Тёмный

ፀጉሪ መንውሕን መለስልስ ናይ እንጣጢዕ ጅል (የተልባ ጅል) 

ስደት መምህርና እዩ  LEMLEM YouTube
Подписаться 11 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

#subscribe #lemlem #youtube
• ሕማቅ ዕርክነት ንፅብቅ ልምድ የጥፎ...
• ስንክሳር ናይ ዕለቱ

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 39   
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Год назад
ሰላም አሕዋተይ ከመይ ቀንኪን ደስ እንተ ኢልኩን ሼር ላይክ ኣይትረስዓ ፍትዋተይ
@debesegaltewahdo456
@debesegaltewahdo456 3 месяца назад
ሓቅክ ይኡ እጣጥዕ ብጣዕም ይኡ ፅብቅ ናየ ብጣዕም ትስማዕምዕዋ እኖሆ መስተሽዋር አይንጠቀም ደቅ መዳም❤❤❤❤
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish 2 месяца назад
ክደይ ደቅቃ ኣብስልክዮ ሓፍተይ❤
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 8 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@ድንግልማርያመይዋሕስሂወተ
❤❤❤🎉❤
@DwefDwdf
@DwefDwdf 3 месяца назад
ዊይ ማዓረይ ወላ እካ ኣይመሓያይሽ ቱቱሙሩቱ እካ ደስ ኢሉኒ ንመጀመርያ እየ ሓዳሽ ናይ ፆጉሪ ይቱቡ ዝኣቲ ዞሎኩ ግን ኣነስ ፆጉሪስ ዑዱሎት እዩ እምበር ተካናኪንካ አይልወጥን እየ ዝበለ ነይረ ነገርግን ክሙኩረ እየ መስተሽዋር ግን ዙካርባን ታይ ሓዲጉለይ ሚሐ ኣቅሪዩኒ ኮይዱ ካብሐዚ መስተሽዋር ኣይጥቀምን ታይ ክደግም😢 የቀንየልና ክቨርቲ ሓፎተይ ቅይር ብዝበለ ናይ ንሓፂር መንውሒ መብዝሒ ተሃሉይለ ኣምፅልና ኢኪ ፆጉረይ ብጣዕሚ እዩ ሓፂር እሞ ሜራ እየ ዘማርር 😂😂😂
@zafutesgay156
@zafutesgay156 Год назад
ናተይ ጨጉርስ ኣይነውሕ ናብቆልዓይ እዩ ኣይልስልስ በቃ ከምኣ ኢለን ኣለዋ ሎሚ መስተሽዋር ገዚአ ብኡ መንጪተ ለጥ ኣቢለ ዕርፍ ይብል ግን ትርጉም የብሉን ካብ ከዚ ክምኩር እየ
@ሄሩየማራናታቻናል
እንኮዕ ብሰላም መፃኪ ለሚዋይ መኣረይ ሰላምታኪ ይብዛሕ ብክርስቶስ ዛናተይ🎉
@ብዓልቲተስፋ
@ብዓልቲተስፋ Год назад
ዒረከ ኣበይ ንረክብ
@ስንታዮህፊደለይኢኺድንግል
ሠላም ሠላም ውዴ እንኮእ ብሰላም መጻእኪ❤❤❤
@aximtube6963
@aximtube6963 Год назад
Well come lelye woooowwww ብጣዓሚ ደስስስስስስስ ክብል
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
ጨጉርና ዝሓፀረከ'?🙄
@ኩሉግዜመጎስሓወይምስበልኩ
እሺ ኣደዋይ❤
@ፅላልየመድሃኒአለምልጅነኝ
ፀጉሪና ናበረሐ ዛኣበየና ከ ተይ ንገብረሉ😢
@ንግስቲነብሳትግራወይቲ
ብጣዕሚ ፅቡቅ ምቅርተይ ግን ክንደይ ሳዓት እና ኣብ ፀጉሩና ነፅንሖ ? ካቡኡለ ቡጡራዩ ድና ነብስሎ ዋላስ ከመይ እየ ኣብ ኮሞንቲ መልስለይ ዝያዳይ
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa Год назад
ካብ3&4 ስዓት ኣነ ይጥቀምየ ብጣዕሚ እዩ ሓሪፍ እወ ብጥራዩ
@MerkebYoutube-ኣራንሺ
@MerkebYoutube-ኣራንሺ Год назад
ለምተይ ሰልምኪ ይብዛሕ ❤❤❤እንኳዕ ድሓና መፃእኪ እንጣጥዕ ካድኣይ ካምፅእ😢
@zafutesgay156
@zafutesgay156 Год назад
ግዝኡለይ በልዮም ንዓሞኪ
@hymiyoutubechanel6651
@hymiyoutubechanel6651 Год назад
ለሚተይ❤❤
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Год назад
ሃይሚየይይ
@ፀጋየመቀሌልጅ
@ፀጋየመቀሌልጅ Год назад
Ana ewn yetkam eya konjo eye betame 🥰
@ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
_ሰላምኪ ይብዛሕ ለምለመይ ማዓረይ❤አበይ ይኡ ዝግነ እንጣጢዕ ተሓበባራና እባ_
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Год назад
ንዓሞታትኪ ኣምፅኣለይ በልየን ቃርፅኪ ኣርእይየን
@ብዓልቲተስፋ
@ብዓልቲተስፋ Год назад
ማዓረይ
@selam801
@selam801 Год назад
ናተይሰ ናቆረጽኹ ወዲአዮ እየዋ እሰከ ኽምኩሮ
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Год назад
ኣይትቅረፅዩ ሰላመይ
@selam801
@selam801 Год назад
ለምለመይ ዛ እእእ ናበልኻ ምዕላል ግን ልክዕ ንዓይ ትመሰለኒ ኮፎ ትህበኒ አዛራርባይ እያ😅
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Год назад
ዋይ እንካዕ እባ በይነይ ዘይ ኮንኩ ኣነስ ክናገር እንከለኩ ዘይትፍለጠኒ ደሓር የዳምፆ እማ ብእእእ 😁😁
@selam801
@selam801 Год назад
@@lemlemyoutube ዋላ አነ አይርደአንን ግን ማንም ሰብ እዩ ዘሰተውዕለለይሞ ዝኾነ ሰብ አሰታውሰኽና ይብሉኒ ዝሮ ኬፍ እያ ትህበኒ😁
@hffug921
@hffug921 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@RiMiNaChanelyoutube
@RiMiNaChanelyoutube 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@maryamawitchannel6962
@maryamawitchannel6962 Год назад
❤❤❤
@ፋናጓልተዋህዶ
@ፋናጓልተዋህዶ Год назад
ብዝ ዓደ ታይእ ስሙ ናይ እንጣጢዕ ? እስት ንምክር😍
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Год назад
አነስ ቃሪፀ እየ ዘርእየም ንዘም ኣዕራብ
@ሄሩየማራናታቻናል
ብጣዕማ ፅቡቅ ስራሕ ዩ ክብረተይ ❤
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Год назад
ሃርዋይይ
@selam801
@selam801 Год назад
ሄሩተይ❤
@ዛፍወርቂ
@ዛፍወርቂ 10 месяцев назад
እንጣጥዕ ክንደይ ደቂቃ ፀንሑ አብ ሓዊ
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 10 месяцев назад
ከም አፈላልሕኡ እዩ
Далее
Трудности СГОРЕВШЕЙ BMW M4!
49:41
Просмотров 1,6 млн
荧光棒的最佳玩法UP+#short #angel #clown
00:18