ТёЌМый

🚚ክቅተሉ ተፈሪዶም! ሰብኣያ ዝነበሹ ቀቲልዋ! ኣቃትላ ማህሌት ተኜላይ ነጊሮም! ዘስካሕክሕ ፍጻሜ እዩ! ህዝቢ ንቀተልቲ ንሞት ፈሪድዎም! 21 June 2024 

Dadi & Mami
ППЎпОсаться 167 тыс.
ПрПсЌПтрПв 52 тыс.
50% 1

ОпублОкПваМП:

 

1 Пкт 2024

ППЎелОться:

Ссылка:

Скачать:

ГПтПвОЌ ссылку...

ДПбавОть в:

МПй плейлОст
ППсЌПтреть пПзже
КПЌЌеМтарОО : 440   
@merigaltigray1814
@merigaltigray1814 3 Ќесяца МазаЎ
ክርሾኑ ኣለዎም እዞም በላዕቲ ሰብ 😭ፍትሒ ንደቀንስትዮ ትግራይ😭
@AlmazRufael
@AlmazRufael 3 Ќесяца МазаЎ
🙏🙏🙏
@AlmazRufael
@AlmazRufael 3 Ќесяца МазаЎ
😭😭😭
@yes6292
@yes6292 3 Ќесяца МазаЎ
👌👌👌
@zebibkesete1734
@zebibkesete1734 3 Ќесяца МазаЎ
😢
@ጓልትግራይ-ገ3ጠ
@ጓልትግራይ-ገ3ጠ 3 Ќесяца МазаЎ
💔👌
@merigaltigray1814
@merigaltigray1814 3 Ќесяца МазаЎ
ፋኒዋይ ለባመይ ታይኔርዎ ኩሉ ኚማኻ ደላዪ ሰላምን ፍቅርን ተዝኞዉን❀❀💛💛💛❀❀❀
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 3 Ќесяца МазаЎ
ፍትሒ ንደቂ አንስትዮ ትግራይ፧😭😭
@mizlalisaac6369
@mizlalisaac6369 3 Ќесяца МазаЎ
ትንፋስ ዘሕለፈ ትንፋሱ ድማ ኹሓልፍ አለዏ::
@NiyatBereket
@NiyatBereket 3 Ќесяца МазаЎ
ክቅተሉ ኣለዎም ፍትሒ ንኣዋልድ ትግራይ
@WintaAraya
@WintaAraya 3 Ќесяца МазаЎ
ፍትሒ ንደቂ አንስትዮ ትግራይ ፍትሒ ፍትሒ
@Bil-q7c
@Bil-q7c 3 Ќесяца МазаЎ
🙏🏟🙏🏟🙏🏟
@eru5343
@eru5343 3 Ќесяца МазаЎ
እውይ ዹሕዋተይ ኣምላክ ኣብ ገነት ዚንብርክን ሰላም ዹውርደልና ፈጣሪ😢😢😢😢😢
@abelabrham931
@abelabrham931 3 Ќесяца МазаЎ
ኩፍኡ ንርእሱ ጹቡቅ ንርኡሱ ንቀተልቲ እግዚኣብሔር ይፍሚዶም ኞይትፈርዱ ኞይትፍሚዱ 😂😂😂😂😂😂😂
@chhcjcfu9769
@chhcjcfu9769 3 Ќесяца МазаЎ
😢😢😢😢😢😢😢❀❀❀❀
@MEAZAMontez
@MEAZAMontez 3 Ќесяца МазаЎ
100/100. ሰብ ዜቀተሌ ኪቂተል አለዊም ኪሪሜኑ አለዊሞ
@FeruzMussie-fs2qf
@FeruzMussie-fs2qf 3 Ќесяца МазаЎ
Xnat yihabkum hzbi tgray kulukum kab haftkum 🇪🇷💔😭
@mtlalal
@mtlalal 3 Ќесяца МазаЎ
ኩፉእ አይትርኚቢ❀
@ጎስዐልብዚቃለሠናዚ
@ጎስዐልብዚቃለሠናዚ 3 Ќесяца МазаЎ
ክፉእ ኣይትርኚብ😢😢😢
@ሰብእንታይዘይበለ
@ሰብእንታይዘይበለ 3 Ќесяца МазаЎ
ክፉእ ኣይትሚኚብ🙏🙏🙏😢
@yes6292
@yes6292 3 Ќесяца МазаЎ
ፍትሒ ንደቂ ኣንሰትዮ ትግራይ 😢😢😢😢 ክርሾኑ ኣለውም ድምጺ ክንና ፋኒ ሓወይ ይሹሾኑ 😢በሉ ህውኮት😢😢😢😢
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 3 Ќесяца МазаЎ
ፅባሕ ኹ መን እዩ ዕጫኣ??ኣነ ወይ ንስክን 👈😭ክሳብ ማዓዝ እዩ ግን ?😭ፍትሒ ንደቂ ኣነስትዮ ትግራይ😭😭ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ🖀💔
@alemdesta454
@alemdesta454 3 Ќесяца МазаЎ
ብሓቂ ተሰሚዑና እዩ ንብሎ ድማ ጠፊኡና 😑😭ግንሲ አቱም አሕዋተይ ዘዝቀተለ ተተቀቲሉሲ "አምላክ አብ ኢድና ክገድፈና እዩ" እዚ ማለት አብ ሓይልና😢ኚምኡ ተተገይሩ ምንም ምሕሚትን ሰላምን ባዕልትና ነምፀኩ ኢና "ኢናኮ ንብል ዘለና" እዚ ድማ ኹም ክርስትያነን"ይትሚፍ ክንገብሮ "ክንሓስቊም " ስልጣን ኚምዘይብልና ኢና ንፈልጥ"✅። እንታይ ዳአ ንሳቶም ቀቲሎም ዝብል ሕቶ ክመፅእ ግድን"ዩ። ነዚ ድማ ካብ ክፉእ አድሕነና እንበር አብ ፈተና አይተእትወና ኢልኩም ፀልዩ ዝተበሃልና ነዚ እዩ።።። አቱም ዩቲበራት አሕዋትኚ እቲ ኹምዚ ዓይነት ሓሳብ ካብ እግሩ ዓገብ ኢልኩም ዘይተምፅእዎ ሎሚ ብሂወተ ሰጋ አለና ፅባሕ ነዚ ደጊፍና ሓሊፍናስ ነፍስና አበይ ኚምትአቱኚ አይትግደስላን ዲኩም!!!!!? አብዚ አውሪዱና ዘሎ ካብ ሃይማኖት ርሕቀት"ዩ "መጀመርያ አምላክ ነቲ ሰይጣናዊ ስራሕ ዚጥፈአልና " 2ይ ብስርዓትን አግባብን ቀተልቲ ይተሓዙ።።።። ፍርሓት እግዚአቢሔር ተዘይብልና ሎሚ ይቀተሉ ኢልና ፅባሕ ቀተልቲ ሰብ ንሕና ኢና። ዝተሓሰበ ይግበር!!!ብስሚዒት ትዛሚቡ ተኮይንኩም ,,,,,ተዘይኮይኑ ኩላትና ኹምኩም ኢና ማለትዩ ዚቁርሮ😓🚫😭
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 3 Ќесяца МазаЎ
ክቅተሉ ኣለዎም ሰብ ክምሃር እንበር ኹምዚ ኢልካ ናብራ ኣይኮነን😢
@kikonathome738
@kikonathome738 3 Ќесяца МазаЎ
ንዝሞታ ኣሕዋትና ኣብ ፈጣሪ ኣብ ገነት ይቀበለን ግን ስራዊት ኀርትራ ኞይትብሉ ተጋሩ ሓደራኹም
@WintaAraya
@WintaAraya 3 Ќесяца МазаЎ
ጋል ምሜ ክትቀትላ ክትጞፍዓ ኹማን ዚብልካን ጚካናት 😭😭
@MeronRisom
@MeronRisom 3 Ќесяца МазаЎ
ኣደ ትሚኜቊ ኹመይ ኢላ ትህሉ😢😢😢
@brhanezemo4204
@brhanezemo4204 3 Ќесяца МазаЎ
Besmam Kemey zbelwom chekanat ayom azom da ab kdmi hzbi tebabihka sgeom nkelbi mhabom metan kali kmhar 😢😢😢😢
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 3 Ќесяца МазаЎ
Yketelu mskneyti kola ketiloma keyaklomsi sldi yhatu 🀔🀔🀔🀔🀔🀔
@noahmueze4130
@noahmueze4130 3 Ќесяца МазаЎ
ሓደ ወንጀለኛ ብቀት ፍርዲ እስካብ ዝፍሚዶ ተጠርጣሪ ይበሃል ብሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያ
@ተስፋእዩስንቀይ-ኹ8ወ
@ተስፋእዩስንቀይ-ኹ8ወ 3 Ќесяца МазаЎ
አብ ቅድሚ ሰብ ክርሾኑ ኣለዎ እዞም ጚካናት በላዕቲ ሰብ💔😭😭😭😭
@eritrawieyeeritrawieye8389
@eritrawieyeeritrawieye8389 3 Ќесяца МазаЎ
Ab kiemi hzbi kirshenu alewom abnet kikonu alewom::
@lucihymaryo7483
@lucihymaryo7483 3 Ќесяца МазаЎ
በቃ ዚመጚሚሻ ዘመን ደሚስን ሰው እንዎት ጚካኝ ሆነ ነብስ ይማር😭😭😭
@tbtmidia7397
@tbtmidia7397 3 Ќесяца МазаЎ
አብ ትግራይ ደቂ አንስትዮ ዝቐተሉ ኩሎም ክቕተሉ አለዎም።
@Jesusey1
@Jesusey1 3 Ќесяца МазаЎ
አግዝዮ. መንግስተ ሰማይ ይዋርስኪ ንቀተሰብ ጜንዓት ይሃብ 😭
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 3 Ќесяца МазаЎ
Yketelu tblu like giberuley
@Jesusey1
@Jesusey1 3 Ќесяца МазаЎ
እዋይ ህዝበይ ዝሚኞብኻዮ ስቃይ 😭😭💔 መንግስተ ሰማያት ዚዋሪስኜ ንእስተይ😭😭💔😭💔😭💔😭😭
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 3 Ќесяца МазаЎ
መሳኪን ንሳተን መንግስተ-ሰማይ ዚዋርሰን። እህም፡ ንስኻ ግን ኣብ ኣሕዋትካ ምስበጜሐ እምበኣር ኣሕሚሙካ፡ ኀርትራውያን ብእምኒ ክቕተሉ ግን ደርበይቲ እምኒ ኣሕዋትካ ተተባብዕ ኔርካ? ሎቕማጜ መደናገሪ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 3 Ќесяца МазаЎ
Haqi zereba abza baesi Eritrawyan ewn zhashe nsu eyu nieru malet ageb ahwatey ikum kbl hansab semi'eyo aleku.
@helentekle712
@helentekle712 3 Ќесяца МазаЎ
ካብ ኹመዚ ዓይነት ጚካነ ይማሕሚና😭😭😭
@hermeladawit3608
@hermeladawit3608 3 Ќесяца МазаЎ
መሬት ባዓልኪ መስኪሬ😭😭😭😭😭😭💔💔💔
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 3 Ќесяца МазаЎ
ኣንታ ጎይታይ ማይጮሎትካ ንጾገልና ዋይ ኣሕዋተይ መንግስተ ሰማይ ዚዋርስኪን
@NiyatBereket
@NiyatBereket 3 Ќесяца МазаЎ
ዋይ እሕዋተይ ማዓሹይ 😢😢😢ፍትሒ ንደቂ አንሰትዮ ትግራይና😢😢😢💔💔💔💔💔💔
@FreHagos-l4n
@FreHagos-l4n 3 Ќесяца МазаЎ
ኣነ ብወገነይ ይቀተሉ ኣይብልን እንድሕር ተቀተሎም ማ ስቃይ ዚብሎምን እዚኊም ማ በቢመዓልቱ ኣካሎም እናጉደልካ ተሳቅዮም ቆራሪፅካ ኮፍ ተብሎም ዓይኖም እንዳሚአዩ ዊኒኩም እናፈለጡ ግን ኹም ምውት ትገብሮም ሞት ማ ድቃስ እያ እዚኊም ማ ምድቃስ ኣዚድልዮምን ክሳቀዩ ኣለዎም እዚ ዝብል ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ
@yes6292
@yes6292 3 Ќесяца МазаЎ
ሓርርና እኮ ኣትም ህዝቢ መልሰም ሐጂ ክልተ እሕዋት ጠፍአን ኣለዋ 😢😢😢😢😢 ካብ እንትጮ 😢😢😢 ገለ ኣትዩ ትግራይ 😢😢😢 ድምጺ ደቂ ኣንሰትዮ ትግራይ ይሰማዕ በሉ 😢😢😢😢😢
@ሰብእንታይዘይበለ
@ሰብእንታይዘይበለ 3 Ќесяца МазаЎ
ለለ ሀዝ እውን 😱😭😭😭😭😭
@Ggds-l9g
@Ggds-l9g 3 Ќесяца МазаЎ
እግዚኣብሔር ኣምላኜ ነተን ኣሕዋትና ኣብ መንግስተ ሰማይ ዚንብሚልና ቩተአን ገነት ኹም ምኻኑ እውን ዘጠራጥር ዚብሉን ንቀተልቲ ድማ ተነሲሖም ናብ ልቩም ዝምለሱ ይግበሮም ኣምላኜ እውን ይቅር ይበለሎም ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ወለድን ኣሓትን ናይ መወቲ ኣሓትና ኣኜእሎን ፅንዓትን ይሃብኩም እናበልኩ ቅፅል ኣቢለ ኹምዙይ ክብል ይፈቱ ንሕና ይቀተሉ ኢልና ክንፈርድ ግን ግቡእ ኣይኮነን እዙይ ብዘይካ ነቲ ኩሉ ዝፈጠሹ እግዚኣብሔር ንማንም ክፈርድ ዝግበኩ ኣይንኮነን ቃል ኣምላኜና ኚምኡ ኣይእዝዘናን ሕነ ምፍዳይ ናተይ እዩ ሕነ ክንፈዲ ኣይትበሉ እዩ ዝብለና ኹም ኣብነት ነዛ ዘማዊት ሰበይቲ ኣይሁዳውያን ክትዝሙ ሚኺብናያ እና እሞ ክትቅተል ወሲና ኣለና በሉ ጎይታናን መድሓኒናን እዚሱስ ክርስቶስ ኹዓ ኹምዙይ በሎም እስቲ እቲ ኣነ ሓጥያት ዚብለይን ዝብል ነዛ ሰበይቲ እምኒ ይደርብዚላ በሎም ብድሕሪ እዙይ ኣይሁዳውያን ድማ እምኖም በቢዝነበርዎ ሾው ሾው ኣቢሎም መመሊቆም ጠፊኩም ኚዱ ሓደ እኳ ዝድርብዚላ ኣይተሚኞበን ስለዚ ኩ ህዝበይ ንሕና ኾ ንፁሃት ድና ነዞም ሰበት ይቀተሉ ኢልና ክንውስን ኹ ይግበኣና ድዩ ምልስ ኢልና ንሕሰብ ፍፁም ኣይንፍሚድ ብምፍራድ ዝውሰኜ ፀገም አንበር ዝቅነስ ፀገም ዚብልናን ሓደራ ሓደራ ሓደራ ተኺእልና ንፀሊ ስለ ኣሓትና፣ህዝብና፣ኣቊታትና፣መንግስቲታትና፣ቀተክርስትያና፣መላእ ሃገርና ስለ ኩሉ ንፀሊ ድኣ እንበር ኣይንፍሚድ እዙይ ናይ ግብርና ውፅኢት ኹም ምኻኑ ተሰዊጡ ክርደኣና ኣለዎ ፍቅሪ፣እምነት ፣ቅንዕና፣ምትሕልላይ፣ምክእኣል፣ትዕግስቲ፣ስለዝተሰኣነና ነዙይ ገዲፍና ንገንዘብ፣ንዝሙት፣ንስርቂ፣ንፖሎቲካ፣ንሓሶት፣ምትሕስሳድ፣ምንቅይነት፣ወገንነት፣ሰብ ንሰብ ናተሞያዚጥካ ምብላዕ ፣ኣንጊስና እኒሀና እዚ ኩሉ ዝርኚብ ዘሎ ድማ ውፂኢት ናይዙይ ኩሉ እዩ ኣምላኜ መሓሪ ኮይኑ እንበር ፍርድናስ እዙይ እኳ ክውሕደና እዩ እና ንለብም ሂወትና መርሚርና ንመለስ።
@Helenberhe1
@Helenberhe1 3 Ќесяца МазаЎ
መንግስተ ሰማይ ዚዋርስክን 🙏🙏🙏😭😭😭
@MeronRisom
@MeronRisom 3 Ќесяца МазаЎ
ሰይጣዉንቲ እዮም እዚኊም😢
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 3 Ќесяца МазаЎ
"ETI GEZE KIMETSE KELO SEB BUDA KOYNU KIMETSE EYU::"
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 3 Ќесяца МазаЎ
ትም በል ሎቅማጜ ሰራዊት ኀርትራ ጆኖሳይድ ገሮም ኢልኩም ምሜ ተዳክሩ ኔርኩም ሂጂ ኹ ደኣ እንታይ ኮንኩም ጚካናት ትብልዎም ኣለኩም ናይ ቀዶሞም ጚካናት ሕጂ ሓድሜ ዝተፈጠሹ ኣይኮነን ለክባጣት ኮንኩም እምበር። ን መወትቲ መንግስተ ሰማይ ዚዋአስ ን ስድራቀት ጜንዓት ይሃቩም
@መድሃኒአለምአቊይብምሕሚት
አሹ ፍትሒ ንደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ዓደይ 💔💔💔😭😭😭
@Tigrayadeyy
@Tigrayadeyy 3 Ќесяца МазаЎ
#ፍትሒ ዝስኣነ ህዝቢ💔😢 #ፍትሕን ርትዕን ይንገስ ኣብ ትግራይ #ይኮኖ💔😢👏
@HiRit-xf2cz
@HiRit-xf2cz 3 Ќесяца МазаЎ
ኣፍታ ዝቃበርዋ ክቅበሩ ኣሎዎም😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@genocidalstate
@genocidalstate 3 Ќесяца МазаЎ
ገበነኛ ዝበሃል: ኣብ ቀትፍርዲ ቀሪቡ መርትዖ ተራእዩ ዝተፈርዶ ደኣ'ንበር: ብዕስለ ዝፍሚድ ዚለን።
@Lemlem_Beyene
@Lemlem_Beyene 3 Ќесяца МазаЎ
Yes kiktelu alewom naymen dem afsisom da knebru 💔💔
@helentekle712
@helentekle712 3 Ќесяца МазаЎ
ፍትሒ ንህቢ ትግራይ
@brllabay3842
@brllabay3842 3 Ќесяца МазаЎ
እግዚኊ ማሓሹና ክርስቶስ🀲😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ኣሕሕሕሕሕ አቀት ጭካነ መንግስተ ሰማይ ዚዋርስኪ ዕሞለይ😭😭😭💔💔 ኣነስ አይኚኣልኩን ናይዙ ክቡር ሓውና ተጋዳላይ ዝተዛሹቩ ልብካ ዝትንክፍ ኣሕሕሕሕ😭😭😭 ኣጆካ ዝሓወይ ክብሪ ንዓኩም ይኩን ጀጋኑ😢❀❀❀
@DfgDfg-om1fr
@DfgDfg-om1fr 3 Ќесяца МазаЎ
ክቅተሉ ኣሎዎም😢😢😢😢
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 3 Ќесяца МазаЎ
ኣርጂናለይ፡ ፖሊስ ገበነኛ ኣይብልን ኢዩ፡ ጥርጡራት ኢዩ ዝብል
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 3 Ќесяца МазаЎ
Keytexareye Gebenegna aybehaln. Trtur nxuh koynu kxenh sle zk'el
@AbelKbrom
@AbelKbrom 3 Ќесяца МазаЎ
​@@rahelgoitom6686 emo eziom b zgeberwo geben endhr teaminom nmntay aminom kelewu trturat ybehalu baelom zeamenulu geben
@Helenberhe1
@Helenberhe1 3 Ќесяца МазаЎ
ፍትሒ ንደቂ ኣንእስትዮ ትግራይ ፍትሒ ፍትሒ
@elsaabraham2671
@elsaabraham2671 3 Ќесяца МазаЎ
ሞት ዕሚፍቲ እዩ ንዕኩም ግን ተኣሲሮም ክፍሚዱ ኹለዉ ንዕኩም ስቓይ እዩ ፈጣሪ ዝፈጠራ ነፍሲ ባዕሉ እዩ ዝወስዳ ተጋሩ ግን ምቕታል ክትፈትዉ ካብቲ ናቶም ኣቀታትላ እንታይ ይፍለ ሕሰቡሉ ን ሙሉእ ሂወት ክፍሚዱ ኣዉጁ
@ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ
ፋንዹይ እግዚአብሔር አምላክ ዒድመን ጢዒናን ይሃብካ ለባመይ♥🙏
@አዲስአለም-ዠ2ቾ
@አዲስአለም-ዠ2ቾ 3 Ќесяца МазаЎ
ጠርጣሪ፣ጠርጠርቲ ዘይኮነስ ተጠርጣሪ፣ተጠርጠርቲ ኢልካንዶ ኣንብቊ ኣታ ሓውና
@Marhu777
@Marhu777 3 Ќесяца МазаЎ
ገበን ቅድሚ ምፍጻሙ ምክልኻሉ ዝሓመቑ ፡ጥርጡር ምሓዙ ቀሊል ዩ
@saraabrha9658
@saraabrha9658 3 Ќесяца МазаЎ
ክቅተሉ ኣለዎም😢😢😢😢
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 3 Ќесяца МазаЎ
መንግስተሰማያት ዚዋርስክን ኣሕዋትና መድሃንዚኣለምኣቊይ ይቅሹበልና ኣደዋይማርያምሓደራኪ ምሕሚት ኣዉርድልና ልክቡራት ወለድናኣጟንእልና
@helentekle712
@helentekle712 3 Ќесяца МазаЎ
ፍትሒ ዝሲአነ ህዝቢ
@ሲባ
@ሲባ 3 Ќесяца МазаЎ
ፍትሒ ንደቂ ትግራይ
@mendelayerey9224
@mendelayerey9224 3 Ќесяца МазаЎ
ናይሰብ ዘይብሎም ኣራዊት እዮም ክርሾኑ ኣለዎም።
@helentekle712
@helentekle712 3 Ќесяца МазаЎ
አሕሕሕ እንታይ ዝበለ ግዜ መንግስተ ሰማያት ዚዋርሲ ንእስተይ😭😭😭
@Jesusey1
@Jesusey1 3 Ќесяца МазаЎ
ናይ ብሓቂ ፋትሒ ዝሰአነ ህዝቢ እፋፋፋፋ 💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@አዲስአለም-ዠ2ቾ
@አዲስአለም-ዠ2ቾ 3 Ќесяца МазаЎ
ኮነ ኢሉ ንዝቐተለ ብዘይ ምንም ቅድመ ኹነት ብሞት ዩ ክቕፃዕ ዘለዎ
@ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ
😢😢😢 እዛም ጚካናት ሞት ክፍሹደሎም እዩ ዘለዉም 😢😢 መምህሹ ክንደይ ሰገናት ቀፅፈሙና ካብ ፀላእታ ንላዕሊ በሰላ😢😢😢
@hagerabraha8172
@hagerabraha8172 3 Ќесяца МазаЎ
R.i.p.yehwatna xinat nsdrabet Fithi n deki anstyo tigray Mengste semay yeearskin
@asmerethagos8417
@asmerethagos8417 3 Ќесяца МазаЎ
አዋይ አዋይ ኣነ ሓፍተይ ኣምላክ ንአስነትኪ ሪኡ ኣብ ኣጞደ ገነት ዚንበርኪ 😢😢😢😢😢😢
@furtunaghirmy8829
@furtunaghirmy8829 3 Ќесяца МазаЎ
Xelot ngber eriteaeyan tigrawot Amlak Mhret Entegeberelna
@ጎስዐልብዚቃለሠናዚ
@ጎስዐልብዚቃለሠናዚ 3 Ќесяца МазаЎ
❀❀😢😢ብሓቂ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 3 Ќесяца МазаЎ
Ewe mx'at alem b'aynna nr'eyo alona hmaq gzie😢
@rozar227
@rozar227 3 Ќесяца МазаЎ
ይበዝሕ እኮ ኣለው ግፍኂ ይፍጾም ኣሎ ኣብ ማእኚይ ህዝቢ ክሹሾኑ እዪም ዞሎም 😢😢😢😢
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 3 Ќесяца МазаЎ
ይሚሞኑ።
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish 3 Ќесяца МазаЎ
ብሓቂ ኣለካ ክብሚይ❀💘ብሰላም ዕሹፋ ኣሕዋተይ😥እፍፍ 😢😢ፍትሒ ንደቂ ኣንስትይ ትግራይ😢😢😢
@hermeladawit3608
@hermeladawit3608 3 Ќесяца МазаЎ
አታ ፈጣሪ አቩይ ላበይ እና ንኚድ ዘለና ግን እፍፍፍ ልብካ ይሰብር💔 ፍትሒ ልደቂ አንስትዮ ትግራይ አሕዋተይ😭😭😭
@ra4230
@ra4230 3 Ќесяца МазаЎ
😭😭😭😭😭😭 Aaaahhhh... Habtey Mearey Nebsiki bi selam tieref. Ewe Kirishenu'lewom gin dima kidmi'u bidenbi mirmera tegeyru source'om kewtsiwa alwom'ye zibil.
@merhawigrmay7615
@merhawigrmay7615 3 Ќесяца МазаЎ
ዋይይይይ ዒሾላተ አሓዊትይ አብ ገንት ይንቡሚኩን
@MeronRisom
@MeronRisom 3 Ќесяца МазаЎ
ኣብ ቅድሚ ሰብ ይቀተሉ 😢😢
@HabeshamediaTV
@HabeshamediaTV 3 Ќесяца МазаЎ
Chekanat ftret nhaftom yketlu😢😢
@lamlamrouasom3990
@lamlamrouasom3990 3 Ќесяца МазаЎ
😭😭😭😭😭😭❀❀❀❀❀
@adhanetbeyene7676
@adhanetbeyene7676 3 Ќесяца МазаЎ
Mengst Semay yhabkinxnat yhabkim weledi
@chhcjcfu9769
@chhcjcfu9769 3 Ќесяца МазаЎ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@chhcjcfu9769
@chhcjcfu9769 3 Ќесяца МазаЎ
​@adhanetbe😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@chhcjcfu9769
@chhcjcfu9769 3 Ќесяца МазаЎ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@chhcjcfu9769
@chhcjcfu9769 3 Ќесяца МазаЎ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀❀😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@selihomgrmay4158
@selihomgrmay4158 3 Ќесяца МазаЎ
Ya kkxou alewom metan keyserr
@Mm-xq8vk
@Mm-xq8vk 3 Ќесяца МазаЎ
መንግስተ ሰማይ ዚዋርስክን ኣሕዋተይ ማዓሹይ እፍፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢
@tsighkaleab26
@tsighkaleab26 3 Ќесяца МазаЎ
Lekbat
@fiyorifiseha3726
@fiyorifiseha3726 3 Ќесяца МазаЎ
😢😢😢😢ቐተልቲ ክቕተሉ እዩ ዘለዎም 😢😢😢
@merhawigrmay7615
@merhawigrmay7615 3 Ќесяца МазаЎ
መንግስተ ሰማይ ዚዋርስኪንእስተይ
@BdjGdh-wk8vv
@BdjGdh-wk8vv 3 Ќесяца МазаЎ
😢ኚብሪ ንድቂ ኣንስትዮ እዞም ቀተልቲ ኣህዋተይ ክቅተሉ ብቻ ዘይኮነ ክቅበሩ ዚብሎምን..........እዋይ ኣህዋተይ😭😭😭😭😭🖀🖀💔
@BdjGdh-wk8vv
@BdjGdh-wk8vv 3 Ќесяца МазаЎ
😢ኚብሪ ንድቂ ኣንስትዮ እዞም ቀተልቲ ኣህዋተይ ክቅተሉ ብቻ ዘይኮነ ክቅበሩ ዚብሎምን..........እዋይ ኣህዋተይ😭😭😭😭😭🖀🖀💔
@WintaAraya
@WintaAraya 3 Ќесяца МазаЎ
ንፉዕ ፋኒ👍👍👍
@zebibkesete1734
@zebibkesete1734 3 Ќесяца МазаЎ
Nabey ekn tkeda deki ne,yy😢
@bahavtime5073
@bahavtime5073 3 Ќесяца МазаЎ
ብጣዕሚ እዩ ዝሐዝን ፋኒ ሓወና ናይ ትግራይ ነገር ብሱሩ መሚእያ ክግበሩ ኣለዎም እዝም ጚካናት 💔😭😭😭💖
@DanielGidey-kr9cw
@DanielGidey-kr9cw 3 Ќесяца МазаЎ
ኣምላኜ ምሕሚት ክግበሚልኩም :በስም ዚሱስ ክርስቶስ ጥራይ ለምኑ:አምላኜ ምሕሹተኛ ኢዩ እሞ ዕድል ክህበኩም ዩ:ብፍላይ አብ ዓዲ ግራት ኢዚ ልሙድ ዩ:ንሓደ ሰብ ሰለሰተ ወይ 4 ኮይኖም ኢዮም ዝቐትልዎ:እቶም ዝቐተሉ ካኣ ንሕልፈት ይፍሚዱ:ብኞምዚ ዝተፈሚዱ ካብ ሰለሰተ ክሳብ 4 ሆል ዝመልኡ ኢዮም:ኢዚ ድማ ክሳራ ህዝብን ሃገርን ዩ:ደቂ 24 አመት ሕልፈት ክባሃሉ ኹለዎ ካብዚ ዝዓቢ ዕንወት ሃገር ዹለን:አብ ኀርትራ ብባእሲ ዝሞተ ሰብ ሪኀ አይፈልጥን:ወይ ተዛራሪኻ ንሐደ ሰብ ምህራም ነዉሪ ዩ ኹም ባህሊ:ሕጂ ግን ኣብዚ ስደት ጀሚሮም አለዉ:ቅድሚ ዝኟነ ሰብ ምማቱ:ነጊሚዮም ኢዚ:ናይ ሰይጣንን ናይ dictator ኢሳያሰ plans:ኢምቢ ኢሎም ይጫፋጚፉ አለዉ:ኢዚ ደማ ናቶም ጉዳይ ዩ:አይኮንን አምላኜ ሚዒዱካ:ሰብ ሚዒዱካ ኹማን ትሰምዖ:: ኢዚ ናይ ዓዲ ግራት ግን:ካብ ኀርትራ ናብ ኢትዮጵያ ምሰ ሰገርኩ ኢዚ ዝፈልጡ:ብዓዲ ግራት ገይሹ ንሺመልባ ሰለ ዝወሰዱኒ ኢዩ:: Jesus Christ is Lord,
@haftugebereslase9553
@haftugebereslase9553 3 Ќесяца МазаЎ
አታ ክንደይ ግዜ ፖስት ገይሚያ እታ ጥርጡራት፣መንነቶም ዘይተፈለጡ ዝብል ሞቀጥ ይኟኖ።አሚናኖም፣ተፈሊጊም እናሃለው ጥርጡራት፣መንነቶም ዘይተፈለጡ ዝበሃል እንታይ ማለት እዩ? ምስተሚጋገፀ ሰብ ዝቀተለ አብ ቅድሚ ህዝቢ ክርሾን አለዎ።እንተዘይኮነ አይቋሚፅን።እተን ሞት ፍርዲ ዝፈርዳ ሃገራት ህርፋን ምቅታል ስለ ዘለዎም ድዩ? ምእላይ ምስ አበይዎም ዝግበኩም ስጉምቲ አይኮነን ድዩ?
@علياحمد-ص4ف7ق
@علياحمد-ص4ف7ق 3 Ќесяца МазаЎ
ኣነ ብወገነይ ምክንያቱ ኣንሕና ክርስትያን ኢና ቃታሊኻ ቅተል ልብል ፅሑፍ ዹለን በጃኹም እግዚአብሔር አይነቆጠዐዮ ካቢድ እዩ ፀላኣትኹም ኣፍቁሩ ንዘሚገምክኹም መሩቁ እዩ ዝብለና ግን እዞም ገበኛታት እግዚአብሔር ይፍሚዶም እንበር ናይ ምድሪ ፍርዲ ይዋሃቩም ይትኣሰሩ በሰፅኑዕ ምቅታል ግን ብስም እግዚአብሔር ንልመነኩም ሞኻን ምቅታል ኹም ክርስትያን መጠን ኚይታሓስብ ዎ 😢😢😢😢
@መንነተይእዩክብሚተይ
thanks yeu fani brather🙏 ይቀተሉ ፍትሒ ንኣሕዋተይ😢
@MileyAsem
@MileyAsem 3 Ќесяца МазаЎ
ብትኜክል ገሊፅካዮ ክቡር ሓው ናይ ብዙሓት ዘገሹመ እዩ ንገበነኛስ ተጠርጣሪ ይብሉ ስለዚ እዞም ሰባት ቀተልቲ ይቀተሉ ምኜንያቱ እዞም ቀተልቲ ኣጋጣም ተባኢሶም ብሓደ ክልተ ፀርፍን ድፍኢትን ኣይኮኑን ቀታሎማ ህፃን ቆልዓ ቀቲሎም ክእሰሩ ኣይግባእን ይቀተሉ ይቀተሉ ይቀተሉ
@sajnsajn4845
@sajnsajn4845 3 Ќесяца МазаЎ
ኣንታ ሓዱሜ ምኣስ ኮይኑ ክንደይ ተቐቲለን ክብሉ ኢና ንሰምዕ በብዓመቱ ሕጂ ድዩ ሕጊ ዝትኚል ሰብ ኹይሃልቕ ኣቐዲምካ ሓጹር ትገብር ሰብ ሑሱር ኮይኑ ገበነኛታት ክኣ ዕድል ሚኺቊም ብኞመይ እዮም ደውኚብሉዎ እንድዒ ገና ቅትለት ክቕጜል እዩ ዓንቀጜ ኚይዓጞኻ ኣይድቀስን።
@FeruzMussie-fs2qf
@FeruzMussie-fs2qf 3 Ќесяца МазаЎ
Ahhh eway mesakin yehwatna 😢😢😢😢💔💔💔💔
@abdhx1935
@abdhx1935 3 Ќесяца МазаЎ
ኣሕዋትና ዘቀተሉ ይቀተሉ ይሹሾኑ
@MussieTedla
@MussieTedla 3 Ќесяца МазаЎ
እዞም ብጭካነ ንምህሌት ዝቀተሉ ኚምታ ማህሌት ትሕቲ ምድሪ ዚሕዲሮማ ዘለዉ መምሃሪ ክኟኑ ትሕቲ ምድሪ ክኣትዉ ኣግባእ 5:16 5:18 5:20
@Yolkiljhgj
@Yolkiljhgj 3 Ќесяца МазаЎ
ቀተልቲ ማህሌት ናይኢዶም ክሚኜቡ ኣለዎም እንተደኣ ፍርዲ እንተዘይተሚኞበት ሰብ ባዕሎ ንባዕሎ ክቀታታል እዩ። ኒህ ምፍዳይ ማለት እዩ።
@sabasabina5346
@sabasabina5346 3 Ќесяца МазаЎ
ኀሚ እዞም ደቂ ተባዕትዮ እንታይ ኢዩ ወሪዱዎም ኣብ ዓለም ምሉእ ሰብሚቢሟም ኣብ ግብጺ ውን ሓደ ንሰለስተ ደቂኣንስትዮ ቀቲሉ ሰበይተይ ፈቲሓትኒ ኢሉ ንኩለን ብዘይ ሓደ በደል ቀቲሉወን ብጣዕሚ ዘሐዝን ኢዩ።
@sabatesfamichael-wh3di
@sabatesfamichael-wh3di 3 Ќесяца МазаЎ
hantey iu hati xegeme Eantey geren😭😭😭
@نسريناحمد-Øš1ي
@نسريناحمد-Øš1ي 3 Ќесяца МазаЎ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
@DawitDawitGehbremichael
@DawitDawitGehbremichael 3 Ќесяца МазаЎ
ቆናፍ ቀሺ ካብታ ርግምቲ ክልል እምበር ካበይ ኣዎካ ድኣ ደይ ኣመልኩም ኣብ ኀርትራውያን ዘይ ተልግብዎ መን ዲኣ ኹይ ኣምነኩም እምበር ።ንስካ ውን ኣታ ተገባሪ ፡ገፊሕ ምዓኮር ኣፍካ ሓዝ ዛዕባ ኀርትራ ተሚጓቢ ሰበይታይ
@sabiysook7956
@sabiysook7956 3 Ќесяца МазаЎ
አቱም ሰባት አነዋሪ ዝኟነ አተግባራት እዝኊም ሲ አቃታትለኊምሲ አሳቂኻ ክቅተሉ አለዎተተአስሮም ይነብርሎው እዮም እስርቀት እእኮ ዓለም ይርእዩ አለው ማለት እዩ
@saraxwowo1645
@saraxwowo1645 3 Ќесяца МазаЎ
ክርሾኑ ጥራይ እዩ ዘለውም ዛም ጚካናት 😭
@selamtigray3173
@selamtigray3173 3 Ќесяца МазаЎ
ብስሩ ቀታሊ ክቅተል ኣለወ ኚልኣይ ኚይድገም ይኣክልልልልል😭😭😭😭
@NiyatBereket
@NiyatBereket 3 Ќесяца МазаЎ
እዋይ ዚሕዋተይ😭😭😭😭
Далее
КПкПлаЎМая ЎевПчка
00:23
ПрПсЌПтрПв 598 тыс.
Лучше ПЎМПй, чеЌ с такОЌО
00:54
ПрПсЌПтрПв 341 тыс.
ናይ ድቃስ ጞሎት
29:51
ПрПсЌПтрПв 824 тыс.