ТёЌМый

𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: ባህልን ሕብሚተሰብን ብሄሚ ትግርኛ፣ ምስ ጞሓፊ፡ መምህር በዹነ ቀላቲ | Author Beyene Qelati 

ERISAT
ППЎпОсаться 146 тыс.
ПрПсЌПтрПв 15 тыс.
50% 1

ОпублОкПваМП:

 

28 Пкт 2024

ППЎелОться:

Ссылка:

Скачать:

ГПтПвОЌ ссылку...

ДПбавОть в:

МПй плейлОст
ППсЌПтреть пПзже
КПЌЌеМтарОО : 122   
@biniamberhe7810
@biniamberhe7810 ГПЎ МазаЎ
Thank you Memehr Beyene. መም. ሓደ ኹም አብነት ወለዲ እዩ ፣ ደቁ ብስነምግባር ዘዐበዹን ሀሚኩት ወላዲ። ዐድመን ጥዕናን ይምነይልካን።
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
ጜቡቅ መደብ ንመምህርና ብዙሕ ግዜ ኚተምጻልና ንምሕጞን❀🎉
@Weldatfese
@Weldatfese ГПЎ МазаЎ
እዞም ብሩኜ ኣቊይ ደስ ኢሉኒ ሰሚዐዮም፡ ዓቢ መምህር፡ ፍላስፋ ርጡብ መበቁላዊ ፍልጠትን ኣዘራርባን ኮይኑ ሚኪበዮ። መምህር ማለት ኩሉ ምኳኑ ኣቊና በዹነ ቀላቲ ምስክር ኣብ ዓይንና።
@napoleongherezgiher902
@napoleongherezgiher902 ГПЎ МазаЎ
መምህር በዹነ ሓደ ካብቶም ጞዋር፡ ንፉዕ ኣብነታዊ፡ ኣብ ሂወትና ብዙሕ ይጜበዚና ኹም ዘሎ ኹይተሓለለ ዝጜዕር ዝነበሹ ሃብታም ተመኩሮ መምህር ቀት ትምህርቲ ጥልያን እዮም ኔሮም ❀❀❀
@wedkebri8729
@wedkebri8729 ГПЎ МазаЎ
Great massage god bless you him
@debessaiseghid2063
@debessaiseghid2063 ГПЎ МазаЎ
Thanks so much for both of you
@anedo3886
@anedo3886 ГПЎ МазаЎ
Minute 26 * is very truth and honest explanation, the whole interview is pure class, please bring him often as he is ንኀርትራውያን ዝውክል ብሱል መምህርን ኣቊን፣ ብስርዓት ህግደፍ ኣዝዩ ዝጎሃዹን ዝተበደለን ዜጋ
@yemanenegash3694
@yemanenegash3694 ГПЎ МазаЎ
ኀሚ ሳት ክመስጌነኪም ኹም በዓል መምህር በዹነ ዚአመሰሉ ምምጻእ ኩም ጹቡቅ ኢዩ ብዙሕ መጾሐፍ ናይ መምህር በዹነ አንቢበ አለኩ I really appreciate I learned so many things ❀❀❀🙏🙏🙏
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 ГПЎ МазаЎ
ኳኣኣኣኣዝዩ መሳጢ
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 ГПЎ МазаЎ
ምሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመም ይምነ።
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 ГПЎ МазаЎ
ብሩኻት ኢኹም ኩሉኩም።
@debessaiseghid2063
@debessaiseghid2063 ГПЎ МазаЎ
Great man of century with self actuality
@BINIAMHABTEofficial
@BINIAMHABTEofficial ГПЎ МазаЎ
I appreciate you teacher Long Live and healthy thank you.❀❀❀❀❀
@estifanosmassias686
@estifanosmassias686 ГПЎ МазаЎ
Thanks Henok and thanks memhr Beyene very constructive
@praiselordamen4328
@praiselordamen4328 ГПЎ МазаЎ
መምህር በዹነ ብሐቂ መምህር አቩ ኀርትራውያን ❀🇪🇷👏🏻💯💯
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx Месяц МазаЎ
Agree proud of him❀❀❀❀
@issacs5708
@issacs5708 ГПЎ МазаЎ
መምህሹይ ብሓቂ መሃሪ: ቀላሲ: ኣነቓቓሒ: ኚምኡ ውን ኣተባባዒ ትምህርቲ ሂብኩምና። እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም።
@selamtesfay426
@selamtesfay426 ГПЎ МазаЎ
Hi Henok God bless you for everything you do. I can see you you don't had enough sleep it shows in your eyes but you are sacrifices for your people. Thank you so much and God bless you and he will give you the strength. Tebarek niakan nbetka goita yhalukum bkulu never Sima tsega yebzhala.
@teklewoldemichael9167
@teklewoldemichael9167 ГПЎ МазаЎ
Very intelligent person please bring him back
@jemalnegash3124
@jemalnegash3124 ГПЎ МазаЎ
መምህር በዹነ ቀላቲ ካብ ኩቡር ሰብ ኩቡር ፍልጠት ሰሚዕና ጥዕና ዕድመ አይፈለይኩም
@noah4567
@noah4567 ГПЎ МазаЎ
ኣቊና መም/በዹነ ኣምላኜ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።❀
@mwufuybright1188
@mwufuybright1188 ГПЎ МазаЎ
Thank you 🙏
@sy5545
@sy5545 ГПЎ МазаЎ
👌🏜I agree with professor Beyene. Our parents were telling us they grew up with law & rules. Justice were thee overall though did not have much education
it was an impressive society before this 30 yrs
@greytekl
@greytekl ГПЎ МазаЎ
very Good inteligent Thanks very much teacher and . Henog . Thanks Tenmahirma
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 ГПЎ МазаЎ
Thanks Mr Beyene for witnessing the background of Eritrean and Eritrea and also for your efforts to write three books I congratulate you bless your heart ❀
@zachariaswoldemichael5068
@zachariaswoldemichael5068 ГПЎ МазаЎ
Great educator!
@alemsegedabraham8851
@alemsegedabraham8851 ГПЎ МазаЎ
Well said 👏 👌! Thank you
@muluehagos8344
@muluehagos8344 ГПЎ МазаЎ
መምህር በዹነ ብጣዕሚ ጜቡቅ ትምህርቲ ኣጆኹም ቀጜልዎ ዕድመን ጥዕናን ያብኩም
@abdat8209
@abdat8209 ГПЎ МазаЎ
Thank you memhir beyene
@mussiegebreyouhans1160
@mussiegebreyouhans1160 ГПЎ МазаЎ
ኣታ እዛሃገርና እባ ተስፋ ኣለዋ ኢዩ። መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኀሪሳት ድማ ኹምዚኩም ዝበሉ በላሕቲ ሙሁራት ብምቕራብ ንህዝብና ኣተሓሳስብኡ ንምዕባይ ይሕግዝ ኢዩ።
@tess8603
@tess8603 ГПЎ МазаЎ
ዹቀንዹልና መር በዹነ ቀላቲ ስለቲ አበርክቶኹም ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ፈጣሪ። ❀🇪🇷❀🇪🇷💒🕌🇪🇷🇪🇷
@OgbaiZera
@OgbaiZera ГПЎ МазаЎ
መምህር በዹበ ቀላቲ ናይ ብሓቂ ለባም ምቕሉል ሰብ መምህር ቅኑዕ፡ ግሉጜ ኣስተምህሩ ሂቊም። እዞም ብትዕቢትን ኣጉል ዕንደራን ዝስኚሩ መራሕቲ ሻዕብያ ንባዕዳዊ መግዛእቲ ኣብ ወተሃደራዊ ግጥምያ'ካ እንተተዓወቱ። ኣብ ምሕደራ ህዝቢ እቶም ቀንዲ ኣገደስቲ መሰሚታዊ ነገራት ህዝባውን ባይታውን፡ባህላውን፡ ክብርታትን ብባይቶ ስድራ ቀትን ዓድን ብምፍራስ ንሕና ዝበላካ ግብር ዝብል ኚንቱ ዝላ ዕንደራ ብምጅማር ብኩናት ዝብስበሰ ትምክሕቲ ብእነነት ዝተጥቕዔ መሰሹተ ቢስ ኢ ህዝባዊ ኣብ ስልጣን ምዕትዓት ስለ ዝድሃቡ፡ካብቲ ሓደ መንደቕ ናብቲ ሓደ መብደቕ ንህዝብን ሃገርን ኮለል ክብልና ይርኚቡ። እዚ ና መምህር በዹነ ቅርላቲ ጻልጣ ንጹር ጜፁይ ትምህርት ኣዝዩ ኣገዳዳን መዋጜኊ ሃገርና ጥሒላቶ ዘላ ወድቀት ንምትሳኣ ዝሕግዝ ንኡድ ትምህርቲ'ዩ ብምካኑ ህዝብና ብታሕጋሳን ንመጻሕፍቶም ኚንብቊ እላቊ። መም ወቃቀኩምውን ናብትን ናብዝን ሞብዳዕዳዕ ዘይብል ኣብ ዘላ ሃገርናን ቀጜልነታን ዝድሃበ ኩውንነት ዘትኚለ ብምካኑ ንኡድ 100% ሂበኩም ኣለኩ። ክማካትኩ ኣብ ክንዲ ጉዳይ ኀርትራ ብዛዕባ ጎሚባብትና ጜውጜዋይ ክንግሩና ዘዹኹ ሃገር ክስርሑ፡ዝህቅኑ ምሁራት ዝባሃሉ ንዕዛብ ኣሎና። ኣይፋልኩምን ጉዳይና ነቕድም "ኣዲእ ገዲፋስ ሓትንኣ ትናፍቕ" ካብቶም ዝርግጹናን ዝርግጹናን ዘለዉ ጉጀኹ ወልቀ መላኪውን ንሶም ትግራዎት ኢና ክብሉ ኹለዉ ኢሳያስ ድማ ኢትዮጵያውያን ኢና ክብል ኹሎ እቲ ፍልልዮም ኣበይ እዩ ዘሎ ናይ ስልጣን ዘይምሓዝ ጥራይ ምካኑ ህዝብና ክስቆሮ ኣለዎ። ንንጹርን ኀርትራዊ ተገዳስነትኩም ህግድፍ ክብለኩም ዚብሉን። ብርትዑ ኢድመን ጥዕናን ሄኖክ ድማ ሕልፍ ዝበልካ ዋሓለ ጋዜጠኛ። ኣብዘለና ሃሊና ንሕሰብ ብሃገርና ብህዝብና። ኣብ ርእሲ እዛ ኀርትራ ሃገርናን ህዝብና ዝካዚድ ውድዲትን ውስልትናን ሎሚ ክንቃወሞም ኢና። ጋደ ቃንቃ ሓደ ቁኖ እንዳበልካ ሞቕት ይትርፍ። ኣነ ትግርኛ ዋላ ይዛሚብ ምስ ትግርኛ ዝዛሚቡ ትግራዎት ኹም ጊሚባብትን ጾገም ዝባሃል ዚብለይን ትግራዋይ ሜዚ እንተ ኢለ ኢትዮጵያዊ እዚ ማለት እዩ። ወሚራ ሻኢብያን መሻርኜቱን ኣርእሲ ኚበባ ትግራይ ብልቢ ካብ ዝቃወሙ እይ። ኣነውን ቅድሚ ትግራይ ወዚንትን ትግራይ ካብ ገዛእ መሬትይ ተስጉጎ ምካነይ እፈክጥ እዚ። ጎርብትናይ ዝምድናይ ንስ ትግራይ ይኩን ምስ ኩሉ ጊሚባብተይ ድማ ክክበር ኣለዎ። ፖሎቲካዊ ፕሮፖጋንዳ ዕጥራን ኔው ንብሎ።
@samsomyohannes2151
@samsomyohannes2151 ГПЎ МазаЎ
እዚኊም እኢዮም ኣቊታት ኩርዓት ይስምዓኒ🎉🎉❀❀❀
@matthewshaile5072
@matthewshaile5072 ГПЎ МазаЎ
very brilliant father thanks.
@ariamhaile5365
@ariamhaile5365 ГПЎ МазаЎ
ኣዚና ነመገን ክቡር ኣቊ ኣዙዩ ብሱል ንክትሰምዖ ዝምስጠሳ ሓሳባት ስነምግባር ብስለት ኣእምሮ ንዓና ክሕሾና ዝያዳ መጞሓፍቲ ኚተበርክቱልና ኣምላኜ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኚምኡ ውን ነመስግን ሄኖክ ምስ መሳርሕትካ።
@idrisali8954
@idrisali8954 ГПЎ МазаЎ
Very good! OG keep it up. So far I like you.
@amanueltekeste4986
@amanueltekeste4986 ГПЎ МазаЎ
መምህር በዚነ❀❀❀
@delayselam4490
@delayselam4490 ГПЎ МазаЎ
Thanks Eri sat, Next መምእር ቊኜሚ ኣምጜኡልና
@dawitwoldu680
@dawitwoldu680 ГПЎ МазаЎ
Memher beyen kelati nay bhki genius abo edme Tena yahblna
@yemanenegash3694
@yemanenegash3694 ГПЎ МазаЎ
መምህር በዹ
@tesfamichaelabraham1871
@tesfamichaelabraham1871 ГПЎ МазаЎ
ኚቡር ጋዜጠኛ ሄኖክን ኚቡር መምህር በዹነን ጜቡቕ ናይ ሓሳብ ምልውዋጥ ጌርኩም ። ንመምህር በዹነ ዐድመን ጥዕናን አሳልጊን ይምነ ። ኚማኹም ኣሻሓት ይፍሚዩ ።
@teberabermenisey1
@teberabermenisey1 ГПЎ МазаЎ
Memhrey (memhr Beyene Kelati) azina nfetwo memhrna
@CCRUUS
@CCRUUS 6 Ќесяцев МазаЎ
ኣንቱም ሰባት ታርክ ኣይተባላሜዎ። ብሀሚ ትግርኛ ኢዚ ዝብል መጜዋዕታ ተስሚዑ ኣይፈልጥን፡ ንሕና ትግርኛ ዝ ቓንቓና ሓማሰናይ ፡ ሰሚውታይ፡ ኣኚለጉዘታይ ፡ ጀበርቲ ኢና ንጜዋዕ።
@akberettewelde7800
@akberettewelde7800 ГПЎ МазаЎ
ሰላም መምህር ደስ ይብለኒ ድሕሪ ነዊሕ ስለ ዝርአኹኹም❀ ሄኖክ ኹአ ዹቀንዹልና ስለ እቲ ርዚ አገልጉለትካ❀❀
@napoleongherezgiher902
@napoleongherezgiher902 ГПЎ МазаЎ
ግዜ ክምለስ እንተ ዝኜእል ክንደይ ምተበለጜናሉ ኔርና መምህር በዹነ... ሓደ ካብ ተዘክሮታተይ መምህር በዹነ መምህር ናይ ቋንቋ ኢንግሊዝ ብምንባሮም ትግርኛ ኣምሊቑ ኣይፈልጥን እዩ.. ንሕና ኚኣ ትግርኛ ኹነዛርቩም ብዙሕ ጜዒርና ግን ኣይተዓወትናን 😂 ❀❀❀
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 ГПЎ МазаЎ
ብሓቂ
@awetzerai1451
@awetzerai1451 ГПЎ МазаЎ
ዹቀነልና መምህር ምስ ኀርሳት ❀❀❀
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 ГПЎ МазаЎ
ተባሚኹ። ይደጋገም(eko) ይገብር ኣሎ ቅድሚ ምፍናውስ እንተዝእሚም
@ቀንዎልሓርነት
@ቀንዎልሓርነት ГПЎ МазаЎ
ኣዚና ነመስግን ዓበይቲ ሰባት መምሃራን ሕብሚተሰብ ዘቕሚብኩምልና ❀
@efbiwaltahaqi429
@efbiwaltahaqi429 ГПЎ МазаЎ
😍😍😍😍
@idrisali8954
@idrisali8954 ГПЎ МазаЎ
Human flourishing includes basic or 'generic' goods and virtues - for example, such goods as knowledge, health, friendship, creative achievement, beauty, and pleasure - and also such virtues (or rational dispositions) as integrity, temperance, courage, and justice, which are valuable not merely as means to human ...
@sanherbel7557
@sanherbel7557 ГПЎ МазаЎ
Thank you henok n መም በዹነ memxaeka
@mekonnenhaile9961
@mekonnenhaile9961 ГПЎ МазаЎ
ኣብ ልበይ ሰፈርኩም ክቡር ኣቊና።ኀሪሳት ኚኣ ቀጜልዎ ኹምዚ ዓይነት መደብ።
@fishaabraha3106
@fishaabraha3106 ГПЎ МазаЎ
Kabey zemexe hebey nay Gash barka U anta ezi weteto nay Sahel
@YordanosHerrmann
@YordanosHerrmann ГПЎ МазаЎ
💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 ГПЎ МазаЎ
Nistibatom yigilesti.....
@fishtareke3654
@fishtareke3654 ГПЎ МазаЎ
Yeqenyelna
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 ГПЎ МазаЎ
Welcome Henok & Memher Beyene
@Sami-fk3rw
@Sami-fk3rw ГПЎ МазаЎ
መምህር በዹነ ኩቡር አቩ ስለ አበርኩቶኩም ክብሚ ይሃቡኩም ኚምዝኞማኩም ጟጉራማት ኣቊታት ዝድልዩና እዋን እዩ ኮስኮስትን መሃርትን አቊታት
@medhine5361
@medhine5361 ГПЎ МазаЎ
Xega taenan aedmen yhabka memhir
@seeker3963
@seeker3963 ГПЎ МазаЎ
❓ መምህር በዹነ ስለቲ ስለቲ ባህልን ክብርን ወግዕን ልምድን ናይ ተዛተብቲ ትግርኛ ኢልኩም መፅሐፍ ምፅሐፍኩምን ኚምኡዉን ብቓላት አስተምህሮ ትልጉስልና ንዘለኹም አባኹም ብዙሕ ክብሚት አለኒ ግንኹአ ክልተ ሑቶታት አለዋኒ ❓#1 ሃይማኖት ምህዞ አይኮነን ኢልኩም አነ ኾአ No ኩሎም ሃይማኖታት ብኞምዚ ኾማና ሰባት ብዘይ አፍልጩ ብዘይ ጭብጢ ብግምት ብይኞውን እዩ ተማሂዙ እምበር ሃይማኖት ሐቂ አይኮነን ሰብ ንዘይፈልጩ ሐሳብን ነገርን አብክንዲ አይፈልጩን እዚ ግን 👍ብጭብጢ ብኣፍልጊ እውን እንታይሙኻኑ ክፈልጩ እደሊ እዚ አብክንዲ ዝብል ንእምነት ኹም Insurance ተጠቒሙ ንዘይፈልጩ ብእምነት እወ እፈልጊ እዚ እዩ ዝብል ንእትፈልጊ ነገርን ሐሳብን ምእማን አዚድልዚካን እዩ ኚመይሲ እንታይ ሙኻኑ ስለእትፈልጊ ንዘይትፈልጊ ግን ትኣምኖ ምኜንያቱ እንታይሙኻኑ ስለዘይትፈልጊ 👍እንታይሙኻኑ ንዘይትፈልጊ እውን ሐቂ ወይ ክውን ክኾውን አይክእልን እዩ #2 ሰብ ካብዝፍጠር አብ ገለ ነገር እንዳኣመነ እዩ ክመፅእ ፀኒሑ ወይ ዘሎ❓ ሰብ ካብዝፍጠር እንዳደለዚ እንዳተማራመሚ እንዳፈለጠ እንዳተተምነዚ wisher እንዳበሃገ ኹይዓገበ More &more እንዳበለ እዩ ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ እዋናት ዝነብር እምበር 👍እንዳአመነ አይኮነን ዋላ እውን ክዛሚብ ክንቀሳቐስ ክርኢ አብዘይ ክእለሉ ደሹጃ እንተበፀሔ እውን Still ስጋዕ እታ መጚሚሜታ ሂወቱ እንዳደለዚ እዩ ዝነብር ወይ ዝፀንሕ እንዳአመነ አይኮነን ብዝተሚፈ ሰባት ብሕጊ ብምስምማዕ ብሜላ ብሰብኣውነት ብባህሊ ብኜብሪ ብልምድን ወዘተ እዩ ክነብር ዝኜእል እምበር ብእምነት አይኮነን ሰላም ንኹሎም ደለይቲ ሰላም
@ኣምበላይ
@ኣምበላይ ГПЎ МазаЎ
When I first went to school after being deported to Eritrea, I noticed that nearly all teachers were middle aged men who wear suits and were super knowledgeable. I also noticed there were more young teachers in high school, and students were less disrespectful towards them than the older teachers.
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 ГПЎ МазаЎ
ኣቊና መታን ንቅድሚት ክንግስግስ እታ ትግርኛ ትብል ቋንቋ ደኣ እምበር ቢሄር ኣይኮነትን ኢልኩም ኣርምዋ።
@merhawimeles4698
@merhawimeles4698 ГПЎ МазаЎ
ህራይ ብሄር ናትና እንታይ ይብሃል ዝሓፍተይ ንኣብነት ብሄር ኣምሓራ ብሄር ቲግሚ ሳሆ ገለ ይብሃል ዩ ንሕና እንታይ ንብሃል
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat ГПЎ МазаЎ
@@merhawimeles4698 ms enda wey kebila dika ktwedader delika Amhara dea Xbuk alo kankeom Amharina,Tgre kea Mnoamir eyom zbhalu,Saho kea Sahotay wey Asakurta
@merhawimeles4698
@merhawimeles4698 ГПЎ МазаЎ
@@fekarwedifekarat እሺ ንሕና እንታይ ክንብሃል ኣለና!
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 ГПЎ МазаЎ
​@@merhawimeles4698 ተጋሩ መጾዊዒና ትግሚኛ ቋንቋና።ኣጆኻ ኣይትፍራሕ እንታይ ምኻና ኮ ኣብ ኣፍካ ሎ ግነ ፈሪሕኻ ምስ ዚ ሓቂ ዚ ኚይተራኞብና ኹም ሕብሚተሰብ ክንቅጜል ማለት ዘበት።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 ГПЎ МазаЎ
​@@merhawimeles4698 ናይ ታሪኜ መጜሓፍቲ ኚኣ ኣንብብ መን ምኻንካ ሰብ ክነግሚካ ኣይትጞበ ሰብ ኚጋግዚካ ስለዝኜእል።ገዛእ ርእስኻ ባዕልኻ ተጠቀመሉ ርእስኻ ሰብ ዝበላ ዘይኮነት ባዕላ ኣንቢባ ምስሓቂ ተራኺባ ኹም ትመሚ ግበራ።
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 ГПЎ МазаЎ
እዋእ
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 ГПЎ МазаЎ
Seminar zirieka kinibibu histayu ziriu yibilika ......
@andinuguseandi7600
@andinuguseandi7600 ГПЎ МазаЎ
👌👌👍👍💯💯💐💐👌👌👍👍💯💯💐💐👌👌👍👍
@brannaberhane2391
@brannaberhane2391 ГПЎ МазаЎ
መምህር ጜቡቅ ነጥቢ፡ ናይ ሓንጎል ድኜነትን ኣጋጢምና ኣሎ።
@yohansgebremeskel6666
@yohansgebremeskel6666 ГПЎ МазаЎ
Polo mean people thick mean strong strong people
@teklewoldemichael9167
@teklewoldemichael9167 ГПЎ МазаЎ
Where can I find his books?
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 ГПЎ МазаЎ
ፖለቲካን ሃይማኖትን ኣይትሓዋውስዎ በጃኩም። ሃይማኖት ናይ ውልቂ ሃገር ናይ ሓባር ኢዩ።
@felfalithagos4388
@felfalithagos4388 ГПЎ МазаЎ
መብራት ኚይሰማዕኪ ትጜሕፊ፡ ቀጻሊ ካ ትወቅሲ ጥራይ። ሰብ ሓሳቡ ኚፍስስ፡ ናጜነቱ ምካኑ እመኒ።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 ГПЎ МазаЎ
እቲ መደብ ብዛዕባ ፖለቲካ ኣይኮነን ኔሩ ወይ ስምዒ ወይ ኣርእስቲ ኣንብቢ።
@idrisali8954
@idrisali8954 ГПЎ МазаЎ
Is brother Henog impartial?
@mebrehabte7818
@mebrehabte7818 ГПЎ МазаЎ
ሓው ጋዜጠኛ ሄሆክ ንኹምዚኩም ዓበይቲ መምሃራን እንዳ ዳህሰስኩም ( እንዳ ፈተሜኩም ) ኣምጻኣልና ሰብ ንክማሃር ንመም በዹነ ቀላቲ ኣዚዚ ዚመስግን ዹቀንዹልና ብቀጻሊ ሰብ ንክመሃር ተማላሎስና ኣቊና ❀❀❀❀::
@embaderho4807
@embaderho4807 ГПЎ МазаЎ
ክቡር ሓዉ : ብዙሕ ቆሎ-ጥጥቆ ክንስምዕ እና : ኣነ ሓማሮናይ ኀርትራዊ መቩቆለይ ዐሳውርታ ሳሆ እዩ ::
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 ГПЎ МазаЎ
Don't judge about with coxer...bigonidti ..
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 ГПЎ МазаЎ
መምህር እቲ ካልእ ቁም ነገርኩም ኣብ ቊትኡ ኰይኑ፡ እታ ኣብ ኣርእስቲ መጜሓፍኩም ዘላ "ብሔሚ ትግርኛ" እትብል ሓሹግ ጌጋ ምዃና ክትፈልጡ ምተገብኀ በሃላይ እዚ። ኣብቲ ግጉይ ኣጠቓቕማ እዚ ሓሹግ'ዚ ተዓኒድና ክንተርፍ ኚኣ ኣይግባእን። ትግርኛ ቋንቋ ደኣ'ምበር ብሔር ኣይኰነን። ኹም መነጻጞሪ ኣብነት ንምሃብፊ "ብሔሚ ኣምሓራ" ደኣ'ምበር፡ "ብሔሚ ኣምሓርኛ" ኣይበሃልን። ብወገነይ ቅኑዕ ኣጠቓቕማ ክኾውን ዝኜእል፡ ኹም ኣብነትፊ "ኀርትራዊ ሕብሚተ-ሰብ ልሳነ ትግርኛ" ክበሃል ይኚኣል። ምስ ኣኜብሮት!
@seeker3963
@seeker3963 ГПЎ МазаЎ
ሰላም ብህሬ ኩናማ ናራ ብሌን ትግሚ ወዘተ ወዘተ ይብሃል ተዛሚብቲ ትግርኛ እንታይ እዩ ብሄር ናትና ዹቐንዹለይ ካብ ሐውኻ/ ኺ
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat ГПЎ МазаЎ
@@seeker3963 Tgre emo ምናፃምር እዯም ዝብሃሉ እቶም ካልእ እሞ እንዳ ወይ ቀቢላ እዮም ዝጜውፁ
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 ГПЎ МазаЎ
ካብ ዓቕመይ ንላዕሊ ክትንትን ኣይደልን። እንተዀነ ግን እዚ "ብሔሚ ትግርኛ" ወይ "ህዝቢ ትግርኛ" ዝብል ኣጞዋውዓ ፡ ጌጋ ኣጠቓቕማ ምዃኑ ኣሚጋጊጞ እፈልጥ። ነገሩ ኚምቲ ኣብ ምስላ ትግርኛ "ዓሻ ዝተኾሎ ለባም ነይነቕሎ" እዩ ኰይኑ። እዚ መጾውዒ'ዚ እቲ ንህዝቢ ክጾሉ ዕድል ዝሹኾበ ውድብ ነቲ ሓሹግ ኹዝውተር ጌሩዎ። እነሆ ኚኣ ሰሪቱ። ኣብ ተ.ሓ.ኀ "ህዝቢ ኚበሳ" ዝብል ዝውቱር ምንባሩ እዝክር። እዚ ኣጠቓቕማ'ዚ 'ውን precise ኹምዘይኰነ ርዱእ ኰይኑ፡ ናይ ቋንቋ ጜያቐ ግን ኣይርኚቊን። ብወገነይ ዝሓሞት ዝብላ ኚምቲ ኣቐዲመ ዝተጠቐምኩሉፊ "ኀርትራዊ ልሳነ ትግርኛ" ትግርኛ ዝቛንቍኡ ኀርትራዊ ማለት ኚኣ እዩ። እታ ኀርትራዊ ትውሰኞላ ዘላ፡ ትግርኛ ዝቛንቍኡ ኢትዮጵያዊ ኚኣ ስለዘሎ መለልዪ እዩ። ናይተን ካልኊት ብሔራት'ኹ ኢልካ ሓቲትካኒ። ክጋገ ኣይደልን። ብሔሚ ሳሆ ዝብል ግን ጜያቐ ቋንቋ ኣይርኚቊን። ምኜንያቱ ነቶም ህዝቢ ኰነ ነቲ ቋንቋ "ሳሆ" ኢልካ ኢኻ ትጜውዖም። ብቛንቋ ሳሆ "ሳሆ ታበ፧" ኢሎም ክሓቱኻ ኚለው፡ ሳሆ ትዛሚብዶ ማለት'ዩ። ሳሆ ኹም መጾውዒ ናይቲ ህዝቢ ድማ፡ እቶም ቀደም ብትግርኛ ጀኊግራፍ ዝተመሃርና ኣጞቢቕና ንፈልጥ።
@seeker3963
@seeker3963 ГПЎ МазаЎ
@@tsigeasfaha9942 ሰላም ፅገ ጋልአቩይ አስፋሃ ምትንታን ወይ ምግማት ዘይኮነስ አንሕና እዞም ተዛሚብቲ ትግርኛ ትኜክለኛ ስም ብሄር ናትና እንታይ እዩ ዝብሃል ኢልና ክንፈልጩ እዩ ዝግባእ ወይኹአ ብሄር ዝብል አምር ነዞም ተዛሚብቲ ትግርኛ ይውክል ድዩ ወይኹአ ብስም ብሄር ክንፅዋዕ ይግባእ ድዩ❓ ማለተይ አንሕና ናትና ፊደል ባህሊ ልምዲ ክብርን ወዘተን ዘለና ብሄር ክንብሃል ግቡእ ድዩ ❓ ስለዚ ሐፍተይ ስጋዕ ዘይፈልጥናዮ ብግምት ብይኞውን ብእምነት ብዝተባህለ ትኜክለኛ ስም ብሄርና ክንገልጟ ዝክኣል አይመስለንን መልሲ ዝሐፍተይ
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 ГПЎ МазаЎ
@@seeker3963 "ህውኜ ዝብኢ ቀርኒ ይነክስ" ኹምዝበሃል 1ይ-በቲ ስመይ ሃውቲትካ። ጜገ፡ ኣለም፡ ለምለም፡ ብስራት ...ው.ዘ.ተ ንወዲ ይኹን ንጓል ዝወሃብ ኣስማት'ዩ። 2ይ- ንግጉይ ኣጠቓቕማ ቃላት ኣመልኪተ ዝጞሓፍኩዎ ትዕዝብቲ፡ ናብ ሓድሜ ኣጀንዳ መንጠሪ ባይታ ክትጥቀመሉ ፈቲንካ። ዘይተጻሕፈ ኣይተንብብ!
@phun4379
@phun4379 ГПЎ МазаЎ
There was never and there will be no “ Bhere Tigrigna” Tigrayans are AGEU/Nigeria mix.
@kiflemariamhamde3120
@kiflemariamhamde3120 ГПЎ МазаЎ
መምህር በዹነ ቀላቲ: እንቋዕ ድምጜኻ ሰማዕኩ: መሃሪ መብርሂ ሂብካና
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 ГПЎ МазаЎ
ኣብ አርትራ ዓቢ ድንቁርና ሰሪቱ ስለዘሎ አታ ጜብቅቲ ሃገር ክመርሑ ዝኩአሉ ሰባት ዘለዉ ኮይኖም ኣይስምዓንን። ናይ አርትራ ብድሆ ብጀካ ኚብድ ድንቁርና ካልአ ክኹውን ኣይክአልን ኢዩ።
@Semay125
@Semay125 ГПЎ МазаЎ
ደንቆሮ ሰብ ምሁር ህነብሚተሰብ ዘሎ አይመስሎን እዩ። ህዝብና በሊህ እዩ ካይተመሓሚ ዝተመጀሓሹ እዩ። እቲ ፀገም ኩሉ ምስወፀ ኚደእ ጠላም ንሓገሩ ሕብሚተሰቡ ዘንቋሜ ይኞዉን። እዚ ሓድሜ አይ ኮነን ጥሙይሓንጎል ማለት ኹምዚ አይነት ሰብ ማለት እዩ። ሃገርና ምሁራት መንእሰያት አለዋ።
@seeker3963
@seeker3963 ГПЎ МазаЎ
👍 ብልክዕ አንሕና ብሄሚ ትግርኛ ወይእውን ብሄሚ ግእዝ አእጋዚ ኮታ ተዛሚብቲ ትግርኛ ኢና ማለተይ እዚ ሕጂ ትግራይ ዝብሃል ዘሎ ብቕድሚኡ እውን ናይ አኜሱማውያን ዝኟነ ዘርኢ ዘለና ሕጂ አብ ኀርትራ አብ ዝተፈላለዩ አውራጃታት እንነብር ዘለና ክብሪ ባህሊ ልምዲ ዘለና ሕብሚተሰብ ተዛሚብቲ ትግርኛ ኢና ገለ ሰባት ብሄሚ ትግርኛ አይብሃልን እዩ ዝብሉ አለዉ ❓ ነቶም ዝተፈላለዩ ብሄራት ናይ ኀርትራ በቢ ብሄሮም እንዳተፀውዑ ስለምንታይ ብሄሚ ትግርኛ ዘይንብል ኹ Why Not❓ ይገርም መመሊሱ ዘገርም በዞም ገበነኛታት ሻዕብያ ባህልን ክብርን ወግዕን ልምድን ሰብአውነትን ናይ ተዛሚብቲ ትግርኛ ቀስ ብቐስ ይጠፍእ አሎ ብሰንኪ ሐደ ገበነኛ ቀታሊ ሰባት ኢሰያስ ብምሉኡ ሕብተተሰብ ተዛራባይ ትግርኛ ይፀንት አሎ
@beyenekelati8070
@beyenekelati8070 ГПЎ МазаЎ
I'm so greatful to all of u.
@seeker3963
@seeker3963 ГПЎ МазаЎ
@@beyenekelati8070 ሰላም በዹነ ዹቐንዹልና
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 ГПЎ МазаЎ
ተጋጊኻ እቶም ካልኊት መሰሚታዊ መጾዊዒና ተጋሩ ኢዩ እዚ ኚኣ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ኢዩ ሰለምንታይ ሓቂ ንጉዕጜ ትግርኛ ቋንቋ ደኣ እምበር ናይ ቢሄር መጾውዒ ክኾውን ኣይክእልን ኣይኮነን ውን።ትግርኛ ዝዛሚብ ሕብሚተሰብ ኣብ ክልቲኡ ዘሎ ኮ ንምድሚ ሓበሻ ቅርጺ ኣትሒዙ መንነት ዘልበሰ ሕብሚተሰብ ኮ ኢዩ ን ግእዝ ዝኣመሚ ገጅፍ ኩሉ ነገር ናቱ ዘለዎ ሕብሚተሰብ ብሓደ ክልተ ደናቁር ትግርኛ ተባሂሉ ተተሰመዹ ስ ንስኹም ኚኣ ትርዕምዎ ዘሐዝን ።እተን ካልኊት ብሄራት ናተን ምኜንያት ኣለወን ብቋንቁአን ተተጾውዓ ርሑቅ ኚይድና ኹማን ናይ ገዛእ ርአሰን ፊደል ዚብለን እተን ብዝኟነ ኣጋጣሚ ዲሒሚን ዝተጹጭሓ ብሄራት ምስ ግእዝ ዝመስሚተ ሕብሚተሰብ ኣወዳዲርካ ብቋንቁአን ሰለዝተጾውዓ ንትግርኛ ማዕሪአን ሰሪዕኻ ኣወዳዲርካ ትግርኛ ዘይጜዋዕ ትብል?😢😢😢።ኚምኡ ክብል ኚለኹ ግን ዓሌትነት ጜልኢ ወይ ንብሄራትና ኚቆናጜብ ኢለ ኣይኮንኩን።ትግራዋይ ኣብ ክልቲኡ ሃገራት ዘሎ ዓንዲ ምድሚሓበሻ ስለዝኟነ ኢዩ እዚ ኚኣ ጃህራ ዘይኮነ ሎጂክ ኢዩ።
@seeker3963
@seeker3963 ГПЎ МазаЎ
@@semharkahsay1946 መርሐባ ሰምሃር አነስ ብሄሚ ትግርኛ እንተተባሃልና እንታይ ሜግር አለው ስጋዕ እቲ ትኜክለኛ ስም ንኹላትና ዝውክል ብጭብጢ ብኣፍልጊ ስጋዕ እንፈልጊ ብሄርና ግእዝ አጋእዝያን ተጋሩ ትግርኛ አኹስማውያን እንተተባሃልና Why not ትግርኛ ተተባሃልና ኾ እንታይ ፀገም አለዉ ንምባል ኢለ እዚ ገሊፀዮ ስለዚ ሰምሃር ሐፍተይ ሕጂ እውን ናትና ብሄር እንታይ እዩ ዝብሃል ኢሉ ንዝሓትት ተዛራባይ ትግርኛ ሐደ ኩላትና እንፈልጊ አፍልጩ መፀውዒ ስለዘዚለ ኩላትና በብቲ ዝመስለናን እንፈልጊን ጥራይ ኢና ክንገልጟ እንኜእል Still እውን ይግለፅ አሎ መምህር በዹነ ንምሳሌ ብሄሚ ትግርኛ ኢሉ ገሊፅዎ ካልእ እውን አይኮናን አንሕና ግእዝ ኢና ይብል ካልእ እውን አንሕና አጋእዝያን ኢና ካልእ እውን ተጋሩ ኢና አኜሱማውያን ኢና እንዳበሉ እንዳበልና ስጋዕ ሎሚ ንኹላትና ዘጠቓልል ኩላትና እንሰማማዓሉ ስም ናይ ብሄራትና ስለዘዚለ ሕጂ እውን እንደገና ስጋዕ ስም ሐቀኛ ብሄራትና ስጋዕ ዘይፈለጥናዮ እንኮ ንመብዛሕትና ኚተቀራርብ እትኜእል ስም ብሄሚ ትግርኛ እንተኟነት ኀእ ፀገም ዘለዎ አይኮነን Unless ስም ብሄራትና ብግቡእ ዘፍልጥ አፍልጥ ክፍለጥ ክኜእል አለዎ ብሰላም ንፅናሕ ዝሐፍተይ
@bobsmart8302
@bobsmart8302 ГПЎ МазаЎ
Seb entay eyu?
@ብውሜጢተለወጥ
@ብውሜጢተለወጥ ГПЎ МазаЎ
N eri sat lomi halefa kale mealti yemesgna aleku kemzi aynet hanaxi bejakum degagmulna kalot biehierat wn enber netom qedem ztefeshu halefti hzbawi gnbar kolel aytebuluna
@soraenatie4116
@soraenatie4116 ГПЎ МазаЎ
😢Amlak nety abzey nebur zneberzelo nhezbena yerhwelu😮 Yekenyelna
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 ГПЎ МазаЎ
ዝኞበርኩም ኀሪሳት ፡ ሎሚ ኹመይ ዝኟነ ናይ መምህራን መምህር ዝኟነ ክቡር ጋሻ ኣቕሪብኩምልና። ካብ ተመክሮ ዕድመ ልቩናን ጥበብን ኹም በዓል መምህር በዹነ ቀላቲ ብዙሕ ክንመሃርን ክንወርስን ስለ ዝግባእ ኚምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ኣጋይሜ ብቐጻሊ ኣቕርቡልና። ንክቡር መምህር ነቲ ሓላዪ ጻዕሩን ኣበርክትኡን ምስጋና ይብጜሓዮ እዩ። ጥቕሲ ሎሚ ፥ ሓንጎል ምስ ዝጠሚ ፡ ኣዝዩ ሓደገኛ ይኾውን እሞ ፡ ክብሪ ሰብ 'ውን ኣይፈልጥን።
@hailekidanetesfai8814
@hailekidanetesfai8814 ГПЎ МазаЎ
መቃልሕ ናይ ሓሶት ታሪኜ ትጥምዝዝዎ ደናቁር ኚዳዓት ጜልኣት ሓቂ ዘለኩም ታሪኹም ክፉእ ንኜትሰምዖ ዘይግባእ ድሑራት ናይ ሓሶት መናፍሕ ውድቀት ንዓኹም
@erilove98
@erilove98 ГПЎ МазаЎ
Eri sat Seb edenagerkum eikum gohafat kabakum da 100000000 giza shabeia yahish netsekum da Eritrea be haymanot behar qabilA fah ketebeluwa eykum ezi Seb
@abrahambgoyta-dr9gj
@abrahambgoyta-dr9gj ГПЎ МазаЎ
ትግርይና ዝብሃል ብሄር ዹለን
@Rocky-life518
@Rocky-life518 ГПЎ МазаЎ
There is no behere Tigrinya! Tigrinya is a language.
@walkedabdu9631
@walkedabdu9631 ГПЎ МазаЎ
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌🐜🐜🐜🐜🐜🐜🐜🐜🐜🐜🐜🐜🊕🊕🊕🊕🊕
@ምስልናትማልንሎምን
ብሄሚ ትግርኛ ዶ ዝባሃል ኣሎ ዩ ትግርኛ ቁኣንቃ ዩ
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 ГПЎ МазаЎ
ትርግኛ ቓንቓና ደኣምበር መጾዊዒና ኣይኮነን። ብሂሪ ትግርኛ ዝብል ኣምር ገድሊ ዝፈጊሮ ጉጉይ ሜም ኢዩ። ኣብ ኚበሳ ዝነብር ነቲ ናይ ትግርኛ ቮካብላሪ ስለዝጥቀም ብሀሪ ትግርኛ ክብሎ ኣይክአልን ኢዩ። ካብ ጥንቲ ኚበሳ ብጅኊግራፋዊ ወይ ድማ በቲ ዝቅመጠሉ ቊታ ኢዩ ዝጜዋአ። ንሱ ኚኣ ርአሱ ዝኚኣለ ታርክ ኣሎዎ። ትገሪ ኣነ ትግር ይብለካ ሳሆ ኣነ ሳሆ አዹ ይብለካ ኣብ ክበሳ ድማ ኣነ ሓማሰናይ፡ ሰሚውታይ ፡ኣኚለጉዘታይ ይብለካ። አዚ ኩሉ ስቅ ኢሉ ዝመጜ ኣይኮነን ናቱ ርአሱ ዝኚኣለ ታርካዊ ኣመጻጜኣ ኣሊዎ። ኣሕዋት ኣብ ዘመነ ገድሊ ብዙሕ ዝተባላሞው ነገራት ስለዘሎ ናይ መጻኢት አርትራ 😮 ዕድል መታን ክዕሹ ናብ መሰሚትና ንመልስ።
@yonas000100
@yonas000100 ГПЎ МазаЎ
ናይመን ፖለቲካ? ህዝቢ ቆጜሊ ዘውደቀሉ?ኹም መን? ፓትሪክ ሉምባ, ቶማስ ሳንካራ, ኩዋመ ኑኩርማ,ሳሞራ ምሾል,ሞሃመድ ሙሰዳክ,ሳልቫዶር ኣልዚንደ 😂😂ዲሞክራሲ
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 ГПЎ МазаЎ
አንታይ ኣምጜኊ ክንድዚ ሃለፍለፍ ። ሃይማኖት ናይ ውልቂ ሃገር ናይ ሓባር ኢዩ።
@yogo5140
@yogo5140 ГПЎ МазаЎ
እዋይ እዛ ትግርኛ ትብሃል ሰብ ሚቢሻ😂 ኣዚና ዓለም ገዚኣ ትፈልጥ እያ ክንድዚ ሃተፍተፍ እንሊዛውያን.... ሂንዲያውያን..... ግሪኻውያን ኹማን ኚሙኡ ኣይበሉን.😂😂😂Jesus Christ 😅
@simret639
@simret639 ГПЎ МазаЎ
, ትግራይ አይበለን ናይ ኀርትራ ትግርኛ ኢዩ
@dawitwoldu680
@dawitwoldu680 ГПЎ МазаЎ
Henok bicha 😂 lebimka muhrat abyti sebat adimka
@ሓደአርትራዊ
@ሓደአርትራዊ ГПЎ МазаЎ
ኣብዚ ብዛዕባ ናይ ብሀር ኣቆውማ ዓቢ ገጋ ይትሚክ ስልዘሎ በዚ ዝሰልጠኑ ምሁራት ኚተዛርቡ ይግባአ። ትግርኛ ቃንቃና አምበር መንነትና ኣይኮነን። ንይ ትግርና ስትራካ቞ር ኣገውን ሳሆን ኢዩ። ኣብ ኚበሳ ዝቅመጥ መን አካ አንተአልካዮ ኣን ትግርኛ ኢዚ ኢልኩም ይፈጥ ነዝ ገድሊ ዘምጜኊ ጾይቂ ገድፍካ። ኣብ ኚበሳ መን ኢካ አንተኢልካዮ ኣነ ሓማሰናይ ወይ ኣኚለጉዘታይ ወይ ሰሚወታይ ወይ ድማ ጀደርቲ ኢዩ zzzzዝብለካ። አዞም ትግርኛ ንዛሚብ ካብ zitefelaleye ክርንዓት ዝመጻአን ኢና። ትግርኛ ቃንቅ አምበር መጺውኢና ኣይኮነን። አንታይ ንብሃል ክምዝነበርና ናይ 300 ታርክ ካብ 1600 -1900 ዛንታ ሃዘጋን ጾዓዘጋን ተውኚሲ። ብሀር ንክትብሃል አንታይ ኹተማልአ ኚምዘለካ መጜናዒቲ ኣክይዱ። ኚምኡ ስለዝኮነ ኢቭል ኢሳያስ ተቀዳዲሙ ነቲ ናይ ኚበሳ baዘli ጥፍኊ
@teamearaya8158
@teamearaya8158 ГПЎ МазаЎ
You’re totally wrong
@amanuel-.
@amanuel-. ГПЎ МазаЎ
ጥር ኢሉ ኹመይ ገይሩ ኣብ ዩኒቚርሲቲ ኣስመራ ጀሚሩ? እቲ ዩኒቚርሲቲ ብዘመድ ድዩ ዝእቶ ነይሩ? ቅድሚ ናጜነት እቲ ዩኒቚርሲቲ ናይቶም ኚባቢ ሰገነይቲ ጥራይ ኹም ዝነበሹ ምስክር'ዩ። እቶም ካቶሊክ ሓለፍቲ ብሰበይ ሰብካ ክንደይ ሰብ ናብ ኣመሪካ ክመሃር ሰዲዶም'ዮም። ድሕሪ ናጜነት ማዕርነት ተራእዩይ፡ ደቂ መታሕት ንፈለማ ግዜ ዕድል ሚኺቊም፡ ኩሉ ሰብ ብማዕሚ ክመሃር ጀሚሩ።
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 ГПЎ МазаЎ
** ህግደፍ ንዮንቚርሲቲ ኣጺዒዎ እምበር ኣባላት ህግደፍ ውን መተማሓሩ ኔሮም ** ወዲ መድህን በራድ ግና ሙሑር ፣ ፈለጥን ኪኢላ ዝባሓል ኀርትራዊ ክሕሉ ዚብሉን ዒሉ ስለዝኣምን ኹምዚ ኚማኻ ጥሪት ህግደፍ ዶንቂሮም ተሹፎም ። ** እምባህ በል ጥሪት አጋመ **😂😂😂
@samuelkelati9022
@samuelkelati9022 ГПЎ МазаЎ
Kmy elom University kem zeatewu dehre Baita ketfelet ente delika hetet ok ember zelilka zeto University eseka tefelto entelo negerena ember nehna iyenefelten
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 ГПЎ МазаЎ
@@samuelkelati9022 * እቲ ዘተ ናይ ምእታው ዮንቚርሲቲ ኣይኮነን ጥር ዒልካ ሰብ ኚተናዕስ ምፍታንካ'ዩ እቲ ድንቁርና ** ኢድ ናይ ወያነ ኣሎዎ ተዝብሉኻ አሜን ዒልካ ምተቀበልካዮ ** ጥሪት አይትኹን ሕሰብ ጊላ ህግደፍ 👎
@samuelkelati9022
@samuelkelati9022 ГПЎ МазаЎ
@@mesfinabraham6412 mejemeria astewel eti ane tsehifeyo zeleku neaka zeykone neti ab laeli zelo Amanuel zebehal eu
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 ГПЎ МазаЎ
@@samuelkelati9022 when you sedition on line its for everyone .👍
Далее
#JasonDeruloTV // Dress 👗 #GotPermissionToPost From @lirika.vesa #MakeMeHappy
00:39
Which one would you choose for Christmas? #toys #gelblasters #gelblasterguns #airsoft
00:55
ПрПсЌПтрПв 2,6 ЌлМ
Voy shetga man aralashay | Million jamoasi
00:56
ПрПсЌПтрПв 161 тыс.
#JasonDeruloTV // Dress 👗 #GotPermissionToPost From @lirika.vesa #MakeMeHappy
00:39