Тёмный

ፕረዝደንት ጌታቸው ሓሚሙ/መግለፂ ሰራዊት ትግራይ /ሻዕቢያ ግብረ መልሲ ሂቡ/ዓቃቢ ሰላም ሱዳን ክኣቱ/ሑቲ ንኤርትራ ከሲሱ! 

Tigray Horizon
Подписаться 41 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

15 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 76   
@weini8015
@weini8015 9 дней назад
ጌታቸው ብገንዘብ ህዝቢ ኣኽሱም ክግዛኦ ስለ ዘይክኣለ, ሆይ ሆይ ዝብለሉ ሰለዘየለ ኢ ዩ ሓሚሙ ኢ ልኩም ተመካንዩሉ ዘለኩም.
@SeyoumBerhe-q5l
@SeyoumBerhe-q5l 9 дней назад
ጌታቸው ብምሕማሙን ብዘይምሕማሙን ዘምፅኦ ለውጢ የለን ሕማቅ ክረክብ አይንምነን ግን መስተ ውስኽ በልዎ
@SAMMKAFW
@SAMMKAFW 8 дней назад
Ata.Denqoro Tsebib RiesiNisikaam.Riesika Asiffihh!!
@Er-Unity129
@Er-Unity129 8 дней назад
Gudaykum tetgebru mhashekum Every day shaebya shaebya Iti n 25 amet ixwan kban ab Eritrean zfexemkmo ayaklekumn We Eritrean have significant unity
@SagolPagol-p3f
@SagolPagol-p3f 9 дней назад
ጌታቸዉን ፃድቃንን ዓገብ በሉልና ዝኸድዎ ዘለዉ ህዝቢ ትግራይ ናብ ፀልማት እዮም ዝመርሕዎ ዘለዉ
@mezmurebirhan8711
@mezmurebirhan8711 9 дней назад
ኣብ ፀለምቲ ኣብ ህዝብና ሕዚውን ዝበፅሕ ዘሎ መወዳእትኡ ዘይፍለጥ በደል ተሓታቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ እዩ።
@adonay7097
@adonay7097 9 дней назад
ትግራይ ሰላም ሲዒና ጌታቸው ይህምብጥ አሎ፡፡
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 9 дней назад
👍
@mekonenaregai9483
@mekonenaregai9483 9 дней назад
ኣይሓመመን! ኣብ ኣኽሱም ከምቲ ካልኦት ሆይሆይ ዘየለ ምኻኑ ምስኣረጋገፀ ሓሚመ'ሉ
@siblesible4838
@siblesible4838 9 дней назад
Akusum eko tolot alo kemey geru kkeyd emebete kelkilato akayda tokalu enakede
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 9 дней назад
መርገጺ ሰራዊትና ዘሐብን ኢዩ። ህዝቢ ትግራይ ድማ ኹሉሻዕ እምነቱ ኣብ ደቁ ሰራዊት ትግራይ ምዃኑ ይፍለጥ
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 9 дней назад
ምሕረት የውርደሉ ኣይተ ጌታቸው ረዳ።
@TeferMekonen
@TeferMekonen 9 дней назад
ሓዲኦም ከምከዱ ህዝብና ሰላም ኪረክብ ዞም በላዕቲ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 8 дней назад
ምሕረት የውርድ ሙሑር ፈላጥን president ሜርካባ ትግራይ እድለኛ እያ ምሕረት የውርድ እግዚኣብሔር ምስ ጎይቶኦም ረዳ ካሕሳይ..
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 9 дней назад
እንኳዕ ደስ ዘይበለኩም
@yeromneshTarekegn
@yeromneshTarekegn 8 дней назад
ፈጣሪ ካንተ ጋ ይሁን ጌቾ
@GeberMekonon
@GeberMekonon 9 дней назад
ብፈለማ እግዚኣብሄ ይምሓሮ ክንወቅሶ ዘለና ብቲ ዘካይዶ ዘሎ ጸለመ ወፍሪ ካልኣይ ህዝቢ ካብገዝኡ ተፈናቅሉ እናሃለው ኣብ በለካ ለኽዕካ ብምውዓል ኣትሪርና ንንቀፎ ምጽራፍ ኣይድልን
@KedirAbdulkader
@KedirAbdulkader 9 дней назад
እሞ እዚ ኹሉ ፀገም ናይ መን ሐላፍነት ግዛዊ መንግሰቲ ካብቲ ዝተወሃቦ ሓለፍነት ወፂኡ ኣብዘይ ሰርሑ ክሰርሕ ክብሌ ግዜኦም ይሕልፈሞ
@user-jn5pu2ob8w
@user-jn5pu2ob8w 9 дней назад
❤❤❤💛💛💛
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 9 дней назад
አምላኽ አይሰአነካንም አድሕነናባ ጎይታይ ማአረይ።
@May-vt1jq
@May-vt1jq 9 дней назад
ሰኪሩ እዩ ዝኮን ብዙሕ ማይ ይስተ ንህዝብና ከመይ ከምዝፈላሊ ክሓስብ እውን ደክምዎ ይከውን
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 9 дней назад
ዓንጃል ዕሱብ
@siblesible4838
@siblesible4838 9 дней назад
😂😂😂😂😂😂
@gadogado-o4d
@gadogado-o4d 8 дней назад
ሰባት ይጭወዩ ኣዴታት ይድፈራ ጥሪት ይዝረፋ ወገናት ይጋፍዑ ኣለዉ፤ እኒ ጌታቸው ፀላም ከብዲ ክሳብ ተኸኽ ትብል እናተፍኡ ይሰትዩን ትግራይ ኣሕሊፍካ ንምሻጥን ወንጀለኛታት ካብ ተጠያቒነት ንምድሓንን ገንዘብ ይብትኑ ኣለዉ። ጌታቸው ግን ብኣቋራጭ ኣይሙት፤ ብደዉ እናሃለወ ሰዓራይነት መስመር ህወሓት ክረኢን ንዝፍፅሞ ዘሎ ናይ ባንዳነት ተግባር ንጥፍኣቱ ዝምጥን ፍርዲ ንክረክብን ይቐኒ!!! ደም ሰማእታት ትግራይ ኣይለቆን'ሞ!!!
@RingAliok-yo2pc
@RingAliok-yo2pc 9 дней назад
ጌች እግዚአብሕር መልኡ ይመሐሪካ፣
@GebrewhdWelu
@GebrewhdWelu 8 дней назад
ሙጭዋት ጣብያ❤❤❤❤
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s 9 дней назад
አክሱም ሠሪሖምሉ ኢዬም ልኾኑ
@ZenebeYgizaw
@ZenebeYgizaw 9 дней назад
ሓጎስ ገ/ ፃዲቅ አይተጨወየን ጌጋ እዪ ካልኦት ግን ሓቂ እዩ አፃሪዩ
@negagetachew974
@negagetachew974 9 дней назад
ናይ ትግራይ ችግር እንዃዕ ተካፋፊሎም 24/7 ብፍቅሪ ተትሰርሑ እውን ብዙሕ ዓመታት ዝውድዕ እዩ ።
@LeakeGebremaryam
@LeakeGebremaryam 9 дней назад
ምሕረት የዉርደሉ ኣተጌታቸዉ ረዳ ንስልጠን ክብል ህዝቢ ኣብሽግርን ፀበባን ኣብ ተዳን ጭቃን ተደርብዩ ዘሎ ህዝቢ ረስዑ ናይ ህዝቢን መግስትን ገዘብ ንትሸርትታትን ባጃጃትን በትኑ ስልጣኑ ንምንዋሕ ዝገብሮንዘይገብሮን ለፕሮፐጋዳ ሃልኪ ክግዕር ቀንዩ ብሑሱም ድካምን ጭንቀትን ሓምሙ ምሕረት የዉርደሉ ናብሉቡ ድማ ይመልሶ
@weini8015
@weini8015 9 дней назад
ኣንታ ሓወይ ግዝያዊ ምምሕዳር አንታይ ዲዩ ስርሑ,ሓላፍነቱ ዘይዋጻእ ፀጥታ ህዝቢ ዘየውሕስ መንግስቲ ንህዝቢ ዘይሓስብ ብህዝቡ ዘይሓምም, ንሆይ ሆይ መላይን ዘጥፍእ, ብኣውራጃ ህዝቢ ክ ከፋፍል ዝፍትን መንግስቲ ኣይኮነን ሸፍታ ዩ . ከለ ጥራሕ አዩ ዘለዎ. ዝውዓል መንግስቲ ኣይኮነን
@siblesible4838
@siblesible4838 9 дней назад
Men kzerelu
@getachewgebru1659
@getachewgebru1659 8 дней назад
HidHid ab Tigray ziteketele serawit shabia 6000 USD kab mengisti Ethiopia tewahibu bitewesaki nay Ethiopian Airlines zithagere genzev kiwihabom eyu.
@user-ss3tc3xp5x
@user-ss3tc3xp5x 9 дней назад
ታይከ ክገብረሉ ነይሩ እዩ ስብሰባ
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 9 дней назад
ብዛዕባ ሕማቕ ጥራሕ ዝዛረብ ብቑዕ ፖለቲካ ስለዘድብሉ እዩ ። ብስሩ ግን ትግራይን ትግራዋይን ኣብ ጸላእቲ ይወድቕ ስለዘሎ ተጋሩ ሕሰቡታ ምስኮነ ብኽያት ረብሓ ህዝቢ የብሉን ሕሰቢታ
@durimohammed5282
@durimohammed5282 9 дней назад
Nai hasot genocide tibilu alekum. Vidkachew iko ilukum iyu. Bi tigrawit zigber wenjel nab shabia aytebiluwo ilukum iyu
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 9 дней назад
❤❤❤
@eyob-h1r
@eyob-h1r 9 дней назад
ወየ ደ/ር አብራሃም ዚበላስ ኮይና ሕጂ ንዓይ ባንዳ ትብሉ ዘለኹም ጽባሕ እቶም ባንዳታት ግን ባዓል መን ከምዚኾኑ ጽባሕ ክትሪእዎም ኢኹም ዘረባ ደ/ር አብራሃም በላይ ንባንዳታት ገታቸውን ፃድቃንን ሐቂ ብሐቂ ኮይና ትግራይ ሰብ አለዋ አብይ አሕመድ ሕዋሐት ንምፍራስ ጌታቸውን ፃድቃንን ሕዋሐት ንምፍራስ አዴኺ ዶ ሐትነኺ ይሕሻ ኩለን ሐደ ኢየን ይላሐሳ ዶ በላ አዋልድ
@siblesible4838
@siblesible4838 9 дней назад
Tkkl wshtom yfeltom endyu neyru
@AbdusalmnurdinHussin-hg6tm
@AbdusalmnurdinHussin-hg6tm 9 дней назад
ይህቺ ጨዋታ አብይ ሊገድሊኝ መስቀል አደባባይ ቦንብ አፈነድብኝ ብሎ የፀጥታ ሃይሉን በራሱ ሰዎች እንደሞላው አይነት ጨዎታ ለመጫወት ነው
@BrukeTeklu
@BrukeTeklu 9 дней назад
deki sheramut adwa herr belu gech jegna eu
@getachewgebru1659
@getachewgebru1659 8 дней назад
Mizanawi kunu nisu eyu zedli
@adonay7097
@adonay7097 9 дней назад
ሰኪሩ እዩ ዝኮን
@BrukeTeklu
@BrukeTeklu 9 дней назад
ata bushti adwa
@siblesible4838
@siblesible4838 9 дней назад
😂😂😂😂😂
@toyotaw2500
@toyotaw2500 8 дней назад
ለኽበጣ ግደፍ ሰራማት ክፍኣት ብ እግዚኣብሔር ኢዱ እዩ ዝረክብ ንኣኻ ነገዛርእስኻ ትግበረልካ ከልቢ አድዋ
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe 9 дней назад
If Eritrea takes Ethiopian airlines’ money by force, it’s only fair if Ethiopia takes Asseb by force too. Then, we’ll see who the loser is.
@tesfutewoldberhan8756
@tesfutewoldberhan8756 8 дней назад
Dekaamma
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 8 дней назад
Tesemimu zeytbl!! Wey kea TDF afrihomo alewu
@RedaHaile-t8l
@RedaHaile-t8l 9 дней назад
ጌጋ ኣይትዛረቡ ብምሕማሙ ዝሕጎስ ፀረ ሰብኣዊነት 😊እዩ። በጌግኡ ጥራሕ ምቅላስ።
@kemal4775
@kemal4775 9 дней назад
ቀዳማይ ፀላኢ ትግራይ ኣብይ እዩ! እዘን ዜናታትኩም'ውን ነዚ ሓቂ የረጋግፃ። 1) ክቡር ሓውና ጌታቸው ሓሚሙ: ብሽርሒ ኣብይ መራሕትና እንትራግሑ ክሓምሙ ጀሚሮም'ለው። ንሓውና ጌታቸው ፈጣሪ ቀልጢፉ ናብ ሙሉእ ጥዕና ይመልሰልና። ንመራሕተና ይኹኑ ንኹላህና ቀዳማይ ፀላኢ ኣብይ እዩ። 2) ሽምን ተግባርን ሓይልታት ፀጥታ እናፀለመ ዝውዕል መሓውር ፒፒን ደገፍቲ ፅንተት ትግራይ ዝነበሩን ብኣብይ ዝዋፈሩ እዮም። ሓይሊ ፀጥታና ኣብ ውጥረት ንክኣቱን ተኸፋፊሉ ክጨፋጨፍን ዝምነን ዝሰርሕ ዘሎ ብዋናነት ኣብይ እዩ። ኣብይ ሉኣላዊ ግዝኣትና ክምልስ ስለዘይደሊ ሓይሊ ፀጥታና ሉኣላዊ ግዝኣታት ትግራይ ክሳዕ ዝምለሰ ብተጠንቀቕ ምፅንሑ ንኣብይ ሕማም ርእሲ ስለዝኾኖ እዩ። ስለዚ ቀዳማይ ፀላኢ ትግራይ ኣብይ እዩ። 3) ፀለምቲ ዝተሰምዐ ዜና ምንጩ ተፈናቐልቲ ተጋሩ እዮ ናብ ፀለምቲ ኸይዶም'ምበር ፀለምቲ'ኮ ናብ ዓዳ ናብ ትግራይ ኣይተመለሰትን። ስለዚ ተመለስቲ ተፈናቐልቲ ቕሳነት ዝስኣኑ ብሽርሒ ኣብይ ሉኣሉዊ ግዝኣትና ስለዘይተመለሰ እዩ። ቀዳማይ ፀላኢ ትግራይ ኣብይ እዩ። 4) ህግደፍ ጋቢዙ ዘጨፍጨፈና ኣብይ: ናይ ትግራይ ፅንተት ተላሚ: መተሓባበሪ: ዓዳሚ: ሎጅስቲክስ መቕረቢ: መራሒን ቀዳማይ ብዓል ዋናን ኣብይ እዩ። ቀዳማይ ፀላኢ ትግራይ ኣብይ እዩ። ራራ ቅኒት ተረኽኩም (Narrative) ብዚ እንተዝኾን ንትግራይ ብዝሐሸ ኣይምረብሐን'ዶ?
@Msgnagebrelibanos
@Msgnagebrelibanos 9 дней назад
ሐዚ ኣቅሪብክሞ ዘለኩም ዜና ኩሉ ትማሊ ምሸት ኣብ TBS ዝቀረበ Copy እዩ።
@durimohammed5282
@durimohammed5282 9 дней назад
Tigraway amatsi kstali serski iyu. Ab demkum ziatewe silezikone misakum kinebir iyu
@hailetekie9205
@hailetekie9205 9 дней назад
ኮረፌ አብዚሑ ኾይኑ ወይስ ቮድካ ?
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 9 дней назад
Hasawi abiyi konka rikayome qifararemu komale 🇪🇷🤧🤧
@rona7755
@rona7755 9 дней назад
መንገዲ ኣብዪ እዩ ዝክተል ዘሎ። ፍቕሪ ህዝቢ ንምምዛን፡ ከምታ ናይ ኣብይ ሓሚሙያ፡ ንፈንጂያ ስሒቶሞ እናተባህለ ክዝረበሉ። ልኹፍ ብሕማም ህዝበኝነት ከምኡ እዩ ዝገብር። ኣነ ትገርመኒ ዘላ ናይ ጋዜጠኛ ሃገር ተኽለብርሃን እዩ። ንገይታቸው ሕግብግብ ኢሉ ክሞተሉ ኢሉ። ካልእ እሞ ግደፍዎ ፎቶ ናይ ደብረፅዮንን ናይ ገይታቸ ረድን እንተምፅእ እኳስ ይፈላልየን። ናይጐታቸው ፎቶ እንትጥቀም፡ ዕሩም ግሩም ባዓል ካራባት የምፅእ፡ ናይ ደብረፅዮን ድማ ኣፉ ከፊቱ፡ ወይ ዘይጣዓሞ መልዕ ዝሓዘ ፎቶ ኣልሹ ይጥቀም። ፎቶ እውን መልአኽቲ ኣለዎ ኢሉ ብምእማን ። ሆ ጡ ! ! ! !ዶ በለ ነብስሄር ስነጥበባዊ ስውኣ ክቡር ተጋዳላይ እያሱ በርሁ።
@siblesible4838
@siblesible4838 9 дней назад
Aysemaun balegze eyom eko
@zewdiebrhane4221
@zewdiebrhane4221 9 дней назад
ሓሚሙ!?😂😂😂😂
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 9 дней назад
እንታይ ስራሕ አለዎ አኽሱም እዚ ስርካራም ወራዳ
@durimohammed5282
@durimohammed5282 9 дней назад
Nai hasot you tube. Shabia yiketil ember aykitelin iyu. Viva Shabia
@Functionalism-n7l
@Functionalism-n7l 9 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ TDF እየዋ
@petros6245
@petros6245 9 дней назад
ተቕርቦ ዜናታትካ ብኤርትራዊ ላሃጃ ከተቕርቦ ጻዕርታት ክትገብር ኢኻ ትረአ፡ ዶ ዋላስ ታርጌት ዜናታትካ ናብ ኤርትራውያን ጥራይ ዝቐንዐ ስለዝኾነ ድዩ? መቸም ኣዋድቓ ቃላትካ ተጋሩ ክርደኦም ይሽገሩ ይኾኑ እዮም። ደሓር መደባትካ ተኣመንቲ ክኾኑ ተኾይኖም ሓቀኛ ምንጪ ክህልወካ ይግባእ።
@user-uw2my1up2k
@user-uw2my1up2k 9 дней назад
ሕማም ድዩሰ ተቓውሞ ገጢሙዎ?
@adonay7097
@adonay7097 9 дней назад
አክሱም ጥሙያት ተባሂልና
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 9 дней назад
ሰአን ተሳኒኻ ህዝብኻ ምድሓን አሕዋተይ ዘጋጥም ዜና ምድማጽ ንለባም የሕዝን ንአሻ አደዳ አይመሰየን እም ምትህልላኻ ወጊድ በሉዎ።
@aranshitesfay3145
@aranshitesfay3145 8 дней назад
እዚ ናይ አብይ አሕመድ ኩለን ይደግመልና አሎ መጀመርያ ብቃላት ክንዲ ሚሳይ ዝአክል ይፍኑው ናብህዝቢ ካውኡ ከይቀርቡ ሕቶ ወይ ሓሳባት ብሚድያ ኔትወሪካቶም ጌሹ,ተመሪዙ,ሓሚሙ ገለገለ እንዳበሉ አጀንዳ የውፁኡ .መን ሓታቲ, መንተሓታቲ ,መንፍትሒ ወሃቢ ዘይብላ ዓባይ ሰሃራበረኻ ከይቱኾን ዳግም እተአቱዬሙና ንዘርኢ እውን አይተርፍን. በላዒኻ,ሰራቂኻ,ሓራዲኻ,አሳሪኻ,ዘይሪኢ ዘይቡሉ ጓሳ እዩ ዘሎ ግዝያዊ ብልፅግና ንቀዋሚ መንግስት ይፅዕር.አብ ዓፀሪ ሞት ህዝቢ ትግራይ.
@adonay7097
@adonay7097 9 дней назад
ሻዕብያ ቅጥረኛ ነብሰ ገዳይ
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 9 дней назад
ስቅበል ሽዕብያ ጅግና❤ አዩ
@smk124
@smk124 8 дней назад
ሓሰውቲ 🤮
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 9 дней назад
Mskin musayachin entay rekibuwo vodkachew
@user-jn5pu2ob8w
@user-jn5pu2ob8w 9 дней назад
❤❤❤💛💛💛
@user-jn5pu2ob8w
@user-jn5pu2ob8w 9 дней назад
❤❤❤💛💛💛
Далее