Тёмный

🚨ህጹጽ ረዲኤት! ተሓኒቀ ክመዉት እየ ይብል ኣሎ ኣብ Tiktok Live! ኣፍቃሪቱ 5 ዓመት ብዙሕ ገንዘብ በሊዓቶ! ከይሞተ ንርድኣዮ! ልብኻ ዝሰብር ግዜ! 

Dadi & Mami
Подписаться 166 тыс.
Просмотров 63 тыс.
50% 1

🚨ህጹጽ ረዲኤት! ተሓኒቀ ክመዉት እየ ይብል ኣሎ ኣብ Tiktok Live! ኣፍቃሪቱ 5 ዓመት ብዙሕ ገንዘብ በሊዓቶ! ከይሞተ ንርድኣዮ! ልብኻ ዝሰብር ግዜ!
#eritrean #tigray #ethiopia
#adiamsibhatu #nahommeste #nahomyewuhans
#tomasabera #rigattekle #eritreaninterview
#merebestifanos #lultedros #wintamekonen
#kirosasfha #danialteklehaymanot
#eritreaninterview
#eritrea #etiopia #tigray #ethiopia #eritreanews #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanbestguayla #tigrignamusic
​⁠‪@DadiMami‬

Опубликовано:

 

23 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 431   
@brhanezemo4204
@brhanezemo4204 3 месяца назад
በጃኹም ጸልት ንግበር ገኒን ሰሪርና ኣሎ 🙏
@tmnittesfalem4528
@tmnittesfalem4528 3 месяца назад
Kmewt zdeli seb kmewt eye ybl du 😂😂😂 nay habtega rieom tekaxixom 🥲nusu haki nay kulu seb xktet nerwo 😢
@Bil-q7c
@Bil-q7c 3 месяца назад
Haweyyy 😭
@adhanetadhanet693
@adhanetadhanet693 3 месяца назад
ቅድስቲ ማርያም ኣደይ ዋሕስ ኩኡንዮኦ ሓወይ ፈጣሪ ይሓልካ ዝሓወይ ናብ ኣምላክ የእቃራርበካ ልብካ ፍቅሪ ይምላእ 🙏👏👏
@yes6292
@yes6292 3 месяца назад
መንእይ ጸሎት እንዶ ግበር ተሰፋ ኣይትቁረጹ ፈጣሪ እቦይ ሓደራ ንመንእሰይ በል😢😢😢😢
@gfugufyfuf8409
@gfugufyfuf8409 3 месяца назад
ታይ ዓይነት ዘመን በፃሕና በብዘለናዮ ፀሎት ንግበር አቱም አሕዋተይ 😢😢
@ሁሉበርሱሆነፀኑቃልየድንግ
ጸሎት ቅዱስን ይርዳእኹም🙏🙏🙏🙏🙏
@sambaluad4054
@sambaluad4054 3 месяца назад
Ameeeeen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@lileymehari8157
@lileymehari8157 3 месяца назад
Amen ❤😊
@WintaAraya
@WintaAraya 3 месяца назад
ኣብ ጭንቀት ከለዉ መስተ ምስ ሰተዩ ሕማቅ ይሓስቡ ነብሶም የጥፍኡ ኣለዉ መስተ ኣይትስተዩ
@asmerethagos8417
@asmerethagos8417 3 месяца назад
አዋይ ኣነ የሕዋተይ አንታይ ኢኩም ትኮኑ ዘለኩም አታ በጃኩም ነዛ ወላዲትኩም ስለምንታይ ኢኩም ወርቅን ጨርቅን ምክዳንን ምሽላምን ንምንታይ ጸሊም ክትክደን ትፈርድወን በጃኩም ስለ ወላዲት ስለ ወላዲት 😢😢😢😢 😢😢😢😢😢😢😢😢
@WintaAraya
@WintaAraya 3 месяца назад
ብሓቂ ኣድኒቀካ ፋኒ ሓወይ ሓዉና ንሓግዞ ኣብ ከባቢኡ ዘለኹም ኪድዎ በጃኹም
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 3 месяца назад
ንወለድካ ክትብል ኣቃርጾ ዝሓወይ 🙏🙏🙏❤❤❤
@Kdmikuluabkulu
@Kdmikuluabkulu 3 месяца назад
😢
@brhanezemo4204
@brhanezemo4204 3 месяца назад
ኣብ ጥቅኡ ዘለኹም ኣድሕንዎ ወላ ሎሚ እንተ ገደፎ ገዲፍዎ ኢልና ስቅ ኣይንበል ጽባሕ ሕማቅ ከይዉስን ምሳኹም ኣቀኒይዎ👏
@michaelahabtemichael4431
@michaelahabtemichael4431 3 месяца назад
በጃኹም ሓግዝዎ
@kibromSemere-gh6wz
@kibromSemere-gh6wz 3 месяца назад
ወይነነነነነነነነ አንታይ ኢና ንገብሮ ኣቱም ህዝቢ ጸሎት'ባ ስለ ነፍስና ንድሕነትና'ዩ ጸሎት😢😢😢😢ኣታ ኣምላኽ ልብና ክፈተልና❤❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 3 месяца назад
እመብርኃነይ ሓደራኪ😭💔 አይ አሕዋትና ናብ አምላክ ንቅረብ😢😢😢
@Yorsalem-d8f
@Yorsalem-d8f 3 месяца назад
አመብርሃን ኣደይ ነሕዋትና ቁሊሕ ኢልኪ ረኣይዮም ሓደራኪ🙏 ኡፍፍፍፍ።
@wuwjusdjdjdhh7176
@wuwjusdjdjdhh7176 3 месяца назад
ኣቱም ሰባት ቤተሰቡ ተልኩም ትኻታተልዎ ፀበል ኣሕፅብኩም ናብ ውነኡ ክምለስ ግበሩ በጃኹም 😢
@NiyatBereket
@NiyatBereket 3 месяца назад
Mot mefthi shegr aykonen bro eti kendi abi gonka yehwatka alena kulu khalf eyu akli trah gber bro ❤️❤️🙏
@merigaltigray1814
@merigaltigray1814 3 месяца назад
ሓጥያት እዩ ዓርስኻ ምጥፋእ ኣምላኽ ኣይፈትዮን ዝሓወይ😢
@Lily-zo6jd
@Lily-zo6jd 3 месяца назад
ቅድስት ድንግል ማርያም ፅላል ትኹንካ መዓረይ😢😢🤲
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 3 месяца назад
እዚ ቲክትቶክ ሰብ ይቀትልን የጥፍእን ኣሎ
@አስኪዩቱብ
@አስኪዩቱብ 3 месяца назад
ዋይ የሕዋተይ ማዓረይ 😢😢😢😢መዲኃኒአለም አቦይ ልብ ሃቦም ስለ አዴካ ቅድስት ድንግል ማርያም ኢልካ
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
እመ ኣሐፈምላኽ ኣዴይ ብጸሎትኺ ደግፍዮ💔🙏
@sabatesfaslasie3107
@sabatesfaslasie3107 3 месяца назад
❤ኣቱም የሕዋተይ መናእሰይ በጃኹም ናብ ጎይታ የሱስ ንዑ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቡ፡ የሱስ ኢዩ መዕረፊ ፍጹም ሰላም ምስ የሱስ ክርስቶስ ምስ ትጠብቅ ኢዩ ንዑ ናብ የሱስ
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 3 месяца назад
ፋነይ ብምኽንያት እየ ዝፈትወካ ናይ ሰብ ከይተገደስካ ከምዚ ገርካ የሓዋትካ ድምጺ ኩኖም ኣብ ስዓቱ መታን ህዝቢ ክሕግዞም ናብ ህዝቢ ኣምጻዮም ኣብ ጭንቀት ዘለኹም ምስ የሓዋትኩም ተላዚብኩም ፍትሕዎ ኣብ በይንኹም ኣይትግበርዎ❤
@RutaWeldeyohannes
@RutaWeldeyohannes 3 месяца назад
ኣምላከይ ምሕረትካ ኣውርደልና በጃኹም ዘይሓልፍ ሽግር የለን ትበጽሕዎ ዓቢ ነገር ስለዘሎ እዩ ሰይጣን ዝፍትነኩም ዘሎ ቅድሚ እቲ ትበጽሕዎ ዓቢ ነገር ሰይጣን ዝፍትነኩም ዘሎ ንሰይጣን ጉርሑሉ ድሕሪ ዓቢ ሽግር ዓቢ ጽቡቕ ነገር ኣሎ እሞ ኣብ ኣምላኽኩም ተጸግዑ ንእሽተይ ጸሎት ከይገበርኩም ኣይትውኡ ካብ ገዛኹም በጃኹም የሕዋተይ 🙏🙏🙏
@luwamalazar946
@luwamalazar946 3 месяца назад
ኦ ኣምላክ ኣቦይ ምሕረትካ ላኣክልና
@NiyatBereket
@NiyatBereket 3 месяца назад
mhret aewurdelna aemlaki 🙏
@zebibtesfamichael6606
@zebibtesfamichael6606 3 месяца назад
Abizi zelekum Egizabher yhabikum nfuat yehiwatey kmzi eyu mtihigigazi kelo bhiwetu haway kea Amlak mska ykun meary ajoka xbah kalea malti eya kulu khalif e🙏🙏🙏🥰yu
@ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ
ኣይ ኣቲ እመብርሃን ኣደዊተይ ሓደራኪ ደቅኪ ሓልዊ😢ካብ ተስፋ ምቁራፅ ማሓርና🤲
@Lemlem_Beyene
@Lemlem_Beyene 3 месяца назад
እዋይ መንእሰይ ረኺብዎ ዘሎ😢
@GsHd-e4r
@GsHd-e4r 3 месяца назад
ሰብ ግን ታይ ዩ ዝኮን ዘሎ ግዜ ድዩ 😢😢😢 ኣምላክ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ ❤❤
@GenetDesale-z9i
@GenetDesale-z9i 3 месяца назад
ፈጣሪ ኣቦይ ምሕረትካ ልኣክ ከማና ኣይትኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 3 месяца назад
ደርብዩ ዘይድርቢ ኣምላኽ ኣለካ ኣጆኻ
@testtester7867
@testtester7867 3 месяца назад
Zelu sedra yablkumen dekum natom shgrat zaytgbrulom
@salamaas5943
@salamaas5943 3 месяца назад
ዳቦሎሰ ይፃዉትለና አሎ😢 ኣ አምላክ ናይ ሰላም መላአካ ለአኽለና🙏😭😭
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 3 месяца назад
ሰብ ዓቅሙ ሪአዬ ከፍቅር አለዎ አብ እምነት አቦታትና ንመለስ ኩሉ ዝጥምታ ምምናይ ጌጋ እግዝአብሄር ናብ ልቡ ይምለሶ
@Yekrta-LLB
@Yekrta-LLB 3 месяца назад
በእውነት እንደዚ ተባብራቹ ምክር ለሰጣቹት ሁሉ እግዚአብሔር ይሰጥልን የማንንም ሞት በሰደት አያሰማን/ሁሉም ሚዲያ ላይ ሰላልወጣ እንጂ ሁሉም ችግር አለበት።ግን ይሔን መዋጋት የሚቻለው በፀሎት ብቻ ሰለሆነ ሃጢያተኛም ብንሆንም ሁላችንም ለዚህ ነገር ብቻ ማታና ጧት ፀሎት ማድረግ አለብን/ሙሉ ቪዲዮውን ያየሁት በእንባ ነው ያየሁት ምክንያቱም የሃብቶምን ስላየሁ እንዴ በጣም ያሰፈራል እኮ/አምላክ ሆይ ይቅርበለን።🤲
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 3 месяца назад
ኣታ ፈጣሪ ኣቦይ ባዕልካ ይቅረ በለልና ሓጥያትና ድዩ በዚሑ 😥😥😥😥
@tmnitemha7679
@tmnitemha7679 3 месяца назад
ንሴጣን ኣይትሃቦ ስልጣን ሽግርና ናይ ኩሉ ዝፈትሕ እግዚኣብሄር ንሃቦ ኣሕዋት ብጃኩሙ እባ እታ ነፍሲ ጸቢ ኣይንሕሰብ እታ ዝወልደት ኣደ ንሕሰብ ሓደራኩ እግዚኣብሄር እውን ዘይፈትዎ ስራሕ እዪ ተስፋ ሰማያዊ ንሕሰብ ብቁሳዊ ነገር ሂወትና ኣይነጥፍእ ሓደራ ሓደራ ሓደራ ማቴ 11 ፡ 28 ዘሎ መጻናንዒ ቃል ሂወት ዝህብ ሰላምካ ዝህብ ናውኡ ንወክል መጻወቲ እዚ ኩፉ መንፈስ ኣይንኩን ሓደራ
@akberetg.michael542
@akberetg.michael542 3 месяца назад
Zwedey nab lbka temeles nmen kgefhalu gdef nshto wedeyy🙏
@nicenice9324
@nicenice9324 3 месяца назад
ኣቱም ህዝቢ ሰላም ፍጠሩ ተዛረብቲ ትግርኛ ቁጣዐ እግዚአብሔር እዩ ግደፉ ንሰንሳትና ኣይንጣፋእ ምሕረት ፍጠሩ ህግደፍ ተጋሩ ብርጌድ ኣይትበሉ ኩልካ ሰላም ፍጠር እዚኣ እንተዘይ ኮይና ብሰደት ብማሕነቅቲ ብፀላእቲ ንጠፍእ ኣለና ዓኽ ወዲ ወርቁ ክቅተል ኣይነበሮን ኣላይ ሰድራ ናይቶም ቆልዑ መርገም ይብፃሓዮም😢
@ጓልሽረዕባይሃገርሰብ
@ጓልሽረዕባይሃገርሰብ 3 месяца назад
ህግደፍ ይሙቱ እንታይ ታሪክ ኣለወም 🤞🤣🤣
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
ኣትን ኣጋላት ኣሕዋተይ ታይ ንኸውን ኣለና ቅርሺ እማትና ታይ እዩ ክገብረለና እተን ከሙኡ ዝገብራ እየ ሓመድ ብልዓ ደቀይ😥💔 ጽባሕ ንግሆ ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ዘይሕተታ ዶ መሲልዎ ታይ እዩ ክብላ ኣረ ፈጣሪ ንፍራሕ በስመኣብ ጽባሕ ንግሆ መወቲ ሙዃና ንዘክር😥 ኣረ ኣሕዋተይ ሂወትና ባዕልና ኣይነጥፍእ
@truth3960
@truth3960 3 месяца назад
ጸኒሑ ውን ኣይጠቅምን እዩ. ጻዕዳ እጽናሕካ ኢዪ ዝበሃል.
@emm-rx2mz
@emm-rx2mz 3 месяца назад
Fnfun ika resah baelege....nzhalf gzie zeyhalf qal aytderbi...drbai
@delinadelu3343
@delinadelu3343 3 месяца назад
Kkkkkkkkkkkk Tkkl by by belwo gdefwo
@hasansaid2059
@hasansaid2059 3 месяца назад
ኣነ መጀመርያ ሓቢረዮ ሮማንያ ሰረቅቲ እየን ኣይ ትእመን ኢሎዮ ብህጂ እውን ከተፍቅሩ ከለኹም ኣንቱም መንእሰይ ተጠንቀቁ ግደፉ ሓፍትኹም ኣፍቅሩ
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 3 месяца назад
Please God help us help our young people see their parents, all this stress can be reduced if they see their family
@ራኪነኝየጅንታልጅ
@ራኪነኝየጅንታልጅ 3 месяца назад
ኡፍፍ ፈጣሪ ኣቦይ ካብዚ መሓረና😢
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 3 месяца назад
ብፈጣሪ ስምዓዮም ኣቃርጾ🙏🙏🙏
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 3 месяца назад
መንእሰያትና ኣጆኹም እባ😍
@Lemlem_Beyene
@Lemlem_Beyene 3 месяца назад
በስምኣም ኣቱም መንእሰያት ኣኹምእባ🥹 ንፋዕ ፋኒ ከይሞቱ ንርድኣዩም ነዚ ሓሳዊ ህዝቢ ኣይትገደሰሉ🥰
@zaydberhe8613
@zaydberhe8613 3 месяца назад
Philippians 4 ትግ - ፊልጲ 6: ድሌትኩም ዘበለስ ብጸሎትን ልማኖን ምስናይ ምስጋና ኣብ ኣምላኽ ይፈለጥ እምበር፡ ብገለ እኳ ኣይትጨነቑ። Hawey natey yesus yefkreka eu nabeu mxae erefti ktrekb eka ❤❤❤.
@saronbereket3463
@saronbereket3463 3 месяца назад
abiom ezi hezbi aziyu terir eyu lebu beka ni yesus mis abeyiwo iyom abzi wedikom zelewu😢
@Salamama-nd4dv
@Salamama-nd4dv 3 месяца назад
እፍፍፍፍፍ ኣታ ኣምላክ ታይ ንከውን እለና 🙏🙏🙏🙏🙏
@Mezamur
@Mezamur 3 месяца назад
ኣዋጅ ጽላእ ካብ ልኣሉ ብሰም የሱስ ይፍረስ ኣይክትመወትን ብሄወት ክትነብር አካ ኣምላኽ zgeberelka🙏 ግብር ምሕረት ከተዘንትው አካ መን ክሕሾ ትመውት ኣይትመወትን........ ገንዘብ ኣምፅካዮ ኣየምፅ ኣካን ልብኻ ኣይኹን ገንዘብ ድመፅ ካዮ ኣኼብ ቁልቁለት ዘክር ኣዝወን ክትወጽኦ አካ ኣጆኻ
@zaydberhe8613
@zaydberhe8613 3 месяца назад
Matthew 11 ትግ - ማቴዎስ 28: ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ።
@salamaas5943
@salamaas5943 3 месяца назад
አምለክይ ምሕረትካ ላአክለና😢😢አሰኪ ፆሎት ንግብር 😢😭🙏👏🙌
@NiyatBereket
@NiyatBereket 3 месяца назад
ኣታ ህዝቢ እዚ tiktok ንደምስሶ ኩሉና ገለ ኣለዎ
@MeronRisom
@MeronRisom 3 месяца назад
ኣቱም ሰባት ኣብቲ ከባቢ ሰብ የብሎምን ድዩ ዋእ በስምኣም
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 3 месяца назад
ሓደራ ኪድዎ ነብሱ ከየጥፍእ
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
ኣቶም ሰባት ንስለ ወላዲት በሉ ዋይ ኣደዋይ😭 ሂወት ኣጥፊእካ ዕረፍቲ የለን ናይ ዘለኣለም ስቃይ እዩ እታ ባዕሉ ዝፍጠራ ሂወት ባዕሉ እዩ ዝወስዳ ሞት እኮ ኩላትና ኣይተፈናን💔 ኣሰይ እዞም ኣሕዋትና ግና ደስ ክብሉ ምኽሮም
@Tsenat44
@Tsenat44 3 месяца назад
Gt
@temsgne7752
@temsgne7752 3 месяца назад
በስመስላሴ ኣትን ሓዋተይ ደቂ ኣነስትዮ እንታይ ኢና ንኸዉን ዘለና ኣሕዋትና ነጥፍእ ኣለና እንድሕር ዘይነ ፍቅሮም ልምንታይ ኢና ኣፍቂርናኩም እናበልና ጎዳይ ሞት ንገብሮም ዘለና እንተኾነ ሕልና እንተሃልይኽን ኽሳብ ቃል ኪዳን እን ኣስረሎም ኻብ ኣቶም ዋላ ኣምስ ኣይንድለ ዋላ ይጸግመና ቅድሚ ምፍቃርና ከ መን ይሕግዘና ነሩ ንዛሓልፍ ነግር ግን ኣብታ ዘይትሓልፍ ፍርዲ መልሲ ከይንስእን ሓደራ ሓደራ ሓደራ ክቡራተይ ቁዱሳን ኣደታትና ንምሰል እንታይ ገሮምና ስደቶም ዘይኣክሎም መድሃኒኣለም ኣቦይ ፈጢርኻ ኣይትረስዐና ከም ሓጥያትና ዘይኾነስ ከም ምሕረት ኣሕዋተይ ኽጨንቀና ከሎ ካብ ምድያ እልይ ንበል 😥😥
@PmAsh2693
@PmAsh2693 3 месяца назад
Ohh egztnmariam msu tkun hawey ajoki msu zelkum ahwatey hgzwo bjakum
@sabasabina5346
@sabasabina5346 3 месяца назад
ኣጆኻ ክሓልፍ ኢዩ ።ምስኡ ዘለኺ ጓል ፓሊስ ደውሊ ግዜ ከይ ወሰድኪ 😢
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 3 месяца назад
ክሓልፍ እዩ ኣጆኻ ጽባሕ ካልእ ማዓልቲ እያ
@slama-sl8yl
@slama-sl8yl 3 месяца назад
እቶም ኣሕዋተይ ኣጀና ፆሎት ንግበሪ❤🙏
@jdd8162
@jdd8162 3 месяца назад
ኡፍፍፍፍ ኣጆኩም እንዶ ተስፋ ኣይትቁረፁ ኣሕዋተይ 👏መንእሰይ ሕማቅ ሎ ኣቱም ዝከኣለኩም ሰባት ኪድዎ 😢😢😢😢
@filips9899
@filips9899 3 месяца назад
ፍናን ሓወይ ዋ ክሕነቅ አየ አንታይ ማልርት አዩ ናይ ምድሪ ነገር ከቢድካስ ናብቲ ዘይተፍአ ሓዊ ክትከይድ ባዕልካ ነብስካ ብጥፋአ ኢኮ ብሰማይ አጉድ ብምድሪ ውን ከቢድ ድሕሪ ሞት ፍርዲ አንበር ንስሓ የለን
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 3 месяца назад
ሕማቕ ግዜ በጺሕና😢😢😢😢
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 3 месяца назад
ኣጀካ ክብር ሓወይ ተስፋ ኣይትቆረፅ ናጋ ካለአይቲ ማዓልቲ እያ😥😥
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 3 месяца назад
በጃኹም ኩሉ ክሓልፍዮ ህድእ ንበል በብእምነትናውን ጸሎት ንግበር
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 3 месяца назад
Ewyy ane ezi mebre zbhal zlmno delo wedi anbieni mskinay 😭😭😭
@fshemanfshe
@fshemanfshe 3 месяца назад
ኣቱም ሰባት እዚ ነገር እዚ ንምድያ ከይዝርጋሕ ምክንያቱ ኣብ ምድያ ብዝወፀ ቁፅሪ ይዉስኽ ኣሎ
@merigaltigray1814
@merigaltigray1814 3 месяца назад
እዞም መንእሰያት እንታይ ይኾኑ ኣለዉ እረ ኣይዘኹም ቤተሰብኩም ኣይተግህዩ💒🥰
@AduLove-mo6bo
@AduLove-mo6bo 3 месяца назад
በጃኹም ጸሎት ንግበር ኣሕዋት እንታይ ትኾኑ ኣለኹም።
@aadfhd6114
@aadfhd6114 3 месяца назад
ወላዲት አምላክ ትጠብቀው
@elsamaharena1119
@elsamaharena1119 3 месяца назад
Ezi kemezi zegeberekum zelo kabe amelak ayekonene seme Jesus tswou 🙏🏽😇
@medhanitgaltgraytgray2732
@medhanitgaltgraytgray2732 3 месяца назад
ኣምላከይ የማን መንገዲ ምርሐና
@tmlmyora1943
@tmlmyora1943 3 месяца назад
እዋይ ሽግር እንታይ ዝበለ ሽግርዩ ወደይ. ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠር.
@rorosunmax8801
@rorosunmax8801 3 месяца назад
ሐወይ ፆለት ግበር መስተ አይትስተየ ጨጉርኹም አይተንውሑ ስእሊ አድኖ አብ ገዛኹም ግበሩ ካብኡ ንጉሆ ንጉሆ ፆለት ግበሩ ማለት ፅላሎት ናይቲ ባሕሪ አዩ ጭንቀት ዝገብረሎምና ፀልዩ
@saronbereket3463
@saronbereket3463 3 месяца назад
Eway beka foto gerom zimotu ke dea entay kinbelom ena amlak bi menfes eyu zigelegel haftey ab seli mis amenu eyu mergem mexiu wediwo zelo nezi hezbi yesus eyu merefi ni kulu
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 3 месяца назад
ንመንእሰይ ዘይከዉን ግዜ
@MeronRisom
@MeronRisom 3 месяца назад
እንታይ እዩ ኮይነ መን ከኣስሮ ከ እንታይ ጌሩ ክእሰር ጊደፉ ኤርትራውያን በዓልና ነብስና ኣይነጥፍእ እንታይ ኣሎ ድዩ ምስ መትካ ዝርከብ ?😥😥😥😥😥
@AsterGoytom
@AsterGoytom 3 месяца назад
ያፌት ንእሰነትካ ረኤ መጽሓፍ ቅዱስ አንበበ ዝወደይ ደሔርትጋገ ከም ዘለኻ ክርደአካ ኢዪ
@RigatTekle-v5g
@RigatTekle-v5g 3 месяца назад
Jeremiah 32 ትግ - ኤርምያስ 17: ኣታ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ እንሆ፡ በቲ ዓብዪ ሓይልኻን በቲ ዝርጉሕ ቅልጽምካን ሰማይን ምድርን ዝገበርካ ንስኻ ኢኻ። ንኣኻ ዘይከኣለካ ነገር የልቦን። ርድኣና ምስ ደቅና ሓጥያትናን በደልናን ይቕረ ኢልካ ተዓረቐና ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ስለ ካብ መሶብ ኣዲኦም ኢንጀራ ቆሪሶም ዘይበልዑ ስለ ካብ ዕትሮ ኣዲኦም ማይ ቀዲሖም ዘይሰተዩ ስለ ብናፍቖትን ጽምዋን ኣብ ዘይሕማሞ ዝበጽሑ ዕሸላት ኢልካ ተዓረቐና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@godislove6010
@godislove6010 3 месяца назад
ኣጆካ ኣጆካ ዝሐወይ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 3 месяца назад
ዋይ ሓወይ ከደንግጸካ ሕማቕ መንፈስ ዓሲልዎ ኣሎ
@brhanagerye815
@brhanagerye815 3 месяца назад
ኣሕዋተይ ካብዚ ኣ ሂወትካ ኣሕሊፍካ ዕረፍቲ የለን ናብ ግሃነብ እሳት ኢኻ ትከይድ ስለዚ ኣሕዋተይ ናብ ኣምላኽ ተመለሱ ንሱ ጥራይ እዩ ሰላም ዕረፍቲ ክህበኩም ዝኽእል እሞ ኣሕዋተይ በጃኩም እንታይ ትኮኑ ኣለኩም ሕስብ ኣብልዎ ሂወትኩም መተካእታ የብላን እተን ኣዋልድ ኣሕዋተይ ክኣ በጃክን ልቦም ኣይትስበርኦም ክንዲ ኩሉ ኩናሎም ብጣዕሚ ዘሕዝን ዘበን 😢😢😢😢
@YohanaTekla-uz6np
@YohanaTekla-uz6np 3 месяца назад
Hawey. Bejaka. Hawey. Hawey. Natey. Bejaka. Mearey. Bejaka.
@EleniGidey-v5u
@EleniGidey-v5u 3 месяца назад
ኣነ ግን እንታይ ኣሎ ኣብቲ ሰሙን እዚ ናይ ሞት ኾይኑ እንታይ ዝተሰመዐ ኣሎ ድዩ ማለት ኩሉ ይጭነቅ እዩ ክሳብ ነብስኻ ምጥፋእ ሓወይ ማዓረይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልና ኣሜን //3//
@trhasefrem2167
@trhasefrem2167 3 месяца назад
Egziabher amlak kabti hemak nay deyablose hasab yegelagelka yafet hawena ajoka
@Tsgenay
@Tsgenay 3 месяца назад
😢😢 amlak temeles nabana ndelyeka alena
@TtTt-jq2fg
@TtTt-jq2fg 3 месяца назад
ኣየ ኤርትራውያን ናይ ኣፍሪካ ደናቁር ፍጡራት
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 3 месяца назад
ቀንዲ ተሓተቲ ናይዞም መንእሰያት ደምበ ዕንክሊል ኢኹም፡ብፍላይ ከኣ እዞም ኣጆኻ ንሓመዱ ትብሉ ዘለኹም ናይ ሚድያ ጎስጎስቲ።
@tedrostedi4889
@tedrostedi4889 3 месяца назад
Offfffff gidefo ba nay zomsi deqi Shermuta abey kemzi bexhu knrom ina seb zizero Yu zaxed
@godislove6010
@godislove6010 3 месяца назад
አምላክ ምሳካ ዩኩን በሉጽ ሐወይ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@naya6232
@naya6232 3 месяца назад
Ehhh 😢😢😢 ewayyyyy yehwateyy 😢😢😢 Egziabhier Amlak maharom rdayom Amlak 😢😢😢
@mussiesolomon4327
@mussiesolomon4327 3 месяца назад
Go for it
@coolmom8537
@coolmom8537 3 месяца назад
ብተኣሚ ንፋት የሕዋተይ ከምዚ አንዳከብርና ነንሕድሕድና ንተሓካኮፍ አግዚኣብሄር ይባርኩም nkulukum🙏
@HhdHd-sp9px
@HhdHd-sp9px 3 месяца назад
ኣታያ ዝሓወይ ስማዓያም ኤግዛብህሪ ይስማዓካ
@FsgyTwdf
@FsgyTwdf 3 месяца назад
እመ ብርሃን ኣደይ ምሳኪ ትኩን ክብር ሓወይ ኣጆካ ርእስካ ከምኡ ገይርካ ኣይተአምኖ ንመን ክጥዕሞ ብጃኩም ናብ ሞት ርእስና ከምኡ ገይርና ኣይነአምኖ ተስፋ ኣይንቁረፅ🤲 ማዓረይ ዘረባ ኣሕዋትካ ስማዓ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይስመዐካ'ዋ ሂወት'ኮ ኩሉ ግዜ ዕንቀፋት'ያ ነገር ግን ብተሰፋ ክንጓዓዝ ኣለና ሂወት ከዓ ቀፃሊ 'ያ እና ሂወትካ ኣፍቅር ኣጆካ ማዓረይ እቲ "መስተካ ከዓ ግደፎ ኣይጠቀመካን "
@saronbereket3463
@saronbereket3463 3 месяца назад
eti kulu zekel amlak gedifkum feturat ketemleku mis jemerkum eyu mergem ziwedo zelo ezi hezbi so egzabiher eyu zeredie ember kali kieredie aykilen eyu
@letengusokbe7029
@letengusokbe7029 3 месяца назад
Oooo Amlak ykirebelelna
@ArhetareyArey
@ArhetareyArey 3 месяца назад
Ajoka xelot giber hawey
@ghebrekidanabraha4198
@ghebrekidanabraha4198 3 месяца назад
O Lord have mercy🙏🙏🙏🙏
@ami_su
@ami_su 3 месяца назад
እዚ ኩሉ ሸግር ቲክቶክ ዘምጸኦ ዘሎ ጸገም ኢዩ ሕጂውን ነብስኩም አዐሪዩ ሂወትኩም ምርሑ
@efratelhaneldanalfaomega9385
@efratelhaneldanalfaomega9385 3 месяца назад
atum bejakum akelna deyu negho negho hazen bekyat atum bejakum egzeyo nebel bejakum😢😢😢❤🙏🥺🥺
@tirhasmebrhatu8963
@tirhasmebrhatu8963 3 месяца назад
Ewayyyyy anta yhwatna ytefiau alewo entaiena koina bejakum abgorebetkum zelewu eritawian dahayom fletu bejakum 😢😢😢 egzabiher aboy mhretka lakelnaa
Далее
🖤
00:18
Просмотров 241 тыс.
🖤
00:18
Просмотров 241 тыс.