Тёмный

🛑 ተዋሰእቲ_ብረይ ድራማ- ን መንፀገባ ኣብ በርዝደያ ሰርፕራይዝ ጌሮማ  

Zufan Entertainment
Подписаться 51 тыс.
Просмотров 10 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

22 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 299   
@Aass-fj3lj
@Aass-fj3lj 6 дней назад
ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ😢😢😢😢ልብና ተሰይሩ 😢😢ዝቀተለ ይቀተል😢😢😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 дней назад
ሳብስክራይብ ላይክ በልለይ ማዓረይ❤❤
@Aass-fj3lj
@Aass-fj3lj 5 дней назад
@@merhawitmuaz1619 እሹኒ
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 6 дней назад
እንቃዕ ተወለድኪ መዓረይ ቀሪ ዘመንኪ ይባረክ 🙏♥️♥️♥️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 дней назад
ሳብስክራይብ ላይክ ገበረለይ ማዓረለይ❤❤❤
@merihaftigerefedayhne8307
@merihaftigerefedayhne8307 6 дней назад
ልዕሊ እቲ ስራሕኩም እቲ ፍቅርኩምን ምትሕልላይኹምን መንፈሳዊ ቅንኢ የቅንኣካ 🥰🙏🏻ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ ዓይኒ ፀላኢኹም ይደፈን ❤❤ንስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ንስየኒ ግን ብማዕዶ ብፍቅርካ ሕምም ኢለልካ ኣለኹ በሉለይ 😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 дней назад
ሳብስክራይብ ላይክ ገበረለይ ሓላለይ ሓድሸ ጀምርታ እየ
@merihaftigerefedayhne8307
@merihaftigerefedayhne8307 5 дней назад
@@merhawitmuaz1619 ርኸቢ ኣይትስኣኒ ምዓረይይ ጌረልኪ ኣለኹ
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t 6 дней назад
ኣሰይ ተጋሩዋይ አንቃዕ ተወለድኪ ሓቢርኩም ስርሑ ሓቢርኩም ዕበዩ ተፋቂርኩም ተሰሪሕኩም ህዝቢ ክስዕበኩም አዩ መማህራን ናይ ሕብረትን ፍቅርን ዕብየትን ትኾኑ ኣጆኹም ደቂ ሓላል መርየት ❤️💛
@herilove7188
@herilove7188 5 дней назад
ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ😢😢😢😢😢
@user-mt1kx5kc4o
@user-mt1kx5kc4o 6 дней назад
መንፀገባን ካሓሲትን ዘሳነካ😁😁💚ንዓይ ውን ምስ ካሓሲት ኣሳንየኒ💚🙏ኣብዛ ድራማ ምስ ፀላኣክኩ ኣብ ኩሉ😔እናበልኩ😁😁😁💚
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 дней назад
ሳብስክራይብ ላይክ ገበረለይ ማዓረይ❤❤
@user-el7re9mh7c
@user-el7re9mh7c 6 дней назад
መን ፀገባይ ምቅርቲ ዘተረፈ ዕድመኪ ይባረክ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰😘😘😘😍😍🥰🥰
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b 6 дней назад
እንካዕ ትወለድኽ መንፀገባ ሓፍትና ደተረፈ ዕደመኽ ፈጣር ይባርኸልኽ🙏🙏🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 дней назад
ሳብስክራይብ ላይክ በልለይ ማዓረይ👏
@salmasalm8448
@salmasalm8448 5 дней назад
መንፀገባ ፃሓይ ገፃ አነስ ክፈትወክ ዝተረፈ ዕድመክ ፈጣሪ ይባርከልክ❤❤❤
@bege8567
@bege8567 6 дней назад
መን ፀገባየ ድተረፈ ዕድመኽ ይባረከ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 дней назад
ሳብስክራይብ ላይክ ማዓረይ❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 6 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ መንጸገባይ ጅግና ሓፍትና ዝተረፈ ዕድመኪ ዝተባረከ ይኩን🙏❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 5 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ መንፀገባየ ❤🎉 ክብሪ ይሃብኩም ዞም ኣሕዋተይ ❤ፍትሒ ንደቅንስትዮ ትግራይ
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 6 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ ቲቲየይ ሽኮር መፃኢኪ ብሩህ ይኩን ተስፋ ትግራይና❤🎉🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 дней назад
ሳብስክራይብ ላይክ ገበረለይ ማዓረይ❤❤❤
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 6 дней назад
ዕድመን ጥዕናን የሃብኺ happy berthdey እንኻዕ ተወለድኺ ቀሪ ዘመንኺ ይባረኽ❤❤❤❤❤ ንመፀገባን ንኻሓሲትን ዘሳነየ ንዓይን ንዓሞይን የሰንየና❤❤❤❤
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 6 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ ቲቲየይ❤ ንስኣሊ ኢድካ ይባረኽ❤
@milimili2419
@milimili2419 4 дня назад
ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፍትሒ ንዋዓራሩ ትግራይ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ 😢 እንኮዕ ተወለድኪ ተጋዳሊት ቲቲ ( መንፀገባ) ዋዕሩና ❤❤❤
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 5 дней назад
ዓወት ደርፊ ውን ኣይትሓምቕን!! ንፉዕ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 6 дней назад
እንካዕ ተዎለደኪ ዝተርፍ ዕደመኪ እግዚአብሔር ይባርከልኪ❤❤❤❤
@Halale_Media
@Halale_Media 6 дней назад
ነዊሕ ዕድመ ይሃብኪ ንፍዕቲ ተዋሳኢትና🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 дней назад
ሳብስክራይብ ላይክ ገበረለይ ማዓረይ❤❤❤
@mihretgebremariam3076
@mihretgebremariam3076 5 дней назад
መንፀግባየ እንኳዕ ተወለድክልና እም ዝብሎ እንተሃለወ ብረይ ተኸታታሊ ድራማ ሰሙን ነዊሓትናስ ኣሕፅር ኣብሉዋ እንዶ ኩሉኹም ደስ ኢኹም ትብሉ የቐንየልና🎉❤❤
@mihretgebremariam3076
@mihretgebremariam3076 5 дней назад
Happy birthday Mentsegba I wish you long life 🎉🎉🎉❤
@mihretgebremariam3076
@mihretgebremariam3076 5 дней назад
ብጣዕሚ ብሃንቆዉታ እየ ዝፅበያ ብረይ ተኸታታሊ ድራማ ዕበዩልና ጠንኩርልና ብዝሑልና ተባዝሑልና🎉🎉🎉❤❤❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 6 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ መንፀገባ ፅርቲ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባርኽ❤❤❤
@user-zx3om8mi6c
@user-zx3om8mi6c 6 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ ቲቲየይ ማዓረይ መፃኢኪ ዘመንኪ ዝተብረከን ዝተቀደሰን ይግበረልኪ ጋልኣነይ ማዓረይ ደጊመ ደጊመ እንኳዕ ተወለድኪ ❤❤❤❤❤ ዝሓፍተይ❤❤❤❤
@tgyhgchggg9259
@tgyhgchggg9259 6 дней назад
እንካዕ ተወለድኪ መንፀገባ ፅሪቲ ክብረት ይሃብኩም እንዳ ብረይ
@user-ur5rq3bk4k
@user-ur5rq3bk4k 6 дней назад
ቲቲዋይ ማዓረይ አንኳዕ ተወለድኪ ዋዕሮና 🎂🎁🧨❤️👑
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 5 дней назад
እንኮዕ ተወለድኪ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ ቲቲየ ሽኮር❤❤ፍትሒ ንደቂ አነስትዮ ትግራይ😢😢
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 6 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ ዝሓፍተይ መጻኢኪ ዝተባረከን ዝተቀደሰን ይግበረልኪ እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤❤
@user-jh1xc7pi8i
@user-jh1xc7pi8i 6 дней назад
እንካዕ ተወለድኪ መንፀገባየይ/ቲቲየይ መፃኢኪ ቡሩህ ይኩን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t 6 дней назад
ብጣዕሚ እኹም ተቕንኡ ክቡራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ👏❤❤❤❤
@GEREMEDIHIN
@GEREMEDIHIN 6 дней назад
እንጋዕ ተወለድኺ መንፀገባ ወዕሮ
@Mamiye_alemey_21
@Mamiye_alemey_21 5 дней назад
ንሳኣላይ ኢድካ ይባረክ እዩ ዝበሃል ደቂ ሪመይ❤️💛👌
@user-dp4ge3xb9u
@user-dp4ge3xb9u 6 дней назад
እስይ ደስ ትብሉ ቲቲዬ እንኳዕ ትወለድኽ ርሑስ ልዴት❤❤
@asdftyu4148
@asdftyu4148 6 дней назад
እንዃዕ ተወለድኪ መንፀገባ ሓፍትና 🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ናዓኩምለ ክብሪ ይግባኣኩም ጀጋኑ ኣሕዋትና
@Firszapo23
@Firszapo23 4 дня назад
እንኳዕ ትወለድኽ መንፀገባ ደተርፈ ዕድመኽ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 5 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ መንፀገባ ሓፍትና ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ ደሞ ብሓቂ ፍትሕይ ንደቅ ኣንስትዮ ፍትሕይ ንኩሉ ወድ ሰብ 🙏❤❤
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 6 дней назад
እንካዕ ተወለድኪ መንፀገባ ሽኮር መፃእኪ ብርክ ይኩን❤❤🎉🎉🎉
@berryfamily2846
@berryfamily2846 5 дней назад
ጎበዛት ደቅ ትግራይ ጀጋኑ ❤❤❤🎉🎉
@qedgcf9637
@qedgcf9637 6 дней назад
እንካዕ ተወለድኪ ቲቲየይ መፅእኪ ቡሩህ ይኩን ጋልኖ❤❤❤❤❤
@user-sf8pu5se7g
@user-sf8pu5se7g 5 дней назад
እንቃዕ. ተወለድኪ. መዓረይ. ቀሪቡ. ዘመንና. ይባረክ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 6 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ መንፀጋበይ ቲትየ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ❤❤❤ አረ ልብና ተሰይሩ ሰደት ኮይንና ብዓይኒ ማዕዶ ትግራይ ንከይንአቲ የፍርሐና😢😢ኣድና ናብ ንውር ሰላም ይመለሰልና❤❤
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 6 дней назад
እንኮዕ ተወልድኺ መንፀገባ ሓፍተይ ሰላም ያዉርደልና 🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 дней назад
ሳብስክራይብ ላይክ ገበረለይ ማዓረይ❤❤
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t 6 дней назад
ኣሰይይይ ደስስስስ ክብልኻ ፈጣሪ ብፍቕሪ የንብርኹም ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@FycgXhu
@FycgXhu 6 дней назад
እንኳዕ ተወለድኺ ፍትዉተይ ፍቕርኹም የብዛዮ እግዚአብሔር ኣምላኽ ተጋርዋኒ❤
@mlatikalayu4408
@mlatikalayu4408 3 дня назад
ቱቱየ ዝተረፈ እድሜክ ሓሳብ ልብኪ ዝሰምረሉ እትሕጎስሉ ይግበርኪ ተባረኪ🙏🏻
@merimiri-em6pw
@merimiri-em6pw 5 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ መንጸገባ ሽኮር ቀሪ ዘመንኪ ዝተባረኽ ይኩነልኪ❤🎉
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q 3 дня назад
አረ ከምዚ አዩ ዘምሕረልና ንሕና ደቂ ሰባት ❤❤❤
@user-of7dy7hs3t
@user-of7dy7hs3t 5 дней назад
መፀገባይ ካሓስትይ ታዓርኽን ግድ ካሓስት ትላዓል ጎኑ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dfhf8186
@dfhf8186 6 дней назад
እንኳዕ ተውልድኪ መንፀገባ የኔጣዕማም ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🤲❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 6 дней назад
ቲቲየ መቅሰን እንዃዕ ተወለድኺ ዛእምበይተይ ዝተረፈ ዕድሜኺ አምላክ ይባርከልኺ 🙏💃ዝሓፍተይ❤️❤️❤️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 дней назад
ሳብስክራይብ ላይክ ገበረለይ ማዓረይ❤❤❤
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 5 дней назад
@@merhawitmuaz1619 እሺ ማዓረይ 🕊
@WediMhrey-tk3yn
@WediMhrey-tk3yn 2 дня назад
እንካዕ ተወለድኪ ቲቲ ሓፍትና ፍትሒ ንደቂ ኣንስቲዮ ኣሕዋትና ብሰላም ወፊረን ካኣትዋ
@sameeraaa9774
@sameeraaa9774 6 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ መንፀግባይ🎉🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 дней назад
ሳብስክራይብ ላይክ ገበረለይ ማዓረይ❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 6 дней назад
ደቂ ምድራዊ እግዚአብሔር አምላክ ያሓግዝክም ብስም ኪዳን ምህረት ሳብስክራብ ግበርለይ🙏ሓሳብ ልብክም የስምረልክም❤
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 6 дней назад
ፍቕርኹምን ምድግጋፍኩን ይብዛሕ ዞም ወገናተይ! ክፈትወኩም!!! ❤❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 5 дней назад
ሳብስክራይብ ላይክ በልለይ ማዓረይ❤❤
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 5 дней назад
❤ቲቲ ሹኮር እንቕዓ ተወለድኪ ብኣካል ኣብ ትግራይ ክኒራከብ ኢና ኣጀኪ.ንኩሎም ማሓዙቱኪ ስለም በልለይ ❤❤❤❤❤❤❤
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 6 дней назад
አንኮዕ ተወልድኪ መንፀገባዋይ መፂአኪ ብሩኽ ይክን ሓሳብ ልብኪ ይሰመረልና ኣብ ልዕሉ ተረጂ ይብፀሐኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መንፀገባዋይ ማዓረይ አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ 🙏💋 እወ ሓቅኩም ዞም ኣሕዋተይ ፍትሑ ልኣሕዋትና ንደቅ መዳምዉን ኣጀክን ብሉና ባዓልናዶ ክንብል 😋😂😂🙏🙏❤❤
@Selam62420
@Selam62420 6 дней назад
አንዃዕ ተወለድኪ መልካሞ ልድት🎉🎉❤❤
@edon7537
@edon7537 5 дней назад
አማርኛ አትፀሕፉ🎉ሕናን😅😅😅😅😅
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g 6 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ መንፀገባ ሽኮር❤🎉
@malataregawe8730
@malataregawe8730 4 дня назад
መፃኢኪ ይባረክ መፀገባ ፅንዕቲ ማሓዛ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@smkle7079
@smkle7079 6 дней назад
ነዊሕ ዕድሙና ጥዕናን ይሃብኹም ኣምላኽ ❤❤❤❤
@vvvv9130
@vvvv9130 5 дней назад
ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንዝቀተለ ይቀተል
@afgcg5271
@afgcg5271 5 дней назад
እንካዕ ተወለድኪ መንፀገባይ መፃኢኪ ቡሩህ ይኩን wawwwwwww🎉ናይ ዓወት ሃድያ ይመችኻ👍😍🥰
@HlekaAraya
@HlekaAraya 5 дней назад
እንካዕ ትወለዲክ መንፀገባ ማዓረይ ❤🎉🎉🎉🎉
@Tglove--
@Tglove-- 5 дней назад
ፃሓይ ገፃ ዝኮነት ቆላዓ እንካዓ ተወለድኪ❤❤❤🎉
@hgf6568
@hgf6568 6 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ የኔ ጅግና
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 4 дня назад
እንኳዕ ተወለድኪ መንፀግቢኖ እምንቲ ማሓዛ❤😂መፃኢኺ ብሩህ ይኹን❤❤❤
@user-mw2yi3nw7p
@user-mw2yi3nw7p 5 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ መንፀገባ ሸኮር❤❤🎉🎉🎉
@user-pi9ul9rl1l
@user-pi9ul9rl1l 5 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ መንፅገባ ሸኮር መፃእኺ ብሩክ ይኹን❤❤🥰🥰😘
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 5 дней назад
እንካዕ ተወለድኪ ዋዕሮ ትግራይ።ይመችኹም ደቂ ሓራስ ነብሪ ደቂ ሓላል መርየት።ደስ ክትብሉ ትፍቕርኹም ምችት እስቲ ይበልኩም ቅሳነት ይሃብኩም።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u 5 дней назад
እንካዕ ተወለድኪ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ ቲቲየይ❤❤❤
@user-wd1oz4ru4z
@user-wd1oz4ru4z 6 дней назад
እንኳዕ ተወልድኪ ቲቲየ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባርከልኪ
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n 6 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ ቲቲየይ
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 5 дней назад
Gratulerer med dagen 🎉🎉🎉men tsegeba🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@medhingeresea8034
@medhingeresea8034 5 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ 🎉🎉🎉ዝቀረየዕድመኪ ይባረክ❤❤❤
@rxjv4845
@rxjv4845 5 дней назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዞም ሓተይ ፅሩያት ኣብኣ ናሃለኩም እውን ፍትሒይ ንደቂይ ኣንስትዮ በሉልና እህ ብጣዕሚይ እዩ ልብካ ዝስበር ስበሶካ ምጭክካን
@galltigray4548
@galltigray4548 5 дней назад
መንፀገባ መሓዛ ብረይ ዝፈትወኪ❤❤❤❤❤❤
@fotofoto378
@fotofoto378 5 дней назад
እንካዕ ተወለድኺ ቲቲ ወይኻዓ መንፀገባቀሪ ዘመንኺ ድማ ብሩህ ይኹን 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎂🎂🎂🎂🎂🎂ንዓይ ንስደተኛ ሓፍትኹም ድማ ሳብስክራይብ ግበሩኒ ኢኹም ኣሓተይን ኣሕዋተይን ኮሚቶራት ኩልኹም ኻዓ ኣዕብዩኒ ኣነ ሓፈትኹም ❤❤❤❤❤
@HsgdgBdbdhh
@HsgdgBdbdhh 5 дней назад
እንኳዕ ተወልድኺ ቲቲየ ❤❤❤
@MerhawitHagos-vj2nc
@MerhawitHagos-vj2nc 6 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ ቲተይ❤❤
@berhanalami806
@berhanalami806 5 дней назад
እንኳን ተወልድኪ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤
@user-jv7yg4jz9h
@user-jv7yg4jz9h 6 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ ቲቲዋይ መፃኢኪ ብሩህ ይኩን❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
@brllabay3842
@brllabay3842 6 дней назад
እንካዕ ተወለድኪ መፃኢኪ ብሩህ ይኩን ዝሓፍተይ❤❤❤🥰🥰🥰 ተጋሩዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ አብ ዙርያኩም ይኩን ጀጋኑ አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@dhqe5723
@dhqe5723 6 дней назад
እንዃዕ ተወለድኺ ቲቲየ ቀሪ ዘመንኪ ይባርከልኺ👏❤
@user-nu2ki7ld5w
@user-nu2ki7ld5w 6 дней назад
Happy birthday mkrtey❤metsaeki buruh ykun
@sameeer1228
@sameeer1228 5 дней назад
እንካዕ ተወለድኪ ቀሪ ዘመንኪ ይባረክ🙏
@abrehetlove6269
@abrehetlove6269 5 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ መንፀገባ ሽኮር🥰🥰🥰❤❤❤🎉🎉🎉🎂🎂🎂
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 5 дней назад
እካዕ ተወለድኪ ቲቲ ሽኮር❤❤🎉
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f 6 дней назад
ምኽባርስ ድሓን ምንባርካ ጋዶ ኾይኑዎን ኣሎ እንታይ እዩ ኣበሰአን😢😢😢😢
@Qwe2030xx
@Qwe2030xx 6 дней назад
እንካዕ ተወለድኪ ቲቲየይ❤🎉
@mjou123khjt2
@mjou123khjt2 4 дня назад
እንኳዕ ተወለድኪ ማዓረይ ❤❤🎉🎉🎉🎉
@rxjv4845
@rxjv4845 5 дней назад
ኣይፈላሊኩም ዞም ሓተይ ስራሕኩም እውን ቀፅሉሉ ጎበዛት ኢኩም
@ahmadali-od3wz
@ahmadali-od3wz 5 дней назад
እንኳዕ ተወለድኪ መንፀገባ ሽኮር❤❤❤❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 6 дней назад
ቲተይ ዋዕሮ እንካዕ ተወለድኪ👸♥️💛
@user-bz4op7xq7q
@user-bz4op7xq7q 5 дней назад
እንኳዕ ተወለድኺ ዛሓፍተይ🎉🎉❤❤❤
@Senaymidya
@Senaymidya 6 дней назад
እንዃዕ ተወለድኪ❤❤❤ተጋሩዋይይይይይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@hareghaftu4870
@hareghaftu4870 4 дня назад
እንካዕ ተወለድኪ ዝሓፋተይ❤❤❤
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg 6 дней назад
እንካዕ ተወለድኪ ማዓረይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ዝተረፈ ዕድመኪ ይባርኽ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@vvvv9130
@vvvv9130 5 дней назад
እንቃዕ ተወለድኪ መንፀግባ ሽኮር
@HagushHagush-gh1nx
@HagushHagush-gh1nx 5 дней назад
እንቋዕ ተወለድኪ ማዓረይ❤❤❤❤
@AbebaAsefa-hf2ei
@AbebaAsefa-hf2ei 6 дней назад
እንቛዕ ተወለድኪ ቲቲየ❤❤❤
@QweQwe-bw6pi
@QweQwe-bw6pi 6 дней назад
Happy birthday titiwayy🎉 Tegariwayyy miqirateyyy ❤
@arsemawtabraha5926
@arsemawtabraha5926 5 дней назад
በጣም ነው የምወዳቹሑ ድራማቹሁን በጉጉት ነው የምጠብቀው
Далее
Опасные облака!😱🌩
0:20
Просмотров 2,7 млн
🍁 СЭР ДА СЭР
0:11
Просмотров 11 млн
Что произошло в ресторане!
0:16