Лучшее на RU-vid
Кино
Авто/Мото
Видеоклипы
Животные
Спорт
Игры
Приколы
Развлечения
Хобби
Наука
Авторизоваться
Зарегистрироваться
🔴ሓፈሻዊ ፍልጠት :- ምስ ኣባላት መዘምራን ደብረ ጽዮን ምስካየ ስዱዳን ማዓስከር ማይ ዓይኒ (ኣዲስ ኣበባ)
23:52
ምህልላ ኣደታት ኣብ ገዳመ ቆሮንጦስን ሩባ የርዳኖስን 17.10.2022
28:54
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
Вопрос Ребром - Никита Кологривый
59:07
Каха и суп
00:39
ДВЕ МЕДИЦИНЫ В ОДНОЙ СТРАНЕ
43:03
🔴መንፈሳዊ ሕቶታት:- ምስ ኣባላት መዘምራን ደብረ ጽዮን ምስካየ ስዱዳን ማዓስከር ማይ ዓይኒ (ኣዲስ ኣበባ) August 20, 2022
ኣርያም ቱዩብ Ariam Tube
Подписаться 9 тыс.
Просмотров 11 тыс.
50%
1
Видео
Поделиться
Скачать
Добавить в
Опубликовано:
19 авг 2022
Поделиться:
Ссылка:
Скачать:
Готовим ссылку...
Добавить в:
Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии :
45
@rahwatekleab4277
Год назад
እዋይይይ ምስራእክዎምስ ብናፍቆት ክሞውት ደልየ ደቂ ማሕበረይ ማዓረይ እግዛኣብሄር ምሳኩም ይኩን 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@gerierezene4574
Год назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmialna xegue yebzihalkum yehwatey
@user-ck2kx6ld1x
Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ቃል ሂወት ይስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ 🙏ክቡር መርሃዊ ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ 🙏🙏ብሓቂ ደስስ ዝብል መደብ
@ksanetkflehaile7259
Год назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalena yhwatey Egizabheri Amlak Teguue yebzhalukom betami dese zebel eye zemare melakte yesmalina
@user-cx5wc2vd3p
Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም በርትዑ
@alemdesta454
Год назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋትና
@andomgebremedhin1210
Год назад
እግዚኣቢሄር ጸገኡ የብዝሓልኩም ኣብ ቤቱ የንብርኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን(3)
@mhretabmaynas4784
Год назад
Qalehiwet yesmalna hawey
@segemmehari8540
Год назад
Kal hiwetu yesmalna deki xyuney tenafekty xbuk tmhrti eyu kexlwo zemen agulguletkum ybarek
@sosomsoso7176
Год назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት አሕዋና
@kiflaygebreslasie6094
Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@temesgen637
Год назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልኩም ቀፅልሉ ጎበዛት በተለይ ዘማሪ መርሃዊ ክፈትወካ ማዓትየ
@user-gy2uk5vn1u
Год назад
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡራተይ 💖⛪🎆💕
@user-pr3qq1qy5m
Год назад
ኣሜንኣሜንኣሜን
@smretkidane3291
Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
@tmnitemha7679
Год назад
ወንጌልዊ ዮውሓንስ
@user-ig9iu2op2i
Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐሉኩም እግዚአብሔረ አምላክ ክቡራት አሕዋትና 👏👏
@letenkelleklebrhan1058
Год назад
Kale hiwet yesmalna zeben agelglotkum egzabiher ybark rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen
@kidanehabtemariam7915
Год назад
Amen(3)
@edencheay2870
Год назад
Kale hiwet yesmalna
@user-nl8yx6pf7l
Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፍቅራትይ ኣሕዋተይ
@letenkelleklebrhan1058
Год назад
ahwatkulkum deki egzabiher nay bhaki abuy tmrti näher alena mo brtu ajekum egzabiher xega ab leli xega yhabkum nana dma mstwalu yhabena amen amen amen
@jamioj7497
Год назад
ቃለ ህይወት ያስመዐልና
@dawittuem7858
Год назад
ቃለ ሂወት እግዚኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@IsuIsu1989
Год назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና፡ ድምጺ ናይ ተሓትተቲ ብዙሕ ስለዘይስማዕ ምምሕያሽ እንተዝግበር።ዘመንኩም ይባረኽ።
@weiniestif4684
Год назад
Aseyyyyy qale hiwet yesmalna kuburat yhwat
@abmusa6994
Год назад
አብረሃ ወአፅባሃ አበይተጠምቀም አብ አክስምዶ አይ ኮኒድየም
@abmusa6994
Год назад
ፅጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
@ibrahimalsharif9013
Год назад
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kuburat yehwatey
@user-qs3px6rm2y
Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡራት ኣሓዊትና እግዚአብሔር ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓደለኩም
@user-pr3qq1qy5m
Год назад
ብሓቂ።ቃለ።ህይወት።የስምዓልና።ክቡራት።ኣሓዊትናእግዚእብሔር።ፀጋ።ኣብ።ልዕሊ።ፀጋ።ይዓደለኩም
@tmnitemha7679
Год назад
ዮሓንስ ወንጌል 14 ፡27 ትርከብ ፡፡
@hiwet9187
Год назад
Ezgabiher.xegau.ybzhalkum..ab.betu.ynbrkum.edmen.teananyhankum.
@user-mr5dw8ce9m
Год назад
ቃል ህይወት የስምዐልና ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅልዎ ብክንደይ ደረቅ አስጊርዎምን መፅሙር ዳዊት119 ጥራሕ መሊሰ😁
@twenkehase374
Год назад
ናይ ቅዱስ ጅወርግስ ከ
@tmnitemha7679
Год назад
ለ ካብ መዝሙራት ዝበለጽ መዝሙሩ
@aaazzz3936
Год назад
❤🙏🙏🙏✝️
@user-cg7is4sl6r
Год назад
ይቅርታ ኣሕዋተይ ሕቶታት ትሓቱ ተለኩም መዝሙር ኣይትግበርሉ ምክንያት ኣይስማዒን ናይ መዝሙር ድምፅ እዩ ዝስማዓ ዘሎ ንትካታትልትኩም ክማሃርሉ ምእንታይ🙏
@shoshosho5438
Год назад
ብሓቂ 🙏💕🙏
@mahderemesfun5039
Год назад
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ። ንባዕሉ ጥምቀት የድልዮ ኣሎ መክንያቱ መጀመርታ ጥምቀት ኣበይ ከምዝተጀመረ ነገሥታት ኣብርሃ ወኣጽብሃ ስለ ዘይፈለጠ። ሓስቡ ክኣ ከምቲ ዝርድኣኒ ንኤርትራ ኣይፈልጣን እዩ። ኤርትራ ግን እዚኣ እያ። እብራውያን 11፥29 ብእምነት ከም ብንቑጽ ምድሪ ገይሮም ንባሕሪ ኤርትራ ተሳገርዎ፡ ግብጻውያን ግና ከምኡ ኺገብሩ ምስ ፈተኑ፡ ተዋሕጡ። መዝሙር ዳዊት106 21-22 አብ ግብጺ ዓብዪ ተግባር፣ ኣብ ሃገር ካም ተኣምራት፣ ኣብ ባሕሪ ኤርትራ ዜፍርህ ነገር ዝገበረ ኣምላኽ፣ መድሓኒኦም፣ ረስዕዎ። ነገር ግን ነዛ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይኮነን ኣብ ዲክሽነሪ ዘይትርከብ ዓዲ ትግራይ ትብሃል ከትዕብስ ንልዕላውነታ ዘመስከረት ሃገር ኤርትራ ከምዘይ ነበረት ገሊጽካያ። ተጋጊኻ ?
@mahderemesfun5039
Год назад
@@ariamtube15 ሰላምታኻ ይብዛሕ ክቡር ሓው። እዛ ምድረ ባሕሪ እያ ትብሃል ነይራ ኤርትራ ትብል ጽሑፍ ኣበየና መጽሓፍ ትርከብ ከምኡ ኢሉኸ መን ሚሂሩ። ካብ ዘመን ኣቦና ሙሴ ኣትሒዙ ክሳብ እዚ ዘለናዮ ዘመን ዘሎ ባሕሪ ኤርትራ ማለት ኣብ ምብራቃዊ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ እዩ።
@user-cw8ni7zp9z
Год назад
ኣብርሃ ውፀብሃ ኣብ ኣኩስም እዩም ተጠመቆም ስሕተት ኣለኩም
@tewoldegebrewoldi9241
Год назад
ጽልኢ ወላ ምስ ኤርትራ ይሃልኻ ኣብ ሃይማኖት ኣድልዎ ኣይሃልኺ ክብርቲ ሓብትና እቲ መልሲ ፈቲኺ ጸሊእኺ ንሱ ዩ እሱ ዩ ኸኣ ጸገምኩም ትግራዎት
@user-cf8fo8li4b
Год назад
ቃለ ህይወት ያስመዐልና
@hiwet9187
Год назад
Ezgabiher.xegau.ybzhalkum..ab.betu.ynbrkum.edmen.teananyhankum.
Далее
23:52
🔴ሓፈሻዊ ፍልጠት :- ምስ ኣባላት መዘምራን ደብረ ጽዮን ምስካየ ስዱዳን ማዓስከር ማይ ዓይኒ (ኣዲስ ኣበባ)
Просмотров 7 тыс.
28:54
ምህልላ ኣደታት ኣብ ገዳመ ቆሮንጦስን ሩባ የርዳኖስን 17.10.2022
Просмотров 139 тыс.
00:42
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
Просмотров 2,7 млн
59:07
Вопрос Ребром - Никита Кологривый
Просмотров 2,7 млн
00:39
Каха и суп
Просмотров 2,4 млн
43:03
ДВЕ МЕДИЦИНЫ В ОДНОЙ СТРАНЕ
Просмотров 287 тыс.
20:03
ብሬሳ ሓፍቱ ዘይደንገጸ ንዓይ ክድንግጸለይ ኣይክእልንዩ
Просмотров 77 тыс.
30:19
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳዊ መንፈሳዊ ድራማ
Просмотров 5 тыс.
38:48
ካብ ማእከል ኤርትራ ገዳም ድብረ ሲና ክብረ በዓል ናይ እዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ድብረ ሲና ቅድስቲ ሃገር ኤርትራ
Просмотров 3,5 тыс.
22:58
🔴መንፈሳዊ ሕቶታት:- ሕዳር ጽዮን ምስ ኣባላት መዘምራን ደብረ ጽዮን ምስካየ ስዱዳን ማዓስከር ማይ ዓይኒ (ኣዲስ ኣበባ)
Просмотров 20 тыс.
መንፈስ ቅዱስ መንፈስ ሓቂ "ብኣባ ዮናስ ዮሓንስ"ዕለት 10/07/2024 ስዓት @8፥00 UK Time
Просмотров 205
24:33
🛑ጉድድ ረኺብና ተጋሩ | ሕማቅ ስማዕ ዓዲግራት እንታይ ተፈጢሩ| ንኢሳያስ ኣፍወርቂ ሓዙልና
Просмотров 3 тыс.
21:18
ከመይ እንተጸሊና ኢና ጸሎትና ቅቡል ዝኸውን? ብ ዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
Просмотров 127 тыс.
14:23
🔴መንፈሳዊ ሕቶታት:- ምስ ኣባላት መዘምራን ደብረ ጽዮን ምስካየ ስዱዳን ማዓስከር ማይ ዓይኒ (ኣዲስ ኣበባ) 2ይ ክፋል
Просмотров 9 тыс.
1:15:31
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur - Abet Lewhatu - ኣቤት ለውሃቱ - Full Album By Dn Abrham Mehari
Просмотров 262 тыс.
22:22
🔴መንፈሳዊ ሕቶታት:- ምስ ኣባላት መዘምራን ደብረ ጽዮን ምስካየ ስዱዳን ማዓስከር ማይ ዓይኒ (ኣዲስ ኣበባ) 1ይ ክፋል
Просмотров 35 тыс.
00:42
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
Просмотров 2,7 млн