Тёмный

🛑 ተጠንቀቁ 🛑 ናይ ሓደገኛ ሕማም ጸላም ከብዲ ጠንቅን ኣገባብ ኣፋስኡን  

Well media
Подписаться 68 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

17 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 10   
@ንኹሉግዜኣለዎ-ኰ5ፈ
@ንኹሉግዜኣለዎ-ኰ5ፈ 2 года назад
የቀንየልና ሓወኒ ስለ ዘካፈልካና። ብምቅጻል እቲ ሓማም ጸላም ከብዲ ኣባይ ተረኪቡ ጸላም ከብድካ ካብ ንቡር ውጽያ ኣላ ደም ኣይተመሓላለፍን ዘላ ኢሎምኒ ሓካይም መድሓንቱ እንታይ ዩ ተበልክዎም ግን ናይ ስብሒ ወይ ናይ መስተ ክከውን ይክእል ዩ ኢሎምኒ ።ግን ኣይኮን ብጣዕሚ ድካም ይስሞዐን፡ ረስኒ ልዕሊ ዓቀን ፡ብፍላይ ጸታዊ ርክብ ተገረ ሰሙን ሙሉእ ርምስ ይብል።ኣይሕርንክን ኔረ ሕጂ ግን ይሕርንክ ።ኣብ ዓጽምተይ መጋጣጠሚ ቃንዛ ኣለን ፡ሰብሰይ ውን የንቐጥቕጥ ዩ። ስለዚ ምልክታቱስ ኔግርካና ንሳ ኢያ እንታይ ተገበርኩ ያ ትሕሸን ክቡር ሓው
@semerehayelom5469
@semerehayelom5469 Год назад
ከመይ ኣሎና ሓውና መብርሂ ደልየ ኣነ ድካም ስብነት ብርቱዕ ረሃጽ ለይቲ ሕናም ላዕለዋይ ሕቆ ሕማም ርእሲ ዕገርግር ካብ ምንታይ እዩ
@hehehjejeue8907
@hehehjejeue8907 Год назад
በጀካ በጀካ ብኣምላክ በደካ በከመይ ክረክበካ ይክእለ 😢 ኣብ ስደት 4 ዓምት ገይር ምግቢ ቃልጥፊ ኣይሕቀለይ እንተይ እዩ ፀገሙ ሕክምና እዋን ረብርበ 😢😢😢😢😢😢 ኣሕ
@ahmedtahiradem1570
@ahmedtahiradem1570 8 месяцев назад
ሃቢታይት B ኢንተኮይና ኣይትሓውይን ኢያ ከሙ ኢልካ ኢካ ትነብር ዝበሃል ከመይ ኢዩ ልዕሊ ሽዱሽተ ወርሒ ዘሕለፈት ተመሊሳ ክትሓዊ ተክኢሎ ኣሎ ዱ ኣብ ኮሚንቲ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር 👈👍👍👍🖊🖊👍👍??
@d2745
@d2745 7 месяцев назад
ኣነስ ክንዲ ምንታይ ድየ ኮሊለ ኣብ ኣፍሪቃ ጥራይ ይመስለኒ ኔሩ እንበር ወላ ኣብ ኢሮፓ እውን ዝምልስ ዶክተር የለን ካብ ኤድስ እካ ከፊእትና እፋይ ጭንቀጥ።😢
@tsegabutsamlak2821
@tsegabutsamlak2821 2 года назад
Hi first stage fatty liver entelaka emo tubkan keltsemkan kanza keketelalka saha kegeberleka yekel do
@rahwamussie1595
@rahwamussie1595 2 года назад
yeqenyeley haweyyy
@sary9228
@sary9228 2 года назад
እሺ ሓወይና ኣነ ሕቶ አለና
@ShawushMahmed
@ShawushMahmed 10 месяцев назад
Thanks bor ❤❤
Далее
Cole Palmer Revenge vs Man City 🥶
00:20
Просмотров 2,2 млн
🤔ЗАЧЕМ ОНИ ЭТО ДЕЛАЮТ?🤦‍♂️
00:49