ምዝገባ 5ይ ዙር ጀሚርካ ምውዳእ - ስልጠና ውልቃዊ ዕቤት (Personal Development Course) ተጀሚሩ ከምዘሎ ከነበስርኩም ንፈቱ።ኣብ እዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ፎርም ኣቲና ክንምዝገብ ንኽእል ኢና።docs.google.co...ንይዝያዳ ሓበሬታ ብ kburhasab@gmail.com ርኸቡና።ወልድሸ ሰለሙን - LONDON - UKKbur Hasab Academy
30 сен 2024