Тёмный

#ፍሬምናጦስ_መንፈሳዊ 

 ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media
Подписаться 2,5 тыс.
Просмотров 3,9 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @sewaswmedia-bd8hg
እዚ መንፈሳዊ ሚድያ እዚ፣ አስተምህሮ ቅድስት ኦርቶዶክሳዊ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ዶግሞን ቀኖናን ሓልዩ፣ ብሊቃውንተ ቤተ ክርስትያን ዝመሓላለፍ ትምህርተ ወንጌልን ታሪኽ ቤተ ክርስትያንን መፈሳዊ ትንተናን፣ ከምኡ ድማ ናይ ቅዱስ ያሬድ ጽዋትወ ዜማን ወረብን መዝሙርን መንፈሳዊ ስነ ጽሑፍን፣ ዝመሓላለፈሉ መንፈሳዊ ሚድያ እዩ።
ስለዝ ድማ፣ ነታ ቅንዕቲ ሃይማኖትናን እምነትናን ብትክክል ፈሊጥና፣ ነቶም ዘይፈልጡ ክነፍልጥን መንፈሳዊ ግዴታና እና ተዋጻእና፣ ነቲ ብሊቃውንተ ቤተ ክርስትያን ዝመሓላለፍ መንፈሳዊ ፕሮግራም ቀልጢፉ መታን ክበጽሓና #ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media ዝብል ቻነል #SUBSCRIBE ንግበር።

Опубликовано:

 

5 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 24   
@medhini7477
@medhini7477 21 день назад
ሕድ ሕድ ቤተክርስትያን ሰንበት ትምህርቲ ክወፅእ ኣለዎ በረከቱ የብሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብመንገዱ ይምራሕኩም❤❤❤❤❤❤
@KidanHadgu
@KidanHadgu 19 дней назад
ተመስገን ነዚ ዘረአካና ኣምላከይ !ህዝብና ሰኣን ት/ቲ ይጠፍእ ኣሎ ብዝተከኣለኹም ት/ቲ ወንጌል እንትዝመሃር🙏
@user-uw5ze2pi1i
@user-uw5ze2pi1i 20 дней назад
ባርኾቶም ይብፀሐና ቡጹኣን ኣቦታትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 21 день назад
Egziabher. yemasgen. behake. Llllllllllll✝️🙏🙏🙏❤️🌿❤️🌿
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 21 день назад
❤❤❤🙏ማሕበረ ሰብና ክማሃር ኣለው ብፊላይ ኣብ ገጠር ዘሎ ኣቦታት ዑዮኹም ቡዙሑ እዩ ህዝብና ይጠፊኢ እዩ ዘሎ?
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 20 дней назад
Nay behaki des zibl Kale hiwet Yesmalena Egziabeher Amlak Mehiret yeweredlena 🙏🙏🙏❤️✝️✝️✝️❤️
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 20 дней назад
Temesgen Amlakey entay esaeno ezi zeraekana Abotatna le bereketom yhderena ❤❤❤❤
@simondtt3126
@simondtt3126 17 дней назад
በረኸትኩሙ አይፈለየና አቦታትን❤❤❤
@tsgabaxum
@tsgabaxum 16 дней назад
መንፈሳዊ ስሚዒተይ ክቆፃፀሮ አይከአልኹን እግዝአብሔር ሎማዓንቲ ፅባሕ ንዘልአለሙ ሹሙ ይክብረ ይመስገን🙏💊🙏❤
@user-wc3xm5us2x
@user-wc3xm5us2x 21 день назад
ተመስገን
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 20 дней назад
❤❤❤
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 21 день назад
❤❤❤❤❤
@user-ns9ks4pk2d
@user-ns9ks4pk2d 20 дней назад
♥♥♥♥♥
@fhjih578
@fhjih578 19 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@edenpaulos4413
@edenpaulos4413 20 дней назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 21 день назад
❤❤❤❤❤😊😊😊😊
@user-wc3xm5us2x
@user-wc3xm5us2x 21 день назад
ናይ መቀለ አገረስብከት በደንቢ ክፃረ አለዎ ናይ ሽዋ ቅጥረኞች አለዎም እዮም
@haymanotabrha7649
@haymanotabrha7649 20 дней назад
Whether you like clapping or not.
@user-hc4ss4zr1v
@user-hc4ss4zr1v 19 дней назад
መንበረ ሰላማ ዘይኾነ ካህሳ ነዝሞቱ የህዋተይ ቤተሰበይ ሃንቲ ሃይማኖት ቅዱሳን ነገስታት አቦታትና ዘፅንሁልና ናብ ቦታዓ ክትምለስ እያ። መንበረ ሰላማ አብይ ፀሊም ናይ ታሪክ ሰህተት እዮም ።
@user-bi3ed6jf2c
@user-bi3ed6jf2c 20 дней назад
😂😂 ኣታ እዞም ዓቢይ ኣቦ። ቅኔ ዘይፈልጡ ኣብ ቅድሚ ኣቦታት ከቕርቡ ምግባር እንታይ እዩ። ወይ ግጥሚ የቕርቡ እምበር፡ ቅኔ ኢልካ 😂😂😂፡ ምኽሪ ድዩ ማዕዳ
@zelekebekele4163
@zelekebekele4163 17 дней назад
ትግሬ ይችላል እንዴ ግዕዝ መቼም ጎንደርና ጎጃም መጥታችሁ ካልተማራችሁ
@WdasseTube
@WdasseTube 20 дней назад
አበት ቅኔ ሞይታ
Далее