Тёмный

"ፃንሒት ምስ ቐሺ ኪዳኑ" ንምንታይ ግን ብሳእኖም ወቒዖማ?ኣሰናዳኢ ብመጋቤ ጥበባት ይብራህ Ybrah Kassa Orthodox Tewahdo Axum Tigray/ 

Tibeb Ybrah
Подписаться 46 тыс.
Просмотров 57 тыс.
50% 1

Welcome to Tibeb Yibrah Media....
Please Like, Comment, Share And Subscribe to our channel...

Опубликовано:

 

4 дек 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 637   
@meleshailemichael965
@meleshailemichael965 8 месяцев назад
ጥበብ ይብራህ ጥበብ ይብራህ ዓይንኻ ይብራህ፣ ንህዝብኻ ሓዛኒ ራህራህ፣ ፈጣሪ ዝሃበና ቆቓሕ፣ ዕፁብ ድንቂ እዩ ግሩም ስራሕ፣ ፈጣሪ ብሚስጥሩ ይበልካ ቆላሕ፣ ብጥበብ ንንበር ኣእምሮና ይስፋሕ፣ ውፁዕ ህዝብና ብጥበብ ይመራሕ።2 ጥበብ ይብራህ ልኹሉ ወዲ ሰብ፣ ክብሩ ዓቂቡ ብጥበብ ይሕሰብ፣ ሰብ ይተኣከብ ምኽሪ ክርከብ፣ እዙይ እዩ ናይ ሚድያ መኽሰብ።2 ጥበብ ይብራህ ብዙሕ ሓሊፍካ ፈታኒ፣ genocide ሓሊፍካ መሕዘኒ፣ ዓፀቦ ህዝብና ዘይብሉ መዐቀኒ፣ 3 ዓመት ተቓሊስካ ብሓቦ ብወኒ፣ ለይቲ ምስ ቀትሪ ብርሃን ኮይንካዮ ልዓይኒ፣ ዕድመ ጥራሕ ይሃብካ ጥራሕ ቀኒ፣ ህዝብና ይግበሮ ናይ ባዕሉ ሀይማኖት ወናኒ፣ ህዝብና ይግበሮ ናይ ባዕሉ ሀገር ወናኒ።2 ፍቕሪ ሠላም ንህዝብና፣እንኰላይ ንፀላእትና፣ ካብ ምጥፋእ ወፂና፣ብጥበብ ንንበር ሓቢርና፣ ስደት ይትረፍ ነልምዕ መሬት ዐደቦና፣ ንንቃሕ ! ኣይንኹን መፃወቲ ጓና፣ ሕብረት፣ሓድነት እዩ ሚስጥር ሓይልና፣ ሀዚ እውን መሬትና ይመለስ ኣለና ፈተና፣ ሀዚ እውን ዝተመዛበለ ይመለስ ኣለና ፈተና፣ ሀዚ እውን ዝጠመየ ይጉረስ ኣለና ፈተና፣ ሀዚ እውን ስርቂ ይትረፍ ኣለና ፈተና፣ ሀዚ እውን ፍትሒ ይስፈን ኣለና ፈተና፣ ቃልስና ገና እዩ ገና፣ መሬትና ይመለስ ርስትና ጉልትና፣ ክንጭብጥ እታ ንብህጋ ሀገርና፣ ክነፅንዓ መንበረ ሠላማ ሀይማኖትና፣ ጥበብ ይብራህ በል ምርሓና፣ ምስትውዓል ዝሃበካ ካብ ህዝብና፣ ኣጆኻ ህዝበይ ተስፋ ኣለና፣ ኣጆኻ ዲያስቦራ ተስፋ ኣለና፣ ፈጣሪ ኣሎ ምሳና ካሕሳ ክበና።2 ኣጆኻ ጥበብ ይብራህ ተስፋ ኣለና፣
@frehiwetabrha
@frehiwetabrha 8 месяцев назад
ፅብቅ ግጥሚ እዩ ሓውና ጥበብ ይብራህ ክነበረታትዖ ይግብኦ ።
@TibebYbrah
@TibebYbrah 8 месяцев назад
"ጥበብ ይብራህ" ናይ ኩልና ሚድያ ከም ምዃኑ ኣነ 'ውን ከም ሓደ መገልገሊ ንዝፀሓፍካዮ መበረታትዒ ግጥሚ የቕንየልና መመሊሱ ጥበቡ ይግለፀልካ ንተሳትፎኻ የቕንየለይ።
@alemdesta454
@alemdesta454 8 месяцев назад
👌📚😘💙
@user-fj3by2nq3k
@user-fj3by2nq3k 8 месяцев назад
አሰይይይ አሰይይይ ብሓቂ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 7 месяцев назад
ኣስይይይይይይይ❤❤❤❤
@KuraKura-qo6cn
@KuraKura-qo6cn 8 месяцев назад
ኣጭበርባሪ ናሽዋ ጠንቃሊ
@user-th7mg9dj2f
@user-th7mg9dj2f 8 месяцев назад
ኣሕዋተይ ሓደ ክርስትያን ክሓምም ከሎ ቤተክርስትያና ትሓምም እያ ስለዚ ፍርዲ ዘይኮና ናብ ጸሎት ንትጋህ😢😢😢
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 8 месяцев назад
ክቡር መምህርና ኣስጢምኩም ደኣ ሓዝዎም እዚኣቶም ናይ ብሓቂ ፍቅር ሸዋውያን ዘይወፀሎም ስለ ዝኾኑ ብሕጊ ኸማን ክሕተቱ ይግባእ እዋእ ብስሩ ከ እንታይ ዝገበረ ህዝቢ እዩ ዘይገድፍዎ😢😢😢😢
@user-xy3ni7nq5n
@user-xy3ni7nq5n 8 месяцев назад
ክቡር መምህርና መጋቤ ጥበባት ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና ቀፅልሉ ብሓቂ ቅንዕና ለይብሉ ምዃኑ እልተሐተትዎ ምምላስ ኸቢድዎም ስልኪ ዓፅዮም ባዕሉ እግዚአብሔር ኽፉአት የርሕቐልና
@user-sc2zn3jc1b
@user-sc2zn3jc1b 8 месяцев назад
ጥበብ ይብራሀሰ ጅግና ብሓቂ ትዕግስትካ ገሪሙኒ ህዝብና በኸመዚኦሞ ዘ ወድኸምዚ ብሓቂ ይጉዳእ አለ አነ አበረኻየ በሕታዉየ ናተብሃለ ዝግበር ጉድ ክቃላዕ ጥራሕ ዘለዎ እግዚአብሔር ምዉጻእ ሓራ ይግበረልና ንህዝብና😊
@CheekeGremlinVR
@CheekeGremlinVR 8 месяцев назад
Thank you Tibeb Yibrah.
@user-uw5ze2pi1i
@user-uw5ze2pi1i 8 месяцев назад
ብሓቅ ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷✝️🤲ብጣዕም ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ ክቡር መምህርና ፀጋኡ ያብዝሐልካ 😢❤
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m 6 месяцев назад
😁😁😁😁
@genetgenet4250
@genetgenet4250 6 месяцев назад
አነገን ኪዲኑ ናብ ሕግ ቅርቡ አሉወም ብአለም ደብተራ እዩም ።በሰኩም ህዝብ ነህዝብ ይብላዕ አሎ በፋፀም ናይ
@belaineshtsadik1474
@belaineshtsadik1474 8 месяцев назад
Thanks brother I appreciate you you are very good job 🙏🙏🙏👍👍👍
@frehiwetabrha
@frehiwetabrha 8 месяцев назад
ዲያቆን መጋቤ ጥበባት ይብራህ እግዚኣብሔር ፀጋኡ የብዝሕልካ ቃለ ሂወት የሰምዓልና ናይ ምእመን ኣንደበት ኮይናካ ትቀርብ ሰለ ዘለካ ።
@user-sj2jo3iv9q
@user-sj2jo3iv9q 3 месяца назад
መ/ር ጥበብ ይብራህ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፀጋ በረኸቱ የብዝሓልካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@user-gc7gf1nd5q
@user-gc7gf1nd5q 8 месяцев назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መጋቤ ጥበባት ይብራህ መምህርና 🙏⛪❤ ከምዚኦም ዝበሉ ጠንቋልቲ ሰባት ከይተባዘሑ ኣቃልሕዎም ህዝብና ከይጠፈኣ ቀፅልሉ🙏😢
@debashmitiku1525
@debashmitiku1525 6 месяцев назад
For the 1st in my life, you are the only authentic religious teacher who I ever seen. You are the only one who try to ascertain which is true & which one is wrong. Best apostle like the ancient 12veth. Go ahead pls.
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 8 месяцев назад
Amen amen amen qale hiwet yesmeana KBR memhrna
@user-do6zs9lg7q
@user-do6zs9lg7q 8 месяцев назад
ሆሆሆ ህዝቢ ትግራይ ንቃሕ ንቃሕ ንቃሕ እዚኦም ተልእኾ ሰይጣን ዝፍፅሙ ግብሪ ሰይጣን እዩ ስርሖም ብሕጊ ይተሓዙልና🙏🙏🙏
@selamselam8386
@selamselam8386 8 месяцев назад
ኣብኡ ኢና ዓቢና ኣይትሓስዉ😢 ዋይ ንፁህ ስብ እዮም
@AbebaAbefkr
@AbebaAbefkr 8 месяцев назад
eski nay baelka gber way
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 8 месяцев назад
​@@selamselam8386ናቶም ደጋፊት ትኾኒ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 8 месяцев назад
ሓቅኻ ሓወይ ህዝቢ ክነቅሕ ኣለዎ መን ኾይኖም እዮም ካብ ሕማሙ ኣድሒነዮ ዝብሉ ህዝቢ እናበረሩ ሓደ ሓደ ብኸብዶም ዝሓደሩ ተዓዲጎም ኣድሒኖምና ዝብሉ ዘለው
@heluhelu4220
@heluhelu4220 8 месяцев назад
@@selamselam8386 አብ ፀምሪ ድገባረአለ ነረም ዶ ሓቀይ
@sabayohanes7309
@sabayohanes7309 8 месяцев назад
መምህርና አምላክ ህይወትካ ይባርኮ አሜን
@shashugebre8931
@shashugebre8931 8 месяцев назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብለና
@masho4931
@masho4931 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ቀፁሉሉ መምህረይ ከምዚእም ዙበሉ ኣቦታት ኣየዱሉዩናን። ሰጣን ስጋ የቡሊን መንፈስ እንበር።
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l 8 месяцев назад
ኽቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምስትውዓሉ ይዓድለና ምሕርትን ስላምን ንህዝብናን ዓድናን ከባቢናን የውርደልና ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ አሜን
@user-us5fr2jj4l
@user-us5fr2jj4l 7 месяцев назад
ብሓቃ ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡሪ መምህሪይ መጋቤ ጥበባት ይብራህ ዓይንኻ ይብራህ ብእውነት ከምዝኦም ዝበሉ ጠንቆልት ዓገብ ኪብሃሉ እንኦዋም 😢😢😢❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ፀጉኡ የብዝሓልካ ጥበብ ይብራህ ቀፅለሉ
@MengediHaki9324
@MengediHaki9324 8 месяцев назад
ድያቆን ይብራህ ሓውና መጀመርያ ዶ ናይዞም አቦ ምሲጥር ብደንቢ ንፍለጥ ቅድሚ ኣብ ሚድያ ሆይሆይ ምባል።ኣብ ኮመት ትዓብዱ ዘለኹም ሰባት ግን ኣብቲ እሶም ዘለውዎ ቁዱስ ቦታ ከድኩም ብዓይንኩም ሪኡኹም ንካልአይ ግዝ ክትምስክሩ ሓቂ ይግበረልኹም። ኣስተውዕሎ ኣደበት ይሃበና። ናይ ኣቦና ሚስጥር ታሪክ እግዘአብሄር የብረሆዮ አሜን አሜን አሜን
@azmeragebremariam4659
@azmeragebremariam4659 8 месяцев назад
Eziom nay mahbere krsusan luk eyom nay gojam tenquali eyom kale hywet yesmelna kbur memhrna bedmen tenen yhalwelna fetari tsegu yebzhelom yekenyelna 🙏🏽 ❤️ 🙏🏽
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 8 месяцев назад
Kikonu ykielu eyom mkitital yedli
@ghfy4299
@ghfy4299 8 месяцев назад
ከምዚኦም ዝበሉ ጠንቆልቲ አቅሺቲ እና እናበሉ ህዝብና የታልልዎ አለው በጥብቂ ይትሓዝናናና
@henoktsehaye
@henoktsehaye 8 месяцев назад
ደነዝ
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s 8 месяцев назад
@wsgd3301
@wsgd3301 8 месяцев назад
@@henoktsehaye ፈዛዝ
@user-ti1qy7gk1q
@user-ti1qy7gk1q 8 месяцев назад
ትኽክል
@user-ti1qy7gk1q
@user-ti1qy7gk1q 8 месяцев назад
​@@henoktsehayeእስኻ ኢኻ ፈዛዝ
@wediadigrat2483
@wediadigrat2483 8 месяцев назад
Betami jegna eka tibeb gobez seb tikikl eka haki temhir
@dgfzfyzgf8725
@dgfzfyzgf8725 6 месяцев назад
በረካ መታሰር አለበት
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 8 месяцев назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና መጋቤ ጥበባት ይብራህ እንኳዕ ብስላም መፃእኩም አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
@berihukahsay7143
@berihukahsay7143 8 месяцев назад
ፅቡቅ ስራሕ ዲያቆን
@yordanoshaile87
@yordanoshaile87 8 месяцев назад
ባሐቒ ሕዝበይ ሳዓን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ።ቓለሕይወት የስማዓልና ክቡር ሐውና።
@user-uw3vd6jc1j
@user-uw3vd6jc1j 8 месяцев назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልና ማሓረኒ ፅቡቅ ገይርኩም ሓዝዎም ሸለል ኣይትበሉ
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 7 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ጥበብ ይብራህ❤❤❤
@dgvh7060
@dgvh7060 8 месяцев назад
መምህር ባሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ እና ዞምአቦ ብደንቢ ክታሓዙ አለወም ታይ ዓነት መልሲ እዩ
@gualtigray6579
@gualtigray6579 8 месяцев назад
ኣሜን🙏🙏🙏 ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህረይ
@user-xn8zx9ub6n
@user-xn8zx9ub6n 6 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ጥበብ ይብራህ
@user-zn1yb9jw7z
@user-zn1yb9jw7z 7 месяцев назад
ቃል ህይወት የሰምዓልና ፈጣሪ🙏🙏🙏
@rgbeyhaile1097
@rgbeyhaile1097 8 месяцев назад
Behaki kale hiwot yesmealna diyakon ybrah hawey
@debashmitiku1525
@debashmitiku1525 6 месяцев назад
Bitaemi ena nemesgin. Qetsilelu ab. Gonka ena. Abti. Haymanot Selena. Tsileat bisenki ezom kebdamatin dnqorotatin haymanot merahti eyu. Bisenki niska dima bizuhat nabti emnet kezmilesu yeamin. Tnx.❤❤❤❤
@KidanHadgu
@KidanHadgu 8 месяцев назад
መም' ይብራህ ዕድመ ይሃብካ ።እዞም ስበኣይ ግን ዓገብ ክብሃሉ ኣለዎም ።እዛ ሓፍትና ጥራሕ ኣይኮነትን ከም ኣህባይ ኣብ ጭቃ እናተለለያስ ዓገብ ዓገብ ብስሩ ከምዚኦመ ዝበሉ😢😢😢
@AbebaAbefkr
@AbebaAbefkr 8 месяцев назад
tom seytawunti abzbanka zelewu eyom kemau zebluka
@kante5318
@kante5318 6 месяцев назад
@@AbebaAbefkrትምህርቲ ተምሃሪ መጀመርታ
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 8 месяцев назад
ብሓቂ መጋቤ ጥበባት ይብራህ ካሳ ቃል ህይወት የሰመዐልና ✝️✝️✝️🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@haragozana3340
@haragozana3340 8 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና ክቡር መምህርና ከምዚ ገይርኩም ምቅራብኩም እሞ አብ በረካ ሰለ ዝዓበዮ ባሕታዊ ድዮም መንፈሳዊ አይርዳአንን ግን ብእግሪካ ወይ ሕማቅ ፀርፍ እናፀረፍካ ብገዳጆ ክላፋለፉ ምግበር ዓገብ እቲ ሰብ እውን እኮ እንዳፈረሐ ዝገቦሮን ዘይገቦሮን ይዛረቡ እዮም ሰጋ አድጊ ናብ መቀለ ከብ ዴሴ አምፅእና ሸይጥና ኢላ ተዛርባ አላ ሐቂ ድዮ አንጭዋ አብ መቀለ ኢላ ተዛርባ አላ እዚ ኩሉ ጉድ ብመንፈሰ ድዮም አዛርቦማ ከምዚ ዓይነት ስራሕ አብ ትግራይ ክጠፍእ አለዎ
@user-dw9dy1pz1v
@user-dw9dy1pz1v 3 месяца назад
ጠንቆሊ ዝኮነ ቃሺ❤❤❤❤😢
@user-iu5ni7lr7s
@user-iu5ni7lr7s 6 месяцев назад
ክብረት ያሃብልና ጥበብ ይብራህ አብ ጎንካ አለና ቀፅለሉ
@user-kk2vj2ib9o
@user-kk2vj2ib9o 8 месяцев назад
qale hiwt yasemaln❤❤❤❤❤❤ berta
@user-hr5ms5jm2n
@user-hr5ms5jm2n 8 месяцев назад
መምህር ይብራህ ኣቦ ሓቂ እግዝኣብሄር የክብረልና
@solomoncaleb4640
@solomoncaleb4640 6 месяцев назад
Thank you .
@seblefekadu1898
@seblefekadu1898 8 месяцев назад
Tekekel Kuber Hawena Deyakon Yebrahe Amlake Mesaka Yekune ✝️✝️✝️
@genethabte5894
@genethabte5894 8 месяцев назад
kbret yhabelna kubur hawna
@brhangebremedhn1719
@brhangebremedhn1719 6 месяцев назад
ብሓቂ ጥበብ ይብራህ ፅቡቅ ስራሕ ❤❤ንኩላትና ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና
@user-xw7mp5if9z
@user-xw7mp5if9z 6 месяцев назад
ኣነ ከይደ ነይረ ብጣዕሚ እዩ ዘፍረሐካ ግን ከሕፅባ ዘከድኩ ቆላዓ ኣባኡ ቶጎዲኣትኒ😭😭 ግን ካዓ ኣባኡ ክንደይ ሰብ እዩ ዝማሓር ብእግራ ዘይትኸድ ዘነበረት ከይዳ ዓይና ዝዓወረት እውን ነይራ ዝዳሓነት ነይራ እያ
@LH-iu7mx
@LH-iu7mx 6 месяцев назад
መንግስተ ሰማይት ያዋርሶ😢😢😢😢😢
@DawitHaftom
@DawitHaftom 5 месяцев назад
፡፡፡፡፡፡​@@LH-iu7mx
@DawitHaftom
@DawitHaftom 5 месяцев назад
​@@LH-iu7mx፡
@Slamah-js3ou
@Slamah-js3ou 8 месяцев назад
በፅልሎ መምህረይ
@gualwejerat2127
@gualwejerat2127 8 месяцев назад
እግዚአብሔር ይመስገን
@tesfalemhabte9951
@tesfalemhabte9951 6 месяцев назад
ናይ ኣምላኽ ሰብ ኢኻ እሞ ክብሪ ይሃብካ. ኣጆኻ እዚ ጅማሮ ከምቲ ኩሉ ግዜ ትብሎ ኣብ መፈፀምታኡ በፂሑ ክንሪኦ ተስፋ ንገብር. ብራቮቮቮቮ
@adwsdas25
@adwsdas25 8 месяцев назад
Amen Amen 🙏 🙌 👏 ❤
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 8 месяцев назад
Nay behaki kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka Edmen tienen yehabeka Zehawey 🙏🙏🙏 N Abona ageb ageb himak Sirah ey: Nay haymanotna aykonen
@Selenshadesh
@Selenshadesh 8 месяцев назад
አታ ጥበብ ይብራሕ ሐዉና ፈጣሪ ንአካ ዝሐበና ፈጣሪ ይመስገን ኩሉ ስራሕካ ናይ በሐቂ ዘይሑገ‍ኦስ ትግራዋይ ዘሎ አይመስለንን እና የቀንየልና እድመን ጢኢናን ይሃብካ ፈጣሪ ልሳን ተጋሩ ኢካ🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️
@hiwilove19
@hiwilove19 8 месяцев назад
ሳብስክራይብ ሓግዝኒ ምዓረይ
@user-dw9dy1pz1v
@user-dw9dy1pz1v 6 месяцев назад
ጥዕና የቡሎሙን ክሕተቱ ኣለዋም ናይ ፀላኢ ከይኾኖሞ
@21youzer
@21youzer 8 месяцев назад
ብሱሩኸ እናተፃረፍኻ እናተራጋሕኻ እናተዋቓዕኻ ዋይ ኣቱም ኣቱም ሰባት ጠንቋሊ እዮም ዞም ሰብኣይ። ናይ ትግራዋይ ኣቦ ስራሕ ኣይኾነይ። 😢😢 ጥንቁልና ጥንቁልና ይሸተናሎ ብሒጊ ይትሓዙልና 😢መሕዘኒ 😢
@alemaraya686
@alemaraya686 8 месяцев назад
ንጥበበ ይብራህ ቃለ ህይወት የስመዐልና ንቀሺ ኪዳኑ ልቢ ይሃቦም እምበር ሰብ ዶ ብጫማ ይፅፋዕ
@adugaltgray3831
@adugaltgray3831 8 месяцев назад
አዞም ቀሺ እዚእም ብሕጊ ክትሓዙ አለዎም አብ በረካ እየ ዝነብር 😢😢😢 አረ ይአክሎ ህዝብና 💔💔💔 ዓገብ አንታይ ዝገበረ ህዝቢ ከሙዙይ ጌርካ ዝግረፍ
@teklaygebremichael4504
@teklaygebremichael4504 8 месяцев назад
ጥበብ ይብራህ እግዚኣብሔር ይባርኻ እዞም ቀሺ ብንእሽተይ ይፈልጦም እየ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ብሃይማይኖት ሸቀጥ እዩ ዘሎ እዚ ዝተቀረፀ ስለዝኾነ እዩ መዓልታዊ ዝግበር ግን ከምዚ ዪ እናተፀፍዐ እናተረግፀ ተኣሲሩ ንድሕሪት ንቁልቁል ኣፉ ብኸብዱ ናብ ሓመድ ይርገፅ ብዝኾነ ንብዙሕ ግዜ ጥያቄ ዝፈጥረለይ ነይሩ እና መጋቤ ጥበባት ይብራህ ንኸምዚ ዝበለ ንህዝቢ እናቃላዕኻ ንህዝቢ ኣንቀሐልና። ሰብ ይጠፍእ ኣሎ ወንጌል ክንዲዝስበኽ ብኸምዚ ዝበለ ዝወረደ ጠፊእና ኢና ።
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 6 месяцев назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍርሃትካ ኣሕድረና ጎይታይ መጨረሻ ዘመን ዝበጻሕና ይመስለንሎ ኣነስ ክፍኣት ሰብ በዚሑ ብስደት ኮነ ብዓዲ
@FgFg-dg6ej
@FgFg-dg6ej 6 месяцев назад
ታኣዩ ዝኩላ ንዛዘ ኣምላክ ብዓሉ ምሕረት የዉር🙏❤
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 8 месяцев назад
ዕድመ ይሃብኩም መጋቤ ጥበባት ዋይጉድ ብስሩ ክእረምዝግበኦ ነገርእዩ።
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 8 месяцев назад
ቃለ ሂወት የሰመዓልና መምህረይ
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 8 месяцев назад
እግዚአብሔር ይሓግዝኩም መጋቤ ጥበብ እመብርሃን ምሳኹም ትኹን እዚኦም ክተሓዙኣሎዎምብስሩ ህዝቢ ከይጠፍአ
@eteneshmesfin3998
@eteneshmesfin3998 8 месяцев назад
ትክክል ኢካ እግዚአብሔር ይባርካ
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 6 месяцев назад
በጃካባ ተሓባበረኒ ኣነ ኣብ እስራኤል እየ ዘለኩ ናብ እስራኤል ዝመጽሉ መንገዲ እተልዩ ባዕለይ ናይ ኣየር ኩሉ ክኽእሎም ምተ ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ተሓባበረኒ በጃካ
@user-qq6wy5mu1z
@user-qq6wy5mu1z 8 месяцев назад
ቃለህወት ያስመዐልና ድኹልና ልብ ያሃበና ፈጣሪ 😢
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 8 месяцев назад
ጽቡቅ ስራሕ ጥበብ ይብራህ!!!
@hiwilove19
@hiwilove19 8 месяцев назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ምዓረይ
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 8 месяцев назад
@@hiwilove19 ሕራይ ገረልካ አለኹ??
@girmayhadis1411
@girmayhadis1411 8 месяцев назад
ብሓቂ መጋቤ ጥበባት እግዚአብሔር ይባርክኹም!! ዓቢይ ዝኾነ ኣርዑት(ማእሰርቲ) ዝኾነ ንህዚቢ ትግራይ ዝሃሰየ ዘድከየ ሰላም ህዝቢ ዝዘረገ ኢኹም ኣልዒልኹም። እዝ ሽፍታ ዝኾነ መታለሊ ቐሺ ኪዳኑ ዝተበሃለ ኣራዊት ክንደይ ሓዳር እዩ በቲኑ!! ህንደይ ሰብ እዩ አቃቲሉ ብሓቂ ብትግሃት ስርሕሉ!!!
@tigist4719
@tigist4719 8 месяцев назад
ኦ ኣምላኽ ርደአና ኣቦና ክብ ከምዚኦም ዓይነት ጠንቆልቲ ሕዝበይ ፈውሲ ካብ ኣምላኽ እይ ፀሎት ጥራይ የድሕን
@saraberaki3916
@saraberaki3916 8 месяцев назад
O Amlak mhretka lekelna🙏🙏🙏
@KidanNegash-bx7xz
@KidanNegash-bx7xz 8 месяцев назад
ብሓቂ መጋቤ ጥበባት ይብራህ ንፉዕ ;; ነስተዉዕ ንኹሉ ንመርምር
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 8 месяцев назад
Uaye. Gud. Egziabher yegezzka. ✝️🤦‍♀️🙏🙏🙏🌿❤️💛🌿
@lemlemgerezihar
@lemlemgerezihar 8 месяцев назад
መምህርና እንካዕ ደሓን መፃካ❤❤❤
@wabo6374
@wabo6374 8 месяцев назад
ብሓቂ ክቡር መምህርና ብግቡእ ክስረሐሉ ኣለዎ
@MuluAbreha
@MuluAbreha 6 месяцев назад
ክብሪ ይሃብካ ፈጣሪ ናይ ቡዛሓት ሓሳብ እዩ ፅቡቅ ገይርካ ኣፅርየልና ቀፅልሉ🙏🙏🙏
@user-sn9ee7vk5w
@user-sn9ee7vk5w 8 месяцев назад
ዓይነ ልቦናና የብርሃልና አምላክ ምስፉጡራቱ ይኹን
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 8 месяцев назад
ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህረይ ናይ ብሓቂ እዛ ቤተክርስትያን ዘይትፈልጦም በረካ በረካ እየ ዓቤዶ ታይዶ እናበሉ ህዝብና ዝውድእ ዎ ዘለው ጦንቆልቲ ካብ ትግራይና ክርሕቁ ይግባእ ስለምንታይ ብጫማ ወቂዒክምዋ ይባሃል ኣለውስ ስራሕ እግዚኣ ብሄር ኣምላክ ኣይምርመርንያ ዝምር መር ኣሎ ዘይ ምርመር ኣሎ ንከምዚ ዝበለ ስራሕ ዶሞ መርምርዎ ካበይ ከም ዝኮነ ዳኣ በለና እምበሪይ ሱቁልኩም ሳዓብዎ ኣይብለናን እዩ
@adyaboyoutube2481
@adyaboyoutube2481 6 месяцев назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ልባና ይሃበና😢😢😢😢
@tsadkanbeyene6039
@tsadkanbeyene6039 8 месяцев назад
You are right
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 8 месяцев назад
ጸጋ እግዚኣብሔር ዝተውሃቦም ሰባት ብቃሎም ብዓለበኦም ተንኪፎም ማይ ሓፂቦም ኣጋንንቲ ከውፅኡ ጎይና ንሓዋርያት ዘሃቦም ስልጣን እዩ ብመቒፀርያ ብሰንሰለት ብርግሒት ክሳድ ብምሕናቕ ብምርጋፅ ዝወፁ ኣጋንንቲ ግን ናይ መንፈስ ቅዱስ ስራሕ ኣይኮነን።
@HdhhdyzygdYdyeu
@HdhhdyzygdYdyeu 3 месяца назад
❤❤❤
@azebmeles6982
@azebmeles6982 14 дней назад
ልክዕ
@user-wh5eg2ve7k
@user-wh5eg2ve7k 8 месяцев назад
😢😢😢 እዋይ ማዓዝ ከብዳ ጥራሕ ኮይኑ ሰኻዳ ሕዞም እውን ሓንቀምዋ ነይሮም እዩ አብ መንጉኡ ሂወት ክሓልፍ እዩ. 😢😢😢 ብስሩ ዓገብ ክቦሃሉ አለዎም
@user-uw3vd6jc1j
@user-uw3vd6jc1j 8 месяцев назад
ብሓቂ
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq 8 месяцев назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ
@Brurey
@Brurey 8 месяцев назад
​@@Romary-cv8rqአነ ክገብረልኪ ናዓይ ውን ግበርለይ😌
@fayaz3598
@fayaz3598 6 месяцев назад
😢😂
@user-ei6sc7ye2m
@user-ei6sc7ye2m 6 месяцев назад
Amen Amen Amen🥰👏
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j 8 месяцев назад
ማኣዘ ጥራይ በጫማ ኾይኑ ብዙ መስቀል ላዶግዶጉዋ ክሳዳውን ይሓንቅዋ ነይሮም ካሊእ እውን ህጻውንቲ ኣብ መሬት ላንገርገሩ ማይ የፍስስሎም አረ ታይ ማዓቱ 😢😢በይዛኹም ከይትለቅዎም ናብ ሕጊ ይቅረቡ 😢 ከምዚ ገይረ ከምዚ ገይረ ካኣ ይብሉ እህ ህዝበይ ልረኸብኻዮ 😢😢
@haftomgm7701
@haftomgm7701 6 месяцев назад
❤❤❤❤እግዚአብሔር ይሓግዘልና
@abrhamkelali9038
@abrhamkelali9038 8 месяцев назад
በርትዕ ጥበብ ይብራህ
@MuluAbreha
@MuluAbreha 6 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጥበብ ይብራህ 🙏🙏🙏
@user-sn9ee7vk5w
@user-sn9ee7vk5w 8 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@mebrahtutsegahe7358
@mebrahtutsegahe7358 8 месяцев назад
Yejenylna kebur haw Dyakon yebrah
@deluvegu109
@deluvegu109 8 месяцев назад
Wey gud tsibuk sirah eyu kemziom zibelu hasweti tenkolti kab kigaletsu alewom neyow kibehalu alewom kab tigray🙏❤️❤️
@ghidaydesta5870
@ghidaydesta5870 8 месяцев назад
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@meazamesele5733
@meazamesele5733 6 месяцев назад
ቀፅለሉ ጀግና መጋቤ ጥበባት ይብራህ
@yuhtyuh9107
@yuhtyuh9107 8 месяцев назад
እግዝአቢሔር ይመስገን ክቡር አቦና እንዃዕ መፃኹም ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና እዚኦም ብሕግን ብሃይማኖትን ክትሓዙ አለዎም ብሓቂ ክቡር መምህርና ብጥዓሚ ነመስግን ከምዚ ጌሮም ምቕራቦም ሓቒ ተዝህልዎም ተሌፎን ንምታይ ዓፄሞ ቀሺ አምላክ ከምዚ ገሩ ክራጋሕ አይርአናን ህዝብና አብ ሓደጋ አሎ በጃኹም ድምፂ ኩኑዎ ክቡር መምህርና አጥቢቕኩም ሓዝዎ 😢💔
@user-lt5rm4vj2s
@user-lt5rm4vj2s 8 месяцев назад
መላኽዒት😅😅😏😏
@user-zy1lm5bo4c
@user-zy1lm5bo4c 6 месяцев назад
😋😂
@kbromweletatyos7673
@kbromweletatyos7673 6 месяцев назад
ቀፅልሉ ህዝብና ኣንቅሕዎ በሃይማኖት ዝተሸፈነ መዓት ድሕረት ኣለውና
@mikyhandsam3579
@mikyhandsam3579 8 месяцев назад
ቀፅለሉ ዲያቆን ይብራህ ፅቡቅ ሓሳብ ኣነ ናይ በረካ ሰይጣን እየ ዝፈልጥ ናይ በረኻ ሽፍታ እየ ዝፈልጥ ናይ በረካ ቀሺ ኣይፈልጥ ባዕሉ ኣጥኒሱ ኣዉሊዱዋ ከይከዉን እማ ሕተቶ😂
@reir2557
@reir2557 6 месяцев назад
ክብር ሓውና ኣብዚ ፅብቅ ስራሕ ሰሪሕካ በሱሩ ናብ ሕጊ ይቅረብ ዝተሓተቶም ሕቶ ብስርዓት ኣይምልስለዊይ እንደገና ከኣ ጠበብቲ ኢኩም ኢሎም ካብዓደም ዘውፅእወም ሰባት የሳቀዩ ኣለው ብሕሱም ቀሺኪዳኑ አረ ብጣዕሚ እዩ መሕዘኒ ዋ 🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺_
@Tgray2112
@Tgray2112 8 месяцев назад
ኩታሓዙ ኣለዎም😢😢😢
@user-jj6xh1wd4w
@user-jj6xh1wd4w 6 месяцев назад
ብሓቂ ቃለሂወት የስምዐልና ፈጣሪ ክብር መምህር🙏🙏🙏 ነዚኦም ኻሊእ እዩ ነይሩ እንተኾነ ግና መፅሓፋና ንፀላኢኻ ፍቶ እዩ ዝበል ልቦና ይሃብኩም ኢና ንብል
@habesha132ab
@habesha132ab 6 месяцев назад
ንፀላኢኻ ደጊሙ ከም ዘይላዓል ኣጥፋኣዮ እዩ ዝብል
@tube6031
@tube6031 8 месяцев назад
ጥዕና ዘለዎ ኣይኾነን ብሕጊ ክሕተት'ዩ ዘለዎ ገበነኛ'ዩ
@lgs3006
@lgs3006 8 месяцев назад
ብትክክል መምህር ቃል ህይውት ያሰመዕልና አሜን አሜን አሜን
Далее