Тёмный

ፍትዋት ተዋሳእቲ ዳንኤልን ዊንታን ኣብ መደብ 10 ሕቶታት 2ይ ክፋል 

Lwa Tube
Подписаться 55 тыс.
Просмотров 26 тыс.
50% 1

ምስ ዊንታን ዳኒኤልን ዘስሕቁን ዘገርሙን ዝፈትኑን ፃንሒት ኣብ መደብ ዓሰርተ ሕቶታት

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 206   
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x Год назад
ክልቴኩም ክትምርዐዉ ተስፋ ይገብር ክልተ ፅቡቃት❤❤❤❤ ይኩኑ እትብሉእስከ ግጨዉኒ❤❤❤😂
@Aasaveendieley-rm7pw
@Aasaveendieley-rm7pw 7 месяцев назад
❤❤❤🎉🎉🎉
@jeue3286
@jeue3286 Год назад
ንሉሎም ዝፈቱ liak ይሃበኒ ❤❤
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
እንኳዕ ደሓን መጻእኩም ተጋሩዋይ ፍቅርታት😍😘 ፍቁራት ተትኮኑስ ደስ ምበለና ሙቁራተይ❤ ዊንትሸይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ እና ማዕተብ ክሪ ግበሪ ኢኪ ምቅርተይ❤ ናይ ግድን ትግራይ ሃገር ክትከውን እያ ሓላላት😍😘 ኣብ ቀፃሊ እውን ኣያ ዘርኣብሩክን ለምለም ዓይነይን ገሬእሙንን ቤቲ ሃይላይን ኣቅርቡልና ኢኩም❤ ትስማዕምዑ ላይክ ግበሩ ተጋሩዋይ😍😘
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 Год назад
እዋይ ስብኣይ ሰበይቲ ክትኮኑ ይምነ ክልቲኦኩም ዝፎትወኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
@daifallhaasss4452
@daifallhaasss4452 Год назад
ደምርኒ ባ ወለላይ
@fevinatigraweyti1543
@fevinatigraweyti1543 Год назад
Yes ዳኒ ትግራይ ሃገር ክትከውን ኣለዋ 💯 ምፅባብ ኣይኾነይ ❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 Год назад
ተጋሩዋይ ኣጆኩም ግድን ዩ ሃገር ትከዉን እያ ትግራይና❤️💛🥰
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
ዳኒና ዌንታ ንፈትወኹም ተዋሳኣቲ ዓይኒ ትግራይና🥺እወ ትግራይ ናይ ግድን ሃገር ክትከውን ኢያ ዳኒየይ❤💛ተማርዓዉ ክልተ ብሉጻት🙏🥺
@wedimisgna4638
@wedimisgna4638 Год назад
ፅቡቕ ጅማሮ እዩ ቐፅሉ ተጋሩ ለምለም ዓይነይን ምስ ትሕሽ ተተቕርብወን ዝበለፀ ነሩ ሰላም ንትግራይ
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t Год назад
ዝፎትወኩም ተጋሩዋይ በርትዑ ♥️♥️♥️♥️♥️ትግራይ ሃገር አንተትኮን ደኣ 😢ኣበይሞ 😭
@GantaNegse
@GantaNegse Год назад
ኣነ ክነብር እየ ልደሊ ያ ልሎሞይ ያንብርኻ ፈጣሪ ❤ ሙና ሽኮር❤❤❤
@ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ
ኣነውን ትምኒተይ ብሓደ ተትመርዐዎ እግዚአብሔር ኣምላክ ተፈቂደዎ ፅሩያት ❤❤❤❤❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ልሎሞይ ሙናየይ ብጣዕሚይ እየ ዝፍትዎኩም ❤❤❤❤ተሚኒት ኣለኒይ ክልቲእኩም ክትምርዖዉ ይደሊይ ተስፋ ይገበር ክትምርዐዉ❤❤❤
@selamselam5487
@selamselam5487 8 месяцев назад
ኣጀኩም ዘምሓተይ ሓንቲ ማዓልቲ ዘይተርፍ እዩ ትግራይ ሃገር ምኻና እና ንሕና ንፋቀር ንሕበር ጥራይ ድሞ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀኩም ዝፈትወኩም❤❤🥰🥰
@user-bl2eb1wy3g
@user-bl2eb1wy3g Год назад
ኣሕዋት ተዘይ ኸይንኹም ፉቁራት ኹኑ❤❤❤
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 8 месяцев назад
አይይ ልሎምይ ኣነ ክነብር እዩ ያ ክልተኣኹም ሰብኣይ ሰበይቲ ክትኮኑ እዩ ይምኑ ብጣዕሚ እዩ ዝፎትወኩም🤲🤲❤❤❤❤
@مازنحامضي
@مازنحامضي 5 месяцев назад
ክልተኩም ተመርዐው ባጃኩም ማርያምን 😢😢😢 ፅርያተይ
@GantaNegse
@GantaNegse Год назад
ፍቃድ ኣምላክ ይኹነልኹም ብሓደ ክትኾኑ ብጣዕሚ እኹም ደስስ ትቡሉ❤🎉
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 Год назад
ሙናየይ ልሎመይ ብጣዕም እየ ዝፈተወኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ 💞❤️💞❤️💞❤️💞❤️
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ትግራየይ ሃገር ኮይና ክሪኣ እየ ናይ ግደን ክትኮን እያ❤❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
ብሓቂ።❤❤❤😍😍
@salama6013
@salama6013 Год назад
ክፈትወኩም ማዓት😍ናናማን ፍቁራት ተትኮኑ ክንደይ ደስምበለና❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ኣየ ልሎሞይ ቡዝሕ ትሓስብ ተኮይንካ ኢካ እትርስዕ ኣጆካ❤❤
@hiwoetgerezgbher4924
@hiwoetgerezgbher4924 Год назад
አንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራት ደቂ ሓላልት ትግራይ 🥰🥰🥰🌺🌺🌺🌺
@user-mp5kc3ux4j
@user-mp5kc3ux4j Год назад
ብጣዕሚ ኢና ንፎትየኩም ንበሩልና ክቡራትና ❤❤❤
@user-oi3xz1lr4i
@user-oi3xz1lr4i 6 месяцев назад
ዳንኤል የፍቅራ እዩ ከርእያ ይምኩር ግን አይትርደአሉን😢😢😢😢ብዝኾነ ሓሪፍ እዩ ቀፅሉሉ ተጋርዋይ
@user-lf7cv6tx4b
@user-lf7cv6tx4b Год назад
እዚ ወዲ ክምቸወካ ፍትሕ ዝበለ😍
@user-th9vj3ob5i
@user-th9vj3ob5i Год назад
ፅሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር።ኣምላክ
@azmeruaynalem5861
@azmeruaynalem5861 Год назад
ክተቕንኡ ሙቑራተይ ኣነስ ክፈትወኩም መዓት ፍቕርኹም ይብዛሕ❤❤
@brhanugebre9344
@brhanugebre9344 Год назад
ንዊንታ ድምፅኪ ኣዝዩ እዩ ጥዑም እሞ በርትዒ ቀፅልሉ በልዋ ብሓቂ ኣዝዩ እዩ ምቁር።
@user-ji3mm8ge8k
@user-ji3mm8ge8k 2 месяца назад
ትግራይ ቅድስት ሃገርነ ሰላም ለኹሉኩሙ ደቂቀ ትግራይ ❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray Год назад
ምጽባብ አይበሃልይ ልሎማ: ጸቢብነት 'ናበሉ እዮም ናብ ጸቢብ ዘእትዉናለዉ 😢 ናይ ግድን ትግራይ ሃገር ክትከውን አለዋ! ንትግራይ ንፈትዋ 'ተኾይንና ብዝተኽአለ መንገዲ ብዘይ ኲናት ሃገር ትኹነልና! ሉሎምን ሙናን'ለ ንፈትወኩም ኢና ንፉዓት ኢኹም ቀጽሉሉ 'ዞም አሕዋትና 😍
@user-lj7qm7oc3u
@user-lj7qm7oc3u 3 месяца назад
እቶም ተጋሩ ኮይኖም ኢትዮጵያ ክኮኑ ዝደልዩ ንኢትዮጵያ ኬይዶም ክነብሩ ምርጭኦም እዩ እንተ ንሕና ተጋሩ ግና 99 % ትግራይ ሃገር ክትኮነልናን ክንገብራ ኢና ንምነን ንደሊን እሞ ኣጆና ክንከዉን ኢና ከዓ ኣብ ሓፅር ግዜ ደቂ ሃገረ ትግራይ❤❤❤❤❤
@Arondesta-m8q
@Arondesta-m8q Год назад
ለምለመይ ኣምፅኡለይ 💋❤️
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o Год назад
ብሓቂ ወለደይ ቅድመይ የዉዕሎም❤ወለደይ ሓዘን ዉላዶም አየርእዮም❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ክቡራት ኣሕዋትና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም
@user-ks1uy3xh9g
@user-ks1uy3xh9g 9 месяцев назад
ደስባሃልቲ❤️❤️❤️❤️❤️
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w Год назад
ለምለምን ኣያ ዘብሬኣሪኹን ኣምፅኡልና ብሓደ😂
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f Год назад
ተጋሩ❤💛✊
@danitekeste7277
@danitekeste7277 Год назад
❤ትግራይ ሀገር ኾይና ምርአይ እዮ ሕልመይ የስ❤
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 Год назад
Thanks Dani. Winta tigray will be country ❤❤❤adi eya
@HinayEnderitawit
@HinayEnderitawit Год назад
ብጣዓሚ እየ ለድነቀኩም እና ክልቲኦኩም ክትምርዐዉ ተስፋ ይገብር 🤲🥰🤗
@haymihabeshawit9991
@haymihabeshawit9991 Год назад
ናይ ብሓቂ ፉቁራት ተተኩኑ ደሰ ምበለና❤
@user-qp2np4wc5k
@user-qp2np4wc5k Год назад
አረ ተመርዐው ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም❤❤
@samrisamri3248
@samrisamri3248 Год назад
ዝፈትወክም ተዋሳኣቲ ❤❤
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሙናየ ልሎመይ ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ተዋሳእቲ ❤❤
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b Год назад
ኣነ ለለ ትግራይ ሃገር ኮይና ወላ ሓንቲ ማዓልቲ ዊዒለ ክመውት ደስተኛ እየ
@BanaLoveHabesha
@BanaLoveHabesha Год назад
ካልኤተይ ፈጣሪ እንታይ ይስኣኖ
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b Год назад
@@BanaLoveHabesha ሓላለይ
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Год назад
ኣድናቂኹም እየ ቀፅልሉ.ደስ ዝብል ፃኒሒት ነይሩ ❤💛❤💛
@selamawit6916
@selamawit6916 Год назад
ለምላም ዓይነይ ድኣ❤💋ተሐሽ ጠራዕራዕ😂ሙሉጌታ❤
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 Год назад
ትኾን እያ ዳንኤል ሓወይ እግዚኣብሄር ይፈልጥ ናይኩላትና ትምኒትእዩ ኣብልብናዘሎእዩ ቅድስት ሃገረ ትግራይ ናይኩላትናትምኒትእዩ።
@LwamLwam-gt5bv
@LwamLwam-gt5bv 11 месяцев назад
ፅቡቃት ደስ ክትብሉ ተጋሩዋይ ❤️🥰🥰🥰
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ጎብዙ ልሎምይ ኣጀኩም ጨ❤❤❤
@lideaabraha-gn7dz
@lideaabraha-gn7dz Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ bitami eye zfetwekum deki adey niberuley nifuat kestilulu keblekhum yedeley
@user-ni4dm8hu9t
@user-ni4dm8hu9t Год назад
❤❤❤ማሮች❤
@destangus5612
@destangus5612 7 месяцев назад
አይ እሞ ተመርዓዉታይዶ ክልቲኩም ደስስስ ክትብሉ ❤❤❤❤❤
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y Год назад
Ajekum kexllu mukurattt edmen tenan yhabkum fetari
@user-fd6zs4lu7q
@user-fd6zs4lu7q Год назад
ብጣዕሚ ነድቐኩምን ንፈትወኩምን ሙሩፃተይ ቃለ ምልልሰኩም ብጣዕሚ ኢና እንጆይ ጌረዮ ተባረኩሉና ጀጋኑ
@ihsa4855
@ihsa4855 11 месяцев назад
ሹኮራተይ❤
@rozaoppo828
@rozaoppo828 9 месяцев назад
ክትምረዐዉ ተስፍ ንገብር❤❤❤
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e Год назад
ዘመን ኣለም ሰገድ እስቲ ኣሙፁኡለይ
@tsruytibrhanu8879
@tsruytibrhanu8879 Год назад
ትግራይ ዓደይ ሃገረይ እወ ሃገር እና ንደልይ ኩቡራተይይይ
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e Год назад
እዋይ ሰብአይ ሰበይቲ ክትኮኑ ይምነ ክልቲኦኩም ዝፎትወኩም❤❤❤❤❤
@helenyemane99
@helenyemane99 Год назад
ዳኒ ሓወይ ግደፎም ነዞም ጎሳሳት ትግራይ ሃገር ንኽትከውንዩ ትምኒትና ❤️💛
@user-so4wv3hm9r
@user-so4wv3hm9r 11 месяцев назад
ዳኒየ ማሓዛይ ሙኒየ ❤❤❤❤❤❤ ኩብራት ኢኩም
@lemalmotigray5363
@lemalmotigray5363 Год назад
des behalo ekum...subscribe ..like...comment le ngebrlena ena. we tigrayans deserve an independent country, Tigray
@sjzjbdb305
@sjzjbdb305 Год назад
❤❤❤ማራ ዝፍትወኩሙ 2ኩም ተትምራዓው
@bdd988
@bdd988 Год назад
ፅቡቃት💘💘💘💘
@iopo2749
@iopo2749 Год назад
ሸካሪታ ደቅ ትግራይ❤❤❤
@user-rb4nr1kf8m
@user-rb4nr1kf8m Год назад
❤❤❤❤ጀጋኑ
@almazgiday9935
@almazgiday9935 Год назад
ሙቁራተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ንበሩልና ዳኒየ ድቃስ ፅገብ እዚ ምርሳዕ ከቢድ እዩ እሞ ጥቅቅ በል እዚ ኩሉ ፀገም ናይትግራይ ብጣዕሚ ሀሲዩና እዩ ኩላትና ንርስዕ ኢና ዘለና እሞ ጌታ ይሐግዘና ።
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ተጋሩዋይ ኣጆኩም ጎቡዙ ❤❤❤❤
@user-sy6tx7ov1u
@user-sy6tx7ov1u 4 месяца назад
ክብራት ተጋሩ❤❤
@merrygh
@merrygh Год назад
❤❤❤ ፅብቅ ነይሩ ሰብአይን ሰበይቲን ተትኮኑ ....ካብ ብሓደ ንላዕል እንታይ ይፈጠሪ❤❤❤
@lulaa1242
@lulaa1242 Год назад
ዊንታ ንፍእቲ ተዋሳኢት ግን አብ ምልስት እትገብርዩ ፀሊኤኪ
@KeberomTsegay
@KeberomTsegay 4 месяца назад
ተጋሩዋይ ንበሩለይ❤❤❤❤
@user-dy7pq4zi9r
@user-dy7pq4zi9r 4 месяца назад
❤❤ደስ ትብል
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r Год назад
ተጋሩካይ ❤❤😍😍
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
ክልተ ሓደ ኮዋኽብቲ ደስስ ክትብሉ❤❤❤❤❤💞💞💞💞🙏👏
@almazgiday9935
@almazgiday9935 Год назад
ዳኒ ትክክል ትግራይ ሀገር ኮይና ክትነብር ክትነብር አለዋ ኩሉ ግዜ ህዝብና ክስዋእ አንደልን 30 ዐመት 50 ዐመት ክንስዋእ ህዝብና ክጭፍጨፍ ክመውት ይአክለና ክንቀስነሉ የብልናን ንስረሐሉ አለና
@user-xn4or7cq5p
@user-xn4or7cq5p 5 месяцев назад
❤❤❤❤ተጋሩዋይ
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 Год назад
ዋውውውውው🎉🎉🎉❤❤
@merkebtasew6216
@merkebtasew6216 Год назад
❤❤❤ ደስ በሃልቲ
@Aasaveendieley-rm7pw
@Aasaveendieley-rm7pw 7 месяцев назад
የኔ ማሮች🎉🎉🎉❤❤❤
@Asqualgebrehiwot
@Asqualgebrehiwot 7 месяцев назад
gedede nerse inamo akmkan Dani hawe😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤
@tsruytibrhanu8879
@tsruytibrhanu8879 Год назад
እሞሲ ምቁራተይ ናይ ብሓቂ ትመርዐዉ
@SalamSa-ym8ju
@SalamSa-ym8ju Год назад
ተጋሩዋይ ✝️
@ተመስገንአምላከይ
ሙና ጎቦዝ 80 ዓመት።
@danitekeste7277
@danitekeste7277 Год назад
ትግራይ ሀገር ኾይና የርእየና አምላኽ
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏❤❤😍😍
@daifallhaasss4452
@daifallhaasss4452 Год назад
❤❤❤❤❤
@stgatesfun3010
@stgatesfun3010 6 месяцев назад
ዝፈተወከም❤
@allall8274
@allall8274 Год назад
ዊንታ ፍቅረይ እኮ እልዋ ተመርዐዩ 😂❤❤❤❤
@salam12as56
@salam12as56 Год назад
_ሰምሃል ኣምፁኡልና_
@Top_musics280
@Top_musics280 Год назад
Hermela abraha eba amxulna pls thanks kea kexlwo
@sarhali1760
@sarhali1760 Год назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🌺🌺🌺🌺🌎🌎🌎ደቂ ሪመይ ሸኮራተይ
@DhjkChj
@DhjkChj 8 месяцев назад
ኣበይሞ❤❤
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 Год назад
Bravo memihir Lilom & muna🎉🎉❤❤👍👍👍🎊🎊🎊
@user-ir7ql2pw8f
@user-ir7ql2pw8f Год назад
💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗
@jeue3286
@jeue3286 Год назад
እዋይ ሉሎመይ መቅሰን ረሳዒ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤
@user-yo1qi5pl7j
@user-yo1qi5pl7j 10 месяцев назад
@MohammadMohamma-jl9ex
@MohammadMohamma-jl9ex Год назад
ምንባር❤️❤️❤️
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 Год назад
Thanks love you guys
@bdd988
@bdd988 Год назад
💘💘ማኛታት💘
Далее
Они захватят этот мир🗿
00:48
Просмотров 761 тыс.
Introducing iPhone 16 | Apple
02:00
Просмотров 4,1 млн
Они захватят этот мир🗿
00:48
Просмотров 761 тыс.