Тёмный

🚨ዓገብ! ስነ-ጥበባዊ ቶማስ ኣልኣዛር ጠፊኡ! መልእኽቲ ካብ ስነ-ጥበባዉያን ዊንታ ሞከነን & ሩታ ሚኪኤል! 

Dadi & Mami
Подписаться 160 тыс.
Просмотров 87 тыс.
50% 1

🚨ዓገብ! ስነ-ጥበባዊ ቶማስ ኣልኣዛር ጠፊኡ! መልእኽቲ ካብ ስነ-ጥበባዉያን ዊንታ ሞከነን & ሩታ ሚኪኤል!
Eritrea🇪🇷 #Etiopia🇪🇹 #Tgray💊

Приколы

Опубликовано:

 

6 июл 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 225   
@romanroman2419
@romanroman2419 2 года назад
ካብ ስነ ጥበባዊያን ኤርትራ ብጣዒሚ ዘድንቖም ቶማስ ኣልኣዛር & ሮቤል ምኪኤል ሰላምኩም ይብዛሕ ኣብ ዘለኹሞ ሙቁራተይ🙏❤❤❤❤
@Abel-om3mz
@Abel-om3mz 2 года назад
Wila ane Tomas arazr tiray 🧢👌👍
@tomasgebrhiwet9009
@tomasgebrhiwet9009 Год назад
@@Abel-om3mz tomasy tefin loms kmumuz derfi zelwoderafay ekozeyele
@Rahwa_34
@Rahwa_34 2 года назад
ብሩኽ ሓውና ኣይትጋገ እባ እግዚኣብሄር ጸጋ ዝህብ ብመዝሙር ከተኽብሮን ከተገልግሎን እንበር ንደርፊ ኢሉ ጸጋ ዝህብ ኣምላኽ ኣይኮነን። ግን ሓደ መዓልቲ ንሓፍትና ሚለን ጎይታ ከም ዝጥቀመላ ኣይጠራጥርን እየ ንምንታይ እግዚኣብሄር( ንሓጢኣተኛታት፡) ስለዘፍቅር።🙏
@merryybrah7561
@merryybrah7561 2 года назад
Amen Yesus goyta iyu 🙏🏽 Gelatia 5:21
@abigailalexsanderalex9399
@abigailalexsanderalex9399 2 года назад
ሓቂ በልኪ ብርኽቲ ሓፍተይ
@bisratkidane1529
@bisratkidane1529 Год назад
yes ናይ ሓቂ ብርኽቲ ሓብተይ
@user-pm6kl7vh4q
@user-pm6kl7vh4q 2 года назад
ቶማስ ኣነ ኩሉ ግዜ ኢየ ዝዝክሮ ንጽበዮ ኣለና።
@gdg8145
@gdg8145 2 года назад
የኔ ማርር ኣስልልል
@margrithnyffeler6419
@margrithnyffeler6419 2 года назад
Edmen Tenant yhabka fetari Wedi Eray Shikar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏Eti Amhrna Eba Atrgmlna Bejaka Bejaka
@mebrahtomtemanu659
@mebrahtomtemanu659 2 года назад
ኣይትጋገ ንደርፊ ኢሉ ዝህብ ጥበብ ፈጣሪ የለን ጥበብ መዝሙር ዩ ዝህበካ
@kidusanabew12
@kidusanabew12 2 года назад
Nay bhaqi.
@tdf97
@tdf97 2 года назад
በሓቂ ህያበይ ጥበብ ንመዝሙር እንበር ንደርፊ አይኮነና ዘሃበና እግዚአብሔር አምላክ
@samuelestifanos1324
@samuelestifanos1324 2 года назад
ፍቶ ጽልኣ ደርፊ ናይቲ ሓሳድ ድያብሎስ እዩ። ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ብመዝሙር ጥራይ እዩ ዝምስገን ብደርፊ ኣይኮነን። ኩቡር ዩቱባረ!!!
@user-br7nk2dh8h
@user-br7nk2dh8h 2 года назад
Kid donqoro astewel mejemerta trgum tibeb fleto adgi lekatit hawid
@samuelestifanos1324
@samuelestifanos1324 2 года назад
@@user-br7nk2dh8h ኤእ ጸርፊ ንግደፍ
@user-br7nk2dh8h
@user-br7nk2dh8h 2 года назад
@@samuelestifanos1324 ክብረተት መጀመርታ ዝኮነ ይኩን ጥበብ ጥበብ ዩ ስለዚ ዝኾነ ጥበብ ህያብ ፈጣሪ ሙካኑ ክትኣምን ኣለካ ኮ ተዘይ በልኩ ግን ሓደ ሰብ ፍሉይ ጥበብ ምስ ዝህልዎ ፈጣሪ ዓዲልካ ዩ ዝበሃል ወይ ከኣ ፈጣሪ ዩ ዝዕድሎ ሶሪ ናይዛ ዝጸረፍኩካ ከኣ ።
@samuelestifanos1324
@samuelestifanos1324 2 года назад
@@user-br7nk2dh8h እግዚኣብሔር ጥበብ ይዕድል እዩ ትክክል ነቲ ዝተዋህበና ጥበብ ጸጋ ግን ንመን ኢና ንሕጉስ ዘለና ምፍላጥ ግን ኣባና እዩ ዝምርኮስ። ንኣብነ ጥዕም ድምጺ እንተድኣ ተዋሂቡካ ካብ ናብ" ደርፍን ጋይላን ዕንደራን ኣምልኮ ጣኦትን" !!!! ብህዱእ መንፈስ ብመዝሙር ምስጋና ጌርካ ንእግዚኣብሔር ኣምላካ ምምስጋን ይበልጽ። እግዚኣብሔር ኣይዕሾን እዩ። ሕጂ'ውን ብደርፊ ነቲ ምእንታና ኢሉ ኣብ መስቀል ዝተሰቅለ መድኃኔዓለም ብደርፊ ጌርና ኣይኮናን ከነመስግኖ ዝግባእ ዓገብ ዓገብ።
@KY-ci9vi
@KY-ci9vi 2 года назад
@@samuelestifanos1324 Eta kulu mealti tetahasasbeni guday ezi eya entay emo kgber zezerkebe derafay dakone :(
@nfreek5276
@nfreek5276 2 года назад
ስማዕ ዶ ዳዲ ክነግረካ ደርፊ ጥበብ ኢዩ ይብልዎ ደርፊ ብሓፈሻ ግአን ሓጥያት ከም ድኾነ መጽሓፍ ቁዱስ ይነግረና ወላ. ጋይላ ሲኦል. ከም. ድኾነ. ይነግረና ሕጂ ከመይ. ገሩ. ጥበብ. ይኸውን. ጥበብ. ናይ. ሰይጣን. ኢዩ. እንበር. ናይ. ኣምላኽ. ኣይኮነን በቲ. ሓቂ. መጽና. ማለት. ኢዩ. ደርፊ. ኣሎ. ባህላዊ ንኣብነት. ዋጣ ባላዊ ናይ. ኣዴታት. ደርፊ. ኣሎ እዚ.ኣምላኽ. ድሃቦም ጥበብ. ይብሃ ደርፊ. ግአን ጥበብ. ናይምንታይ ከማይ. የማስልኩም. ካብ. ዕብዳን. ደርፊ. ወጸ ናይ. ምሉእ. ይግበረለይ. ነቶም. ደረፍቲ. ውን ዘመርቲ. ይቀይረልና. ኣምላኽ
@user-pn7nz4kj3q
@user-pn7nz4kj3q 2 года назад
ጥፋኣት ዩ ጥበብ ኣይኮነን
@meashogebreyosus8480
@meashogebreyosus8480 2 года назад
ሓወይ ጥበብ ሓጥያት ኢዩ ኢልካዮ ኦኬ ግን ኣብ ዓድና ጋይላ ክሪኡ ይሕድሩ ኢዮም ኣቕሽሽቲ ክኣብኦም ዶኮን ትፈልጡ ትኮኑ መጸጽቲ በዚሕኩም ኣብኤውሮፓ ዘለኹም ሰብ ሓሳባቱ ምግላጽ ከሊእኩሞ ሎሚ ሎምስ ነዘን 3 ኣጻብዕትና ኣውጺኢና ተፈኪርና ናይ 666 ኢዩ ትብሉና ነብስኩም ፈትሹ ቅድም ህኮት
@selamselu4380
@selamselu4380 2 года назад
Ny bhaki 💯💯💕💕💕 Thanks zhawey marey Baja gn Thomas eb 🙏🙏🙏💟💟💟💘💘💘
@yosanmengsteab6893
@yosanmengsteab6893 2 года назад
Ma king 🤴tomiye abey aleka😢pls eba dhayka habena derfi zbhal si kemahka yu yak♥️
@user-pn7nz4kj3q
@user-pn7nz4kj3q 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ምምስጋን ጽብቅ እዩ ግን ደርፊ ጥበብ ኣይኮነን ሓጥያት ዩ ቆባሕ ግን ናቱ ፍልሚ ተካታትለ ብሕልመይ እዩ ዝመጸኒ ከፍረሐካ ገለ
@merrygere9739
@merrygere9739 2 года назад
ቶሚየ👑💎✅✅✅ 💘ኩሉ ግዜ'የ ዘስታውሶ ማራ ጠፊኡ💔😥😥💘💘💘💘ሰላም ክትህሉ ተስፋ ይገብር🙏🙏🙏🙏
@YG-hn3ji
@YG-hn3ji 2 года назад
ደርፊ ጸጋ ኣምላክ ወይ ጥበብ ኣምላክ እዩ፡ምባል ግን ጌጛ እዩ መዝሙር ናይ ኣምላክ ምስጋና እዩ ደርፊ ካኣ ናይ ሰይጣን፡ማህሌት እዩ ምስ ናይ ኣምላክ ጥበብ ክነታሓሕዞ የብልናን ይብል።
@fyorihayle7127
@fyorihayle7127 2 года назад
ናይ ባሓቂ ።
@samuelestifanos1324
@samuelestifanos1324 2 года назад
ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣይዕሾን እዩ። ሕጂ'ውን ብደርፊ ነቲ ምእንታና ኢሉ ኣብ መስቀል ዝተሰቅለ መድኃኔዓለም ብደርፊ ጌርና ኣይኮናን ከነመስግኖ ዝግባእ ዓገብ ዓገብ።
@wintatsegay5925
@wintatsegay5925 2 года назад
እግዛብሄር ብመዝሙር ዩ ዝኸብር ኩቡር ዩቲበር
@SalamSalam-fg6tg
@SalamSalam-fg6tg Год назад
ስም እግዚአብሔር ኣምላኽና ዝተመስግነ ይኩን ኣዘኪ ኢልካ ክተባባዕ ዘለዎ መዝሙር ዳኣ እንበር😢😢😢 ካብ ማኣዝ እዩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ልጎይላ ጥበብ ዝሃበ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሓደ ስብ ክጠፍእ ኣይደልን ሕጂውን ብመዝሙር ዳኣ እንበር 😢😢😢 ብጋይልን ብደንከራን እግዚአብሔር ኣምላኽ ደስ ኣይብሎን 😢😢
@makijone4054
@makijone4054 2 года назад
ኣሕዋተይ ናይ ኣምላኽ ጥበብን ናይ ዓለም ጥበብን ኣይንሓዋዉሶ’ባ ኣብ ቃል ኣምላኽ ከምዚ ይብል 1ይ ቆረንቶስ 1 21፤ ስለዚ ዓለም ብጥበባ ንኣምላኽ ብጥበብ ኣምላኽ ገይራ ኻብ ዘይፈለጠቶ፡ ኣምላኽ ነቶም ዚኣምኑ ብናይ ስብከት ዕሽነት ገይሩ ኼድሕኖም ፈቐደ። ኣብዚ ክልተ ጥበብ ንርኢ ኣሎና ናይ ኣምላኽ ጥበብን ናይ ዓለም ጥበብን። ናይ ኣምላኽ ጥበብ እየሱስ እዩ ኣብ ቃል ኣምላኽ ከምዚ ዝብል ቃል ኣሎ 1ይ ቆረንቶስ 1 24፤ ንሱ ነቶም ጽዉዓት፡ ንኣይሁድ ኰነ፡ ንጽርኣውያን ኰነ፡ ክርስቶስ፡ እቲ ሓይሊ ኣምላኽን ጥበብ ኣምላኽን እዩ። እንተድኣ ክርስቶስ ጥበብ ኣምላኽ ኮይኑ ካብ ክርስቶስ መዝሙር ምስጋና ንኣምላኽ እምበር ደርፊ ንጋል/ ንወዲ/ ንገንዘብ ኣይትቅበልን ነዚ ከዓ መጽሓፍ ቅዱስ ምስክር እዩ። እንተድኣ ደርፊ ካብ ናይ ኣምላኽ ጥበብ ዘይትቅበል ኮይንካ ካብ ዓለም ኢኻ ትቅበሎ ዘለኻ ማለት እዩ ስለዚ ካብ ኣምላኽ ሪሒቕካ ኣለኻ ማለት እዩ ምክንያቱ ከዓ እዚ እዩ ያእቆብ 4 4፤ ኣትን ዘመውቲ፡ ፍቕሪ ንዓለምሲ ንኣምላኽ ጽልኢ ምዃኑዶ ኣይትፈልጣን ኢኽን፧ እምበኣርከ ፈታው ዓለም ምዃን ዚደሊ፡ ንሱ ጸላእ ኣምላኽ እዩ ዚኸዉን ስለዚ ኣሕዋተይ ካብ ፍቅሪ ዓለም ፍቅሪ ኣምላኽ ክርስቶስ ይበልጽ ናብኡ ምጥባቕ ይሓይሽ። ተባረኹ።
@samuelestifanos1324
@samuelestifanos1324 2 года назад
ገሪሙና ናይ ሎሚ ዘመን ዩቱባረ ፍሉያት ኢኹም
@heriefi3178
@heriefi3178 2 года назад
Tomi yimehar alo jigna eu derfi nay mewedaetay aykonen yibl alo 💯
@senaitpetros537
@senaitpetros537 2 года назад
God bless you my brother 🙏🙏🙏🙏🙏
@dhfhfgdgrr798
@dhfhfgdgrr798 2 года назад
ዋላ ኣነ ብጣዕሚ እዩ ዘፍረሐኒ ኩሉ ጊዘ ዝሳጎድ እዩ ዝመስለኒ ፍናን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@selam801
@selam801 2 года назад
welcome ፋኒተይ🥰 so በጏላ ተመልሼ አዳምጠዋለሁ
@user-ed6ci5gb2i
@user-ed6ci5gb2i 2 года назад
የቐንየልና ፍናን ወዲ ጎሮቤትና
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 2 года назад
Tomaseyyyy my love ❤️ i miss you nexbyeka alena ketmles ❤️❤️🥺🤴🥀
@awqaqaa9196
@awqaqaa9196 2 года назад
ሰላም ደቂ ኤረይ ቶማስ ኣበይ ኣሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🌺🌺
@brhanuabedehamde9567
@brhanuabedehamde9567 2 года назад
Nay behaki tomas tefiau tomas xewelna
@BMW.1212
@BMW.1212 2 года назад
ጀርመን ኣሎ Germany
@erusaman3949
@erusaman3949 2 года назад
Miley jgena giena nay alem artist ktkewin eya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎💙💙💙💪💪💪💪kurat Eritrea
@wegahtabereket4994
@wegahtabereket4994 2 года назад
ቶመይይይ ብጣዕሚ ዩ ጠፊእና ማራ ናፊቅናዮ ኣበይ ኣትዩ
@Dembena
@Dembena 2 года назад
🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@hailesilassienegash4133
@hailesilassienegash4133 2 года назад
መጀመርያ ሰላም ኩሉ መደባትካ ይካታተሎ እየ መብዛሕቱኡ ጽቡቅ እዩ። ቀጽለ ብዛዕባ ምልዮን ሃይሉ ተዛረብካዮ ኣነ ብወገነይ ኣይሳማማዓሉን እየ መኽንያቱ እዞም ትብሎም ዘላኻ ኣምሓሩ ኣሕዋትናን ኣቦታትና ዘጥፉኡ ምዃኖም ፍለጥ ካላኣይ ካኣ ንኤርትራ ከም ሃገር ዘይ ኣምኑላ ትምክሕተኛታት ምኻኖም ፍለጥ።
@garajjebena6435
@garajjebena6435 2 года назад
ለባም ጸውእ ሸያብ ኣይትጸው ዝባሃል ኣባሃህላ ብሓቂ ኣባኻ ሪኢናዮ መግለጺ የብለይን እድመን ጥእናን የሃብካ
@user-is1uf7sr6q
@user-is1uf7sr6q 2 года назад
💜💜💜💜💜💜
@neemaneema6125
@neemaneema6125 2 года назад
💕💕💕💕💕🧡🧡
@wintagebreyesus7195
@wintagebreyesus7195 2 года назад
We miss u tomi he is legend
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፍናን ሓወይ
@bahavtime5073
@bahavtime5073 2 года назад
🙏🙏🙏❤️❤️💕
@antwerpenantwerpen5508
@antwerpenantwerpen5508 2 года назад
Tomas skar 🇪🇷👍👍🇪🇷
@user-fi9pk6vc8v
@user-fi9pk6vc8v 2 года назад
ናይ ብሓቂ ሰፊሕ ኣእምሮ ትውንን ቀጽሎ ብሮ 😍
@mihretdirarkidane4323
@mihretdirarkidane4323 2 года назад
🙏🙏🙏
@kebromembaye9398
@kebromembaye9398 2 года назад
WAwwwwww GOD bless you soo nice defnishn
@sabatesfay9779
@sabatesfay9779 2 года назад
ፋናን ሃወይ ምስ ኢትዮፕያውያን ገዲፋ ወላ ምስ ህንዳውያን ዘይትሰርህ አዚ ናታ ቢዝነስ አዩ ንምንታይ ግን ፖለቲካ ምስ ስነጥበብ ነራክቦ ?
@user-sc1gf2gl3w
@user-sc1gf2gl3w 2 года назад
ዳዲየ ሚሚስ ናበይ እያ ከይዳ ተፈላሊኩም ዲኩም ኣነስ ብሓደ ክትመፁ ከሎኩም ክፈትወኩም ነበርኩ
@dhdyyfytuuy7748
@dhdyyfytuuy7748 2 года назад
💚💜
@user-cs3ur3oh1i
@user-cs3ur3oh1i 11 месяцев назад
ሶሪ ሱሙ እካ ኣይታሓዝ ግን ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ
@Teklomeye-sj7wn
@Teklomeye-sj7wn Год назад
ያ ተማስ ኣላኣዛር ድሃይ ሃባ
@mihretdirarkidane4323
@mihretdirarkidane4323 2 года назад
God blessing
@salemaraya9182
@salemaraya9182 2 года назад
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@gesera_entertainment
@gesera_entertainment 2 года назад
ሰላም ሰላም የሕዋት ከመይ ኣለኹም ኣኣብዘለኽምዎ ሰላምን ፍቅርን እንዳ ተመነና!!! ኣብዛ ጌሴራ ቻነል ኣቲኹም 1000 ሳብስክራይብ ንምብጻሕ ተሓባበሩና ነዓና ዓቢይ ሓገዝ ኢዩ የሕዋት !! ኣምላከ ሰላም ምስ ኩልና ይኹን
@Armana70
@Armana70 2 года назад
wawwww mileyy ♥️♥️♥️
@zmamberaki5030
@zmamberaki5030 2 года назад
yah ny bhaqi bro frhat egzabher frhat mbalka thnx more😘
@atsedetukou744
@atsedetukou744 2 года назад
You so kind fanan hawena you are best
@atsedetukou744
@atsedetukou744 2 года назад
You are the best person
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c 2 года назад
😍😍😍😍😍😍😍
@kingkeysi6810
@kingkeysi6810 2 года назад
ኪድ ሑልኩስ ንኩለን ዲካ ኣዝየ ዝፈትዋ ዘክብራ ትብለን ትርር በል ከምታ ሰበይትካ ከይጸፍዓካ
@merhawihagos967
@merhawihagos967 2 года назад
ኣታ ነቲ ን ሰይጣን worship ዘካይድዎስ ኣቢ ጸጋ ትብሎ እሞ ማይክል ጃክሰን ዉን እቲ ዝገብሮ ዝነበረ ካብ እጎዚኣቢሄር ዝተዋህቦ ጸጋ ማለት ዲዩ ኦህ ንዛረቦ ንፍለጥ እግዚኣቢሄር ጸጋ ዝህበካ ንኽብሩ ንኽትዉድስ ጥራይ ኢዩ ተባረክ
@user-ty5rd6vz9l
@user-ty5rd6vz9l Год назад
🙏🏾❤
@burkutaentertainment3626
@burkutaentertainment3626 2 года назад
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኩም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ምስቶም ተፍቕርዎም ስድራቤትኩም ብሰላም የራክብኩም ኣምላክ ካብ ሕማቅ ነገር ይሰውርኩም ቀጺለ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ ኣሕዋት ንእትገብሩለይ ምትሕብባር የመስግን የቀኔለይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-oj7cz7op1s
@user-oj7cz7op1s 2 года назад
ንፉዕ ምስ ሙሉእ ትዕግስቲ 100%። ቀጽሎ፨።
@ahlamaman3888
@ahlamaman3888 2 года назад
I like your shows dear little brother
@user-ws1kt1bd5y
@user-ws1kt1bd5y 2 года назад
💔💔💔💔💔💔💔
@ereyxada3562
@ereyxada3562 Год назад
❤🙏👍
@ksanetmelake3975
@ksanetmelake3975 Год назад
Nay bhaqi bro nty xubuq aleka qoxlo Amlak Edmen tenan yhabka fetari
@MeMe-or5de
@MeMe-or5de 2 года назад
Mili is a very nice person!
@johnasmerom192
@johnasmerom192 2 года назад
Bro kesab hiji buzuh geze tekatatilnaka gen egiziabher mes derefi ዓለም ትሕወሶ zetekem amexe neseb zebeyo zesagro kabezi zelekayo kiteabi ሕሰብ thanks
@mahjubbekiht2218
@mahjubbekiht2218 2 года назад
❤❤❤💯💯💯 tbxhaley n tomey
@delina3421
@delina3421 2 года назад
Mili btami eye zfetwan zednkan, gin n concert zkewin dmxi yeblan
@habtomfsehaye
@habtomfsehaye 2 года назад
Ewayy nay bhaqi tomas kab kulom zdneq eeyu
@awetmilash5237
@awetmilash5237 2 года назад
Your smart boy keep up
@zebibkesete1734
@zebibkesete1734 Год назад
🤩🙏🏾🙏🏾
@marthatube1001
@marthatube1001 2 года назад
i 😍 lover
@user-xb5nf8sy3v
@user-xb5nf8sy3v 2 года назад
Obahi
@titititi2598
@titititi2598 2 года назад
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏
@yes6292
@yes6292 Год назад
ቶማሰይ ብጣዕሚ እካ ጠፍእካ ዘድንቀካ ❤❤❤❤
@milkiasbrhane8646
@milkiasbrhane8646 2 года назад
Yeah nay bahki betami zedneko Thomas alazar ketmlesna nexbe
@muzitabrham1978
@muzitabrham1978 Год назад
Ya please Tomi temelesena
@godislove5105
@godislove5105 2 года назад
tomas tifozeka nxbeyeka alena om dehyna gber bejaka kulu guze ena nhamyeka tefika anda belna plz ab zhaxere mxana
@menkemade8997
@menkemade8997 2 года назад
Nay sebeytka were dea zytemxalna adids keydea ztekezazeyto gele belena bro
@jonjon695
@jonjon695 2 года назад
Dahay tomas amistalina abey alo
@tesfakulu8694
@tesfakulu8694 2 года назад
😎🙏🏽🙏🏽
@user-zq4ru3ii1p
@user-zq4ru3ii1p Год назад
ሓደ ነገር ታይ ዝዓብስ ገዘብ እዩ ዓለም ከመይ ኣላ ኣይትራኣየካን ድያ ዘላ ዓዲ ኣምሓራ ኳይንካ ገዘብ ኣክባ ትብል ኣበየናይ ዓለም ከምዘለካ ንእሽተይ ኣውኡ ፅናሕ
@michaelemedahni3804
@michaelemedahni3804 2 года назад
Nay bahki tomi bdhrius music gedifnayo ako mstmkar tomi tomi anes nafikeka anber
@hosholy
@hosholy 2 года назад
Obah
@almaz1448
@almaz1448 2 года назад
አብዚአ ዘሎ ወዲ ዘይሰሕበካ.አምሰሉ ሰበይታይ
@eliltaabrehe1536
@eliltaabrehe1536 2 года назад
Kkkk
@user-du1qw8wu8f
@user-du1qw8wu8f 2 года назад
መን ምጻእ በሎ
@yemaneokbamichel8211
@yemaneokbamichel8211 2 года назад
𝐠𝐚𝐡𝐚𝐟
@tesfaalemmedhanie4810
@tesfaalemmedhanie4810 2 года назад
B English akrbo please lewti ente konena ezia dengika temxeo were
@user-gy3vf3zg4g
@user-gy3vf3zg4g 2 года назад
bmejemeriya egziabhier amla zestewel ayne lbona yihabena , sorry dadai (megemeriya tbeb frhat egziabhier eyu, slezi kemey gieru da derfi tbeb zkone ,nska injeraka keteibi nseb aytegagi
@luwamjudu1747
@luwamjudu1747 2 года назад
Winta kumneger zelewa koynu zeysmeani abta mes wedi hawboy zserehta ey zfetwa nere
@samigg3316
@samigg3316 2 года назад
Tomi natey nafiknaka 😔😔
@neneyentertainment8353
@neneyentertainment8353 2 года назад
ደስ መዓናጡ🤣🤣
@angishaestifanos3217
@angishaestifanos3217 2 года назад
yea aleku belena newih koynu tomie kab zitefe plc abtshlna abta zelewa
@sabasabarahwa2030
@sabasabarahwa2030 2 года назад
ኦባሕ ኢዩ ቦባሕ ኣይኮነን😂😂😂
@fitsummisgna8721
@fitsummisgna8721 2 года назад
Abey ilewo fara wahid
@eliltaabrehe1536
@eliltaabrehe1536 2 года назад
@@fitsummisgna8721 kkkk
@cawboy7071
@cawboy7071 2 года назад
I am not understand tigringa but littel
@jockethejockey972
@jockethejockey972 2 года назад
ምስ ኣምሓሩ ምስ ኣምሓሩ ምስ ኣምሓሩ ምስ ኣምሓሩ.......
@rahwagirmay7449
@rahwagirmay7449 2 года назад
Aita lekbat sek zeytble🤮
@jockethejockey972
@jockethejockey972 2 года назад
@@rahwagirmay7449 ራህዋ ጨናዊት መሃንቱስ ዕፋና ፍንፋን አፍፍ
@mussieteklay8641
@mussieteklay8641 2 года назад
ኦባሕ
@tsegaredae9026
@tsegaredae9026 2 года назад
አወ የፍረሓካ አዩ ዝሃርመካ ዘሎ አዩ ዝመስል ብፈላይ ኣብታ ናይ ስፖርቲ
@user-np5lu7do2y
@user-np5lu7do2y 2 года назад
Obah eu wedi shukey
@user-cs3ur3oh1i
@user-cs3ur3oh1i 11 месяцев назад
ዊንቲ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝ ፎቱዎኪ ሓደ ማዓለቲ ክረክበኪ እየ ዝደሊ ፍቃደኛ እንተ ኮይንኪ ሞሮኮቡኩኪ ግን ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ኣፍቃሪ ኣለኪ ዶ እዚኣ መልስለይ ❤❤❤❤❤
@maharitemebrahtom7930
@maharitemebrahtom7930 2 года назад
Dadi mehgol edmen tenan yhabka.
@kflomkesete8518
@kflomkesete8518 2 года назад
ዊንታ ኣደ ታሪኽ ወደይ ኣጀኺ
@selamdebesay4487
@selamdebesay4487 2 года назад
Does not make sense🤷🏻‍♀️🙄😐
@mikieleteklebrhan2765
@mikieleteklebrhan2765 2 года назад
ኣታ መንእሰይ ኣይርደኣካን ዲዩ እዚ ወሪዱና ዘሎ ኣብ ሃገርና እተን ልዕሊ 360 እሱርቤተት ዊሒጠንኦ ይኮና እምበር እንተ ሓሰብካዮ ኸ ብዘይ ሓደ ነገር ዶ ከምዚ ኢሉ ምጥፍአ ክንደይ መንእሰይ ይሕቅቅ ከም ዝሎ ክስቆረካ ኣለዎ ተበራበር ።
@abadihadish8083
@abadihadish8083 2 года назад
USA eyu zelo Tomas
@liyagebremedhin8809
@liyagebremedhin8809 2 года назад
Thomitey nateyy nay bhaqi tefiu
@ksanetmelake3975
@ksanetmelake3975 Год назад
Nay bhaqi bro qoxlo
Далее
QVZ PREMYER LIGA
00:18
Просмотров 1 млн
ዮአዳን (ክፍል 16)
38:07
Просмотров 78 тыс.
Учусь бить клавы день-4
1:00
Просмотров 2,3 млн