዓመጽ ይቅድሙና ኣለው እዚ ክኣ ብገዛእ ኣሕዋትና ኢዩ እቲ ሰላም ክመጽእ ኢዩ እቲ ሕነ ውን ክፍደ ኢዩ።
@tsegaykiflom9360
@tsegaykiflom9360 Месяц назад
ብጣዕሚ ደስ ዘቢል ሪእቶ ኣፍሲስካ ነሽነሽ ሓወይ ጥፊእዎም ዘይ ኮነ ሲ ነቲ ዘለዎም ተወሳኺ እካ ሓበረታ ህብካ እሞ ኣብልቢ ኩሉና ይሕደር ብዝያዳ ምዝቀኛታትና።❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@user-nr6vj4ts1u
@user-nr6vj4ts1u Месяц назад
ፍትሒ ፍትሒ ግዜኡ ኣይኮነን እቲ ሒነ ብዕጽፊ ክፍደ እዪ 😢
@Iyassu-oo2hn
@Iyassu-oo2hn Месяц назад
Radio Rwanda
@user-bf4nc4ud5m
@user-bf4nc4ud5m Месяц назад
መንግስተ ሰማያት ያውርስኻ ሓወይ😢 ፅንዓት ይሃብኹም የሕዋት አጆኹም😢💊💙🌿ምሕረት ይላአኽሊና አምላኬ ሆይ😢
@Xelyunselam92
@Xelyunselam92 Месяц назад
😢😢😢😢😢 ዝኸበርኩም ኤረትራውያን የሕዋተይ : እዚ ኣብ መንጎ የሕዋት ምቅትታል ንዓና ከም ኤረትራውያን ኣዝዩ ዘሕፍር ኢዩ :: ዓገብ ዓገብ ሰብ ክቡር ኢዩ :: ብሓሳብ ድኣ ንሰዓዓር እንበር ብምቅትታል እዚ ናይ ጸላኢ ሰይጣን ኢዩ ኣብ ሰብ እና ሓደረ ዝገብሮ ዘሎ : ሓደራ ንለብም ሰብ ስለዝደገፈ ደንቆሮ ማሌት ኣይኮነን ወይ ድማ ስለ ዝተቃወመ ደንቆሮ ማሌት ኣይኮነን ኩሉ ነናቱ ጽባቀ ኣለዎ ንኹሉ ናብ ረብሓና ነውዕሎ :: ንዝመተ ኣያና መንግስተ ሰማይ የዋርሰልና ንሙሉኣት ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና !!
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ሽዋ ሃዲሞም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም ኣየ
@user-fj8rv8wj2h
@user-fj8rv8wj2h Месяц назад
ኣምላከይ ምሕረትካ ላአከልና🙏 ሞት አበልን ኢቃኤልን ሐዚ ይድገምሎ😭😭😭
@yordag9538
@yordag9538 Месяц назад
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን እዞም በለዕቲ ሰብ💔💔💔
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
💔
@gulbetmsgna6452
@gulbetmsgna6452 Месяц назад
Komalat Beal n selam zemru n genzebkum ktblu tserhwo u
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 Месяц назад
ምስ ዝዛርቡ እንስሳ HGDF ምንም ዘዛርበና ነገር የልቦን ድሕሪ ሕጂ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ኣሕዋት ቅድሚ 600 ዓመት ኣምሓራይ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ኣይነበረን ትፈልጡ ዶ ! ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ከ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓሩን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና ቑሩብ ዘይትናስሑ ብፍላይ ተዋህዶ ይዓውይ ኽፍኣትኩም
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ሚልዮናት ህዝብታት ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ትግርኛ ስልጤ ሽናሻ....... ምድሓኑ ምቀሰኑ ንትግራዋይ ንኣመንዎን ነኽበርዎን !
@user-qt1sp2hh4j
@user-qt1sp2hh4j Месяц назад
ሰላሙ ይልኣኸልና ፈጣሪ😢😢😢
@user-yt3sf2gz7o
@user-yt3sf2gz7o Месяц назад
Gn eko ezi ente gedefnayo da yhaysh enber kabhigdef ka dejen zbhal qetlomo nerom enteteqarex yhash
@user-yp3zm6dh1x
@user-yp3zm6dh1x Месяц назад
ኣጆኩም ኣሕዋተይ ፅንዓት ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ 😭😭😭😭😭😭😭😭
@helenbaryagabr9964
@helenbaryagabr9964 Месяц назад
ሓራም ናይ ብሓቂ ካብዞሎ ኣዝማድ ቤተሰብ እበር ክልምኑ ተዋሪዶም መሳኪን ንሶም ኣብድፋዕ ኣንስቶም ክኣ ምግብና ሰሪሐን ጎሮሮ ደቀን ኣተርኪሰንይሓድራ ኣምላኽ ሰላሙ ይልኣኸልና
@elsajefter5596
@elsajefter5596 Месяц назад
እህ እዞም መሳኪን ኣሕዋትና እስራኤል ዘለዉ ንዓይ ሺምዓ ኢዮም ንባዕሎም እንዳመኸኹ ንዓና ብርሃን ሂቦምና መን እሞ ብናቶም ገንዘብ ኣብ ዝደለዮ ዘይበጽሐ ግን ካኣ እቶም ኣብ ዝሓሰብናዮ ዝበጻሕና ንኽሞቱን ክሕረዱን ንገብሮም ኣለና እህ ኣምላኽ ጸግዑን ጽላሉን የምብረልኩም 😢😢😢😢😢😢😢😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
@Gbre1996
@Gbre1996 Месяц назад
Tgrawet hawtna is much better and care than Eritrean Ygdef . Is so hard to belive a lot of Eritreans supporters are happy because of Mebriy death.
@selyehaile4730
@selyehaile4730 Месяц назад
💔💔💔💔🖤🖤🖤
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 Месяц назад
ለሞተው ወንድማችን መንግስተ ሰማይ ያዋርሰው በቅዱሳን እቅፍ ውስጥ ያኑርልን 💔😭 የሰላም አምላክ ሰላሙን ይላክልን አሜን🙏
@gabrieltekie9164
@gabrieltekie9164 Месяц назад
Let’s see if the regime in Eritrea will protect them now. Justice will be served❤
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ ! ዕድመ ተጋሩኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ላሊበላ ! ደም ደምና ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትንዎ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና 4።
@selamawitbrhane3334
@selamawitbrhane3334 Месяц назад
ንመዋቲ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ጽንዓት ይሃብ ንስድራቤትን ፈተውትን 🙏💙😢 ሰላም ንኩሉ ህዝቢ በተለይ ንተዛረብቲ ትግርኛ ካብዚ ዝኒሀ ቅልውላው ይኣኽለኩም ይበለና🙏💊
@fitwibirhane7897
@fitwibirhane7897 Месяц назад
መንግስተ ሰመያት የዋርሶ ፈጣሪ አቦይ
@heyabisak6814
@heyabisak6814 Месяц назад
Ata Nesom si seb helina etom yehwatana zebhalu ka helina albo betami libna tagodiu
@Hakelekarneshem
@Hakelekarneshem Месяц назад
Kem zferahna texemimna ena bzkone eti xeweta nkexlo eromay akeleguzay mis hager mulu tebaeskum alekum dekza agame
@aronkahsay9263
@aronkahsay9263 Месяц назад
Neshu thank you ezi nay mnfesawi beal zteasaser mzngae zbelkaya 👏🏾👏🏾👏🏾 nhawnan mekalstnan mengste semay n weledi kea xnat yhab
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 Месяц назад
በስምኣም እዚ ሰብ ጨኪኑ ፍትሒ ንዝበለስ ምቅታል ከመይ ወሪድሎም😭😭😭😭
@henokrobiel28
@henokrobiel28 Месяц назад
Ane germunyie zelo ender selam koynu nay eritera etiopya tigray eba enaty ketblu ekum ezom youtbarat eje ender sera zeyblkum abza sozial kum weyka banber gerka mekad eyou
@Iyassu-oo2hn
@Iyassu-oo2hn Месяц назад
Wufuy hakli dimu hasawi timali timali arawit serawit Isaias yiblom kem zeynebere higi ahwatna eyom yibil alo. Ezi Afro Chinawi chemcham abalat EDF ni HGDEF nimilgas eko kedliywo yikeelu eyom mikniatu nisu nab Tigray keydu zikales ayemeslenin. Kulu zifikiro zinebere hasot eyu. Aykeyidin eyu. Ab Holland tehabiu nai michot kalsi (+ Nai remote kalsi) kikitsil eyu.
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g Месяц назад
ነብሲ ይምሓር ንማዋቲ ሓዉና አዉን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
the pain of East Africa is hell language amharic speakers next swahili
@Good100.
@Good100. Месяц назад
እህህህ😭😭 ቃንዛ ቁስሊ ኣብ ርእሲ ቁስሊ፡ናፍቆት ሓመድ ዓዱ ከይ፡ኣክሎስ ሞት ።
@abebagrmay2619
@abebagrmay2619 Месяц назад
ኣምላኽ ምሕረት ላኣከልና ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝን
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
🙏🙏🙏
@almazabrahim2838
@almazabrahim2838 Месяц назад
ምሐረት የውረደልካ
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Месяц назад
ብሓቂ ሰብ ሕልና ተጋሩ ጀጋኑ አለውኻ አብ ምሕሳውን ክጥቁኑ ወያነ ዶ ኽብሉ ዘልዐለሙ ዘላደዩ ዘታለሉ አረሜን ስርዐት ምስ ሰዐብቱን ኤርትራ ሀገራዊ ሓሪድካ ብመርዚ አፅኒትካ ጎዞሞ ጌርካ ቆራሪፅካ ሀገራዊ ዝስራሕ ሓድሽ ሀገራዊ ሓሳብ ባርባራዊ ጨካናት ሻዕብያ አመንዝራ ውድብ ሻዕብያ ንየው በላ ሕሹኽሹኽ ዝአመላ ውድብ ሓራዲት አፅናቲት ስርዐት ሳሕል
@MerhawitFsaha
@MerhawitFsaha Месяц назад
💔💔💔😥😥😥 ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ሓዊተይ😢😢
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ኣምሓራይን ኣዝማሪኖን ተቀይርኩም ህዝብታት ተሳቅዩ ኣለኹም ! ተዋህዶን መርገም ናይ ተጋሩኣገው ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ደምና ከሳቅይኹም እዩ ረሳሓት
@user-pj6iw8hy4p
@user-pj6iw8hy4p Месяц назад
Nhawna mengste semay yewarso nsdrabet xnat yhab 🙏🙏🙏💔💔💔😭😭
@gualbahtahagos7001
@gualbahtahagos7001 Месяц назад
ማልያ መለይ ብርጌድ ንሓመዱ ግበሩ at list nezi week neshu respect nwerqu hawna
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Месяц назад
ጽብቕቲ ሓሳብ።
@meksebey854
@meksebey854 Месяц назад
Hgdef mendef Hlna Albo 💔💔😭😭😭😭Degime Yakellll bejakum Ahwatey
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 Месяц назад
የሕዝን እዛ መድሪ ምድሪ አርዮስ ኮይና በቃ 😢
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 Месяц назад
Btami lebamat snetbebawiyan. Itom nezi xelmat zfeteru hiwotom txelmt. Sdra mewati xneat yihabom. Xelim tarik😢
@fetleworkabera3555
@fetleworkabera3555 Месяц назад
ንመዋቲ ኣብ ገነት የንብሮ ፅንዓት ንቤተሰብ😢
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp Месяц назад
ታንክሲ ክላትኩሙ ዝነበረኩሙ መደብ ሰሪዝክም ብጣዕሚ ነመስግን ብፋላያ ተጋሩ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ሙሽ ሊቃውንቲ ኢኹም ርኹስ ኣምሓርኛ ከመይ ከምዝተምሃዘ ጠፊእኩም ኣቱም ረሳሓት ለመንቲ መምህራን ርኹስ ኣምሓርኛ
@HaileMeles-yx7kx
@HaileMeles-yx7kx Месяц назад
እዚ ዝፍክር ዘሎ ለዛይ ኣብ ቀይዲ ክኣቱ ኣብ ኣመሪካ ዘለኹም ኣብ ናይ ሄኖክ ERlPM ኣቲኹም ናበይ ከም እትድዉሉ ተለፎን ኣለኩም።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ሙሽ ሊቃውንቲ ኢኹም ኣምሕርኛ ከመይ ተማሂዙ ጠፊእኩም ምውሃዝቱ ሰረቅትን ሰብደምን ጠንቖልትን ተጋሩ ንሽዋ ሃዲሞም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም ኽፍኣትኩም ኖርማል ቛንቛ ዩ ትብሉ ! ቦዙይ ዝተሳቀዩ ሚልዮናት
@user-ij8wi8ty8p
@user-ij8wi8ty8p Месяц назад
ንመዋቲ ሓዉና መንግስተ ስማየ ዋሪሶ😢😢
@dawitwoldu4491
@dawitwoldu4491 Месяц назад
Barayu they what Wufuy said,but they don’t want to admit it
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Месяц назад
ስቃይ ተጋሩኣገው ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና 4።
@yordanossahle6383
@yordanossahle6383 Месяц назад
Kiterezu alewo. Nab Esyas yekidu ezom korfadat
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 Месяц назад
እንዳ ህልኽ ገዛስ ከይተዓጽወ ይሓድር
@mxm8763
@mxm8763 Месяц назад
ኮንሰቲ ምስራዙ ጽቡቅ እካ እንተኮነ ግን ካአ ነሕዚና ሂወት መንእሰይ ስለ ዚተኮፈሎ መጨረሽትኡ ንኩላትኩም ዐወት የጋናጽኩም
@user-ps3fk8wx4f
@user-ps3fk8wx4f Месяц назад
Shlom shlom neshu
@Brtue
@Brtue Месяц назад
Nezi mewati mengte semay yhabo, gn nsikum mesheti politikakum dikum ttkemlu wela entay ayrdianin, Hade ekua shimu kxwio aysemaekun tariku aytnegrlu wela gele..azikum tehznu sebat. Amselutat ekum kulatkum.😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show Месяц назад
ዘይፈለጡ ቤተሰብ ኣለዉ ስለዚ ዩ ስሙን ካልእን ተዓቂቡ ዘሎ።
@Brtue
@Brtue Месяц назад
@neshnesh_show aha OK sorry komu entekoynus
@MulueTesfamichael
@MulueTesfamichael Месяц назад
😭😭😭
@gulbetmsgna6452
@gulbetmsgna6452 Месяц назад
Wufuy resah ab ztiemo deqisu seb yeqatil alo
@Iyassu-oo2hn
@Iyassu-oo2hn Месяц назад
Wufuy hakli dimu hasawi timali timali arawit serawit Isaias yiblom kem zeynebere higi ahwatna eyom yibil alo. Ezi Afro Chinawi chemcham abalat EDF ni HGDEF nimilgas eko kedliywo yikeelu eyom mikniatu nisu nab Tigray keydu zikales ayemeslenin. Kulu zifikiro zinebere hasot eyu. Aykeyidin eyu. Ab Holland tehabiu nai michot kalsi (+ Nai remote kalsi) kikitsil eyu.
@gulbetmsgna6452
@gulbetmsgna6452 Месяц назад
ezi resah ajena weyane zetegbir zelo Eritreawi key faqer Hawi yenezih alo btaemi u zgerim ab kdhne thabiu
@tsegayTesfagabr-fk7jb
@tsegayTesfagabr-fk7jb Месяц назад
Hawey Hawey its so hard to take ie 😢😢Mengsta semay😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@fithawi-qc9hp
@fithawi-qc9hp Месяц назад
ize wedi nabe Polizei abxhwey bajkoma karae ayfgdeneya
@EvenTekle-bc1jj
@EvenTekle-bc1jj Месяц назад
Tegry sela tekflk teqawm zelkbr fetik aeknkan
Далее
Этот Малыш Маленький Гений 👏
00:25
ዝተታሕዙ ጡርጡራት
2:34:26
Просмотров 49 тыс.
Разница в уровнях🔥
0:26
Просмотров 7 млн