Тёмный
No video :(

🔥 ንቢንያም ጸሪፎሞ ታይ በዲሉ / ጋዜጠኛ ሓየሎም በረቐ ተመሊሱ 

ዳኒ ቤሪ reaction
Подписаться 62 тыс.
Просмотров 68 тыс.
50% 1

1 ) This video has no negative impact on the original works ( It would actually be positive for them )
2 ) This video is also for informational purposes .
3 ) It is not transformative in nature .
4 ) I only used bits and pieces of videos to get the point across where necessary
#Eritrea #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm

Опубликовано:

 

4 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 247   
@WeerWwer-pc5ix
@WeerWwer-pc5ix Месяц назад
ብሓቂ ምጭዋት ኢኹም ፍቅሩኹም ይሰስን 🇪🇷🇪🇷
@kkkmmk1877
@kkkmmk1877 Месяц назад
እዚ ናይ ስልጣን ቆርፅኹም ኣመፁኡኹምዋ ይኡ ዋይ ደማ ብሙሉኡ ሰምዖኹም ኣሙፁኡዋ መዝሙር ንእግዚአብሔር ንመላእክት ንፃድቃትንይኡ ድግባአ ንሰብ ኣይግባኡን እዩ እዚ ናይ መመህር ስልጣን ትኽክል አዩ።
@user-nb4nl3me4l
@user-nb4nl3me4l Месяц назад
መዓዝ ፀርፍዎ ሐዝስ ስልጣን ትምህርቲ እዩ አመሓላልፉ ሓሰውቲ ካብ ርእሱ ውሰዱ ኣይትጋገዩ ቅድሚ ሐዚውን ዘይተናገሮ ተናግርኩም
@danielkidane1734
@danielkidane1734 Месяц назад
I am from Eritrea, l love you both.very humble and Entartainers. I wish all youtbers were like you.
@MicalYonas-el6fy
@MicalYonas-el6fy Месяц назад
ካብቶም ዝከታተላን ዝፈትዋን ቻነል ናትኩም ያ ሰሓቅኩምን ፍቅርኩም ይብዛሕ ምንጪ ሓጎስና ዝኮንኩም ዳኒ &ቤሪ ከይተቃርጽዎ ሰሓቅና ካብ ሰሓቅ ከየቃርጽ ግደፉ ❤❤❤❤❤❤
@gebarhabtemical2346
@gebarhabtemical2346 Месяц назад
ዳኒ ሓወይ እዞም ዝጻረፉ ዝሓመሙ እዮም ።ከምዚኦም ሰባት ኣይተምጽእ።
@johnsolomon1869
@johnsolomon1869 Месяц назад
Fashin show in Asmara 68 years ago...wow amazing
@esromyemane506
@esromyemane506 Месяц назад
78
@user-sk5yf8sj4u
@user-sk5yf8sj4u Месяц назад
ንኪድ ንኪድ ትበል ውሕጅ ንፅልል ንፅልል ትብል ድማ ጥሲሚ እያ❤
@MilenHabtom-e6r
@MilenHabtom-e6r Месяц назад
Kab zijemr kisab ziwde asetewielelumums sinukum zeytikedunu😁kef alekum gn mixiwat❤❤❤
@teklomyemane1234
@teklomyemane1234 Месяц назад
ጽቡቃት ፍጥረት
@aklilua950
@aklilua950 Месяц назад
Gobezat ikum thanks
@maebelmahansho4483
@maebelmahansho4483 Месяц назад
እዞም ናይ ቢናም ኩፍእ ዝዛረቡ ንምንታይ ዛብዚ ተምጽእዎም ሕማቃት ሰባት ኢዮም !!!!!!
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 Месяц назад
Aygermekan abzeyseatu deleytu eyom
@AmanuelTeklehaimanot-yx9me
@AmanuelTeklehaimanot-yx9me Месяц назад
ሽኮሪናታት መጺኩምለይ እስኩም ተዘይትህልዉ ደኣ ሞ እንታይ ክንከውን ኢልኩሞ ኣይትጥፍኡኒ ጥራይ ናፊቀኩም ከኣ ውዒለ 👍👍👍👍
@user-jq6ur4nt8j
@user-jq6ur4nt8j Месяц назад
ኣታ ኣነስ ፈትየኩም ክመውት ❤❤ሽኮሪናታት ከምዛ ዘለኹማ ቀጽሉ ኣብ ፖለቲካ ከይትኣትው ሓደራ ሓዳርኩም ይባርኽ ብዝሕ ኤርትራውያን ንከታተለኩም ኢና
@eritraweteritrawet7048
@eritraweteritrawet7048 Месяц назад
ሉል በጽብጽ ጋሕባ ሸርሙጣ ዓድዋ👌
@EilatEilat-h1c
@EilatEilat-h1c Месяц назад
😂😂😂natuku aiya aekubuna
@user-kx8of7cd7n
@user-kx8of7cd7n Месяц назад
ጣዕማማት❤❤❤❤❤❤
@salmanabdalla217
@salmanabdalla217 Месяц назад
ሕጂ ኣይ ገዚኢን ኢየ ሓዳር ሙስ ገበርኩግና ክግዝኣልኩም ኢየ 😂😂😂😂😂 መደብኩም ቢታሚ ደስ ዪቢል❤❤❤❤❤
@Ajeb0966
@Ajeb0966 Месяц назад
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ኣረ ደስ ክትብሉ ክክክክክክክርክርክር ዉይ ፅሩያት
@haftomtomiy8072
@haftomtomiy8072 Месяц назад
Love u ahwatyyyy ftewww❤❤❤❤
@Hot40i-rv4uq
@Hot40i-rv4uq Месяц назад
ይመችኩም
@HenokFremkialZozo
@HenokFremkialZozo Месяц назад
ኣቱም ሰባት ወላ ኣነ ኣብ ሽንቲ ቤት ሓሳብ ይሕዘኒ ታዩ እቲ ጸገም😂😂😂
@robelteclemichael763
@robelteclemichael763 Месяц назад
ፖስቲቭ ዝኾንኩም ሰባት ኢኹም❤❤❤
@NaodAshaber
@NaodAshaber Месяц назад
ወረ ተቃባቡሉ
@user-sw7jf2zn5m
@user-sw7jf2zn5m Месяц назад
Xbuqat ftret qexlwo ❤️❤️❤️🇪🇷
@Adha1991
@Adha1991 Месяц назад
ብዝኾነ "ቢንያም ግርማይ " ጸሊም ኣልማዝ እዩ ። እቶም ኣሽሓት ሃመማ ኣንጻር ኤርትራን ኤርትራውነትን ብሓደ ቢንያም (ሽሕ ሃመማ ብሓንቲ ፍሊት 😂) ።🇪🇷
@user-mr4iw4tj3u
@user-mr4iw4tj3u Месяц назад
Love it🚴🏽‍♂️☝🏽💚❤️🇪🇷🤣💯
@wediweyinking
@wediweyinking Месяц назад
ኩሎም ከዓ ኤርትራውያን እዮም ኤርትራውያን ንኤርትራውያን እና እታ ፊሊት ንኤርትራውያን ሃመማ ማለት ድዩ
@Tesfaxbah1234
@Tesfaxbah1234 Месяц назад
​@@wediweyinkingመን አዩ አሪትራዊኣን አልካ ካብዞም ጎረበትና ድራር ኣራዊት ዝግበርናዮም 2።ሚልዮን አዮም አዞም ተረፍ ድሮን ተረፊካዶ ወዲ ሃጂ አዩ አሪትራዊ ትራይ
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 Месяц назад
​@@wediweyinkingEritreawen aykonun baelom manenatna tegray eu elom eyom ,tegrawet mukanom ena nfealt tegray tegrigna eyom
@wediweyinking
@wediweyinking Месяц назад
@@Tesfaxbah1234 ኝኝኝኝኝ ኣይትበሉ ሓሰውቲ ኤርትራውያን ምኳኖም ኣፀቢቅኩም ትፈልጡ ኢኩም ግን ንስካትኩም ተጋሩ ዝብል ሕማም ስለዘለኩም ንዝተቋወመ ዘበለ ተጋሩ ኢኩም ትብልዎ እዚ ስልጣነ ድብሃል ንቢኒ ንምንታይ መዝሙር ይዝመሮ ዝብል ዝነበረ ኤርትራዊ እቲ 666 እዩ ቢኒ እንዳበለ ዝነበረ እውን ኤርትራዊ እዩ ወዲ ሓጂ እውን እንተኮነ ኤርትራዊ እዩ እና ክፉኣት ከነስኩም ክፋኣትኩም ናብ ተጋሩ ክተሸክምዎ ኣይትፈትኑ
@Setfalem
@Setfalem Месяц назад
እዛ ሰበይትኻስ ኣብ ቪድዮ ጥራሕ ድያ ስሓቂት ወላስ ኣብ ሂወታ ውን ስሓቂት እያ ። ክትስሕቅ ከላ ልበይ ብስሓቅ ትመልኦ እሞ ከምኣ ሰበይቲ ክትፈጥረለይ ተመንየ ❤❤❤❤❤🎉
@GhkfgTuff
@GhkfgTuff Месяц назад
መደብኩም ብጣዕሚ እዩ ሓሪፍ ፍቅርኩም የብዛሓዮ
@filifilimon4361
@filifilimon4361 Месяц назад
Love you Guys
@hailekidanetesfai8814
@hailekidanetesfai8814 Месяц назад
ውሕጅ ንኺድ ሮማዲ ሳዕሪ ነሳፍሕ ጠስሚ ነጽልል
@yoditmichael9012
@yoditmichael9012 Месяц назад
Askatkum btami taumat ekum love u atom nay bini hmak zzarebu gn kab afkom munkus ybel n jignas kndzi aza tiktok zblwa zeyaxwulna bhak 🇪🇷🙏🏼❤️❤️
@user-ks4sw3vk1j
@user-ks4sw3vk1j Месяц назад
Kief alekum fkrkum yibark fetari
@user-kx8of7cd7n
@user-kx8of7cd7n Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤
@TvnameRemote
@TvnameRemote Месяц назад
beja bini defie belu duhulat
@mbh8883
@mbh8883 Месяц назад
ክንገዝኣልኹም ሓበሻ ኣይትበሉና ንሕና ( ትግርኛ ) ኢና ።
@user-oi9bl8mc4r
@user-oi9bl8mc4r Месяц назад
ደስ ባሃልቲ ኢኹም ቀፅልሉ
@godisgoodpaulos9408
@godisgoodpaulos9408 Месяц назад
ብዝእባ ኤርትራዊን ዲኩም ትዛረቡ ገለ ባ በሉ ካብ ክልልኩም ካኣ አቲ ኣርእ ስቲ ትግብርዎ ካኣ በጃኩም ሕሰብሉ ሕራይ ዶ ❤
@TeklayHayle
@TeklayHayle Месяц назад
ስምዑኒ ደኒ እና ቤሪ አነ ቲኽቶኽ ምርአይ አሰለችኒ እዩ ካብኡ ግን ንስኩም ፅሙቅ ጭፍጥጥ አቢልኩም አምፅኡልና አይትዘንግዑ በጃኹም ❤😂😂
@IsakAman-b2i
@IsakAman-b2i Месяц назад
😂😂😂😂😂😂
@Alemey261
@Alemey261 Месяц назад
Kef Alokum Ajokum qexlow❤❤
@user-cr6vv7iy9g
@user-cr6vv7iy9g Месяц назад
እንታይ እዩ ጉዙኡና× ግዝእልና እዩ ዝባሃል ኣቅሪበ እየ❤❤❤❤
@Erigirl2509
@Erigirl2509 Месяц назад
Kfetwekum❤❤❤❤❤❤
@Abrehet-eo3yg
@Abrehet-eo3yg Месяц назад
አነስ ክፀሎኦም እዝኦ
@Eruna757
@Eruna757 Месяц назад
luwam tedros. 49:24 ክንድቲ ዝፈትወኪ ጸሊኤኪ። ፎከካስ!
@YordanosYordanos-ew9mw
@YordanosYordanos-ew9mw Месяц назад
እዞም ንቢንያም ዝጸረፍዎ ዓሌቶም ኩሎም ጋሕ ይበሉ
@user-sk5yf8sj4u
@user-sk5yf8sj4u Месяц назад
❤❤❤እንቃቆሕ ዶ ትክወን❤
@mhretabhassen9128
@mhretabhassen9128 Месяц назад
Kef alekum
@user-ci8nj3hb6m
@user-ci8nj3hb6m Месяц назад
ዳኒ ግደፍ ሰበይትካ ግደፈለይ ኢለካ ኣቢካ ዲካ በል ደሓን ፎቶ ናታ ስደደለይ ስእላ እንዳ ረኣኩ ፍቕረይ ክገልጸላ። so btaemi eye zfetwekum sehaqkum yebzhayo❤❤❤❤❤❤
@SmilingFieldHockey-mv5qv
@SmilingFieldHockey-mv5qv Месяц назад
😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Месяц назад
ዳኒ መታለሊ ኢኻ ኣዋልድ ደስ intይለናኻ ዋላክስብቑ ኢኻ ትብል itagol ደስ ዕላትካ ኮ ላ ጽቡቓት ትብል
@HJs-yj1pv
@HJs-yj1pv Месяц назад
ቋንቋኹም ጽቡቕ ጌርኩም ክትዛረቡ ፈትኑ ናይ ኣምሓርኛ ቃላት ሓናፊጽኩም ኣይትዛረቡ። ጽቡቕ ትግርኛ ተዛረቡ ኣይትሓውስሉ። ዳሕራይ ድማ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ኣይትበሉ ኢትዮጵያውያን ተትኾኑ ደኣ ቀጥቂጣትኩም ኢትዮጵያ
@shishaydrar9825
@shishaydrar9825 Месяц назад
❤❤ ❤
@user-op8bk8hv3n
@user-op8bk8hv3n Месяц назад
ደዊልና አይላዓልን ናይ ጋዛ መፃባበቂ ክገዝእ ኢለ ነረ ማራ ይፈትወኩም ድማ ሀንቲት ማዕልቲ ሃልፍኒ አይፈልጥን
@mesginahabte3391
@mesginahabte3391 Месяц назад
Ezom tegaru funufnat aytkunu ab haki nberuu Afrika gele zeykone xbuk nay africa hisebu funfunat
@HaylabHayle
@HaylabHayle Месяц назад
Tnks❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-so7ww7gn3x
@user-so7ww7gn3x Месяц назад
11:18 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ልብኩም ይጽረ ንቀደም ከምዚ ኢልኩም ክትዛረቡ ኣሕዋተይ ግን ሓንቲ ክብለኩም ኣብ ምድያኩም ምስዚ ስብእዚ ኣራክቡኒ በጃኩም ብስም ድንግል ማርያም ብስም ኩሎም መላእክቲ
@eritrawieyeeritrawieye8389
@eritrawieyeeritrawieye8389 Месяц назад
Enda dani Enkae bselam mexakum ane hade kabtom tekafelti medebatkum eye kexlwo❤::hanti kiblekum gn ab boletika aytietewu haderakum yblekum::
@hiwet4932
@hiwet4932 Месяц назад
ምቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-do1kv4lp1w
@user-do1kv4lp1w Месяц назад
💝💝👍👍👍
@user-on8su8cy2o
@user-on8su8cy2o Месяц назад
ናይ ስልጣን ሓዉና ዝተናገሮ ትክክል እዮ ግን ታይ ልምባል እዮ ቆሪፅኩም ኣምፂእክምዎ ዝለኩም ልምንታይ እዮ ነገር ትደልዮ ተኮነ ሃይማኖት ተልይኩም ምደገፍኩምዎ ተዘየለ ተዘየለ ስልጣን ሓዉና ዝተናገሮ ትክክል እዮ ኣብዙይ ልትካታተሉ ሰባት ከይድኩም ኣብ ናባዓሉ ሙሉእ ቭድዮ ስምዕዎ ናዞሞ ሓሸዉቲ መባኣስቲ ኣይትስምዕዎም
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
ንቶም ሻዕብያውያን ከይቕየምዎም እኮእዮም ናይ ገንዘብ እዮም ኣነ ክፀልኦም መዓት እየ
@ElliltaAbrehe
@ElliltaAbrehe Месяц назад
Shikorat ❤❤❤❤
@Gehebrehiwet
@Gehebrehiwet Месяц назад
Ketslwo
@user-ri2ho4rb2n
@user-ri2ho4rb2n Месяц назад
ደቂ እዛ እራያት ኣምሰሉታት
@user-js1cb7kx9w
@user-js1cb7kx9w Месяц назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@retaamanuel1249
@retaamanuel1249 Месяц назад
I go crazy, yjis eritrean one of them are zowdyy, Gonddff they are not Europe's 1946
@nouraviri4903
@nouraviri4903 Месяц назад
💝💝💝💝💝💝💝🌷🌷🌷
@AmanGebrelul
@AmanGebrelul Месяц назад
Ya kef alekum nskum❤❤❤
@JgfffghgvvFgytg
@JgfffghgvvFgytg Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sabatesfu1653
@sabatesfu1653 Месяц назад
😂😂😂😂😂
@mesginahabte3391
@mesginahabte3391 Месяц назад
Niskum B teftero zeykone b sebat ekum tedneku selzi konfedonce gebru natkum Adiaa amxu tegaru
@user-lb5fz2qo1e
@user-lb5fz2qo1e Месяц назад
Nay bahaki miciwat ikum gin ehiwat timesilu
@ሃገረይ
@ሃገረይ Месяц назад
ኣነስ ሑቶ ኣላትኒ ብቅንዕና ግን መሉሱለይ ሰብኣይን ሰበይትን ዶ ትኾኑ ይቅሬታ ግን ኣቅሪበ እየ ?????❤❤❤❤❤❤❤
@user-ny9nj7ie2e
@user-ny9nj7ie2e Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂😂😂
@user-hx8bk6ty6k
@user-hx8bk6ty6k Месяц назад
ሉል ቴድሮስ ኣይተምጽዋ
@ibrahimsiraj9906
@ibrahimsiraj9906 Месяц назад
kabb wedi hagi intay texebeyou.
@WediWeldab
@WediWeldab Месяц назад
ፔረድ እሁ ወርሒ ወርሒ ዝውለድ😂😂😂😂😂
@danieltsegay1413
@danieltsegay1413 Месяц назад
እዋይ እዚ ጋሕጻጽ እዚስ እታ 666 ከ መን ነጊርዎ ወደይ ትካል ስኑ ናይ ቀደም ኣድግና
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 Месяц назад
😂😂😂😂
@gebarhabtemical2346
@gebarhabtemical2346 Месяц назад
በትሪ ሓቅስ ትቐጥን እንበር ኣይትስበርን።
@senaitmichael5659
@senaitmichael5659 Месяц назад
Etia gol aslameyti zeykonetsi catholic eya
@freweinizeray8426
@freweinizeray8426 Месяц назад
ምጭዋተይ እንዃን ደህና መጣችሁልኝ
@user-mr4iw4tj3u
@user-mr4iw4tj3u Месяц назад
ፍለጥለይ ንድሕሪት ዝኸዱ መን እዮም? ንስኹም ሩጉማት ሓሳዳት ኢትዮጵያን ብፍላይ ድማ ንስኹም😢ዘይናቶም ትብህጉን ትሓልሙን ንስኹም ሕሱራት ጎሮቤት ተጋሩ እኹም🙈🥹
@Milimiraaa
@Milimiraaa Месяц назад
የሕዋት ሳብስክራይብ ግበሩለይ🙏🥰
@SmilingFieldHockey-mv5qv
@SmilingFieldHockey-mv5qv Месяц назад
ኮንኩም መሳሓቃት እኹም ግን ናሓንሳብ ሰበትኻ ሳሓቅ ትብዝሒ ኣላ
@solomonnugguse
@solomonnugguse Месяц назад
አድናቂኩም እዩ ካብ ናይ ትግራይ ሜድያታት ንዓኩም ጥራሕ እየ ዝርኢ ኮይኒ ግን አብ ዝሰራሕኩሞ ቬድዮ እንተ ወሐደ ምስቲ ደስ ዝብል አሳሕቃኣ ሐዊሳ ልዔሊ 10 ግዜ ዳኒ ዳኒ ክትብለካ ትስማዕ ንስካ ግን ምቄብጣር ይትረፍ በቲ ናይ ታሴራ ሽማ ከማን አይትጽወዓን ንምንታይ? ቀጽልዎ ንፉዓት ኢኩም warsa media ኤርትራዊ እየ
@shewit7666
@shewit7666 Месяц назад
Sebeaya endyu why not 😅….don’t be jealous 😂
@berekettsegay62
@berekettsegay62 Месяц назад
ክንካዕ ብሰላም መጻኩም ኣነ አብ ኣፊሪቃ ከለኩ ክሊተ ሰዓት ይገብሪ ነረ ህጂ ክሊተ ደቂቂ አብ ሺቃቂ ኣለኪ
@TsaaduGebremedhn
@TsaaduGebremedhn Месяц назад
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኹም እሞሲ እናሰሓቅካ ሓዳር ከመይ እዛ ናይ ፆታ ክርከር ግን መፍትሒ ይገበራ
@AfomMokonen-mw5xm
@AfomMokonen-mw5xm Месяц назад
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩኩም ብቅንዕናኹምን ደለይቲ ሰላም ከምኡ ውን ኣብ ሓቂ ትረግጹ ምዃንከቱምን
@samsontesete5119
@samsontesete5119 Месяц назад
ንስኹም ተዘይትህልዉ እንታይ መኾነ ዚ ሕቡሽ💙🇪🇷💙🇪🇷💙🇪🇷💙🇪🇷💙🇪🇷
@YoniYoni-t9y
@YoniYoni-t9y Месяц назад
Ane kemaa eye kkkkk
@modosha7819
@modosha7819 Месяц назад
መቸም ዳኒ ሕቶ ምስ ሓተትካ ኣነ እዬ ዝምልሰልካ በል ሓዘኒ ነታ ኣብ ኦርቶዶክስ ስለምንታይ ኣጠምቕክያ ዝበለት ሙስሊም ኮይና ኣይኮነትን ብሌነይቲ ፍለዝኾነት ካቶሊክ እያ ኣብ ኤርትራ ብሌን መብዛሕቶም ካቶሊክ እዮም ንሳ ግን ኦርቶዶክስ ስለዝኾነ ዝወለደትሉ ኣብ ኦርቶዶክስ ተጠሚቓ። ድሕሪ ሕጂ ንዓይ ሕተቱኒ ።
@beridani
@beridani Месяц назад
thanks እሺ 😍😍😍
@beridani
@beridani Месяц назад
thanks እሺ 😍😍😍
@asmerashikor8778
@asmerashikor8778 Месяц назад
Fetewwwww eye zebelekum 2hade ekum eritrawit eye❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹
@naherdawit1701
@naherdawit1701 Месяц назад
በሃገረይን ብህዝበይን ዘሚርካ ኢሉ ናብ ሲኦል ዝእቱ አምላኽ እንተኾይኑ ዋላ ኬኑኡ ይእቶ ::ያ በላዕቲ ዉዳቕ
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 Месяц назад
Egzabher kenamesgno eu faterna ,natu Awet tray aykonan shem Eritrea 🇪🇷 wen zaberkalu eu ,bezaytekm namarero yeaklo ,nhna lebna Amlak yeweto knbeal ab xelotna ,nesu kea rahaxu demu kafelu Egzabher kea ayhferon selaze mknyat gerna kanmasgn ena seytan kerexea bel
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs Месяц назад
አየ ድንቁርና እሞ ሓውና ስልጣን ንምንታይ ከም ጌገኛ አቅርብክምዎ መዝሙር ንመን ከም ዝዝመር ብግልፂ አቅርብዎ አሎ ንምንታይ እቲ ሓንቲ ንአኩም ንክፍአት ከም ዝጥዕመኩም ተቅርብዎ ክፍአት እኩም ናይ ብሓቂ ቅድስት ቤተክርስትያና ናይ ባዕላ ስርዓትን ትፉትን ዘለዋ እያ ንላይክ ክትላቀሙ ሰብ አይተፀልሙ😢
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z Месяц назад
_እወ ኣሕዋተይ ማዓረይ ሰለ ምንተይ እና ናይ ሰልጣን ብገበን ተምፅእዊ እሰካ ናይ ቅድሰቲ ቤተክርስትያን እዩ ዝምህረና ዘሎ ከምቲ ሉቱ ሥብሃት ኣምላኽና ጎይታና መድሓኒናን ኢየሱስ ክርሰቶሰ ዝበሎ እዝኒ ዘለዎ ይሰማዓ እምበር መዝሙር ቅዱሰ ኣምላኽና ጥራይ እዩ ዝፍቀድ ኣሕዋተይ_
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs Месяц назад
@@user-bk4sl2fz8z አረ ባእሎም እዞም አሕዋትና እውን እኮ ይቅርታ ሓትቶምሉ አለው በአቦታትና ሓትትና ጌጋ ከም ዝኮነ አምናሉ አለና እና ተከታተልትና ይቅርታ አሎም አብ አትራኖስ ቻነል ዝብል አትኩም ረአይዎ
@azebzemuy2024
@azebzemuy2024 Месяц назад
Xbukat ftret shekorina My God bless you 🥰😊🥰🥰🥰🥰
@ShewitBerhane-tv7np
@ShewitBerhane-tv7np Месяц назад
😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤
@eyaleyal-tq9vn
@eyaleyal-tq9vn Месяц назад
ክንካዕ ብሰላም መጻኩም❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@aqaaqle
@aqaaqle Месяц назад
Amena des tebluo fequrat dekuom
@kelatiteweldemedhin6613
@kelatiteweldemedhin6613 Месяц назад
እዛ ጓል ካቶሊክ ከይትከውን ብሌን ካቶሊክ ክርስትያንን ሙስሊምን እዮም
@Amir_Wedi
@Amir_Wedi Месяц назад
ጉዝኡና ኣይትበሊ ሜሪ ንዒኹም ዲና ክንገዝአኩም ጉዝኡልና ዩ ዝበሃል ዝሕብዮኩም ካብ 🇪🇷😊
@Oneforall-ux3iw
@Oneforall-ux3iw Месяц назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤
@user-su7ge8yp2r
@user-su7ge8yp2r Месяц назад
❤❤❤ hii xbiqatey nezi zebay habesha zbl ayexebeqelun eu aytemxwo
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb Месяц назад
ጽብቓተይ ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ቻው ክትብሉና ከለኹም ግን ተሰዓዓሙ ባ ፍቕሪ ካኣ ምሃሩና
Далее