Тёмный

🔴ምስጢር ዘይተፈትሐ መርገም// ካብ ደብረ ቢዘን/ ንኤርትራውያን ንኢትዮጵያውያን ዝተነገረ//Debre bzien gedam/ Eritrean orthodox 2023 

Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Подписаться 140 тыс.
Просмотров 148 тыс.
50% 1

©Mdre Canaan
Subscribe for more
‪@Mdrecanaan‬

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 573   
@robielabraham1162
@robielabraham1162 Год назад
ኦ ጎይታየይ ኢየሱስ ክሩስቶስ ስለ ሓጢያትና ይቅረ ግበረልና ምዓት ዝበዝሓና ደቅኻ ምሕረትካ ልኣኸልና። 🙏🙏🙏🙏🙏
@Amorawedigash
@Amorawedigash Год назад
Amen (3)🙏🙏💒💒✝️
@samuelkefela8342
@samuelkefela8342 Год назад
Amen(3)
@azmeranegasi9520
@azmeranegasi9520 Год назад
እግዚአብሔር ንሃገርናን ንህዝብናን ባሪክዎ እዩ ሕጂ ካብ ስደት ንምለሰሉ ግዜ በጺሑ እዩ ናብታ እግዚአብሔር ዝባረካ መሬትና ሃገርና ክንምለስ ኢና ሰላም ንኩሉ ዓለም የውርደልና አሜን
@ፈልፋሊማይሕይወት
ኦ ኣምላክ ኣቡነ ፍሊጶስ ይቅረ በለልና ከም ምሕረትካ ደኣ እንበር ከም ሓጥያትና ኣይኩን ንዓለም ብምልእታ ብፍቅርን ሰላምን ምልኣልና
@shewiteyob2717
@shewiteyob2717 Год назад
Amen amen amen yekelena bedelna gdifu ytearekena adna knmles
@SenayFshaye-l4y
@SenayFshaye-l4y Год назад
እግዝኣቢሄር ህዝቢ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 ህዝቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሰላምን ርግኣትን ኣውርደልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@EthioMusic202
@EthioMusic202 Месяц назад
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር በቸርነቱ የአኢትዪጵያን ህዝብ እና የአኤርትራን ህዝብ ይጠብቅልን።
@michaelaron7770
@michaelaron7770 Год назад
እግዝኣብሄ ኣቦይ ንገብሮን ንሓስቦን ኣይንፈልጥን ኢና ኢሞ ይቅረ በለልና❤❤❤
@tekakassa2823
@tekakassa2823 Год назад
ዲያቆን ሓወይ ምስ ፍልጠትካ የንብርካ፡ ቃለ ሂወት የስመዐልና ናይ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@wedimamapeace6832
@wedimamapeace6832 Год назад
Waw azeyu zedenk tariek fkren seniten yeadelna sedetna yehxrelna Amen
@fishalegebreyosus862
@fishalegebreyosus862 6 месяцев назад
ትምህርቲ ኣምላክ ናብ ኩልና ኣመንቲ ክኾነልና ባዕሉ ልዑል ፈጣርን +ጻድቃናትን ኣቦታትና ኣበወኣትን ይደግፉና፡ናብዛ ቅድስቲ ቦታ ደብረ ቢዘን ዳግም ተመሊስና ክንበጽሓ ይሓግዘና፡❤❤❤❤❤😮🎉
@MerhawitGhebrehiwet-e1h
@MerhawitGhebrehiwet-e1h Год назад
ኣምላከ ኣቡነ ፊሊጶስ በዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ፡ከምግብርና ኣይትፍረደና 😢😢😢😢😢😢😢
@NarMan-e3x
@NarMan-e3x 2 месяца назад
ኦጎይታት መድሓኒየይ እየሱስ ክርስቶስ ከም ብዝሒ ምህረትካ ዳ ይቅረ ግበረልና ኣሜን።
@genetalem8059
@genetalem8059 Год назад
ኦጎታ ከም ግብርና ዘይኮኑ እቅርና በለልና ❤🎉
@geryegerekidan7112
@geryegerekidan7112 Год назад
ኦኦ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ምሕረትካ ኣዉርደልና ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና 🙏🙏🙏
@FanialTeklemaryam
@FanialTeklemaryam 2 месяца назад
ኩሉ ትከአል።ኣምልክ ምህረትካ ኣውርደልና አሜን❤❤❤
@rishant9980
@rishant9980 7 месяцев назад
አሜን ቃል ሂወት የስማዐና ክቡር ሐውና ጎይታየይ ይቅረ በለልና
@fafakahsay4427
@fafakahsay4427 Год назад
❤❤❤ amen amen amen
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
ኦ ጌታ ናብዛ ቅድስቲ ሃገር ተመሊስና ንባረኸሉ ግዜ ኣምጽኣልና እቲ ምንታይ ነዓኻ ኩሉ ይከኣለካ ኢዩ ኣሜን❤
@merhawitewoldemedhin7026
@merhawitewoldemedhin7026 Год назад
😮😮😮😮😮😮😅😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😅😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😅😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😅😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😅😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😅😮😮😮😮😮😮😮😅😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😅😮😮😅😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😅😮😮😅😮😅😮😅😮😮😮😮😊😮😅😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😅😮😮😮😮😮
@GirmayDesta-ho7he
@GirmayDesta-ho7he Год назад
ኦ ጎይታ ኣብዛ ቅድስት ሃገር ንባረኸሉ ግዜ ኣምጸኣልና ኩሉ ይከኣለኻ'ዩ እሞ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤
@TsinatKiflom-wy8to
@TsinatKiflom-wy8to Год назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
@mebrahtuyakob6267
@mebrahtuyakob6267 Год назад
ካብ ስደት ተመሊስና ናብ ደብረ ቢዘን ገዳም ክንበጽሕ እግዚአብሔር ፍቃዱ ይኹን
@NahomNana-t1c
@NahomNana-t1c Год назад
ኦ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና።ኣሜን3
@denuabi7289
@denuabi7289 Год назад
😢😢አሜን አሜን አሜን ስደትና ይሕጸረልና ፈጣሪ
@tesfaldetteweldemedhin506
@tesfaldetteweldemedhin506 7 месяцев назад
Amen Amen Amen ❤❤❤
@SimonTedrosTihe
@SimonTedrosTihe 2 месяца назад
🙏🙏🙏 mhret awredelna.amen
@Ftihawimhretu
@Ftihawimhretu Год назад
O amlak abotatna kem bzhi mhretka mharena selam fqrn awrdelna Amen(3)
@michaelmengsteab
@michaelmengsteab 2 месяца назад
Amen!
@helenmeasho2776
@helenmeasho2776 Год назад
Amen amen amen
@efararu2410
@efararu2410 Год назад
በረከት ረዲኤት ናይ ኣቡነ ፊሊፖስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያን ይሕደር።
@AsgodomBeraki
@AsgodomBeraki Год назад
amen 🙏🙏🙏
@EfremTesaEfata
@EfremTesaEfata Год назад
Amen amen amen qal hiwet yesmalna ezgabiher sdetna yhxrelna
@MehretAregay
@MehretAregay Год назад
Amen kalehiwet yesmalna xegu yebezahalka fetari kulu alem amen amen amen
@sadorabraham4989
@sadorabraham4989 Год назад
❤ amenn qal hiwet yesmeialna
@johntesfamikal2968
@johntesfamikal2968 Год назад
ኣሜን(((3)))
@kidankatama7741
@kidankatama7741 Год назад
ኣሜንኣሜን ቃለሂወት የምዓልና
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 Год назад
Kal Hiwet yesmaelna EDMen tienan yhabka Amen 🙏♥️🙏🇪🇷
@gebreyesusberakishewit5334
@gebreyesusberakishewit5334 Год назад
Amen amen amen kalehiwet yesmalna 🙏🙏🙏💒❤❤❤
@BrhanaTkabo
@BrhanaTkabo Год назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣምላኽ ኣቦታትና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
@merhawihaftay7301
@merhawihaftay7301 Год назад
ኣሜን ኣማነ❤❤❤ ቃልሂወት ይሰማአልና
@sikosilo7487
@sikosilo7487 Год назад
Kale Hiwet yesmana kubur hawey
@betelhemsolomon7624
@betelhemsolomon7624 Год назад
አምላክ ይመሰገ አምላክ ብርቱ ያሰበሮብሰም የሱ ስ ።የሱስ ጎይታ እዬ።
@maranatahaben8383
@maranatahaben8383 Год назад
Amlk mhertu yewerdelna amen🙏
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Год назад
Egzabher Amlak mhret yewrdelna
@gabsha9722
@gabsha9722 Год назад
ብ ጥዑም ሃይማኖታዊ ትንታና ልቢ ኤርትራዊ ንምምራክ ብዙሕ ተዘሪቡ ዩ፡ መቸም ቃልሲ ትግራይ ሕብሩ እንዳ ቃያየሬ ብዙሕ ክምህረና ዩ።
@ናትናአልዘካሪያስ
ዘይናይ ቃል ኣምላኻዊ ምዃኑ ፡በቲ ፍሪኡ ኢኻ ተለልዮ ፡ መጀመርታ ሓንቲ ሰንበት እያ ዘላ ክለት ክኽበራ ኣለወን ዝብል ትእዛዝ ኣይተዋህበናን (ዘጽኣት 20፣8-11 ) ፡ንሳ ኽኣ ልክዕ ከምቲ ክብሃል ዝጸንሐ እዛ ቀዳም ትብሃል ዘላ ሕጂ እያ ። ካልእ ክኣ መገዲ ክርስቶስ ዝኽተል ይምርቕ እምበር ኣይረግምን እዩ ። 5 ትግ - ማቴዎስ 44-45: ኣነ ግና እብለኩም አሎኹ፡ ጸላእትኹም ፍተዉ፡ ንዚረግሙኹም መርቑ። ውሉድ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦኹም ምእንቲ ክትኰኑ፡ ንሱ ንኽፉኣትን ንሕያዎትን ጸሓይ የብርቕ፡ ንጻድቃንን ንሓጥኣንን ድማ ዝናም የዝንም እዩ እሞ፡ ንዚጸልእኹም ጽቡቕ ግበሩ፡ ስለቶም ዚጸርፉኹምን ዚሰጉኹምን ጸልዩ።
@rigatbahlbi8582
@rigatbahlbi8582 Год назад
😢😢😢😢😢😢😢ይቅረ በለልና እግዚኣብሄር ኣቦይ😢😢😢😢😢
@AmanFisaha
@AmanFisaha 2 месяца назад
Woo lowh Amlakna nhagrna selam awrdlna malem ka selamka awrdla
@fortunamedhanie7935
@fortunamedhanie7935 Год назад
Thanks yekqneyalana
@tsrhabahta58
@tsrhabahta58 Год назад
Amen amem amen🙏🙏🙏
@saniateyso371
@saniateyso371 Год назад
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 🙌 👏 ❤️
@NatnaelFeeshasion
@NatnaelFeeshasion Год назад
Amen berkotom yekaflena
@Shewit59
@Shewit59 2 месяца назад
❤❤❤❤❤
@ሃገራዊቅዋም
@ሃገራዊቅዋም Год назад
1
@sabatekle1992
@sabatekle1992 Год назад
የውሃንስ 3-16=አምላኽ በቲ ሐደ ወዱ ዝአመነ ኩሉ ናይ ዘልአለም ሂወት ክረክብ እምበር ከይጠፍእስ በጃ ክሳዕ ዝህብ ንዓለም አፍቀራ.
@eritiktok6768
@eritiktok6768 Год назад
Amlak ymharena 😢😢😢😢
@tesfitabraham3092
@tesfitabraham3092 Год назад
ጠንቂ ስደትና ሰባት ኢዮም ካልእ ኣይኮነን
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 Год назад
አምላክ እግዚአብሄር አበሳና ሐዲጉ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ሰላም ንዓለምና ከምእውን ንሃገርና ኤርትራ ይኩን አሜን አሜን አሜን
@FotoIsack-l5g
@FotoIsack-l5g Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣቦይ
@PeaceandJustice872
@PeaceandJustice872 Год назад
Nimels nisha nito kulna hzbi Eritrea egziabher aychiknelnan u nimels bejakum
@ogubitafewerki6850
@ogubitafewerki6850 Год назад
Qale hiwet yesmaoana diyaqon
@MokriyaMoiki
@MokriyaMoiki Год назад
Mekonen Aeraya
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 Год назад
ኣነ ንእግዚኣብሔር ብጣዕሚ የመስግኖ። ሕቶይ እቲ መሰረት ሓጥያትና ኣበይኮን ይጅምር ዝብል ነበረ። ኣብ ደብረቢዘን ብዙሕ ታሪኽ ዝሓዘ መጻሕፍቲውን ኣሎ። ኣብዚ ግዜ እዚ ግን ብጸረ ክርስቶስ ዝኾኑ ኣቕሽሽቲ ከምተወስደ፡ ይሰምዕ ኣሎኹ። ስለምንታይ ኤርትራ ኢትዮጵያን ክፍወሳ እንተኾይነን፡ መሰረት ሓጢኣተን ክንፈልጥ ስለዘለና። ሓደ ሰብ ኣብኡ ኸሎ ጎይታ ተገሊጽሉ፡ ፡ ምስጢር ኣብቲ ቦታ ዝንበሮ፡ ኩሉ ምስ ገለጸሉ ኣምላኽ ንኹሉ ክምስክር፡ ሓቢርዎ ፡ ካብቲ ደብሪ ወጺኡ ኣብ 2014 ኣከባቢ ይመስለኒ፡ ዝሰማዕኰዎ ኣብ ደብረቢዘን ካብ ዓቢ ጠረጴዛ ዝዓቢ መጽሓፍ ኣሎ ይብል። እዚ መጽሓፍ፡ እዚ ብመርገም ጽሑፍ ዝመልኤ፡ እዩ ይብል፡ ምሉእ ለይትን መዓልትን ከኣ ብዘይ፡ ዕረፍቲ ንህዝቢ ኤርትራ ኢትዮጵያን ክንረግም ንውዕልን ንሓድርን። እዚ ትእዛዝ ካብ መንግስቲ እዩ ተዋሂቢና ፡ እቲ መጽሓፍ ከኣ ካብ ኢትዮጵያ ካብ ኣኽሱምን ካብ ላሊበላን ካብ ጎጃምን ዝመጹ ደብተራታት ሒዞሞ ዝመጹ እዩ ይብል። ኣነ ይገርመኒ ኔይሩ፡ እግዚኣብሔር ኣቦይ ካባን ዝተሰወረ ነገር ኣሎ በጃኻ ግለጸልና እንዳበልኩ ይጽሊ ነበርኩ። ግን እዛ ናይ ደብረቢዘን ብዛዕባ ናይዞም ረገምቲ ምስ ሰማዕኩ ግን ኣጥቢቐ ክጽልይ ጀመርኩ። ሕጂውን ንሕና እቶም ዝተረድኣናን ድምጺ ኣምላኽን ቃሉን ንጽበ ዘሎና ፡ ካብዚ ዝዓቢ ምስክርነት የልቦን፡ እሞ ፡ ንዑ ካብ ክፉእ ግብርና፡ ንጹሕ ሕልና እግዚኣብሔር ብዝፈቕዶን ብዝደልዮን ንስሓ ናብ እግዚኣሔር ፡ ኣምላኽና ንመለስ ። ካብዚ ዝዓቢ ቃል ኣምላኽ የልቦን። በጃኻ ህዝበይ ንርእሴና ክሕሸና ናብ ፈጣሪና እግዚኣብሄር ንመለስ። ንእግዚኣብሔር ኣቦና ንስማዓዮን ፡ ንፍራሓዮን፡ ንተኣዘዞን። ንእግዚኣብሔር ብምስማዕን ብምእዛዝን ይባርኸና።
@aronmehari917
@aronmehari917 Год назад
ተዋጃብሩልና ዶ አለኹም አምላኽ ፍቅር እዩ ኢልኹምናስ ተራጋማይ አምላኽ የለን ንዩቱብ ክትብሉ አምላኽ ረጊምና ዶ ክትብሉ ነዚ ሰብ አፈቱ አጥፍኹምሉ ከም አምላኽ ዝፈትዎ ዝገበርካ ምሕረት የውርደልካ ክትብለኒ ኢኻ በጃኹም አምላኽ ዝፈትዎ ግበሩ።አምላኽ ተቀያማይእዩ ኢኻ ትብለና ዘለኻ እንተ ተረዲእካ። ሰላም የውርደልና ንኹልና
@temsgenkaamlakeyy4408
@temsgenkaamlakeyy4408 Год назад
Owe goytayy ykrei gebrelna
@silvum1974
@silvum1974 Год назад
Amien xolot nay gedamawyan abotatna yhderena
@trhasandom6040
@trhasandom6040 Год назад
Kem lbna aytkdena goytay mearey
@michaelembaye9273
@michaelembaye9273 Год назад
ይቅሬታ ስለምንታየ እዩ እዝ ክሎ ካብ ምንታየ እዩ እቲ እዝኩሎ ጠንቂ
@user-haki52E
@user-haki52E Год назад
መርገም ነቲ ብመርገም ዚኣምን እዩ ዚሰርሕ። ንህዝቢ ኤርትራ ዚረግም ንሱ ባዕሉ ዝተረገመ’ዩ። ጠንቖልቲ ኣይሰልጠኩምን፣ ዓሻኹም ድለዩ
@WediWeldish
@WediWeldish Год назад
Kudus abne filibost yekre belelena
@senaysenay9534
@senaysenay9534 Год назад
ኣታ ብሩክ ሓወይ ዘየለ ኣይትዛረብ, ኣበየናይ ገድሊ ኣቡነፊሊፖስ ኢካ ረኪብካዮ ከምዚ ኢሎም ረጊሞም ዝብል:: በጃካ ትዛረቦ ዘለካ ቀሊል ኣይኮነን: ጭብጢ እንተለካ እቲ መሓፍ ሓብረና
@ሕቢእየዘተዋህዶ
ኣብየት ኣምላከይ ምእንቲ ቁዱስ ስምካ ይቅረ በለልና 😢
@keseteniguse527
@keseteniguse527 Год назад
Wwwwwww
@TemeSelemun
@TemeSelemun 13 дней назад
Hasawi wedi tgrna traye zrekb
@SemharMhretaab
@SemharMhretaab Год назад
o amlake nkulu zkalea sdetna betno nabza kdsti hagerna melsena amyen
@abelsherifo7859
@abelsherifo7859 Год назад
ክረኽበካ ደልየ ኣለኹ
@abelsherifo7859
@abelsherifo7859 Год назад
ክረክበካ
@raenapharma8506
@raenapharma8506 Год назад
Read romance 3:21-31
@nastnetabraham7988
@nastnetabraham7988 Год назад
Amen Amen Amen❤❤❤
@zaidembaye8572
@zaidembaye8572 Год назад
አቦና አቡነ ፍሊጶስ ንሀገርና ኤርትራ ባሪኮማ እበር አይረግምዋን ኤርትራ ዝተባረከት ሃገር መሬት አብነ ፍሊጶስ ኢላእያትጽዋዕ
@SelamEri-lx3km
@SelamEri-lx3km Год назад
Tigraway keykown moral nay Eritrawian kitnkifn tesfa keqritsena. Eritrea ztebarekhet hager iya.
@ManMan-jt7rw
@ManMan-jt7rw Год назад
ገሪምኒ እኮ ቦክሪ እዝነይ እያ እዛ መርገም ትብሃል ዘላ
@mihretshimay655
@mihretshimay655 Месяц назад
@@ManMan-jt7rwነዓይዉን ከምኡ። ደንጽያትኒያ ዘላ😔
@adhanomtesfay2514
@adhanomtesfay2514 Год назад
Amen amen amen
@MeronGebre-qk8bu
@MeronGebre-qk8bu Год назад
ኣሜን ቃለሂወት የስማዓና
@tirhasamenamenamengebreger6058
Amen Amen Amen kalehiwet yesmaalna 🙏🙏🙏⛪
@AloniAb-o8y
@AloniAb-o8y Год назад
Amen kal hiwet yesmlna ❤🙏🙏🙏🙏
@godschild9020
@godschild9020 Год назад
Amen Amen Amen
@zg3061
@zg3061 Год назад
እግዚአብሔር ፈጣሪና ምእንቲ ፍቁር ሽምካ እዝ ንአመታት አብ ዓድናን ሕዝብናን ዝተነግረ መርገምን ባዕልና ዝገበርናዩ ሐጢአትን ይቅረ በለና በጃኻ በጃኻ አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾💐😭😭😭
@ፊላተፈቃር
@ፊላተፈቃር Год назад
Wa Nay menty hatiyat gerna
@hanaeysu7841
@hanaeysu7841 Год назад
Kali hewat yesimalna amen 🙏
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
ኣሜን ብይቅሬቱኡን ምሕረቱን ይጠምተና ፈጣሪ።
@mihretdirarkidane4323
@mihretdirarkidane4323 Год назад
Amen Amen 🙏
@asmeromweldgedriel6048
@asmeromweldgedriel6048 Год назад
Amen.amen.amen
@MaranataMaranata-m7b
@MaranataMaranata-m7b Год назад
ክቡር ሓወይ ብመጀመርታ ኣምላክ ኣቦና ኣቡና ፊልጶስ ስደትና ይሕጽረልና ነሃገርና ሰላም የውርደልና ፡ብምቅጻል እዚ ትብሎ ዘላካ መርገም ካብ መን ኢካ ረኪብካዮ ወይ ኣንቢብካዮ ኣንሕና ንፈልጦ ኣቦና ነሃገርና ባሪኮማ እንበር እዚ ሰሚዕናዮ ኣይንፈልጥን ኣቦታትና ውን ኣይስተማሩናን
@ማርያመይእያዋሕሰይ-ጨ6ሐ
ሓወይ ስለቲ ኩሉ ቃለሂወት የስመዓልና❤❤❤ እንተ እቲ መርገም ዝበልካዮ ግን ምንጪ ጽሑፍካ ካበይ እዩ ኣነጽረልናባ፧ ብዝኮነ ግን ኣምላክ ናይ ምሕረት ኣቦ እዩ "ምሕረቱ ከኣ ንውሉድ ወለዶ ዘሕልፍ እዩ ክብርን ምስጋናን ንዕኡን ንወላዲቱን ንክቡር መስቀሉን ይኩን ኣሜን❤❤❤
@titirezene7445
@titirezene7445 Год назад
Amen🙏
@Sulullta
@Sulullta Год назад
ጎይታና የሱስ ቆልዓ ከሎ ተሰዲዱ ምሽ? ኣብርሃም ይስሓቅ ያዕቆብ ሙሉእ ህዝቢ እስራኤል ኣብ ግብጺ ባራዩ ክሳብ ዝኾኑ ኣብ ስደት ኔሮም መን ረጊሙዎም? ሓሶት ትንቢት ናይ ውዒግን ንኤርትራውያን ዝምነዩው ኢዩ እዚ ዘረባ
@JojiJo-fi9vq
@JojiJo-fi9vq 6 месяцев назад
ብርግጽ
@Filipos22
@Filipos22 Год назад
አምለከ ፊሊጶስ ምሓረና፡ አምለከ ፊሊጶስ ምሓረና፡ አምለከ ፊሊጶስ ምሓረና 😢😢😢
@ytgr3379
@ytgr3379 Год назад
ቻነልካ ንህዝቢ ደበሳጩ እምበር ዝጠቅም ኣይረኣናሉን፡ እቶም ፈዉሱ እንታይ እዩ እትብሉ ሰባት ቀዳማይ ነገር እግዚአብሔር ምሕረቱ እዩ ብዙሕ እምበር ብግብርና ንነብር ዶ ይመስለኩም ፧ እስከ መዝሙር ዳዊት 51 ነንብብ ምስ ሂይወትና እዉን ንመራመረሉ የሕዋት ድመጸ ይምጻእ ደኣ እምበር ስደት እንተነዉሐ ምሕረቱ ኣብ ስደት የለን'እንድዩ፧ ኣነ ነዚ ታሪኽ እዚ ኣይፈልጦንየ ክኸዉን ይኽእል ይኸዉን ግን ነየኖት እዩ ድረገሞም ፧ ነቶም ጳጳስ ገዳሞም ከይትስስን ረጊሞሞምዮም ኣወዳድኣኻ ኸ ደይተጸብቆ ኣብ መወዳእታ ምሕረት እግዚአብሔር ደይኮነን ዝቕድም፧ የሕዋት ኣጆኹም ልብና ደኣ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ንስበሮ እምበረ ስደትና ከም ቋሕ ሰም ናይ ዓይኒ ክሓጽር ደይከኣሎ ዶ ይመስለኩም ኣቡነ ፍሊጶስ (ኩሎም ቅዱሳን) ከኣ ንምሕረት እምበር ንርግመት ኣይኮኑን ዘማልዱ ብዝያዳ ኣብ ዘፅአት 13ን 14ን ምዕራፋት ነንብብ ከመይ ገይሩ ኣምላኽና ንህዝቡ ከም ደድሕን (ንኢያሱን ካሌብን)፡ ይቕሬታ ንኽንረጋጋእ ደኣምበር ፈሊጠ ማለተይ ኣይኮንኩን፡
@ወለተመድህን-ደ1ጐ
ናይ ቅዱሳን አቦታት በረከቶም ፀሎቶም አይፈለየና አሜን።
@tirhasgangul3462
@tirhasgangul3462 Год назад
ናይ ቁድሳን ኣባታና በረከቶም ፀሎቶም ኣይፈለይና አሜን 🙏❤️🙏
@user-qo2vv1ep2p
@user-qo2vv1ep2p Год назад
ኦ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ሓጥያትናን በደልናን ይቅረ በለልና ናብ ዓድናን ሃገርናን ብሰላም መልሰልና ኣሜን😢🙏
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 Год назад
ግብርናን ሓጢኣትናን ርኡ ምረትናኣ ኣብ ስደት ንሕልፎ ዘለናኣ መሪር ርኡ ይቅረ ይበልልና 😭😭😭💔💔💔ስደት መሪርና እዩ ዞሎ 😭ኣምላኽ ይርኣየና ኣብታ ሰለማዊት ዓዲና ክንምለስ
@SelamEri-lx3km
@SelamEri-lx3km Год назад
Kitmiles adikha tikiel ikha. You can go back to Eritrea nobody is preventing you.
@ሽደን
@ሽደን Год назад
ፈዉሱ ከ እንታይ ኢዩ ሞ ሕማሙ ካብ ተረክበስ ፈዉሱ ዉን የድልየና ኢዩ ቃል ሂወት ካኣ የስማዓልና ኣሜን(3)
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 Год назад
😂TefiUka ezi Shtara...?? Tgraway Hawka iyu yibleka alo
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 Год назад
Lagstie yakl Yehwatey, ninesah, niselam ndleya, nab Egziabhier edna nhab 😢😢😢
@SelamEri-lx3km
@SelamEri-lx3km Год назад
Intay fewsi khibu iziom nay hizbi Eritrea moral kewdiqu ember. Kab Tigraway ni laili seytan alo? Nezom meninetom zeyflet dihri haymanot zihibeu aytgedesulom. Tray kal Igziabiher akhbru, bitsaykum afqru, mengedi Amlakh seabu. Hagerna dma ztebarekhet iya.
@letenkelleklebrhan1058
@letenkelleklebrhan1058 Год назад
Fewsi da nab egzabiher mmlas hatyatna bnbat mdmsas bnesha nabatu knmles nay egzabiher senay fkadu ykun amen amen amen ❤❤❤
@shewiteyob2717
@shewiteyob2717 Год назад
Nay bhaki sdet yaklena wey ksab mas eyu eti gze yngorna edlnayu elna sk knbl
@debesaygebru7464
@debesaygebru7464 Год назад
እግዚአብሔር አምላክ ኤርትራን ህዝባን ይባርክ 🙏🙏🙏♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
@ghenetbelay5080
@ghenetbelay5080 Год назад
Amen Amen Amen 🙏
@feruzkiflom
@feruzkiflom Год назад
Amen burukey
@HermonWelderfel-dt6pt
@HermonWelderfel-dt6pt Год назад
Amen +++
@Tyla578
@Tyla578 3 месяца назад
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nomoredictator7172
@nomoredictator7172 Год назад
አምላክ ብምህርቱ ይጠምተና እምበር ሎምስ ከቢዱና 🙏
@Fddhuj
@Fddhuj Год назад
ኻብ ሓሳት ንዉጻእ ካብ ኣንነት ንዉጻእ ካብ ቶኾል ንዉጻእ ካብ ኣሙሶልነት ንዉጻእ 14:29 14:30
@samitihabte34
@samitihabte34 Год назад
ካበይ ዝመጸ ዛንታ ኢዩ ወደይ ሃገርና ዝተባረከት ኢያ ድሓር ከኣ ቅዱሳን ይባርኹን ይምርቁን ስለ ሓጢኣተኛታት ይጽልዩ እምበር ከምዚ ንውሉድ ወለዶ ዝከየድ መርገም ኣይራገሙን ኢዮም እግዚኣብሄር ከኣ መሓሪ ኣምላክ ኢዩ።
@shewiteyob2717
@shewiteyob2717 Год назад
Egzabher mhari amlak eyu gn ezi kulu mkeran shgrn zwerdena zelos bzey mknyatdo ykewn
@shewitmeasho103
@shewitmeasho103 Год назад
ኦ ኣምላኽ ከም ምሕረትካ ይቅረ በልና ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር ዴቆን ሓዉና❤❤❤
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 Год назад
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ፡ ኣምላከ ቅዱስ ኣቡነ ፍሊጶስ ምሕረቱ ይሃበና ፡ " በከመ ምህረትከ ኣምላክነ ወኣኮ በከመ ኣበሳነ" ብዓይኒ ምሕረቱ ጠሚቱ ካብዚ ኩፉእ ዓለም ኣውጺኡ ናብዚ ቅዱስ ስፍራ ይምለሰና እቲ ኩሉ ዝኽእል እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ፡ እመ ብርሃን ኣዴና ትባርኸና ኣሜን ።
@berhanemsgian9236
@berhanemsgian9236 Год назад
Amen Amen Amen
@fthawitdawit1373
@fthawitdawit1373 Год назад
ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@elnatanbubu9759
@elnatanbubu9759 Год назад
ሓወይ ኣቡነ ፍሊጶስ ንሃገርና ከም ዝባረኹዋ እሞ ክሳብ ሎሚ ውሑድ እንጀራ ንብዙሓት ዘጽግብ ብርኩት ምኻኑ ኢና እንፈልጥ ። እዚ ትብሎ ዘለኻ ካበይ ከምዝመጸ ፍሉጥ እዩ ።
@rishu_tube6433
@rishu_tube6433 Год назад
ኤርትራ ተባረኸትን ቆድስትን ሀገር እያ ተመስገን አምላኸይ🙏🏾❤️❤️❤️
@frewufuy
@frewufuy Год назад
እንታይ ዶ ክትባረክ ተትባረክ ዶ ህዝቢ ሓዊ ኮይናቶ ኣላ።
@ሓላልእዩፍቅረይM
​@@frewufuy❤
@grmay7779
@grmay7779 Год назад
ኣቡነ ፍሊጶስ ጻድቅ ተለመን እቲ መርገም ንበረኸት ቐይሩልና።😢😢😢። ምስ ቅዱሳን ዝቃለስ ንጉስ ህዝቢ ለኪሙ ይጠፍእ😢😢😢😢😢
@ermitsegay8103
@ermitsegay8103 Год назад
ብመጀመርታ ቃል ሂወት የስምዓልና እንተኾነ ኣብ መጽሓፍ ገድሎም ከምዚ ዝብል መርገም ኣይረኣናን ስለዚ ታሪኽ ይዘናባዕ ከይህሉ ምጥንቃቅ የዲሊ ኢዩ መርገም ከይንቅበል
@wedimedhaniealem8260
@wedimedhaniealem8260 Год назад
Haqka aleka kabey eyu amxiewo
@Asmara-oneEri
@Asmara-oneEri Год назад
Ane wun Hadisni kulu...
Далее
Это нужно попробовать
00:42
Просмотров 336 тыс.
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Просмотров 1,5 млн