Тёмный

🛑 '' ሓቃ እንድያ ልባ ክሕማ ሺጋራ ሰትዩ እንዳሰዓማ '' ተዘካሪት ቪድዮ ተ/ጋ የማነ ታደሰ( ሳንቾ ) 

ገድሊ Plus
Подписаться 53 тыс.
Просмотров 32 тыс.
50% 1

ንተጋዳላይ የማነ ታደሰ( ሳንቾ ) ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0988145288 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus #mulugeta_gebre #ሙሉጌታ_ገብረ
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus

Развлечения

Опубликовано:

 

7 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 295   
@Gedli_plus
@Gedli_plus Месяц назад
ንተጋዳላይ የማነ ታደሰ( ሳንቾ ) ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0988145288 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Месяц назад
❤❤❤
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei Месяц назад
ፈተዉቲ ገድሊ plus media Like ሃቡኒ ተጋሩዋኒ🙏
@Hareg675
@Hareg675 Месяц назад
ተመስገን ኩሉ ጊዜ ይዝክሮ ነይረ😢እንቋዕ ሃለኻ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና
@user-ts2mk2rq9c
@user-ts2mk2rq9c Месяц назад
አቱም ሰብ ስረ ጀጋኑና ኣለም ጅግንነትኩም ዐለም ዝመስከረልኩም ኽብሪ ይግበኣኩም ❤❤❤❤❤
@hiwotgebrehiwot8008
@hiwotgebrehiwot8008 Месяц назад
ክቡር ሓው እንኳዕ ተረፍካ እዛ ቪድዮ ናረኣኹስ ይህሉ ዶኾን እናበልኩ ነይረ ተመስገን
@user-tr3iw1qx5y
@user-tr3iw1qx5y Месяц назад
ጎበዝ ጋዜጠኛ፡፡ጀግና ተጋዳላይ
@samsontesete5119
@samsontesete5119 Месяц назад
ሄሉ ሽኮር ኣነስ ክፈትወኪ ማዓት እየ። ግን ትግራወይቲ ምምርዓወይ ዘይተርፍ እዩ። ኣብ ልዕለኹም ዘዉረድናዮ ግፍዒ ንሕና ኤርትራዉያን ዘሕፍር እዩ ኣብ ታሪኽና ክንሓፍረሉ ክንነብር ኢና ምስ ለበምና ኣሕዋትና ምኻንኩም ሕጉስ እየ። ኣፍንጫ ክህረም ዓይኒ ይነብዕ እዩ ሞ ከፍቅረኩም ክነብር እየ🙏💙💙💙💙💙💙
@princess4698
@princess4698 29 дней назад
ኣንሕና ትግራዋይ ኢና ንምዑርዐ ኣይትድከም brother 🫣
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 26 дней назад
ኣትጎረኒ ተን ዝከድለዋ ዳኣ ኣጣል ድየን😅​@@princess4698
@user-gx6ct6sl5x
@user-gx6ct6sl5x Месяц назад
ዋይ ማዓረይ ናይ ኩ ሉ ግዜ ሑቶይ ነይሩ እንካዓ ብሂወት ተረፍካ ወድኖ❤❤
@brijap5171
@brijap5171 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ወዲ ትግራይ
@bdurbdfe8720
@bdurbdfe8720 Месяц назад
ውይ ማርያምን ኩሉ ግዜ እየ ዝዝክሮ ነይረ ተመስገን እንዃዕ ተረፍካ 🙏🙏🙏🤲 ስለ ዝረአኩኻ ደስ ኢሉኒ ዝሓወይ🙏🤲
@user-gu7vx4sk1x
@user-gu7vx4sk1x Месяц назад
ተመሰገን ኩሉ ጊዜ ይዝክሮ ነይረ እንቋዕ ሃለኻ ክብርን ምጎሰን ንሰማእታትና❤❤❤❤❤😢😢😢😢
@user-we4ny7oe3o
@user-we4ny7oe3o Месяц назад
ብፃይ ሳንቾ ጅግና ወድ ህዝብ❤❤❤❤
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 Месяц назад
ኣሰይይይ ሓጎስ ዝሞሎኦ ቅነ ጅግና ሓወይ እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ ❤ እታ ኣማራፂት ዘይትርከባ ሂወትኩም ዘወፈኩም ጀጋኑና ክብርን ምጎስን ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኹም ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ😢😢 ንጅግና ወላዲት ማህፀን ኣዶ ትግራይ ንክብርቲ ወላዲትካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት ይልኣከለን
@hanit726
@hanit726 Месяц назад
ሳንቾ ጅግና ተጋዳላይ እንቃዕ ተረፍካልና ወዲ ዓደይ መዓረይ👏💗
@user-pj6kq4ds5r
@user-pj6kq4ds5r Месяц назад
ጀግና ወርቂ ተጋዳላይ እንኳዕ. ብሕወት ተረፍካ. ክቡር. ሓውና ስለ ዝረኣኹካ. ሓጎሰይ ወደር የብለይን ጀግና ዕንቁ ተጋዳላይ ማእገር ህዝቢ ትግራይ ጎይታኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን. የብዘሓልካ ለባም ጀግና. ሓውና 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊 TDF. ይ ፍቱን. ወርቂ ክብሪ ነዓኩም ክቡራተይ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊🌹🌹🌹💐💐💐
@Hareg675
@Hareg675 Месяц назад
ሜሪየ ኣቲ ጥፋእያ ኣለኺ😢 ታይ ድኣ ጠፊእኪ ሰላም ዲኺ ኸ
@user-pj6kq4ds5r
@user-pj6kq4ds5r 29 дней назад
​@@Hareg675 ሃረገይ ዓይነይ ብጣዕሚ ዝፈትወኪ ክብረተይ ዘሓፍተይ ናተይ ሰላም ከመይ ቀኒኪለይ ፅሪተይ እንኳዕ. ንብርሃነ. ትንሳኤ. በዓል ብሰላም ኣብፀሓኪ ክቡረተይ ሃረገይ ተናፋቂት. ሓፍተይ ኩል ጊዜ. እየ ዘሓስበኪ ፅሪተይ ኣብ ዘለኪዮ ሰላም ክትኮንለይ. ኩል. ጊዜ ሰሎተይ እዩ. ዛናተይ ❤❤❤❤❤❤😘😘😘 ሃረገይ እንዳሕመኒ ዋላ ናብ ሃኪም ከይደስ ምንም ለውጢ ኣይረኸብኩን ዛሓፍተይ ከመይ ከምዝናፈኩምኒ. አብ እንዳእስታሊነይ @ ፊደለይ. ዳሕና ድያ ሰላም በልለይ @ Abudi ዬ. ከ ትረኽብዮ ዶ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ክቡር ሓወይ ዳሕና ድዩ ሰላም በልለይ @ ሃረገይ. ዓይነይ 🙏🙏 @ Mekdes @ Tsehaye. @ zulumake @ Tina ነዞም. ክቡራት ኣሕዋተይ ሰላምታ ኣብፅሕለይ @ ሃረገይ ክብረተይ. ብጣዕሚ ዝፈትወኪ ሓፍተይ ናተይ 🙏🙏💕💕💕💕💕💕🌹
@Hareg675
@Hareg675 29 дней назад
@@user-pj6kq4ds5r ኣጆኺ ዛናተይ ምሕረት የውረደልኪ ኣብ ኩላትና ኢና ዓመት ገይረ ኣለኹ ካብ ዝገርመኪ ዓዲ ከይኣቱ ትርእያ ኣለኪ😥 ብቻ ተመስገን እዩ ዘብል ኣለኹ ክሳብ ሀዚ ካብኡ ኣይግደድ🤲ብጣዕሚ ተሻቂልና ኩሉ ሰብ እዩ ዝሓትት ብናትኪ ኩሎም ዝሓቱ ሰላም ክብለልኪ እየ እንቋዕ ዳሕና ሃለኪ ካብኡ ዝገድድ ኣየምፅ እዩ ዝባሃል ፆሎት ግበሪ እንተኪኢልኪ ብውሽጢ እንራኸበሉ ንገርኒ ደጊመ ምሕረት የውርደልኪ❤😘🤲
@SamiFkadu-bo4yw
@SamiFkadu-bo4yw 28 дней назад
ብሓቂ ጅግና ተጋዳላይ ምብርትታዕ ዘድልዮ እዩ። ኩላትና ኣብ ጎኒ ወለላዲቱ ንኩን መሊኡ ወላዲትኻ ምሕረት የውርደላ።❤❤❤
@hhghg9693
@hhghg9693 Месяц назад
ዋይ እሰይ እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ዝሐወይ ❤❤❤❤
@shalom5798
@shalom5798 Месяц назад
ኣዜ ዝፈትዎ ጅግና❤
@KidaneNega
@KidaneNega 19 дней назад
ብፃይ ሳንቾ ይመችኻ ኩሉ ዝሓለፈ ኣዘኪርካና ጅግና ካብ ራያ ክ ሰራዊት
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s Месяц назад
ተመስገን ኣነስ ሽሙ ለ ዘይ ፈልጦ ኣብይ ይህለይ ይብለ ነይረ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካጅግና ዋሕስ ህዝበይ❤❤
@aduyoutube1897
@aduyoutube1897 Месяц назад
የሜዋይ ፅሩይ ወዲይ ዓደይ እካዕ ተረፍካ ❤❤❤❤❤
@Gezawit
@Gezawit 19 дней назад
ናይ ኩሉ ግዜ ፀሎተይ ኔሩ ቢሂወት ክትህሉ🥺ተመስገን ሃለካልና ጅግና ኩርዓት ህዝቡ👑❤
@grmaylemlem9951
@grmaylemlem9951 Месяц назад
ካብ ጅግንነትካ አጋላልፃካ አይዘካ ልወላድትካ ከዓ ፈጣሪ ምሕረት የውርደለን 🙏🙏🙏
@kibraalemkeshekbraalem4768
@kibraalemkeshekbraalem4768 Месяц назад
ውይ ገሊ ፕላስ ሚድያ ልቢ ኣርሕስ ኢኩም ዝፀሓፍኩሞ ንቀለም ዝረገፅኩሞ ለምለም ይኩን እዚ ተጋዳላይ ኢዚ ኩሉ ግዜ ይዝክሮን ይሓስቦን ነይረ ፈጣሪ እንቋዕ ኣትረፈካ ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን ❤ንገሊ ፕላስ እውን ቀፅልሉ የቀንየልና
@user-wx3og4yk2g
@user-wx3og4yk2g Месяц назад
ጅግና ተ,ይ ሳንቾ ብፃይና ቀፅለሉ ኣየካ ፅንዓተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Burke698
@Burke698 17 дней назад
ጅግናና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 Месяц назад
ብጣዕሚ ብሱል ንፉዕ ሓየት ተጋዳላይ የማነ ታደሰ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ምስ ምሉእ ስድራኻ ! ወላዲት ጅግና ወላዲትካ ሥሉእ ጥዕናና የውርደለን ጌታ::
@aishan4539
@aishan4539 Месяц назад
ዋይ እንኳዕ ቢሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ይህሉ እዶ ይብል ነይረ ብውሽጣይ ብድዮካ ናረአኩ🙏
@mmn4535
@mmn4535 Месяц назад
ወላደተይ ቅድሚ ሰምን ዛብድዩ ይርኣ ነይረ አበይ ከን ይሃሉ ይብል ነይረ ተመሰገን🙏💛
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Месяц назад
እንቃዕ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓዉና 🙏♥️
@michealtsegay1256
@michealtsegay1256 Месяц назад
ሓቂ ሳሎኦም አብዚ አለና ፀላእቲ ግን ጨሪሶም ከጥፍኡናን ከፅንቱናን እዮ ነይሩ ክብሪን ሞጎስን ነቶም ምእተ ህዝቦም ዝተሰዉኡ
@user-gf4kg9tt2t
@user-gf4kg9tt2t Месяц назад
ተመስገን እንካዕ ብሂወት ተረፍካና ጅግና ተጋደላይ ሓወና❤
@user-yj9tj1gx5h
@user-yj9tj1gx5h Месяц назад
ጀግና❤🎉🎉❤❤❤
@yenethunasegahagn4128
@yenethunasegahagn4128 Месяц назад
Thank you for your service jegnaa tgadalye hawnaa❤️❤️❤️🙏
@user-ir8eq8xk8s
@user-ir8eq8xk8s 24 дня назад
ጅግና ሓውና እንኳዕ ተረፍካ ጅግና❤❤❤❤❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz Месяц назад
ኣታ ጅግና እንቋዕ ብሰላም ተመለስኻ❤️💛💎🕊🕊💕💕
@saramm8772
@saramm8772 Месяц назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓዉና❤❤❤
@titigaltigray
@titigaltigray Месяц назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ጅግና ሓውና❤❤❤❤
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 28 дней назад
አጆካ ጀጋኖና ወላዲትካ እግዚአብሄር ክፍውሰን እዩ ዝሃውና አጆካ በርትእ እግዚአብሄር ምስ ህዝብና እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-ls5im9tb1m
@user-ls5im9tb1m Месяц назад
ጅግና
@akbert-lt3qd
@akbert-lt3qd Месяц назад
ምሕረት የዉርደለን
@user-fj3gq3zt5v
@user-fj3gq3zt5v Месяц назад
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻና ጅግና ሓውና ዝትርሳዕ ተዘካሪ ንበረልና ❤❤❤ ክብርን ሞጎስን ንሳማእታትና ይኹን ❤❤❤❤
@KirosAndom-jh6qn
@KirosAndom-jh6qn Месяц назад
ሓጉዝዎ ኣሕዋት ዓቅሚ ለለኩም ምሕረት የውርደልካ ሓወኒ
@kidusgirma7909
@kidusgirma7909 Месяц назад
ጅግና ሓወይ እንዃዕ ተረፍካ ኩልግዜ ይሓስበካ ነይረ🙏🏻❤️💛
@mashoaregawi5237
@mashoaregawi5237 22 дня назад
My Comrades sancho , Go ahead 🤛🤛🤛
@ffff8192
@ffff8192 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤ጀጋንና ክብር ይሃበልና ጀጋንናን ህዝብናን ዘክብር መልግስቲ ይፍጠረልና ኣምላክ ኣበይ
@-vb2cb
@-vb2cb 16 дней назад
🎉🎉ጀጋኑ ተጋደልቲ
@akbert-lt3qd
@akbert-lt3qd Месяц назад
ተዘካሪሓወይ እንካዕ ተረፍካ❤❤❤
@negasiyoh6959
@negasiyoh6959 26 дней назад
እንንቋዕ ብህይወት ተረፍካ ዝሓወይ
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr Месяц назад
ጅግና እንካዓ ብሂወት ተረፍካ 💪💪💪
@yeshem
@yeshem Месяц назад
እግዚአብሔር ይምሀረን
@jghgffggduy3843
@jghgffggduy3843 25 дней назад
ጀጋኑ ኣሕዋተይ ክብሪ ንዓኩም 😘tdf ይ ❤️💛🫰🔥
@astergebrtfeek2207
@astergebrtfeek2207 Месяц назад
Esey zwedi ❤️💛🙏
@user-xb7hq6uq6j
@user-xb7hq6uq6j Месяц назад
እኳዓ ተረፍካልና ወዲ ዓደይ💘💞🤱😭 እው ጀግና ሃለይ ኣቢራሃ ተስዊኡ😭
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y Месяц назад
ተመስገን እንዃዕ ተረፍካልና ❤❤
@frehiwotgetachew2665
@frehiwotgetachew2665 Месяц назад
አንታ ብሩኽ ዘርኢ ጀግና እንኳእ ብሰለም ተመለስካ 22:36 22:38
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray Месяц назад
Absolutely right ✅️ 👏 💛❤️👑
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 Месяц назад
እእካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AaA-dk8ji
@AaA-dk8ji Месяц назад
ጅግናና ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@ElsaFisseha-ww5kb
@ElsaFisseha-ww5kb Месяц назад
Anbesa tegadalay enkuae be hiwot terefka mearey❤❤❤❤
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 27 дней назад
አሰይይይ ተመስገን እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና ተመስገን ካብ ብሱል ጥረ ወጺእኩም ክብሪ ንዓኩም ይኩን ኩሉ ግዜ ኣነስ ይዝክሮ ነይረ❤❤❤
@hddss1842
@hddss1842 Месяц назад
ማረይእንካን ብሂወትአለካ
@medhin8187
@medhin8187 Месяц назад
ብጣዕሚ ዝዝከሩ ጀጋኑና ❤ እህ ታይ ዋጋ ኣለዎ ካሕሳ ይሃብኩም ፈጣሪ❤
@mebrihitkidanu9362
@mebrihitkidanu9362 29 дней назад
ጀጋኑና❤❤
@wawa8948
@wawa8948 27 дней назад
ጅግና ወዲ ትግራይ አንዃዕ ብሂወት ተረፍኻ ዝሓወይ በልሕ ጅግና ትግራዋይ 💪💪💪 ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛
@user-yr4bj6hr6v
@user-yr4bj6hr6v 28 дней назад
ክቡር ሓውና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና እቶም ዘይትትካ ሂውቶም ዝከፈሉ ኣሕዋትና እውን ክብርን ምጉስን ናዓኩም ይኩን ሰማእታትና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና እኩም😢😢😢😢😢😢
@user-ds4tc5dv1p
@user-ds4tc5dv1p 28 дней назад
እዛ ኣቅራቢት ከድንቀክይ ፀጥ ኢልክይ ዓይንክይ ተኪልክይ ተዳምፅዮ ነገር ቀፅልሉ ዝፍትዎ ጅግና ተጋዳለይ እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ ❤❤
@lilihafithalofom270
@lilihafithalofom270 24 дня назад
ዋይ ተመስገን እንካዓ ተረፈካ ኩሉ ግዜ ይዝክሮ😘😘😘🙏🙏🙏🙏🙏
@RahelKinfe-nc3dt
@RahelKinfe-nc3dt Месяц назад
ክብሪ ናዓኹም ጀጋኑና
@Meri.2146
@Meri.2146 Месяц назад
ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑ ኣሕዋተይ ሻላኩም ቀሲና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ እስኩም ኢኩም ዋሕስ ህዝብኩም❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Месяц назад
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናየይ❤❤❤❤
@AwetashGslasie-ix8rn
@AwetashGslasie-ix8rn Месяц назад
Way mearey enquan terefka ajoka zhawey amlak msaka ykun nhna wun edey edka nbel ❤❤❤❤
@FikirtGebiregZihabr
@FikirtGebiregZihabr Месяц назад
ወድነይ ሓወይ ናተይ እኳ በሰላም ፀናካ❤❤ንሰማአታትና ክብር ሞጉሰ 😢😢😢
@maratalosow1741
@maratalosow1741 Месяц назад
❤❤❤❤ ዋው ተመሰግን እሎ ብሂውት ❤❤❤❤❤ ።
@sammysamila451
@sammysamila451 Месяц назад
Happy to see you brother❤️💛🙏🏾 I always wondering when I see your video TDF our heroes 💪🏾✊🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@user-ui6ss9ee8p
@user-ui6ss9ee8p 19 дней назад
ተመስገን እንኳ ተረፍካልና ሙቁረይ
@Shewit435
@Shewit435 Месяц назад
እንኳዕ ስላም ኮንካልና ጅግናና❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@arayaasgdom5129
@arayaasgdom5129 Месяц назад
❤❤❤❤❤ጀግና ወድ ከተማ ፍረወይኒ የሜ ሓውና
@frutenafrtuna3745
@frutenafrtuna3745 Месяц назад
ፍረ ወይኒ አበይ እዩ
@princess4698
@princess4698 29 дней назад
​@@frutenafrtuna3745ስንቃጣ ትብሃል ንአሽይ ከተማ ኣላ ል ዓዲግራት ክትሓልፍ ፍረወይኒ ለ ትብሃል አያ
@awetmengs4020
@awetmengs4020 Месяц назад
ኣናሊካ ጅግና ብሮዋኒ
@user-js3xt8dc1c
@user-js3xt8dc1c 23 дня назад
ጀግና ሓውና እንኾዕ ብሂወት ተረፍካ
@meaza7313
@meaza7313 Месяц назад
ክድነቁ ይግበኦም ገድሊ ፕላስ ደስ ዝብል ኣቀራርባ ምስ ጋዜጠኛ ጅግና ሓውና እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ💞💞
@TsritGoytom-ro8nm
@TsritGoytom-ro8nm Месяц назад
ጅግና ኻዕ ብህወት ተረፍኻ❤️🥰
@GebremichaelHagos
@GebremichaelHagos Месяц назад
ኣታ ጀግና እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ሳንቾ 12:28 ❤❤❤❤❤❤❤😮😮😮😮😮😮😮😮😮
@user-qt9wp1lt3c
@user-qt9wp1lt3c Месяц назад
ክብሪ ይገበአኩም ጀጋኑዋይ❤
@user-jk3dt7nf6d
@user-jk3dt7nf6d 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤ጆግና ሓወይ
@ishakali2915
@ishakali2915 Месяц назад
ጀግናየዋ❤🎉
@tomitgraway
@tomitgraway 29 дней назад
የማነ ጅግና❤
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p Месяц назад
ኣሰይ አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም ተጋሩዋይ ብአነት ዠጅግና ሓውና ክዘክሮ ፀንሐ ብቃደማይሰ ኣብ ብዙሕት ናረአኩሰ ዋይ አንታይ አዮም ዘይምፀአው ናብሉኩ ነይረ ሕጂ ግን ኣብ ተክቶክ ረኽብዮሰ ሕጎሰ አለ መፀአ ❤ ተመሰገን አንኮዕ ብዳሓን መፂኣካ ጀግና💊💋👍❤ ሓውና
@melenadan1670
@melenadan1670 Месяц назад
ኩሉ ግዜ ዝሓስቦ ነበርኩ ተጋዳላይ እዩ እንካ ስላም ተመለስካ
@user-zo8qr4pn8n
@user-zo8qr4pn8n Месяц назад
ጅግና በሊሕ ሰብ ቡሱል
@hafti.tekeste
@hafti.tekeste Месяц назад
ጋዜጠኛ ኣድናቂትኪ አየ ሓውና ለ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ ክቡረይ
@bbrahnmrs7033
@bbrahnmrs7033 Месяц назад
ተመስገን❤❤❤❤❤
@user-gs1zv7fi9t
@user-gs1zv7fi9t 29 дней назад
❤❤❤❤❤ኣኑዋይ ጆግና ንማዘርካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤
@StarKsa-np4yf
@StarKsa-np4yf 28 дней назад
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ዛሓወይ ልወላዲትካለ ምሕረት ይላኣከለን አምላክ 🙏🙏🙏🙏😘❤️
@yfgfhggc1498
@yfgfhggc1498 Месяц назад
ጅግና😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤❤
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx Месяц назад
ጅግና ሓውና እንኾዕ ብሂወት ተረፍካ 👏♥️♥️♥️👍👍✊✊✊👊💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊💊💊💊👊👊👊👊👊👊👊👊👊
@GeryKahsay
@GeryKahsay Месяц назад
ኣያታትኻ ዘኽብር ጀግና ተጋዳላይ********ንበሩልና። ጎበዝ ጋዜጠኛ
@DfDf-jp4dj
@DfDf-jp4dj 29 дней назад
ንጉሰ❤❤❤❤❤❤❤ ጅግና
@tsegabrhanhafte4449
@tsegabrhanhafte4449 Месяц назад
ጎበዝ ሰብ!!
@lemlemhagos9299
@lemlemhagos9299 Месяц назад
Ne mothers egezabher mehiret yehaben ze haweye mearye selamekia yebezahi❤
Далее
2000000❤️⚽️#shorts #thankyou
00:20
Просмотров 6 млн
NEW ERITREAN COMEDY ማግኔት 3 BY DAWIT EYOB 2020
24:42
Tg - hahalivars
0:58
Просмотров 2,3 млн