Тёмный

ፈተወቲ መሰልቲ ብወሽጦም ዝጸልኡኻ ሰባት ነዚ ይመስሉ - Here is your secret Hater 

G. Drar
Подписаться 272 тыс.
Просмотров 146 тыс.
50% 1

Knowledge is power, power provides information; information leads to education, Education breeds Wisdom; Wisdom is Liberation. Most people are not liberated because they lack knowledge. Israelmore Ayivor
For more info, visit us 👉 drarhiwet.com/ draracademy.com/
ሓዳሽ መጸሓፈይ ካብዚ ክትገዝእዋ ትኽሉ - For buying Books 👉 drarbooks.com/
RU-vid Channel: / g.drar. .
Facebook page: / gdrar2025
Instagram: / georgedrar
LinkedIn: / george-drar
My TikTok: www.tiktok.com...

Опубликовано:

 

26 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 545   
@gDrar
@gDrar 3 года назад
ሓዳሽ መጸሓፈይ ካብዚ ክትገዝእዋ ትኽሉ - For buying Books 👉 drarbooks.com/ ናይ ግሊ ትምህርቲ ምስ ትደልዩ ነዚ ሊንክ ጠውቁ 👉 drarhiwet.com/
@LOVELOVE-nj3jf
@LOVELOVE-nj3jf 3 года назад
ኣብ ካሊእ ዓዲ ዘለና ብከመይ ክንረክባ ንክእል መምህረይ ?
@flower525af4
@flower525af4 3 года назад
@@LOVELOVE-nj3jf abti link atika reayo kubur hawi/hafti...kabzen tekisiwen zelo aditat wexae mistihiluwun phone number akemitu alo emo ...check giber
@meazayosief7922
@meazayosief7922 3 года назад
Danke memhrey
@meazayosief7922
@meazayosief7922 3 года назад
Danke memhr Hiwetey 🙏🙏
@solaman1400
@solaman1400 3 года назад
ናይ ብሓቂ ኩሉ ዝበልካዮ ሚእቲ ካብ ሚእቲ ❤️
@emaeglio9152
@emaeglio9152 3 года назад
ጽቡቅ ትምህርቲ። እቲ ክትብሎ ዝጸናሕካ ድኣ ኣብ ከባቢየይ ዘሎ ዘይኮነ ፡ ኣነ እንድየ ኮይነ ጸኒሐ፡ የቀንየለይ ኣምላኽ ይሓግዘኒ ክንዕረ. .. ነብስና ንፈትሽ ቅድም... ካብ ሎሚ ሰተት ኣየብለካን ኢየ ትምህርትካ....
@efremmahari8264
@efremmahari8264 2 года назад
ኣድኒቐካ . መኽንያቱ ሰባት ናይ ብጻይና ጉድለት እበር ናትና ጎድለ ክንፍትሽ ኣይነደልን ኢና.። ኣነ ኾይነ ጸኒሓ ምባልካ ጥራይ መገዲ ለውጥን ዕቤትን....ዪ
@segenm950
@segenm950 2 года назад
ዎወ ኣጆካ ኩልና ነናትና ኣለና
@yafetyohannes6937
@yafetyohannes6937 2 года назад
Ajoka,ziarkey kab gegaka temahirka nqdmit mmrash eyu,kulna nenatna xegem alena kea
@Semhar-wq5pp
@Semhar-wq5pp Год назад
Abi seb gudletka mflat nbaelu abi lewti eyu ajoka👍🥰🥰
@abibabraham3614
@abibabraham3614 Год назад
Btaemi azika tdneq seb eka
@yohannesmahray4929
@yohannesmahray4929 3 года назад
ጥዕና እዩ ዝዓበየ ሞ ጥዕና ኣብዚሑ ይሃብካ መድሃኒኣለም መም, ጆርጆ
@መምህርጆርጆዩመምህረይ
ኣይተጋገኻን ክቡር መምህረይ እዚኣቶም ነታ ትነብራ ንሶም ደይነብርዋ ክንሶም ኣሉታዊ ሪኢቶኦምን ሕሜቶምን ይገደካ ካብ ባዓል እዚኦም ከም ሓጻር ጣፍ ስቱኽ ኢልካ ምእላይ ብድበለጸ ድማ ነብስኻ ምፍታሽ ሶ ዓቢ መልእኽቲ መምህር ሂወት የቐንየልና 😍
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 3 года назад
@@zegdagmawi275 Arab is just a language Half of the the world use and communicate with that so what’s bad about that ,don’t be full your self be intelligent okay see in good way it is just a language like English ,French…….
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 3 года назад
Haki 🙏
@mehretsahle8125
@mehretsahle8125 Год назад
ጽቡቅ ዘረባ ናይ ባሐቂ እዚ ነገር እዚ አብ ብዙሐት ሰባት ይራአይ እዩ ጥንቃቀ ውን የድሊ ኩሉ ፍሽኽ ዝበለ ፈታዊ ማለት አይኮነን አቀዲምካ ውን ሕማቅ ዘይምሕሳብ :: እታ ቀንዲ ነገር ግን ሰብ ፈሊጥካ ስለ ዘይትፈልጦ ጽባሕ ንግሆ ኢድካ ንኽጠውየካ ዕድል ዘይምሃብ (መን እዩ ሰብ ብዘየገድስ ሙሉእ ምስጢርካ ዘይምሃብ ንስኻ ውን ምስጢር ሰብ ንምፍላጥ ዘይምፍታሽ ጥንቁቅ ሙኻን ፈታዊ መሲሉ ጸላኢ ስለዘሎ
@alemkidane7964
@alemkidane7964 Год назад
ፅቡቅ ማዕዳን አስተምህሮን
@mtesfay161
@mtesfay161 3 года назад
እው ዝበሃል ትምህርቲ ነዓይኳ ክንደይ ሰባት ኣለዉ ከምዚ ዝገጥሙኒ ። ቀደም ሕማቅ ይስመዓኒ ነሩ ።እንተሕጂ ግን ድግዲግት ተዓጢቐ ክርስዖምን ክርሕቆምን ከም ዘለኒ ዝወሰድኩዎ ስጉምቲ ፡ሕጂ ሕጉስ ጥዑም ይስመዓኒ ኣዝዮም ብዓወታተይ ዝሕጎሱን ኣብ ገነይ ብዙሓት ሰባት ኣለዉኒ ኣምላክ ይመስገን ።በዓል ክፉእ ምርሓቑ ጥራሕ ።
@kiflomhabtemariam4643
@kiflomhabtemariam4643 3 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ባሐቂ ደስ ዘብል ትምህርቲ
@ዮዳሄ-ቸ1ዠ
@ዮዳሄ-ቸ1ዠ 3 года назад
ናህተይ ማሓዙትስ ናዓይ ሞራለይ ዝነክእ እንበር ናዓይ ሞራል ዝሕብ ሓሳብ ሂቦሙኒ ዘይፍልጡ ዝኮነ ሕሳብ ምስ ዝህቦም እስኪ ዲኪ ኮሙኡ ክትገብሪ ይብሉኒ ግን ኣነ ጥንካራ ጓል እየ ኣምላክ ይመስገን ሎሚ ግን ገዲፍዮ እየ ምስ ስብ ምምካር ንፍጣርየ እየ ዝነግር ሓጎስይን ሓዘነይን ሓሳበይን ኣምላክ ምእማን ብቻ እዩ ዘዋፅእ 👏 ዝገርም ካዓስ እሶም ናዓይ ኮሙኡ ናገበሩንስ ኣነ ንዖኦም ሞራል ይህቦም 😣 Thanks መምህርና ድሕር እዛ ት/ቲ እዚኣ ክቆሩቦም ዘይግባኣኒ ስባት ክርሕቆም እየ 😤
@ጓልአክሱምፅዮንንአኪዘይከ
አጆኺ ጓል ዓደይ ኩላትና ከምኡ ኢና አንሕና ጥራሕ ሕማቅ አይንሕሰብ
@ሰላምእዩድሌተይ
@ሰላምእዩድሌተይ 3 года назад
Ajoki ምፍላጥኪ ውን ደስ ድብል እዮ ሕማቅ ጥራሕ አይትሕሰቢ
@ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ሰ8ቸ
አጆኪ መዓረይ ዋላ አነ ከምኡ እየ አነ ናተይ ኢለ ሚስጥረይ ክነግረን ከለኹ ተመሊሰን እየን ዘሕርቃኒ ወይድማ ተስፋ ከምዝቆርፅ ይገብራኒ ንምንታይ ኢክን ኢለ ክሓተን ከለኹ ድማ ቀሊድና ኢንዲና ኢለን ድፍንፍን የብልኦ እቲ ዘረባ ይገርም እዩ ብዙሕ እዩ ናይ ሰብ ነገር ግና አብ ፈጣሪካ ምእማን እዩ ዝሓይሽ እንበር
@asmarabella9533
@asmarabella9533 3 года назад
@@yorsamore hade kabAtom eika nisika bi dereja hager tihisidun hzbi Eritrea meretun bahrun kitzemtu hanqow tiblu qilwlaw meninet🙅‍♂️🙅‍♂️🙅‍♂️
@ሮዚሓላል
@ሮዚሓላል 3 года назад
ሃገረይ ምቅርቲ ኣጀኺ💋💖💖💖
@yorsalemzeray4482
@yorsalemzeray4482 Год назад
ኣታስካስ ጅግና እንቃዕ ተወለድካ ደስ ዘብል ትምርቲዩ ኣብ ቀጻሊ ብዓቢ ነገር ክትመጻናውን ተስፋ ንገብር
@ሚሊጋልዓጋመ-ዐ1የ
@ሚሊጋልዓጋመ-ዐ1የ 3 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ እዩ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብር ሓውና💚💚🙏🙏🙏
@menkemtsnat708
@menkemtsnat708 3 года назад
ሓቂ 100% ኩሉ ዝገለጽካዮ የቀንየልና መምህረይ ብዙሕ ተማሂረ
@ኣዘክሪድንግለይኣዘክሪድን
ክብረት ይሃበልና መምህረይ ጽቡቕ ጌርካ ገሊጽካዮ ኣብ ሂወትና ዘጋጠመን ዘጋጥም ዘሎን አዩ ።
@ተስፋስንቁ
@ተስፋስንቁ 3 года назад
ናይ ብሓቂ ንዓይ ከምዚ ሰብ ኣጋጢሙኒ ሕጂ ግን ኩሉ በሪሁለይ የቀንየልና መምህረይ ኣገዳሲ ኢዩ ናይ ሕማቃት ባህርያት አንዳ ኣምጻኻ ደጋግመልና መታን ሕማቃት ሰባት ብአዋና ናብ ቅኑዕ መገዲ ክመጹ
@playstoreapp6213
@playstoreapp6213 2 года назад
ብሓቂ የቀንየልና ኩቡር ሓወይ አዚ ኣባይታ ንርእዮ ዘለናስ ብሓቂ ጽቡቅ ገርካ ገልጽካ ኣብ ልቢና የሕድሮ
@ሜዲዕቛር
@ሜዲዕቛር 3 года назад
በስመ ስላሴ በስመኣብ ወወልድ ወመንፈሶ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክኣሜን ክቡር ሓወይ እግዘአብሔር ኣምላክስ ብፃይካ ከም ነፍስካ አፍቅር ይብል ስለዚ ፍቅሪ ኣይትጀሃርን ኣይትቀንእን ዘይናታ ኣይትደልን ኣይት ጀሃርን እያ ብኣርኣያ ስላሴ ዝተፈጠረ ንኩሉ እዩ ኣፍቅር ዝብል መፅሓፍ ቅዱስና ዝያዳየይ
@tekleabeba88
@tekleabeba88 Год назад
Thanks my wise brother. May. Bless the whole world
@mebratukidane57
@mebratukidane57 Год назад
Thank you. ዋና እንፈልጠሉ ነገር እግዚአብሔር አብ ቅድስ መፅሓፍ ዝነግረና ከዓ ናትካ ምኳኑ ክትፈልጦስ ናይ መከራካ መዓልቲ ተፀበይ ይብለና::
@hageryshokor4563
@hageryshokor4563 Год назад
መምህር ረቢ ዓፊያ ይሃብካ ካባኻ ብዝሕ እየ ዝማሃር
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 2 года назад
ናይ ብሓቂ ናይ ብሓቂ ኣነስ ብሓቂ እግዚኣብሄር ክብ ጎነይ ስለ ዘይትተፈልየኒ እዩ እምበር ንበዓል ቤተይ ሓፍቱ ቡነት እየ ዝብለኩም ኣብ ገዛይ ጽቡቅ ነገር ተሎ በጻሕቲ ሓተቲ ኣጋይሽ ተመጽዮምና ብጣዕሚ ትቃጸል የገርግራ ሰብ ኣጋይሽ ከም ዘለዉና ፈሊጣ የሽከርክራ ሓሳብና ክትሰርቅ እንታይ ዝይትገብር በዓል ቤተይ ብፍጹም ኣይስተውዕለላን እዩ ኣነ ግን እዚ ኩሉ ሓወይ ዝመሃሮ ዳርጋ ኩሉ ሪኤላ ግን ኣምላክ ይመስገን ንፈጣሪ እየ ኣንቃሪረ ናስኻ ርአ ጌታየ ዝብሎ * ነቶም ካልኦት ይሕዋታ ዳርጋ ወዶባቶም ክምቀደሞም ምዃን ምሳይ ገዲፎሞ ብጣዕሚ እዩ ገሪምኒ ኣብዘን ሓጸርቲ ዓመታትሲ ክንደይ ርኤ ይሕዋተይ ኣደበይይ ሒዘ ገዛይ ኮፍ ኢለ ሕጂ ቡዙሕ ስለ ዘስተዋልኩ ዕረፍቲ ረኪበ ጸግዕይ ሒዘ ምስ ደቀይ ግዜይ ከሕልፍ ጀሚረ ግን እዚ ኹሉ እንታይ ዘንቀሎ ተልኩምኒ ክምቲ ንሳ ትደልዮን ትገብሮን ስለ ዝይገበርኩ ስለ ዝይተመለኽኩላ በቲ ንሳ ትደሊኦን መገዲ ወይ ሓሳብ ክጓዓዝ ትደልየኒ 😔 *እግዚኣብሄር የክብረለይ ሓወይ ብጣዕሚ ኢኻ ገሪምካኒ እዚ ኩሉ ነዓይ ኢኻ ሚሂርካዮ ሂወተይ እዩ እዚ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🏽🕊❤🌿
@ruthmisgun8792
@ruthmisgun8792 Год назад
Egzabher edmen tenan yhabka beruk hawey , nay bhake dess zeble temrte thank you🙏
@habtommengs7238
@habtommengs7238 Год назад
Thanks kuber hawey nay behq des zebal temhrti ♥️♥️♥️♥️♥️
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg 3 года назад
መርሃባ መምህረይ 👍💚🥰
@salmaakader8787
@salmaakader8787 2 года назад
Selam G.drar btamy eye zednkeka goita msaka ykun
@wedidemaskahsay9069
@wedidemaskahsay9069 3 года назад
ምስ ምዕባለ ዝመጸ ድንቁርና ሰባት ይበዝሕ ኣብዚ ምዕቡል ዝበሃል ዘበን " ማለተይ ፡ ቀደም ደቂ-- ሰባት ሓዞኖም ኣብ ዉሽጦም ጸይሮም ናይ ሓዎም ዓርኮም ጸገም ንምፍታሕ ከይደቀሱ ይሓድሩ ነይሮም ሎሚ ግን ሕጉስ ዓርኪ ወይ ሓዉ እንተዎም ብምንታይ የጒህዮን የጨንቆን ኮይኑ ። ዘበነ ቅንእን ሕስድናን ኣጥፊኡ ዘበነ ፍቅርን ሓልዮትን ይመልሰልና ፈጣሪ ባዕሉ ፨። ሰላም ዎ ሰናይ ክቡር መምህር ጀርጆ
@venireichert161
@venireichert161 2 года назад
Hakeka Abi Abi mtnkak eyu zedli wala neza kdmi 30 amet kykewun nebere eziy mkrka hezi wun May ayhalefon kbret tena yhabka eti fltetka wun yebzhalka amlakna Amen 🙏
@ኩሉብዓቅሊይብፃሕ
@ኩሉብዓቅሊይብፃሕ 3 года назад
ወይ ታኣምር ሎሚ እንዲካ ረዲእካኒ ዳኣ! ብዝኮነ የቀንየለይ ::
@yordayordayaorda1879
@yordayordayaorda1879 3 года назад
qni medhanit zeybulu hmam eyu Thanks you brother 🙏
@መድሐኒታችንኢየሱስኢየሱስ
ሕጅውን አምላኽ ዘመንካ ይባርኽኮ ንፉዕ መምህር ንሰብ ዝጠቅም ነገር ኩሉ ካብ ሰናይ ሐሳብ ዘለዎ ሰብ ዝወጽእ ዩ ንፈትወካይና
@umsaleh896
@umsaleh896 2 года назад
ሙሉእ እድመን ጥእናን ይሀብካ ብትክክል እብህይወተይ ደህልፎ ዘለኩ እይው ግን ደስ ዝብለካ ድህር ነዊህ ስቃይ ብዙህ ፈተና ወጣ ወረድ አጉል ነይሐበሻ ቃልአለም እንዳገበርኩ የህሊፈ ብብዙህ ፀሎትን ትእግስትን ነብስይ አእሚኔ አብወሳኔ በፀሄ አብዛ ኩነታት እንከለኩ እዚአ መደብካ በጋጣማ ይስምዕኔሬ ንባእለይ ገሪሙኒ ጀሚርካ ስጋብ ትወድእ ውሽጠይ እንዳምበብካ ትዛረብ ደለካ ምስልኒ ምራለይ ብጣእሚ ተጎዲኡ ኔሩ ምስማእኩካ ብጣእሚ ወሽጠይ ተሐዲሱ 🙏 እዚ ኩሉ ክፀህፈ ዘገደደኒ ናተይ ኩነታት ኩሉ ሰለድገለፀካዬ እይው ረቢ እድመን ጥእናን ይሀብካ
@love-rw1bj
@love-rw1bj 2 года назад
ጽቡቅ ትምህርቲ የቀንየልና
@Seteshow
@Seteshow 3 года назад
ጀርጆ ዓቢ ሓውናን መምህርናን ከም ኩሉ ግዝየ ብሉጽ ስራሕ ክብረት ይሃበልና ስለቲ ብገንዘብ ክትመን ዘይክእል ወቃዊ ግዝየኻ ሰዊእካ እትህበና ዘለኻ ትምህትን ምኽርን ጵድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ።
@BeilulMerhawi-n3l
@BeilulMerhawi-n3l 3 года назад
ጆርጆ ሃወይ ብታሚ ዪየ ዘመስግን ምክንያቱ ናትካ ዝፈትዎ ብዙሕ እንድዩ ግን እቲ ቐንዲ ግና ካብ ሰብ ትጽበዮ የብልካን ምከኽንያቱ ከኣየ ዝካታተለካ ሶ ቀጽሎ ክብለካ ይደሊ ሰላም ንኹሉ ሰድራቤት ጆርጆ ሓወይ. I love it realy, what you show me .
@tackgudforallt2567
@tackgudforallt2567 Год назад
Very well said, God bless you!
@ffffg6325
@ffffg6325 3 года назад
ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህር ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ።ስለ እትገብረልና ሰናይ ስራሕኻ አምላከ ቅዱሳን ዓሲብካ ይኽፈልኻ አሜን አሜን አሜን
@July21stgreen
@July21stgreen Год назад
ናይ ብሓቂ ሃናጺ ትምህርቲ።
@hfhr474
@hfhr474 3 года назад
መርሓባ ጆርጆ ዓቢ ሰብ ጽቡቅ መግለጺ ዕምርን ጥዕናን ይሃብካ
@selamtesfaldet845
@selamtesfaldet845 9 месяцев назад
Exactly 💯❤❤❤❤❤
@akliluzeregabir5258
@akliluzeregabir5258 2 года назад
Thank u so much Memhirey. Truly speaking i like ur channels. It is so important in our life. Good job and keep it up memhirey.
@timnithaile3769
@timnithaile3769 Год назад
ሰናይ ዝገብር/ ዝሐስብ ፍረ ሰናይ ይረክብዩሞ ብስዉር ዝግበር ዝርኤ አምላኽ ስለዘሎ ንህላዊኡ ምስትውዓል ይሀበና
@michealehagos619
@michealehagos619 2 года назад
ጽቡቅ ኣገላልጻ መምህር ጀርጆ የቀኒየልና
@ናፍቆትኣለኒናፍቆትስድራይ
ሰላም ሰላም ሓውና ሰላምኻ ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ብትኽክል ብዙሓት ኣለና ውሽጥና ኻሊእ ደገና ኻሊእ ካብዞም ሰባት እዚኣም ምርሓቅ እዩ ዝበልፅ ምኽንያቱም ንባዕልኻ ኢኻ ትወቅስ እና ብቸኝነት ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ሰላም ኣለዎ ካብ ንሰብ ምስጢር ምዝራብ ምስ ኣምላኽ ምዝራብ ይሐሽ ❤️❤️❤️❤️
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 3 года назад
Thanks kubur g,drar tigebrlna hagez bizuh ena nimahr ajoka ketslo felfali filtet yihabka 🙏🙏
@titiayeritrean8095
@titiayeritrean8095 3 года назад
መምህረይ ዕንቃዕ ድሓን መጻካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ጓልአክሱምፅዮንንአኪዘይከ
ተመስገን ከምኡ ዓይነት ሰብ አይኮንኩይ ካብ ከምዚኦም ደሞ ክጥንቀቅ ክሙኩር እየ መምህረይ ናተይ
@lemlemabraham9838
@lemlemabraham9838 Год назад
Thanks Dear G Drar.
@lemlemabraham9838
@lemlemabraham9838 Год назад
It's True happen in my life. A lot for trying helping us thank you Dear .
@timnithaile3769
@timnithaile3769 Год назад
Thanks 🙏 brother So trues and great information
@Wedifish
@Wedifish 3 года назад
ጽቡቕ ትምህርቲ ብዙሕ ምሂርካና፡ የቐንየልና።
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 года назад
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኣስተምህሮ የቐንየልና።
@ghilachange9816
@ghilachange9816 3 года назад
በይንኹም ኮፍ እልካ ኣርመኒ እልካዮ'ውን ትብዓት የብሎም፥ ካልኦት ሰባት ኣብ ዝተኣኻኸቡሉ ግና ብተራ ሕቶ ወይ ርእቶ ኣምስሎም ብኣምሹር ኣብ ልዕለኻ ዘለዎም ጽልእ ይፍሥዎ! # ፍጽሞም ድማ ሕልምኻ ዋጋ ኪህብዎ ይኸዶም! ! ኣብ መንጎ እቲ ብዙሕ ዝብልዎ " ንስኻ ከኣ" - " ኣርክብካ"- " ግደፈና' እናበሉ ኣብ ደረጀኦም ከውርዱኻ ይፍትኑ!! # ነቲ ናትካ ጻዕሪ ከበኣእሱ፥ " እንተ ዝደሊ'ኳ ነዚ ትገብሮ ዘለኻ ኣነ ኣብ ሰሙን ወይ ወርሒ ምግበርኩዎ. . . እንተ ዝደሊ 'ኳ እናበሉ፥ ደጋገሙልካ!! ይሰውረና!! ብራቮ ሓው ጆርጆ!
@sabamengsteab1240
@sabamengsteab1240 3 года назад
👍🏽👍🏽☝🏽🥰
@tsegazeray3839
@tsegazeray3839 3 года назад
It is very good nice stuff I want to have your telephone number please I I don't want to write I want to speak to you if it is possible some people that alright some people don't speak I am the one I want speak to you please if it is possible but you are very good every single word they say is very nice thank you so much but if you want down to me your phone number it would be nice I'm really appreciate otherwise thank you God bless you
@thth6608
@thth6608 3 года назад
ገሊፅካዮ ኢካ ኩቡር መምህር
@trsittsegay6236
@trsittsegay6236 2 года назад
ፅቡቅ ትምህርቲ ክቡር ሓው ኩሉ ናተይ ሂወት እዩ መሓዛይ ዘይኮነስ እቲ ወሳኒ ዝብሎ ናይ ሂወት አጋረይ ኮምቲዕ ትብሎ ዝፀናሕካ እዩ አምላክ ጥራሕ ይሓግዘኒ🙏
@Eremia2012
@Eremia2012 3 года назад
ይገርምና አሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአሄር🥰🥰🥰
@letebrhanghirmay5695
@letebrhanghirmay5695 3 года назад
Wawwww agedasit arasti kab zrakwo yekenelna Memhr Gergo hawey admen Tanan yhabka♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@mehameddawud8633
@mehameddawud8633 3 года назад
መምህር ጆርጆ የቀንየልና
@hannsemussie841
@hannsemussie841 2 года назад
ፉሉይ መምህር 🙏🙏
@lovemeeri5249
@lovemeeri5249 2 года назад
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ኢኻ ኩሉ ግዜ ተቅርብ እሞ ብጣዕሚ,የ ከኣ ዝፈትወካ ኣዝዩ ኢዩ ዝምህረንን ዝሕግዘንን ሓሳብካ ስለዚ ቀጽሎ ክብለካ ጥራሕ ኢየ ዝክእል thanks so much
@godisgood9111
@godisgood9111 3 года назад
Bless u buruk yeimuroka melisu yibark agedasi tmhiriti buzhu ni geza risey temahire
@jeremiah5707
@jeremiah5707 3 года назад
beatmi des tbel tmhrti ewanawit dekonet our hero keep it up xelika klu gzie ab zeruyaka eyu zerekeb i love it today lesson god bless you
@ወዲክፍላይ
@ወዲክፍላይ 3 года назад
ኣጋጢማትኒ ያ እዛ ጉዳይ መምህረይ
@kahsayjohana7760
@kahsayjohana7760 2 года назад
bekdamnet selamen fekrin neakum yekun🙏🏿 btami xbuk melkti Thank you 😍
@dngleyadegoyta3958
@dngleyadegoyta3958 2 года назад
Zwehat ember zdrbe zereba zeyeblka edmen tienan yhabka fetari kexlo 💯💯💯
@altwaseliphone2125
@altwaseliphone2125 Год назад
ዪቀኒየለይ ክቡር መምህር እዚ ዳ ካብዞም፡ሕጂ ምሳይ ክዕልሉ ዝጸነሑ ሓደ እንድዩ ዋላ ት ካልኣይ ካማን የጣራጥረኒ ዩ Tx ብጣዕሚ ዘመስግነካ ጆርጆ ኣነ ካ ሳልሳዮም ኮይነ ጸኒሐ
@aryamy6216
@aryamy6216 2 года назад
Great job good education God bless you
@asma-rx3nz
@asma-rx3nz Год назад
Yes yes right drar hawey kemza zbelkaya ane ywerdeni allo gn amlak alo zkelakeleley thank you v mach
@ክብሮምተስፋይኣብራሃ
መርሓባ መምህረይ ኣንኳዕ ብሰላም መጻኻ፡ ጽቡቕ መግለጺዩ, በ ኣገላልጻኻ ብጣዕሚ ዕጉብ'የ ግን, እዚ ዝገለጽካዮ ኣብ ኣባና ሓበሻ 97% ኩሉ ሰብ ዩ ከምዚ ኣተሓሳስባ ፡ ብዝኾነ ግን ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ሰኢኣቢኻ የ
@mikimikimogos9747
@mikimikimogos9747 2 года назад
ፅቡቅ ትምህርት መምህርና ነበሬልና❤🤔👏👏
@tekluwoldegebreal8880
@tekluwoldegebreal8880 Год назад
Wow that is a big lesson. l like it.
@aziebhabte-selasie7329
@aziebhabte-selasie7329 Год назад
All ways your program is excellent.
@senaitdeberzion8499
@senaitdeberzion8499 2 года назад
Danke naye bhki abaye tmherte 🇪🇷🇪🇷
@kaldseid9697
@kaldseid9697 2 года назад
George hero for Eritreaians future 💐
@gotteimmerbeimir5878
@gotteimmerbeimir5878 3 года назад
ናይ በሓቅ ጆርጆ ሓወይ ጽቡቅ ኣለካ ክብረት የሃበልና
@eyokmesghina9468
@eyokmesghina9468 2 года назад
Edmedi tienedi ewenkut Goergo yedan,thanks 👌😍👍💯 emin
@haqiemnetu5085
@haqiemnetu5085 3 года назад
Memhery hawey eza timrti nay haqi 100% xebqti eya thanks thanks thanks lebam timrti
@mamanatey687
@mamanatey687 2 года назад
Selam naka drar hawey ane eko abmedebka kab wow wow 100% mbal halife kale meglexi qalat yebleyn Amlak nakan nbietkan ybark edmen tinan dma yhabka naka kemzi ktgebr zhagezeka amlak ybarek eska bereketna eka wow♥
@kisanet4715
@kisanet4715 Год назад
ድራር ሓውና ይገርም ዋላ ኣሕዋትካ ከለውስ ክንዲ ደሓን ኣለኺ ድብሉካስ ኩሉ ግዜ ሕማቅ ኣለኺ, ከፍእኪ ይብሉኻ, እዚ ኸ ከመይ ዩ,አድመ ይሃብካ ኑፉእ ሓውና 🙏🇪🇷
@miliongebrekal2180
@miliongebrekal2180 3 года назад
ብጣሚ ጽቡቅ ትምህርቲዬ ጆርጅ ሀወይ ቀጽሉ
@fruit5920
@fruit5920 2 года назад
የቐንየልና ብሩኽ ሓው ጀርጆ ኣምላኽ ይባርኽካ!
@simonkidanegebrekudus638
@simonkidanegebrekudus638 Год назад
Waw it's good massage to me God bless you dear bro keep it up
@ወትሩሻዕብያ
@ወትሩሻዕብያ 3 года назад
ፌክ ዓርኪ ዋላ share ገርካሉ ከምሕጉስ ኮይኑ እዩ Thank you ዝብለካ። ወይ ጆርጆ እንታይ አብ ዓርከ መሐዛ ትኸይድ አብ ገዛና ዝነብሩ ውን አለዉ ከምዚኦም ሰባት
@luwamhaile8758
@luwamhaile8758 Год назад
አውይ ብሓቂ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ሓንቲ ኔራ ልክዕ ከምዚ ዝበሎ ትገብረኒ ።ዝተዛረብኩዎ ኣንጻረይ ትዛረብ ክትነአደኒ ኣይትደልን አያ ወላ ጽቡቅ ተዛሪበ ከለኩ ኣብ ቅድሚ ሰባት ኣንጻረይ ትዛረብብ ብሓፈሻ አዛ መምህርና ዝበላ ኩሉ ኣብኣ ኣሎ ብሓቂ ገሊጽዋ አውይ ምሳይ ዝነብረ ኮዩኑ ተድሚዑኒ
@eyasutesfagabreal6099
@eyasutesfagabreal6099 3 года назад
Selam kibur Gorgo! Kibret yehabka betitgebro zeleka astemhiro. Egzabiher yibarka.
@HRUYHruyminase
@HRUYHruyminase 3 дня назад
bhaki seb mmraxi agedasi you ab hwetna thank you memhr❤
@justfunandlearn6034
@justfunandlearn6034 3 года назад
I strongly agree, it's true alot of people like this happen in my life 🧬 brave and smart Jorge thanks 😊 alot for trying helping us.
@Mahlet162
@Mahlet162 3 года назад
Tack så mycket Drar hawey. Belkee ab zuryayey zelewo selaetey geliskayom . Des zebel temherti keslo brukey 🌹🌹
@zebibadhanom8219
@zebibadhanom8219 3 года назад
የቀንየልና ኩቡር ጀርጆ ፣ ከም ወትሩ ብሉጽ ስብ ኢካ❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@kesetebrhanbahre1374
@kesetebrhanbahre1374 3 года назад
መምህር ልቦና እንቛዕ ብደሓን መጸኻ ። እታ መጽሓፍ ዝበልካያ ክገዝኣ ደልየ ኣለኹ ብኸመይ ክገዝኣ እኽእል ሓበሬታ ጽሓፈለይ ኣነ ኣብ እስራኤል እየ ዘለኹ። ኣብ ዘለኻዮ ሰላምን ጥዕናን ንዓኻ ይኹን ።ኣጆዃ በርትዕ እንዳበልኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@faizaahmed1383
@faizaahmed1383 2 года назад
Selam kubur hawena neskas kulgeze mekri temhrti mes habka memelisu rebi ysesneka
@smeeraismaail7434
@smeeraismaail7434 2 года назад
Masha Allah amazing idiya bravool
@awethagos3985
@awethagos3985 2 года назад
Nay behaqi xbuq tmhrti yqenyelna drar hawey ❤❤❤❤❤
@merrygoelyesus3218
@merrygoelyesus3218 3 года назад
ጆርጆ ሓወይ መምህረይ ክብረት ይሃበልና መምህረይ
@mussieasmorum3206
@mussieasmorum3206 2 года назад
U are so smart wedi Eritrea amlak xega yhabka feletkayom aleka
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 3 года назад
ጆርጆ ሓወይ መጀመርታ የቀንየልና በቲ ትህበና ኩሉ ጥቕሚ ሓንቲ ሕቶይ ግን ሓውኻ ወደ ቦኻ ወደ ዴኻ እሞኻኣ እንዳ ኣፍቀርካዮ ክንስኻ ከምዚ ምስ ዝገብረካ እንታይ ትብል ጛና ዳኣ እንታይ ጸገም ኣለዎ ቀይሕ ካርዲ ትህቦ ካብ ሓውኻ ሓፍትኻ ግን ከቢድ እዩ ስጋብ ጥዕናኻውን ኽጎድኣካ ይኽእል እዩ ጸሎት ንግበር የሕዋተይ ፈትዮም ኣይኮኑን ዝገብርዎ ስለዘይፈልጡ እዮም።
@HaniHani-ic4bf
@HaniHani-ic4bf 3 года назад
Nay bhaki hakka eka
@abrahth5460
@abrahth5460 3 года назад
No fotu aykonan aynat ny sab eu so athazalu merry kamizey aynat mat sab eu zagatmo mherat yawrdalina fatari
@Itsme-jb1tu
@Itsme-jb1tu 2 года назад
ልክዕ አለኻ ሓወይ ርኩስ መንፈስ ስለ ዝሓደሮም ዩ
@tedrosberhane6668
@tedrosberhane6668 3 года назад
Hi Mr Drar I appreciate you I have liked your open and genius opinion. That is excellent reminder. Thank you
@selfnew70
@selfnew70 2 года назад
Nay behaki eka memiheri teblreki
@eyobasefaw1804
@eyobasefaw1804 3 года назад
Thanks my bro
@abrhethaile9681
@abrhethaile9681 2 года назад
Naybhaki xbuk thank you GBU ❤
@ezgiamentekliya9032
@ezgiamentekliya9032 3 года назад
Good job Drar, excellent explanation 🙏🏽❤
@natankelete7905
@natankelete7905 3 года назад
thanks you so much teacher
@ghideytewelde3365
@ghideytewelde3365 3 года назад
Kebret yhabelna memher jeorjo drar tsbuck temherti
@selamgh3379
@selamgh3379 Год назад
wow thanks for sharing it’s good topic god bless you and your family 🙏🙏🙏
@መልእክቶችንይከታተሉ
ጎበዝ በርታ።ተባረክልን።
@dasiamine2174
@dasiamine2174 3 года назад
Thanks 👍👍 Drar
Далее
DEMONS ARE ATTACKING BRAWL STARS!!!
09:08
Просмотров 12 млн
ደረጀ ከበደ
1:47:50
Просмотров 637
7 ባህርያት ዕውታት ሰባት
13:19
Просмотров 91 тыс.