Тёмный

🛑 ኣለሻ መንእሰይ በሪሁ ወላይ _ ማራኺ ሾዉ ምስ ሙሉጌታ ገብረ 

ገድሊ Plus
Подписаться 53 тыс.
Просмотров 54 тыс.
50% 1

ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#marakishow #gedliplus #ማራኺሾው #ገድሊ_Plus #ሙሉጌታገብረ
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus

Развлечения

Опубликовано:

 

29 апр 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 877   
@Gedli_plus
@Gedli_plus Месяц назад
ሳብስክራይብ ስለ ዝገበሩ ኣዚና ነመስግን።
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 Месяц назад
💛❤️❤️❤️💛💛💛❤️💛💛💛
@hadushberehe1539
@hadushberehe1539 Месяц назад
​@@letshgeremariam9258❤❤❤❤❤❤❤
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs Месяц назад
ኣነ ዝገርመኒ ኣብዚ ተቅርብዎ መደባትኩም ኣታዊ ንምርካብ ዲዩ ዋላ እቲ ዝሓለፈ ታሪኽ ንምዝንታው ዩ። ከም ኣዳለውቲ መጠን ሲ እቲ ትጥቀምሉ ቃላት ንምንታይ ዩ ፍርቁ ኣምሓርኛ ። መዓስ ኢኹም ክትእረሙ ወይ ሰብ ካባኹም እንታይ ዩ ክምሃር
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei Месяц назад
@mu-ue1gs ሱቅ በል ክንድኦም ክንዲ ሳንቲም ዘይሰራሕካስ ግርም እባ ኣብዚ መፂካ ምልፍላፎ ኸነጥ👊
@nicenice9324
@nicenice9324 Месяц назад
ክቡር ሓወይ ክብረት ይሃበልና ብጣዕሚ ኢና ነምሰግን በሪሁ ምሰ ወለዱ ሰለዝራኣኩዎ ደሰ ኢሉኒ ሰልክካ ኣቅምጠልና ዝሓወይ መሰ እግዚአብሔር ፍቃድ መልእክቲ ናብ በሪሁየይ እተላኣክናካ ሓወኒ❤❤❤
@SamriSamri-wk7eu
@SamriSamri-wk7eu Месяц назад
ዝቆላዓ እዚ ካብ ሕልናይ ዋላ ሓንቲ ማዓልቲ ሪሕቁ አይፈልጥን እቲ መጀመርታ ማዓልቲ እሞ ንባዓተይ አይተቃፃርክወን ነይረ😢 እስኪ ንበሪሁ ከምዚ ቃለ መሐተት ናገበረ ልታሓገስኩም ላይክ ግጨውኒ❤
@TEzEkARl
@TEzEkARl Месяц назад
ዙቆልዓ እዚ ካብ ሕልና ትግራዋይ ዘይወፅእ ኣምበሳ ትግራዋይ እዩ እንኻዕ ብሂወት ሃለወልና መዓረይ❤
@user-dh4iy2kl7g
@user-dh4iy2kl7g Месяц назад
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍የቅንየልና ማራኪ ሸው ናተይ እውን ናይ ኣእምሮይ ሕቶ እዩ ነይሩ እሞ።ብጣዕሚ የቅንየልና።ሕቶካን ኣብ ገፅካ ዝንበብ ዓሚቅ ፍቅሪ ህዝቢ ትግራይን ኣዝዩ ማራኪ እዩ።😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Месяц назад
❤❤❤እስይይይይይ ዝሓወይ መዓረይ እንኳዕ ብሂወት ሃለኻ ኩሉ ግዜ ካብ ሕለናይ ዘይትወፅእ ኣበይ ኮን ይህሉዉ እናበልኩ 🙏መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ዝታሓጎስ🙏❤❤❤
@EleniTeklay-bz5mm
@EleniTeklay-bz5mm Месяц назад
Bhakey wala ane temsgen Amlake
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 Месяц назад
ዋላ አነ ተመስገን ኣምላኽ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ኣነለ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@user-kt7nj7hh3u
@user-kt7nj7hh3u Месяц назад
አንኳዕ ብሂዉት ትረፈ ጀጋና ሓወና ትመሊሱ ዝይኮነሰ ትጋዲሉ አዩ ዝባሃል አዚ ሓዉና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉😊❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-cx7kv6wy9p
@user-cx7kv6wy9p Месяц назад
ዋላ ኣነ ኩሉ ብጣእሚ ኣሕዚኑኒ ነይሩ መጀመር😢ያ ከዚ ግን ተመስገን❤🙏
@mikaelhailu3384
@mikaelhailu3384 Месяц назад
ንፉዕ ጋዜጠኛ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ፣ ቀፅለሉ፣ እዚ ሰገን ኩሉ ግዘ አብ ሕልናይ ነይሩ። እንኳዕ ተረኸበ ምስ ሙሉእ ስድራቤቱ።❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@Hzbey_Babitey
@Hzbey_Babitey Месяц назад
ዋላ ንዓይ😢❤❤
@mom12127
@mom12127 Месяц назад
ገድሊ plus ኣብ ገጠራት ዝርከቡ ሕብረተሰብና ከምዚ እናገበርኩም ድምፂ ክትኾንዎ ኣጠንኪርኩም ቀፅልሉ❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ትሓባበሩኒ ክብራተይ❤❤❤❤
@user-xu5gj3vv6s
@user-xu5gj3vv6s Месяц назад
ነዚ ቆልዓ ሪኡ ሐዚ ንብዓት ዝቀደሞ ከምዚ ከማይ እንዮ ዶ😢 ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ብሂወት ብምህላውካ ንኡስይ ኣብቲ ፀልማት ግዜ ንስደተኛታት ሓቦ ዘስነቀን ዘሐበነን ጅግና ሕቡን
@MereYaree
@MereYaree 8 дней назад
እፍፍ አነ አይኮአሉኩን ንባዓተይ ኩቆፀፀሮ😢
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 Месяц назад
ዋይ ተመሰገን እዚ ቆልዓ አዚ ካብ ሕልና ትግራዋይ ዘይወፅእ ኣምበሳ ትግራዋይ እዩ እንኳዕ ብሂወት ሃለወልና ጅግና 🤲🤲❤❤
@askalutsegay9498
@askalutsegay9498 Месяц назад
ነዚ ተዳልዉ ትስንዱን ጀጋኑ ኢኹም ክብርን ሞጎስን ነቶም ኩቡር ሞስዋኣቲ ዝኸፈሉ ጀጋኑና። ፈጣሪ ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይ የውርድ።
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ማዓረይ❤❤❤❤
@magdarodriguez6778
@magdarodriguez6778 Месяц назад
Amen Amen Amen
@SaraSara-ee8ii
@SaraSara-ee8ii Месяц назад
ደጋጊመ ይሪኦ ነይረ በፍላይ ቻው ኢሉዎ ክኸድ ተሎ ዘበኸኽዎ እንኳዓ ብሰላም ተረፍኻ ሓወይ😢
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Месяц назад
ንሳያ ልዕሊ ኹሉ ተብክየኒ 😢
@Wejereteyti
@Wejereteyti Месяц назад
ኩልና እና በኽና ኣነ ዋላ ሐዚ ኣይኽኣልኩን🙏
@user-um1oo1wv5i
@user-um1oo1wv5i Месяц назад
አታ ቪደዮ በበይ ክረኽባ ይኽእል ሓብርኒ አባ ዝያዳይ ❤❤❤❤
@user-ey5tu2bz5t
@user-ey5tu2bz5t Месяц назад
❤🎉🎉😂
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz Месяц назад
ዋላ ኣነ እዞም ጨኻናት ዶ ይረክብዎ እናበልኹ እየ ዝሻቀል ነይረ😢ተመስገን ሐዚ ዳኣ🙏🥺
@SlamahSalim-px4yv
@SlamahSalim-px4yv Месяц назад
የቀንየልና ብጣዕሚ እና ነመስግነካ ሰለ ርሕቅ መንገዲ ሰለ ዝከድካ ዛሓወይ ❤ግን ዘም ሰድራ ክሕገዙ ኣለዉም በጃኩም ተጋሩዋይ ናሓግዘም 😢
@grthty
@grthty Месяц назад
ትክክል
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 25 дней назад
How we can help? I need to get his phone number.
@sarasa1683
@sarasa1683 Месяц назад
ካብ ሕሊናይ ለይጠፍእ ተባዕ ቆልዓ እንዃዕ ብሂወት ሃለካ ዝሓወይ አጀኩም ክብራት ስድራ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ክቡር ሓወይ ለ ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤
@emmaq1588
@emmaq1588 Месяц назад
እንኳዕ ድሓን መፃእኩሞ ተመስገን ጀግና ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ሃለካ
@fwwrffsrr9709
@fwwrffsrr9709 Месяц назад
ብጣዕሚ ነመስግን ጋዜጠኛ ሓውናለ ቀፅልሉ ንታሪክ ይቀመጥ🏖🏖🏖🏖
@user-te3op2xb8l
@user-te3op2xb8l Месяц назад
ካብ ሕልናይ ዘይሃስስ ቆልዓ እንኳዕ ከምዚ እልካ ረእናካ ወድኖዋ ✊ እና ገድሊ ፕላስ በጃኹም ባ ኣብ ከባቢ ኩሓ ቁሸት እግረወንበር ዝባሃል ሰለስተ ጀጋኑ ተጋደልቲ ዘሰዉኡ ኣብ መርድእ ደቆም ግጥሚ ንደቆም ብሕራነ ዝገጠሙ ወለዲ ኣቅርበልና ካብቲ ኣዲኦም ዝገጠመትሎም ግጥሚ ከካፍለኩም ተምኒት ኣዶ ቶም ጀጋኑ 3 ስውኣት ተጋደልቲ 😭 እግዚኣብሔር ኣምላኽ የጽንዕኺ (መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም ተማራሪሕኩም ከይድኹም😭💔 1ባህረ ተስፋይ ሸቋር 2ሕሉፍ ተስፋይ ሸቋር (ኣምበላይ) 3ኪዳኑ ተስፋይ ሸቋር(ማንጁስ ወዲ መቀለ) ደቂ ጅግና ተጋደላይ ተስፋይ ሸቃር ኣዲኦም ማዓንጣኣ ሸጥ ኣብላ ዝገጠመትሎም ግጥሚ ንደቃ 😥✊ ባህረዋይ ዶ ክብሎ ተሸካማይ ብሬን ግንባር ተወርዋሪ ፃሓይ ዘይመሮ ኮለይ ሒሓ ቁሪ ኣጋ ዛዓወቱ ታግነዮ በራሪ ኣንበላይ ዶ ክብሎ ሕሉፍ ዓይኒ ፋሮ ባዓል ገረብ ደራ ባዓል ገረብ ዶሎ ንጸላእቱ መርዚ ይኻድኖም ጸለሎ ወዲ እግረወንበር ወዲ ማይዳ ሕዛእቲ ንጸላእቱ መርዚ ያዓጽዶም ከም ሰንቲ ወዲ እግረወንበር ወዲ ጣብያ ሽብጣ ንጻላእቱ መርዚ ዘሐሮም ከም ቃንጣ ምስዋእቲ ከም ዘሎ እሞ እናፈለጣ ንድሕርት ከይበለ ትበተኽ ማዓንጣ ሓሪኑ ወጺኡ ዓዲ ከይሸጣ ማንጁሰይ ዶ ክብሎ ወይ ወዲ መቀለ ጅግና ተጋደላይ ኪዱሽ ባዓል ስረ ኪዱዋይ ዶ ክብሎ ቆልዓ ናይ ማይደራ ብምድሪ መዳፍዕ ብላዕላይ ቁቡላ ጥዩት ተወድኡ ወርዊሩ ደንጎላ ፈንጺሕዎ መሰስ ኮለ ዓዲ ኣምሓራ ኣዶ ዞም ጀጋኑ ኣይብልን ወይኣነ ዞም ደቀይ ሓሪኖም ብናህሪ ብወነ ስረ ታዓጢቆም ስረ ናይ ወያነ ግቦኦም ፈጺሞም ግቡእ ናይ ወያነ ኣዶ ዞም ጀጋኑ ኣይበክን ኣነ ኣዶ ዞም ጀጋኑ ኣይሓዝንን ኣነ ኣዶ ጅግና እኺ በቃ ከይትነብዒ ተሰዊኦም እልኪ እወ ከይትነብዒ ዓለም ብላሽ እያ መንከ ኣሎ ነባሪ ናይ ጆጋኑ ሞት ግን ዘላኣለም ክብሪ ጅግን ኮ ኣይዉዕልን ኣብ ሓሶት ኣብ ስርቂ በረኻ ይስዋእ ጨቢጥዋ ሓቂ ጅግና ኮ ኣይሞትን ኣብ መንገዲ ጽርጋ በረኻ ይስዋእ ኣኽፊልዎም ዋጋ ጅግና ኮ ኣይሞትን ኣብ ማእኸል መድሪቤት በረኻ ይስዋእ ጨቢጥዋ ዓወት ኣዶ ዶ ትገጥም ተንብብ ወረቀት ፈሊጣ ኮአያ ከብዳ ናሓረረት ኒሕ ባ ከይንዋ ናይ ደቃ ጅግንነት ኣዶ ዶ ተንብብ ሞይትዋ ዉላዳ ፈሊጣ ኮአያ ብሕሩሩ ከብዳ ናይ ጀጋኑ ደቀይ ከይኸዉን ሕልሚ ክገጥመሎም እየ ከዉጸአሎም ትልሚ ኣዶ ዞም ጀጋኑ ኣይበክን ኣነ ኣዶ ዞም ጀጋኑ ኣይበክን ኣነ ዓወት ንሰራዊት ትግራይ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ትግራይ ትስዕር ። እዚኣ ትመስል
@user-kv3cz6hi1s
@user-kv3cz6hi1s Месяц назад
ናይ ብሓቂ ጅግና ኣድ ጀጋኑ ወሊዳ😢
@embeytu
@embeytu Месяц назад
😢😢😢😢😢😢
@user-pc7je4wv5n
@user-pc7je4wv5n Месяц назад
ብሪሁ ፁሩይ ካብ ሕልናይ ዝይርሕቅ ጥራሕ ዝይኮነ ምልክት ትግራዋይነት ዘርእካ ጅግና ኢካ እሞ እንኳዓ ብሂወት ሃለካ ❤❤❤ ንጋዜጠኛ ሓዉና እዉን ክብሪ ይግብእካ❤❤❤
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Месяц назад
ካብ ሕልናይ ዘይሃስስ ቆልዓ ተመስገን እንኳዕ ብሰላም ተረፍኻ ብሩከይ❤❤❤🥰🥰🥰
@MililoveAdeyeyaalemey
@MililoveAdeyeyaalemey Месяц назад
እዛ ማዓልቲ እዝኣ መቸም ኣይርሳዓን😢😢😢እንካዕ ብሂወት ሃለካልና❤
@truwerkgegremedhin
@truwerkgegremedhin Месяц назад
ትግራዋይ ምኻን ትዕድልቲ እዩ ዓለም ተገሪማ❤❤❤
@AzeAxum
@AzeAxum Месяц назад
ሕርቅርቅ እንኳን በለኒ ስምዕተይ ምቅፅፃር ኣብኒ😢😢😢
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 Месяц назад
ካብ ሕሊናይ ዘይጠፈእ ቆልዓ ሐቦ ዘስንቅ እንካዕ ደጊምና ረእናካ❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@tsegatsega7776
@tsegatsega7776 Месяц назад
መዓረይ እንኳዕ ብሂወት ሃለካ የቀንየልና ሙላት ሓውና ❤
@toorkhan9315
@toorkhan9315 Месяц назад
እሰኻ ዝትገብሮ ምትሕብባር ብጣዕሚ እዩ ዝድነቅ ፈጣሪ ጉልበትካ ግዜኻ ይባርከልኻ ገድሊ plus❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@mutonichance3723
@mutonichance3723 Месяц назад
እንኳዕ ከምዚ ኢልካ ንምርኣይ ኣብቓኣና::🙏#መርኣያ ፅንዓት #ትግራዋይነት ብዕትብቲ ከም ዝዉረስ ካባኻ ዕሸል ኣብታ ፀልማት ግዝየ ተገንዚብና :: ንቲ ዑዱል ናይ ሚድያ ዝረኸበ ትግራዋይ ፅቡቅ #ሕራነካ ካብ ፀምፀም በረኻታት ትግራይ ኣጋዉሕካልና ::💪💪🎙️🔊
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ❤❤❤❤
@user-yk2xs3vn4v
@user-yk2xs3vn4v Месяц назад
በሱልን ንቁሕን ወላዲ ደስ ዝብል ፖግራም አሕሊፍካልና ዕድመ ጥዕናን ንኹሉኹም
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx Месяц назад
ሓቦኛ ትግራዋይ እንዃዕ ብሂወት ተረፍካተመስገን 👏👏👏♥️♥️♥️💊💊💊👍👍💪💪💪
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u Месяц назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግናይ ትሕቲ ዕድመ ኢካ ክብሉካ ተለዉ ብጣዕሚ እዩ ዝስመዐካ ሓሪንካ ስለ ትወፅእ እና እንካዕ ካሙዚ ኢልካ እንካዕ ረአክካ ጅግናይ💥❤️❤️
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@PanaJgs-kk9cf
@PanaJgs-kk9cf Месяц назад
ካብ ሕልናይ ዘይጠፍእ ቆልዓ እግዚአብሔር ይመስገን ብሂወት ሰለ ዝተረፈ 🙏♥️ጋዜጠኛ ሓወይ እውን የቀንየልና♥️
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. Месяц назад
ሕራነ ናይዚ ሰገን ካብ ሕልናይ ኣይስወርን! እዚ ሓቦኛ ተባዕ ንኡሰይ ምስ ክቡራት ወለዱ ደጊመ ስለ'ዝርኣኹዎ ኣዳላዊ ናይዚ መደብ ክትምስገን ይግብኣካ።
@HhBb-it7xh
@HhBb-it7xh Месяц назад
አነ ገረልካ አየ ዋ ሃየ ተጋርዋይ ናይ ድኻሙ ላይክ ሼር ንግበረሉ አሕዋተይ❤❤❤
@tsegufseha1709
@tsegufseha1709 Месяц назад
ሰላም ገድሊ plus እንኳዕ ነዚ ቆልዓ ኣቅረብኩምልና❤❤❤ ብጣዕሚ ተሓጒሰ። እንኳዕ ተረፍካ በሪሁ ጅግና ሓውና።❤ ብምቅፃል ሪእካ ከይትሓልፈና ኢካ። ኣብ ወረዳ እንባስነይቲ ጣብያ ሰጉሕ እዩ ዓዳ ተጋዳሊት ጅግና ሓፍትና ፅገ ኣፍታው ትብሃል ምስ 5ተ ኣሕዋተይ ተጋዲልና ኢላ ዝተዛረበት ሓፍትና ኣቅርበልና።
@user-se3zx8fc6n
@user-se3zx8fc6n Месяц назад
ደስ ኢሉኒ አሓዋተይ ጓረቤተይ ሰለ ዝራአኩኩም❤❤❤❤
@britgraweyti
@britgraweyti Месяц назад
እቲ ዓዲ ታይ ይበሃል 🥰
@user-ml8fs3xc4y
@user-ml8fs3xc4y Месяц назад
እሰይይ ተጋሩዋይ እዙ መርሑ ልወሰደካ ቆልዓ ደስ ክብል❤❤❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 Месяц назад
ጎይታዋይ እንካዕ ድጋሜ ረኣኩካ ንዘልኣለም ካብ ኣእምሮይ ለይትጠፍእ ሰገን እንካዕ ለ ተረፍካ ማራኺ Show ለ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቀፅልሉሉ ኣብ ጎንኩም ኣለና🫶🏽♥️💛 Tegarwani ሃየ ሚድያና ነዕቢ dekney♥️
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz Месяц назад
እዋይ ካብ ሕልናይ ዘይኸድ ቆልዓ😥ተመስገን ኣምላኽ እንታይ ይሳኣኖ እንቋዕ ብሰላም ተረፍኻ ዝሓወይ❤️🙏 ንስኻ እውን ተገዲስኻ ዝኣለሽኻዮ ክብሪ ይሃብኻ ሓጎስና ወሰን የብሉን🥺💛❤️🙏
@gual70enderta17
@gual70enderta17 Месяц назад
ካብ ሕሊናይ ለይጠፍእ ተባዕ ቆልዓ ተመሊሱ ተጋዲሉ ዶ ይኾን ብህይወት ይህሉ ዶ ይብል ነይረ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ዝሓወይ ጎቢዙ መንእሰይ ኣኺሉ በይዛኹም ኩልና ተጋሩ ንሓግዞ ትምህርቱ ይማሃር ንቁሕ ቆልዓ እዩ ገድሊ plus ናይ ባንኪ ቡክ ኣውፅእሉ 😘😘😘🙏🙏🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ❤❤❤❤
@NoraYaman-ck4bm
@NoraYaman-ck4bm Месяц назад
ዙቆልዓእዚ በልቢ ዝብክይኒ🎉❤😢 ተመስገን🎉❤ እኝ❤ ሙቁር
@user-cx7kv6wy9p
@user-cx7kv6wy9p Месяц назад
ዊ ምኣረይ ተመስገን ፈጣሪ እንካእ ብሂወት ተረፍኻ ኣነስ መጀመርያ ክርእዮ ከለኹ ብጣእሚ ሓዚመ ነይረ😢😢❤❤❤🙏
@haftomdebeasy3749
@haftomdebeasy3749 Месяц назад
ካብ ሕልና ትግራዋይ ዘይ ጠፍአ ጅግና ቆልዓ ዓደይ ህዝበይ አይደፍርን ዘበለ ጅግና ቆልዓ 16 ዓመት ነይሩ ካብ ሕልናና ፍጹም አይንርሶዕን እግዚአብሔር ይመስገን ብሂወት ሰለ ዝተረፉ ❤❤❤ የቐንየልና ክብርት ይሃበልና ጋዜጠኛ ምስ ኩሎም ካሜራታት ❤❤❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
ገድሊ ፕላስ ናይ ሎሚ ብጣዕሚ ፅቡቕ ንህዝቢ ረብሓ ዘለዎ ናብራ ህዝብና ዘርኢ ሓቦን ጀግን ነትን ተጋሩ ዘርኢ ፅቡቕ ታሪኽ እዩ ❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
@@user-uy4ek2zj3s ገይረልኪ እየ
@SlamahSalim-px4yv
@SlamahSalim-px4yv Месяц назад
ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊ እንካዕ ብህወት ተረፈ ተመስገን❤😢
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Месяц назад
ተመስገን እንካዕ ብሂወት ሃለካ🥰 ጋዜጠኛ ምስ መሳርሕትኩም ክብሪ ይሃብኩም 🥰
@Hanin-eq7kl
@Hanin-eq7kl Месяц назад
ቃደማኻ ምዓረይ እኳዕ ብሰላም ሃለኻልና❤❤❤
@user-yr5os1us9b
@user-yr5os1us9b Месяц назад
ውይ ኑኡሰይ እንኳዕ ናብዚ አብቀዐካ ብንትካ ንግግር አብዚ ኩፍእ ግዜ ዘይ ነብዐ ትግራዋይ አይ ነበረን እቲ መራሒ ቅልዓ ደስ ክብለካ ትሕትንኡ ነዊሕ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ❤❤❤❤
@user-nn2fd4bf4v
@user-nn2fd4bf4v Месяц назад
ብጣዕሚ ዝበኾኽላ ማዓልት እህ ግዜ 😢
@milihabesawit8861
@milihabesawit8861 Месяц назад
ሎሚ ኩሉ ሓሊፉ ከምዚ ኢሉ ብዓይነይ ምስ ረአክዎ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ብሩከይ ተመስገን ትምህርቱ ክቅፅል ተስፋ ይገብር🙏💙💙💚
@user-jq1iq5wt7h
@user-jq1iq5wt7h Месяц назад
ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ብሂወት እንኳዕ ተረፍካ ኩሉ ግዜ ዘይትሃስስ ካብዛ ዓይነይ ቻው ኢልዎ ክከይድ ከሎ እንኳዕ እስከ ካብዞም ሩኩሳት ፍጥረት ኣትረፍልና ዝሓወይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
@user-yw7cg1ch7b
@user-yw7cg1ch7b Месяц назад
ባሓቂ ደስ ክብል አምላክ ነዉሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ብሩህ አእምሮ ዘለዎ መንእሰይ እንኳን ብህወት ተረፍካ ንስካቱም እለ ተገዲስኩም እዛኩላ መንነዲ ተጓዕዝኩም ዳሃዩ ምሕታትኩም ብጣዕሚ ፁቡቅ🙏🙏🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@ghhhtrrr-ep5jz
@ghhhtrrr-ep5jz Месяц назад
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ተመስገን እንካዕ ብሂወት ተረፈ ማኣረይ🥺💜
@ZaraZara-ff3mt
@ZaraZara-ff3mt Месяц назад
ኣሰይ ጎይታዋይ እንኳዕ ብሂወት ሃለኻልና ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ስድራ ❤❤❤❤
@Lily-zo6jd
@Lily-zo6jd 19 дней назад
ኩሉ ግዜ ዝዝክሮ ቆልዓ❤❤😢የቀኒየልና ጋዜጠኛ ❤❤ደሞ ዝዓዲቦታታት የናፍቀካ😢😢እህ ክንደይ ህዝቢ ድዩ ጠፊኡና😭
@user-se3zx8fc6n
@user-se3zx8fc6n Месяц назад
ዋይ ገዛይ ናፈቀይ🎉🎉🎉🎉🎉😢😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 25 дней назад
I am very emotional watching this video. I thank Tgadaly Habtom for recording such historical event. May the Lord God bless my sweet Tigrai people.
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 Месяц назад
ኣብፍቲ ፀልማት ግዝየ ብናይ በሪሁ ቃለ መሕተት ስምዒተይ ምቁፅፃረይ ዓቢኒ ነሩ ብሂወት ስለዘለኻ ምስ ስድራኻ ደስ ኢሉኒ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Месяц назад
ሰላም ደቂ ዓደይ እንዃዕ በሰላም ተራከብኹም በሪሁ ሓወይ መርኣያ ፅንዓትን ሓቦን ትግራዋይ ኢካ ምስዚ ጀግና አቦ ዝቀረፆ አለራክብዎ ኢኹም።
@edon7537
@edon7537 Месяц назад
ጀግና ሐዋና እንኮዓ ብሰላም ሃልካልናጋዙጠኛ ካዓ የቀንየልና
@GgGg-yz2gm
@GgGg-yz2gm Месяц назад
ፈፂሙ ካብ ሕልናና ኣይክወልን ማዓረይ ዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብንእሽተይካ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e Месяц назад
ጎይታዋይ እንኳዕ ብሂወት ተሪፍካስ ንምርኣይ ኣብቅዐና❤❤❤❤
@user-bu3fp8ho3c
@user-bu3fp8ho3c Месяц назад
ተባዕ ቆልዓ እዩ ብእነት ኩሉ ግዜ ኣበይ ከን ይህሊ ንብል ነርና ምስ ማሓዝተይ ከነ ሕጅግን ሓጎሰይ ደረት ኣለቦ እዩ ተጋሩ ሕበሩ ስመሩ🎉🎉
@sndug3394
@sndug3394 Месяц назад
ብጣዓሚ የቀኒየለና ክቡር ሓዉ ንዚዳሃይ ሙቁር መንእስይ ምስሉ ዘረአካና🙏🙏
@user-he3gh3ln3m
@user-he3gh3ln3m Месяц назад
ትዝኩሩ እንትኮንኩም ሓንቲ ሓፍትና አብ አመርካ ትቅምጥ አድራሹኡ አልሽልይ ክሕግዞ እየ ትምህርቱ እስካብ ዝጭርስ እላ ንራ ንሱ ዝይጠይቅካዮ
@netsanetalem2975
@netsanetalem2975 Месяц назад
እሞ ቁፅሪ ሰልኪ ኣቅሚጡ እንዮ ሓላለይ ብእኡ ትረክቦ❤❤❤
@SamuelGebremariam-ce1mi
@SamuelGebremariam-ce1mi Месяц назад
Respect bro ❤ ምክንያት መውፀእየይ እዮ ነይሩ 🙏
@user-nd9ws5nv5i
@user-nd9ws5nv5i Месяц назад
ብጣዕሚ ዝበኻኽላ ማዓልቲ እንካዕ ብሂወተ ተረፍካ ዝሓወይ❤
@user-mo9bp7qr3j
@user-mo9bp7qr3j Месяц назад
1 ባዕለይሰብሰክራይብ ለይክተሖቦበሩና ተጋርዋይ ደቅዞ ሖለል መረት 🙏🤗🤗
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ንዳማመር ማዓረይ❤❤❤❤❤
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey Месяц назад
ጅግና ህዝብና ገና ካብ ማህጸን ኣዲኡ ከይወጸ እዩ ዝጅግን። ገድሊ ፕላስ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኩም❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ❤❤❤❤
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l Месяц назад
ውይ እዚ ቆልዓ ንብዓተይ ዝወደኦ😢ብፍላይ ቻው ኢልዎ ክከይድ ከሎ😢 ደስስ ኢሉኒ ስለ ዝረኣኽዎ ብጣዕሚ ተቀይሩ ጎቢዙ ዕድመ ይሃብካ❤❤❤❤❤
@felegbelay888
@felegbelay888 Месяц назад
ዓብዪ ይግበርካ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ፣ ንህዝቢኻ ክተድሕን ከምዝወፈርካ ኢኻ ትቚጸር ኣጆኻ ወደይ መዓረይ፣ ንዘለኣለም ካብ ዓይኒ ህዝቢ ትግራይ ኣይትፍለየናን።
@user-gj2jd8zl8n
@user-gj2jd8zl8n Месяц назад
የስታዉስ እቲ ቪድዮ ምስ ረአኹ ዝሕንዝሕ በክየ እቲ ምንታይ ህፃዉንቲ ትግራይ ዶ እዙይ ኮይኑ ዕድሎም ኢለ።ስለ ዝረአኩዋ ደስ ኢሉኒ።
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 24 дня назад
ዋይ ተመስገን እንኳዕ ብሂወት ሃለወ እዝ ቆልዓ ኩሉ ትግራዋይ ዝፈልጣ ዘድንቆ ጅግና ትግራዋይ
@user-sb2hx1se7h
@user-sb2hx1se7h Месяц назад
ውይ ተመስገን እንካዕ ብስላም ሃለወ መዓረይ ብንኡሽተዩ ለባም❤😊
@Letish190
@Letish190 Месяц назад
I always think about him. I remember it 3 yrs ago… he was one of the examples of Tigrayans ready to fight the evil .it brought me a tears in my eyes. He was ready to die for our people. ኽብረት ያሃበለይዝወደይ.
@user-wk6dh1ik2o
@user-wk6dh1ik2o Месяц назад
ቡሉፅ ትግራዋይ❤ጎቢዙ💙😊
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 Месяц назад
ጅግና ዕድመን ጥዕና ይሃብካ።ቃላት የብለይን።❤🧡👍👍👍👍👍
@fwwrffsrr9709
@fwwrffsrr9709 Месяц назад
ኩቡር ወላዲና ወላዲትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩምፈጣሪ 🎉🎉🎉
@hgf6568
@hgf6568 Месяц назад
ጎይታዋይ እንኳዕ ምስ ስድራካ ብሰላም አራከበካ በሩሁዋይ ለባም ❤️👏
@user-gf4kg9tt2t
@user-gf4kg9tt2t Месяц назад
ማሓዛ ወዲ ሓፍተይ በርሁ❤
@selamtigray3173
@selamtigray3173 Месяц назад
ዙቆልዓዚ ካብ ሕልና ትግራዋይ ዘይወፅእ ጅግና ቆልዓ እንኻዕ ብሂወት ተረፍካ ማዓረይ
@Maykomola
@Maykomola Месяц назад
ናይ ገባር ደምባርደይ 23:47😂😂ገጠር ጥዑማት ማሕበረ ሰብ ህዝብና ፈጣሪ ትጡዑም ዘመንካ ይምለሰልካ በሪሁ ጀግና ደርጋ ዝተጋደልካ
@burhankhan2542
@burhankhan2542 Месяц назад
ብጣዕሚ እዩ ዓብይ ደስታ ተሰሚዕና ብሂወት ስለ ዝርአናካ ድሕሪ ከንደይ ግዜ የቐንየልና ♥️🙏♥️
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 Месяц назад
ብጣዕሚ ጅግና ጵብቕ አለና ድማ ኢሉ አመስጊኑ ጵቡቕ ይሃብካ።ተሌፎን እንተለዎ እንተዝረኽቦ ደስ ምበለኒ።❤❤❤
@aadd8069
@aadd8069 Месяц назад
ኩሉግዜ ይዝክሮ ነይረ እንካዕ ብሂወት ሃለካ❤❤❤❤❤
@user-bp3br6ou3k
@user-bp3br6ou3k 20 дней назад
እንኳዕ ብህይወት ሃለካልና ጀግና ዕሸል ፈረ ትግራይ👑💊💗♥️
@chbcdbgd997
@chbcdbgd997 Месяц назад
ተመስገን እንካዕ ብሰላም ሃለካ ዝሓወይ መዓረይ 🥰🙏
@user-pg9hg2kh5d
@user-pg9hg2kh5d Месяц назад
ንዘቆላዓ እዘይ ኣናረእኩ ብክይ ይወዕል ነይረ እፍፍ😢እንካዕ ሃለካ ዛሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@user-uw2dq6zn7q
@user-uw2dq6zn7q Месяц назад
ካብ ሕልናና ዘይጠፈአ ቆልዓ እንኳዕ ብህይወት ሃለየ ❤ ሙሌ ዓብዪ ሰብ❤
@ngatngat2286
@ngatngat2286 Месяц назад
እንኻዕ ብሂወት ሃለካ ዝሓወይ❤❤❤ እና ሸዊት ትብሃል ዝነበረት ብክራር ትጫወት እባ ኣልሸልና ሓወይ ዓዳ ውቅሮ 2 ኣውልዓሎ እዩ
@user-hn8em4ur5c
@user-hn8em4ur5c Месяц назад
በሪሁ እንኳዕ ቢሂወት ተረፍካ መርአያ ፅንዓት አንበሳ ትግራይ
@fortune8949
@fortune8949 Месяц назад
እግዚአብሄር ይባካ ::ንፉአት: ኩልሻ ፅቡቅ ስራህ❤❤❤❤❤
@user-kl4sn3fi6i
@user-kl4sn3fi6i Месяц назад
ውድ ዓደይ ፀንቀመ ተምቤን ዓደይ ሪአ ብዚ ኣጋጣም ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-pm2ul5pg1r
@user-pm2ul5pg1r Месяц назад
ተመስገን እንቋዕ ንካልኣይ ግዜ ረአናካ እንቋዕ ብሰላም ሃለካልና❤
@hiwi2141
@hiwi2141 Месяц назад
ተመስገን ጅቡዐይ ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ሃለኻ ዋላ ሕጂ እየ ዝበኪ ዘለኹ ኩሉ ጊዜ ይዝክሮ ነይረ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ኩሎም ቤተሰብካ🙏😍😍
@bolommahta1561
@bolommahta1561 Месяц назад
ዓደይ የሕዋተይ ዝዓበኹም ዝነኣስኩም ጀጋኑ 👨‍❤️‍👨🙋‍♂️
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv Месяц назад
የቀንየልና ሃፍቶም ገ/እግዝኣብሔር
@Gubsa
@Gubsa Месяц назад
Ab ገጠር ገድካ መግብ ኣየድለካን እዩ ሕጉስ ኢኻ ቱብል 💙
@gguyfg-oc8uo
@gguyfg-oc8uo Месяц назад
ኡፉፉ ተመስገን ፈጣር እንኳዕ ገፅኻ ኣረአየና ዛሓወይ❤❤❤❤😢❤❤
@Gg-qv9ix
@Gg-qv9ix Месяц назад
ዓድካ የዘክረካ እቱ ቦታ❤
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m Месяц назад
ብጣዕምይ
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i Месяц назад
ማርያምን 😢😢
@meselehailegebrial1467
@meselehailegebrial1467 Месяц назад
I appreciate for your interview.please countinue this type of work.
@tslalegebretsadk2956
@tslalegebretsadk2956 Месяц назад
ተመስገን ማዓረይ እንኳዕ ብሂወት ሃለካልና ❤❤🎉🎉
@user-fg9mm2ov6d
@user-fg9mm2ov6d Месяц назад
ሸኮርይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ ዝሓወይ 🙏
Далее