Тёмный

🚨ኣፍቃሪኣ ኣይዉላደይን እዩ ኢልዋ! የሕዝን ብኻራ ነብሰ ቅትለት! ካብ ስድርኣ ጀሚርካ ኩሉ ሰብ ነጺልዋ! 20 August 2024 

Dadi & Mami
Подписаться 166 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

🚨ኣፍቃሪኣ ኣይዉላደይን እዩ ኢልዋ! የሕዝን ብኻራ ነብሰ ቅትለት! ካብ ስድርኣ ጀሚርካ ኩሉ ሰብ ነጺልዋ! 20 August 2024
#eritrean #tigray #ethiopia
#adiamsibhatu #nahommeste #nahomyewuhans
#tomasabera #rigattekle #eritreaninterview
#merebestifanos #lultedros #wintamekonen
#kirosasfha #danialteklehaymanot
#eritreaninterview
#eritrea #etiopia #tigray #ethiopia #eritreanews #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanbestguayla #tigrignamusic
‪@DadiMami‬

Опубликовано:

 

12 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 131   
@bahavtime5073
@bahavtime5073 23 дня назад
እይይ ጋል ዝትርክቦ መንከራ ማዓረይ 😢💔😢❤️
@helentekle712
@helentekle712 23 дня назад
ኣጆኺ ዝያዳይ ጸላኢኺ ይንባዕ🙏🙏🙏
@hermeladawit3608
@hermeladawit3608 23 дня назад
ኣጆኺ ኣጆኺ ኣጆኺ 😇😇😇
@merigaltigray1814
@merigaltigray1814 23 дня назад
ኣጆኺ ማዓረይ ኣወዳት ዝብልኹም ግን ጨካናት ኢኹም
@debredamo7690
@debredamo7690 23 дня назад
እዋይ ጓል ትረኽቦ ክብርቲ ሓፍተይ ኣጆኺ ርእስኺ ኣይተድንኒ: ብዛዕባ ሰብ ኣይትገደሲ: ቅድሚ ቃል ኪዳን ምውላድኪ ከኣ ንብዙሕ ሰብ ዘጋጥሞ ዩ ኣጋጢሙኪ: DNA ንግበር በልዮ። ብድሕሪኡ ሂወትኪ ግበሪ። እግዚኣብሔር ኣብ ዙርያኺ ይኩን ሓፍተይ ናተይ❤❤❤
@MakeleMengestab
@MakeleMengestab 23 дня назад
ሶሪ ናይ ሓብትና ይፍቀድ እንተኮይኑ ተሊፎን ሃበና ብዓቅምና ክንሐግዛ ብዓቢ ፈጥሪ ይሓግዛ ነዛ ሓብትና
@mendelayerey9224
@mendelayerey9224 23 дня назад
Way haftey ajoki DNA ngber beliyo hmak aythsebi 🙏
@mendelayerey9224
@mendelayerey9224 23 дня назад
Welcome fani 🥰
@hermeladawit3608
@hermeladawit3608 23 дня назад
ሓፍቲ ኣደ ኮላቶም ጋል ዝብድሉ ኣወዳት ከመይ ዓይነት ጨካናት እዮም
@melatkfle2163
@melatkfle2163 23 дня назад
ብዘይካ ዓራት ካልእ ዘይሓስቡ እዞም ኣብዑር
@hermeladawit3608
@hermeladawit3608 23 дня назад
ነብስኺ ከይተጥፍኢ ኣጆኺ🙏🙏🙏
@Jesusey1
@Jesusey1 23 дня назад
ዋይ ሓፍተይ ኣባይኪ ማዓረይ ❤❤
@helentekle712
@helentekle712 23 дня назад
ኣጆኺ❤❤❤❤
@brhanezemo4204
@brhanezemo4204 23 дня назад
Ajoki nebska bmitfa zmexi lewuti yelen neuladki rayi
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 23 дня назад
ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብኪ 🙏🙏🙏
@Lemlem_Beyene
@Lemlem_Beyene 23 дня назад
እዋይ ጋል ትረኽቦ
@mhretabsbhatu1440
@mhretabsbhatu1440 23 дня назад
ኣጆኺ ዝሓብተይ አግዝኣብሔር ኣምላኽ ንዝፈትዎ ዩ ዝፍትኖ ከምቲ ዝበልክዮ ታሪኽ ናይ ኣቦና ኢዮብ ብዙሕ ክትምሃሪ ትኽአሊ ኢኺ ስለዚ ንስኺ ርክብኪ ምስ አግዝኣብሔር ጥራይ ይኹን አግዝኣብሔር ነዚ ኹሉ ሽግርኪ ሓደ ምዓልቲ ከርህወልኪ ኢዩ ዝሓብተይ ሽግር ሓላፊ ዩ ሰብ አንታይ ዘይብል ናይ ሰብ ነገር ኣይትገደስሉ ። ብዝበለጸ ድማ ነዚ ኹሉ ሽግር ዝፈትሖ ጾምን ጾሎትን ዩ ከምኡ ውን ሱባኤ አተዉ ንአመብርሃን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣደይ ለምንያ ሽግርኪ ክፍትሓልኪ ዩ። አግዝኣብሔር ኣምላኽ ምሳኽን ምስ ውላድክን ይኹን ዝሓብተይ።
@mooabo9545
@mooabo9545 23 дня назад
ሰላም ኣምላኽና ❤ምስክላትና ይክን ኣሜን ሓፍተይ 😊ኣጀኺ ኣምላኽ ሚሳክ ይክን ሓፍተይ ፈተነ ኣቢክሉ ዘሎ
@helentekle712
@helentekle712 23 дня назад
ኣዞም ኣወዳት ግን የእዱግ ኢኹም ማዓስ ኢኹም ከም ሰብ ክትሓስቡ ግፍዒ ጋል ኣይሰደኩምን እዩ
@kidaneGebremedhin
@kidaneGebremedhin 23 дня назад
Helen gal tekle mejemerta nkulu seb aytxsarefi bedali hade iu? Bzkone awald nbalkn telematn xskanatn arimenat eki wedi bruk beqbaq hagazi iu wedi bzey hade neger keytebedele N gal aybdln iu Helen mstwal ywhdeki alo?
@wedsami3187
@wedsami3187 23 дня назад
ገምጃዕ ኩላትና ሓደ ኣይኮናን ብድብድ 20 ሽሕ ጌረ ኣምጺአያ ገዲፉትኒ ከይዳ ገልጣም !
@loveyoumami8372
@loveyoumami8372 14 дней назад
Eway habtey ajoki entay konki emo tguhi nsu yguhe wldu kihidu Amlak zkehadu ekuy ajoki nnebski baelki axenaneya ane jigna eye beli jigna eiki kea bravo 👍 ❤❤❤❤
@hermeladawit3608
@hermeladawit3608 23 дня назад
😯😯😯😯😯😯
@NiyatBereket
@NiyatBereket 23 дня назад
ዉላድኪ ኣምላኽ የዕብየልኪ ኣጆኺ ንዉላድኪ ርኣዪ
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 23 дня назад
ንጋልኪ ርኣዪ ሕማቅ ኣይትሕሰቢ
@Jesusey1
@Jesusey1 23 дня назад
ኣየ ኣወዳት
@user-hk5zn3bw7o
@user-hk5zn3bw7o 23 дня назад
ኣጆኺ ማዓረይ እዚ ታሪኽ ክኸዉን ዩ እዚ ክኸዉን እንተኮይኑ ድማ ንስኺ ክትህልዊ ክትነብሪ ኣለኪ ኣምላኽ ምሳኺ🙏🥺😭
@HabeshamediaTV
@HabeshamediaTV 23 дня назад
ዋይ ጸገም
@HabeshamediaTV
@HabeshamediaTV 23 дня назад
እቶም ወለዳ ድማ ይገዱ ንምንታይ ይንጽልዋ
@alganeshkidane-np8fp
@alganeshkidane-np8fp 23 дня назад
Weladi chekinu ayu lomi ms zelewo ayu koynu lomi
@teshomewehazit1416
@teshomewehazit1416 21 день назад
Ufff Ajoki Habibti ana abaki teray aykonen kemaki deki anstyo alewa pls Ajoki zyday Natey 🙏🏽❤️🙏🏽
@trhaswelday4841
@trhaswelday4841 2 дня назад
Ajoki habty marey jegna eki❤❤❤
@merhawigrmay7615
@merhawigrmay7615 23 дня назад
ኣጆኺ
@kibramahari4506
@kibramahari4506 23 дня назад
First of all, you should not bother yourself and Trying to hurt yourself take care of your kid whatever happened. You should not worry even about your family. you need to be strong and take car your self .
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 23 дня назад
ከተደንግጸካ
@user-ei7yr2ze8o
@user-ei7yr2ze8o 22 дня назад
ኣጀኪ
@melatkfle2163
@melatkfle2163 23 дня назад
ካሕዳም እዩ
@ejehshehu843
@ejehshehu843 22 дня назад
ኣጆኪ ❤❤ሓፍተይ ማዓርይ ክሓልፍ እዩ😢😢 ኣጆኪ ጅግና እኪ ናይ ብሓቂ ፈናን ሓውና እዉን ከይ መስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልንየ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ መደባትካ ኩሉ ግዜ ይካታተል እየ ደስ ዝብል መደባት እዩ ❤❤❤I admire you ❤❤
@selamtesfay2446
@selamtesfay2446 22 дня назад
Ajoki haftey natey kulu halafay eyu ❤
@brgednhamedu6120
@brgednhamedu6120 23 дня назад
ብዓበይቲ ገርኪ ቀስ ገርኪ ኣዘራርብዮ ኣጆኺ ዝሓፍተይ
@user-hg9yp5ud3p
@user-hg9yp5ud3p 23 дня назад
ኣጀኪ ዝሓፍተይ ወላድት ኣምላክ ታርኪ ናብ ፅብቅ ትቀይርኪ ካብ ሓፍትኪ ትግራወይቲ እየ ተስፋኪ ኣብ ፈጣሪ ይኩን ካብ ዉድቀትካ ተስእካ ሕጉስ ሂወት ንምምራሕ ትበፅሕ እካ ወላካ ሓጥያተኛታት ተኮና ብደም ጎይታና መድሓንናና እየስስ ክርስቶስ ተገዝእና እና ኣነ ንሓጥያተኛ ከድሕን እምበይ ክፈርድ ኣይመፃኩን እልና እዩ ብቁድስ ቃሉ ሓጥያተኛ ናብንሰሃ ከምፀኦም መፅየ ሓክም ሕምማት እምበይ ጥዕያት ኣየድልዎዎይ እልና ስለ እዚ ሓጥያተኛ ናብ ንስሃ ከምፀኦም መፅየ እና ኩለና ኣሕዋትኪ ተነስህና እንበር ሓጥያተኛታት እና ስለ እዚ ብዛዕባ ሰባት ኣትገደሲ ናይ ባዓልቶም ሓጥያት ካምፅድቂ ቆፅሮም ናይ ካልእ ሰብ ሓጥያት እየም ልቆፅሩ ነብስኪ ብኩቡር ደም ጎይታና መድሓንና እየስስ ክርስቶስ እኪ ተገዝእኪ ሓደራኪ ዝሓፍተይ ሰብ ግን ወድቅካ ክትስእ ኣይደልየካይ ለይ ራእክዮ ሽሻይ ይፍጠርኪ ሕልፍኪ ኣረስዑ ኣምለላክ ብንሰሃ ሂወት ናይ ባዕልኪ መቃርብትኪ ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤
@Lily-zo6jd
@Lily-zo6jd 22 дня назад
ታይ ትግራወይቲየ ኣበለኪ ስቅልኪ ዘይትኹምቲ ከለብለብ😂
@ኣስኮል
@ኣስኮል 23 дня назад
ኣይ ጓል ትረኽቦ😢ተጋሩዋይ#ሳብክራይብ#በሉለይ ኣሕዋተይ❤
@melatkfle2163
@melatkfle2163 23 дня назад
ጋል ትረኽቦ ሽግር ተዛሪብካ ኣይዉዳእን እዩ።
@tsiritiadisu
@tsiritiadisu 23 дня назад
መጀመርታ እንዃዕ ካብ ኣፍሪቃ ብሰላም ወፃኺ በቃ ንስኺ ለባም ሰብ ኢኺ ካብ ኣዋዳድቃ ዘረባኺ ተረዲኤኪ ኣለኹ ብጣዕሚ አየ ኻኣ ኾሪዐ ብኣኺ ኣብ ኣምላኽኪ ዘለኪ እምነትን ፍልጠትን ግን ሓንቲ ጌጋ ተጋጊኺ ነብሰየ ከጥፍእ ሓሲበ ምባልኪ 😢😢 ሰብ ሕማቅ ተዛሪቡኒ ኢልኪ ን ኣምላክ ክትሕዝንዮ ሓሲብኪ ነይርኪ ንሕና ደቂ ኣንስትዮ ኣይኮንናን ንጋገ ዘለና ንሶም እዮም ሕማቃት ኮይኖም ዘይ ከም ኣቦታቶም ናዓ ኣቦ ኾይንካ ኣለኻ ምስበልካዮም ክሕደትን ጥልመትን እዮም ዝምህዙ ኣነ ሕዚ ዝብለኪ ነብስኺ ኣልዕሊ ከይት ድውሉሉ ፈፂምኪ መስዝ ካሓዳም እዚ ከይት ዕረቂ ስቅ ኢልኪ ኩነታት ትዓዘብዮ ቅስ ኢልኪ ከምዝኸማኺ ዝበለ ለባም ምስረኸብኪ ተመርዓዊ ውላድኪ ክብረትኪ እዩ ማዓረይ ክንደይ ሓፍ ዘይብል ነገራት ኣሎ ኣደ ዘይተኽእሎን ዘይተፀሮን የለን ክንደይ አሉ ኣለዋ ሕሙም 😢😢 ውላድ ሒዘን ተመስገን ኢለን ዘነብራ ውላድኪ ሙሉእ ጥዕና ኣለዎ ተመስገን በሊ ናይ ሕጂ ህፃን ናይ ፅባሕ ማሓዛኺ እዩ ኣሚኑሉ ኣይ ኣመነሉ ናዓኺ ዝምላኣልኪ ነገር ዋላ ሓደ የለን ናይ ፋሚሊ ነገር ስቅ በለዮም ምሕረት ያውርደሎም ኣብ ፀገምኪ ክኽሕዱኺ ኣይነበረሙን ጆኺ ክብሉኺ ምስተገበኦም ነይሩ ግን ሂወት ከምኡ እያ ሓንሳብ ሸታሕ ኢልካ ምስ ወደቅካ ክረግፀካ ዝጎይ ቡዙሕ እዩ ግን ማንም ሰብ ክረግፀኪ ከይትፈቅዲ ንስኺ ጅግና ኢኺ ብርሃን እዩ ቅድሜኺ ካብ ሓፍትኺ ትግራወይቲ
@Amorawedigash
@Amorawedigash 23 дня назад
Entay ekin bhabar awedat elikin Hmaq tzareba awedat yhwat yeblknn dyu eten Hmaq nay awedat txhifa zelekn ezi eko wulliqi seb iyu bdeliwa zelo Kndey awedat kea alewu bawald zbdelu so ezi lekimika Hmaq mxhaf rieto aykonen haftna kea ajoki abue trha enuque tefelitiyo konki embr amlaki hziki hanti aytkonn eki tena trha Hmaq zgbere kea bamlak yrkebo 🙏
@yohanasolomon7319
@yohanasolomon7319 18 дней назад
Ajoki aftey egzabheri alo miski ❤❤❤❤
@user-ty5rd6vz9l
@user-ty5rd6vz9l 23 дня назад
Habtey 😢
@DavidFissehaye
@DavidFissehaye 22 дня назад
Ajoki haftey natey kulu shigrn tsebeban halafi eu kulu ni fetari hizki kihalfyo eki, fikadegna entekonki kontakti giberni eki bertea Ajoki ❤️😍👍
@user-hg9yp5ud3p
@user-hg9yp5ud3p 23 дня назад
ኣጀኪ ዝሓፈተይ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ፆሎት ግበሪ ኣባት ንሳሃ ሓዚ ተነስሂ ክቀለኪ
@user-su7ge8yp2r
@user-su7ge8yp2r 21 день назад
Ajoki haftey natey ane keman bkemau eye welide
@merhawigrmay7615
@merhawigrmay7615 23 дня назад
ንስኹም ክትትሃላለኹ ቆልዓ ኣይትግድኡ
@MeronRisom
@MeronRisom 23 дня назад
Atom sebat wulad habti au
@Tigrayadeyy
@Tigrayadeyy 23 дня назад
ኣጆኺ ማዓረየ
@luwam6122
@luwam6122 22 дня назад
Ajoki haftey zey half shiger yelen kulu khalf eyu
@Jesusey1
@Jesusey1 23 дня назад
ብስም የሱስ ኣወዳትግን ልቢ ኣለኩም ዶ😯😯
@MeronRisom
@MeronRisom 23 дня назад
Ziabi kola aytbedlu
@WintaAraya
@WintaAraya 23 дня назад
Abay tray ymesleni neru 😢😢
@Lily-zo6jd
@Lily-zo6jd 22 дня назад
ኣደንጊፅካና😢ኣርእስቱ በይኑ ዘቅረብካዮ በይኑ በስመአብ
@ሆሳእናንወዲዳዊት
@ሆሳእናንወዲዳዊት 23 дня назад
Tellephona እባ በየን ክረኽባ ደልየያ ኣለኹ ሓፍተይ ክትኮነኒ ደልየ ብኸመይ ክረኽባ
@reggaeworld2834
@reggaeworld2834 23 дня назад
Wellcome fnaney marey ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@azevaregawi8303
@azevaregawi8303 22 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤
@FoziyaSalih-x9l
@FoziyaSalih-x9l 22 дня назад
Ajoki haftey
@Tigrayadeyy
@Tigrayadeyy 23 дня назад
ኣጆኺ ክሓልፍ እዩ ነብስኺ ኣይተጥፍኢ
@danielandemariam-ew8qr
@danielandemariam-ew8qr 23 дня назад
አጆኺ ብርኽተይ ናይ ጋል ሽግር ቡዙሕዩ ተስፋ ጥራሕ አይትቅረጺ ጽባሕ ካልእ ምዓልቲ እያ አብ ካምፓላ እንድሕሪ አሎኺ ቁጽሪ ስልኪ ስደድልና ዓቅምና ክንሕግዘኪ አሕዋት ንኾነኪ
@user-un4qt2zx7q
@user-un4qt2zx7q 23 дня назад
ajke zhfay ♥️ 💔
@brgednhamedu6120
@brgednhamedu6120 23 дня назад
ክሓልፍ እዩ ኣጆኺ🙌
@Helenberhe1
@Helenberhe1 23 дня назад
Bzuhat ayen zelema zelewa antay au xegemkum awedat
@lulilove1369
@lulilove1369 23 дня назад
Ajoki zhabtey mearey Amlak alo msaki kulu halafay eu ❤
@WintaAraya
@WintaAraya 23 дня назад
Way wedey
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 23 дня назад
Ajoki nebski aytgudi😢
@brgednhamedu6120
@brgednhamedu6120 23 дня назад
ናብ ልቡ ይምለሶ
@ክርስቲያንየኣርሴማልጅ
ኣጆኪ ዋኣ ንጋልኪ ንበርላ ጅግና ኣዶ ኩኒ ከማይ ሓፍትኪ
@Helenberhe1
@Helenberhe1 23 дня назад
Gfi gal aysedekumn au hdegu
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 23 дня назад
Ksab mas ena dekensto anda tebedelna kininebir 🥺
@zebibkesete1734
@zebibkesete1734 23 дня назад
Marey tebarek
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 23 дня назад
Away gal trekbo 😢
@HadishBerhe-hg1ss
@HadishBerhe-hg1ss 23 дня назад
ኣጆኺይ ሓብተይ❤❤❤
@user-jr1uh3cm4w
@user-jr1uh3cm4w 23 дня назад
😢😢😢😢
@MeronRisom
@MeronRisom 23 дня назад
Ajoki❤
@user-ib5zs8il5m
@user-ib5zs8il5m 22 дня назад
Ajki haftey khlif eu zeyhlif schgir yelen
@mymymymy1565
@mymymymy1565 23 дня назад
Habesha awedat ezom resehat gohafat dekekum yebeyou besenesereat yebeyou alem teweday u
@daniwedihager7708
@daniwedihager7708 23 дня назад
Wellcome fnaney ❤❤❤
@WintaAraya
@WintaAraya 23 дня назад
Uffff Gal trekbo xegem men yrekbo
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 23 дня назад
Nebskis aytetfi da nwuladki rayi
@merhawigrmay7615
@merhawigrmay7615 23 дня назад
ኣብ ሞንጎ ነቲ ቆልዓ ይብድልዎ እንታይ ኣቢሱ ህጻን
@WintaAraya
@WintaAraya 23 дня назад
Mskinay kola kedengxeka
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea 23 дня назад
አጆኺ እዛ ጓለይ ሰብ ዘይገብሮ አይገበርክን ውላድ ከአ መኽሰብ እዩ ብዛዕባውላዱ ከአ ዊዒሉ ሐዲሩ ክአምነሉ እዩ ንስኺ ነብስኺ አይትፍረደ ሐደራኺ እዚ ተወሊዱ ዘሎ ቆልዐ ቀዳዊኺ ክኸውን እዩ አጆኺ መዐር ጓለይ ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን ቴለፎና ሀበና ብዚያዳ ክኔረኽባ🙏🇪🇷🙏
@user-or5fz5xn8d
@user-or5fz5xn8d 23 дня назад
ኣጀኺ ማዓረይ😢😢😢😢😢
@magda3015
@magda3015 22 дня назад
Plss mexhaf kdus anbibi Ajoki
@Dembena
@Dembena 23 дня назад
🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@yesus_goytayu1233
@yesus_goytayu1233 23 дня назад
ኣጆኺ እዛ ጓለይ💔 ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ እንጨይቲ ኾይኑ ዘይነድድ የለን ስለዚ ጌጋ መናብርትና እዩ ዋና ካብ ጌጋኻ ምምሃር እዩ ብንእስነትካ ዝወለድካዬ እንዳ ሓደረ የሕጉሰካ ከምዝበሃል ኣጆኺ ጐይታ ኸኣ ንሓጢኣን እምበር ንጻድቃን ኣይኮነን ❤️❤️❤️
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 23 дня назад
ኣቱም ኣወዳት ኣንታይ ኢና ጌርናኩም ተሳቅዩና
@Bil-q7c
@Bil-q7c 23 дня назад
🙏🏾🙏🏾🙏🏾💔
@AbrahamWghere
@AbrahamWghere 23 дня назад
ኣጆኺ ንኹሉ ክትጥሕስዮ ኢኺ
@NiyatBereket
@NiyatBereket 23 дня назад
ዋይ ሓፍተይ ኣጂኺ
@ereyxada3562
@ereyxada3562 23 дня назад
💔💔💔💔😥
@user-hj7ci7fq5l
@user-hj7ci7fq5l 23 дня назад
Ajokikkkkk hafteyyyyy
@senaithailemicheal
@senaithailemicheal 23 дня назад
Ajoki haftey nay amlak ytem kulu khalf eu bwladki kthgosi iki aytnbeii n wladki raii
@asmorontesfu3291
@asmorontesfu3291 23 дня назад
Ajoki habtey natey shiger halaf eyu
@Netsant-mv1kg
@Netsant-mv1kg 23 дня назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@hdhugydydy8893
@hdhugydydy8893 23 дня назад
አጀኪ አይትጨነቂ
@user-fd5km9zv4l
@user-fd5km9zv4l 23 дня назад
ኣጆኪ ሓውተይ ክሓልፍ እዩ
@selameyasu4256
@selameyasu4256 23 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Далее
Мужа или парня
00:42
Просмотров 14 тыс.