Тёмный

🛑 5 ብሬን ተወቒዑ ሞት ፈንፂሑ ዝወፀ ተጋዳላይ ግርማይ 

ገድሊ Plus
Подписаться 50 тыс.
Просмотров 65 тыс.
50% 1

ንተጋዳላይ ግርማይ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0992420918 ትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልቲ ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም
" ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን አድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
© Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plus
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
/ @gedli_plus
For More Videos / @lela_time
#TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna

Развлечения

Опубликовано:

 

10 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 336   
@bitigaltigray
@bitigaltigray 11 месяцев назад
ወዲሓፍቲ ማዓረይ ጅግና እግዚአብሔር ይመሰገን እንኮዕ አምላክ አትረፍካ ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑ ❤❤❤
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 11 месяцев назад
ጅግና ጅግና ተጋዳላይ TDF ወገን ህዝቡ ዝሓወይ
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 11 месяцев назад
ጀግና ወዲቶም ጀጋኑ ሳላኩም ረእስና አቅኒዕና ክብረን ሞጎስን ይግቦኦኩም❤❤
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 11 месяцев назад
እግዚአብሔር ይመስገን እንዃዕ አምላኽ አትረፈካ ዝሓወይ ጅግና ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑ❤❤🎉
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 11 месяцев назад
ጀግና ሃውና እደመን ጥዕናን ይሃብኩም አብ ጉንኩምም አሉ ደይስቦራ ❤💛❤💛❤💛
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f 11 месяцев назад
ክብርን ምስጋናን ናዓኹም ይኹን ንኩልኩም ካብ ዓብዪ ክስካብ ንእሽተን ጀጋኑ ተጋደልትና ሳላኩም እዩ እዚ ረኪብናዮ ዘለና ሰላም እሞ የቀንየልና🙏😍💚
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 11 месяцев назад
ጅግና tdf ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብርሃን ህዝብና ኢኩም።❤❤
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l 11 месяцев назад
እወ ተመስገን ፈጣሪ ኣባኹም ሓዲሩ ናብዚ ዘብቀዕና ተመስገን ፈጣሪ ብትሕቲ ፈጣሪ ክብርን ምስጋናን ናዓኹም ጀጋኑና ጀግና TDF 👌👌👌♥️♥️♥️♥️♥️
@Tegaruforum
@Tegaruforum 11 месяцев назад
ኽብርን ምስጋናን ንኣኹም ጀጋኑ ሐገረ ትግራይ 💛❤️💊የቕንየልና ጀጋኑና 🙏🙏🙏🙏
@selamtigray625
@selamtigray625 11 месяцев назад
ጀጋኑና ንሳቶም ብዙሓት ንሳካትኩም ብቁፅሪ ውሕዳት ግና መድሀኒዓለም ምሰ ወላዲቱ ድንግል ማርያም ሒዝኩም ብጅግንነት አሸኒፍኩም ብፀሎት ሕዝቢ ትግራይ ክብርን መጎሰን ንጀጋኑና ትግራይ ሲዒራ ብጀጋኑ ደቃ We love you TDF ❤❤❤🟨🟥⭐️🟥
@hgdc6597
@hgdc6597 11 месяцев назад
ወዲ ዕዳጋ ሓሙሰይ ወዲ ዓደይ ማዓረይ ጅግና❤🎉ክብሪን ሞጎስን ናዓካ ኩቡር ሓውና💪🔥
@meronmeron-ob7pq
@meronmeron-ob7pq 11 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ጀጋኑዋኒ❤🎉
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 11 месяцев назад
ጀጋኑና መግለጽ ኣልቦ እኹም❤💛 ፍትሕ ህይወቶም ንዝኸፈሉ ጀጋኑ TDF😢
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l 11 месяцев назад
ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ ከምኡ ውን ንኹሎም ጀጋኑ ተጋሩ ክብሪ ይግበኣኩም🙏❤😘😘😘😘😘👍👍
@user-oe5ym4jr3m
@user-oe5ym4jr3m 11 месяцев назад
አሰይ ወዲ ማሚተይ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደፈጣ ክብረተይ❤❤❤
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b 11 месяцев назад
ጸላኢካ ቁርፅ ይበል ጅግና ሓወይ ጅግና ኢካ ብሓቂ😢
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 11 месяцев назад
እንኳዕ እሰኪ ብሰላም ተመለስካ ዝሓወይ💜 ጀግና TDfይ❤️💛✅
@asantiisaliya9996
@asantiisaliya9996 11 месяцев назад
ኤህ ጸላእካ ቁርፅ ይበል ጅግና ሓወይ❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 11 месяцев назад
ጀግና ጀግና ጀግና ኣነስ ተጋዳላይ ክርኢ ከለኩስ ማራ ኩርዓት ይስመዐኒ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤መግለፂይ የብለይን❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 месяцев назад
ሰብ,ክራይብ ግበርለይ እስቲ ክብረተይ
@15199
@15199 11 месяцев назад
እት ፊሺኺታኻ ልዒል ዓዋት እዩ ሐበነይ 💞💞💞💞💞💞💕💕💕💕አጆኺ ዓደይ 💞💞💞💞
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 11 месяцев назад
ጅግና ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤
@salojj2828
@salojj2828 11 месяцев назад
ጀጋኑና እንኳዕ ናትና ኮንኩም ክብርን መጎስን ንዓኹም ይኹን ደቂ ህዝቢ ትግራይ🙏❤❤❤❤❤❤
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f 11 месяцев назад
ብሓቂ ሽምዓ ህዝቢ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 месяцев назад
@ሰላም ሰላም ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሰሉ ሓፍተይ
@user-xh4dl7wf3h
@user-xh4dl7wf3h 11 месяцев назад
ሓመድ ትብልዓሊ ኣሕዋተይ እንኳዕ እስኪ ብሰላም ተመለስካ ዝሓወይ ምሳላኩም እግሪ ተኪልና ❤❤❤🎉
@user-rx5bi8qp5x
@user-rx5bi8qp5x 7 месяцев назад
ክብርን ሞጎሰን ንኣኩም Tdfy ❤ ኣንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና👏❤
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x 11 месяцев назад
እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ጅግና የ ጀጋኑና ሳላኩም ኢናአብዙይ ዘለና ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን❤❤❤❤❤❤❤ 😢😢😢😢
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 11 месяцев назад
_ጀጋኑና ናዓኹም ዝኸውን ቃለ የብለይን ዕድሜን ጥዕናን ያሃብኩም_
@fuch9239
@fuch9239 11 месяцев назад
እግዚአብሔር አምላክ እንኳዕ ናብዚ አብቀዐካ ጃግና ሓውና ግርማይ
@Hareg675
@Hareg675 11 месяцев назад
ጀጋኑናና ከብርን ሞጎስንን ንዓኹም🎉🎉🎉🎉
@freweynigslassie2039
@freweynigslassie2039 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ውይ እንኤኻ ሀቦይ ሞራልይ ጅግና ወጂ ጅግና አፍቲ ገፅኻ ልንበብ ህልኽይ ሞራሊይ ፉሉይኡ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏🙏🙏❤❤❤
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 11 месяцев назад
ጎይታዋይ ክበረልና ዝሓወይ ምእንታና እዩ ኢድካ ስኢንካሞ more respect. Tdf♥♥♥♥♥♥
@user-lb7je2kq5s
@user-lb7je2kq5s 11 месяцев назад
ይቅርታ ከሉኩም ኣሕዋት ኣስተውዕሉ ኣበይ ተወሊድካ ኣይኮነን ኢሉዎ ዕዳጋ ረቡዕ ዘይትብ ትብለኩም ዕዳጋ ሓሙስ ሰለ ዝነበረ ካበይ ተፀምቢርካ ኢልዎ ካብ ዕዳጋ ሓሙስ ኢሉ መሊሱ❤❤❤❤❤❤❤ንሓንቲ ትግራይ እዩ ኣካሉ ጎዲሉ እምበር ንሓንቲ ወረዳ ኣይኮነን ክዓ 😢💔 እንካዕ ብሂወት ተረፍካለይ ወድነይ ፍሽክታካ እምበር ቃንዛካ😭💔ንዓይ ይኩን
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 месяцев назад
ብሓቂ ምእንታ ህዝቡን ዓዱን😢
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 11 месяцев назад
ኣነስ ጨቅ አልንይ ዝወድይ እዳጋ ረብእ አየዋ ንገርንይ
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 11 месяцев назад
ጀግና ወዲ ህዝቢ ዕመን ጥዕናን ይሃብኹም መግለፂ የብልነና❤❤❤❤
@user-sv3qk7ky4g
@user-sv3qk7ky4g 11 месяцев назад
ኦ ❤ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም🥰🫶ንህንፀታ ኣለና ዓቅምና ዝፈቀዶ ክንገብር ኢና 🙏
@freykahsay8738
@freykahsay8738 11 месяцев назад
ጅግና ጅግና ተጋዳላይ ወገን ህዝቡ ❤❤❤❤
@fgggdftt1221
@fgggdftt1221 11 месяцев назад
ጀግና ሓወይ ዕድሜን ይሃብካ ገን ሐደ ነገር ከንግረከ ዓደካ ዕዳገ ረብዓ እየ ወረዳ ሰ/ፃእንባ እየ ጣበያ ራዓየለ እየ ዝበሃለ ምሰ ይቅርታ ❤
@fsedfsd-ch9fk
@fsedfsd-ch9fk 11 месяцев назад
አብኡ ይነብር ነይሩ ይከውን
@user-lb7je2kq5s
@user-lb7je2kq5s 11 месяцев назад
ዓዱ ጠፊኡዎ ዘይኾነስ ኣስተውዕል ወይ ኣስተውዕሊ ኣበይ ተወሊድካ ዘይኮነ ኢሉዎስ ካበይ ተፀምቢርካ እዩ ኢሉዎ ናቱ መልሲ ክዓ ዕዳጋ ሓሙስ ሰለ ዝነበረ ክዕዳጋ ሓሙስ ተፀምቢረ ይብሎ ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወድነይ ምዓረይ❤❤
@user-nh3ky2tt8b
@user-nh3ky2tt8b 11 месяцев назад
ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ስለ ዝነበረ ይከውን
@fgggdftt1221
@fgggdftt1221 11 месяцев назад
@@user-lb7je2kq5s ማኪ ሓፍተይ ❤❤❤
@fgggdftt1221
@fgggdftt1221 11 месяцев назад
@@user-lb7je2kq5s አሜንንንን ሚኪ ሓፍተይናተይ
@SaraSara-xr8um
@SaraSara-xr8um 11 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና💪
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 11 месяцев назад
አስይ ጀግና ተጋዳላይ ባሓቂ ባአኩም ብጣዓሚ አና ሕጉሳትትትትት ❤❤❤❤❤
@liyadan4603
@liyadan4603 11 месяцев назад
ኣጆኹም ኣብ ትግራይ ቅድመኹምን ልዕለኹምን ኣገልግሎት ዝወሃቦ ኣይክህሉን ድሕረ ሐዚ::
@frutenafrtuna3745
@frutenafrtuna3745 11 месяцев назад
tdf ይ ዋሕስ ትግራይ ፈደይቲ ሕነ መላምለይ ሰላምኩሙ ይብዛሕ 🙏🙏🙏💛❤💛
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 11 месяцев назад
Our TDF hero Girmay Berhe - thank you for defending Tigray and its people. Amazing heroism!!! Jegna Jegna tigraway!!!
@ngsitweldebrhan7845
@ngsitweldebrhan7845 7 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም ተመለሰካ ዝሓወይ ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰዋአትና
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 11 месяцев назад
ነዚ ጅግና ሓውና ዓቕምና ንሓግዞ ❤🎉❤
@tsigehailu1622
@tsigehailu1622 11 месяцев назад
ጅግና ኣምላኽ ዕድመ ይሐብካ ሐውና
@tesfayawoalom2987
@tesfayawoalom2987 11 месяцев назад
ቃለመጠየቕ ትገብሩ ከለዉስ ማይ እይህብዎምን ድዮም
@galwukro
@galwukro 11 месяцев назад
ጀግናና ክብርን መጎስን ንዓኻ ጎይታዋይ🥰❤️⭐️
@askb4483
@askb4483 11 месяцев назад
ክብር ሞጎስን ንሰማኣታትና 🎉🎉🎉❤❤❤
@sarinmelles612
@sarinmelles612 11 месяцев назад
Much Love and respect to TDF ❤💛❤💛💞😘❤
@medhinmedi6479
@medhinmedi6479 11 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ናአኩም TDF❤❤❤
@dfdf851
@dfdf851 11 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ክብርን ንዓኩም ጀጋኑና❤❤
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 11 месяцев назад
Enqwa Natena kunka jegena Hawena 💪❤️💛💪💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕we wishing you long live my dear brother 🙏❤️❤️❤️
@user-lj7ec7dd9k
@user-lj7ec7dd9k 11 месяцев назад
ክብር ሞጎሰን ንሰማኣታትና❤❤❤❤
@fregoitom6568
@fregoitom6568 11 месяцев назад
Jegna wedi Tigrai 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 Kibri ni jeganu ❤❤❤❤❤❤
@AllBaad-xv2fe
@AllBaad-xv2fe 11 месяцев назад
ግርምሸይ ጅግና ሓወይ ክብርን ሞጓስን ይግበአካ።
@Girmay2023
@Girmay2023 11 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ TDF እቋዕ ፈጣሪ ኣትረፈካ❤
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 11 месяцев назад
ጀግና ወዲ ትግራይ ❤🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪🥰🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 месяцев назад
ጎይታዋይ 😢ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና😢😢
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 11 месяцев назад
Thank you for your service and we love you very much 🥰
@Alfa_tube40
@Alfa_tube40 11 месяцев назад
ተጋሩ ጀጋኑ!🙏🫶🥰🥰🥰 Much Respect 🙏 & love ❤️ 😍 💖
@user-ft3ky8qf1o
@user-ft3ky8qf1o 10 месяцев назад
ጀጋኑና ንኮርዐልኩም ንሕበነልኩም ክብርን ሞጎስን ንTDF ተጋደልትና🙏❤❤❤
@chthff1008
@chthff1008 11 месяцев назад
ሓውይ ናተይ እንቋዕ ተረፍካ ተመስገን እናበልካ ንበር
@TDF-kh7iw
@TDF-kh7iw 11 месяцев назад
ጀጋኑና ደቅ ትግራይ ❤💛😢
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 11 месяцев назад
Our TDF heroes deserve to be cared for and looked after. No more sufferings.
@mashogher
@mashogher 11 месяцев назад
ተጋዴላይ ግርማይ ዋልታ ህዝቢ ትግራይ ሂወተይ ህፃናት ትግራይ ኣሕዋይ ከተንፍሱሉ እዮም ኢደይ ህፃናት ኣሕዋተይ ክሰርሑሉ እዮም እግረይ ህፃናት ኣሕዋተይ ክጎይሉ እዮም ዓይነይ ብርሃን ኣካለይ ህፃናት ትግራይ ኣሕዋተይ ክሪኡሉ እዮም ኢሎም ካብ ዝሓረኑ ደጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ትግራይ ሓደ ኢኻሞ ዘለኣለማዊ ክብሪ ንዓኻን ንጀጋኑ ብፆትካን ህዝቢ ትግራይን ደጋፊ ህዝቢ ትግራይን ዓለም ዘደነቀ ጀግንነትኩም ኩሩዕ እዩ እዃዕ ናትና ኮንኩም !!!! !!!! !!!! !!!!
@esayasdandesaiga958
@esayasdandesaiga958 11 месяцев назад
ንጀጋኑና መግለጺ የይብልናን ❤❤❤
@rahewmiks4143
@rahewmiks4143 8 месяцев назад
በዛኻ ዳኣነ ወደነይ ጀግና እንኻዕ ተረፈኻልና❤❤❤❤🙏🙏🙏
@GHh-jd5sj
@GHh-jd5sj 11 месяцев назад
ክብርን ሞጎስ ንጀጋኑና
@sdtt8603
@sdtt8603 11 месяцев назад
ጅግና TDF hawna💊💊❤❤💛💛
@sadsashacg6910
@sadsashacg6910 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-cu9by6cy3x
@user-cu9by6cy3x 7 месяцев назад
ዝሓወይ ጅግና ዝኹሉ ሓቦን ሕራነን ፍሽኽታን ካባኻ ዘይፍለ ብጣዕሚ ኮሪዐልካ ምሉእ ዕድመ ምስ ጢዒና ይሃብካ ፈጣሪ ዋሕስ ህዝቡ❤😘
@sabethiopian4657
@sabethiopian4657 11 месяцев назад
አሰይ ጀግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ እንዃዕ ብሂወት ሀለካ ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና🙏🏾
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 7 месяцев назад
ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ❤❤❤🎉
@raheldeata8542
@raheldeata8542 11 месяцев назад
ጅግና እድመን ጢእና ይሐብካ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 месяцев назад
ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ጋል ሪመይ መዓረይ
@meareythegay1548
@meareythegay1548 11 месяцев назад
ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓወይ ማዓረይ ❤❤❤
@ffggggg9238
@ffggggg9238 9 месяцев назад
በዛኻ ዳኣነ ጅግና ሓወይ እንኳዕ ተረፈኻልና ❤❤❤
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 11 месяцев назад
ጀጋኑና መርኣያ ፅንዓት መግለጺ ኣንደበት ዘየብልኩም ኣናብስ ኢኹም
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x 11 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢😢❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 месяцев назад
ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ክብረተይ😢
@FwwrFwwd-ug9zf
@FwwrFwwd-ug9zf 11 месяцев назад
ጅግና ወዲ ህዝቢ ❤️💛❤️💛
@destakahsaye7009
@destakahsaye7009 11 месяцев назад
ጀጋኑና ኩራዓት ትግራይ ካዋኹም ምፍጠረይ እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም ብዓወት ትመለስኻ ወዲ ትግራይ ደመይ🥰🥰🥰
@Sara-wd7gb
@Sara-wd7gb 11 месяцев назад
ጀግና ወዲትግራይ ዋሕሰይ ክብሪ ንዓኩም 🙏🙏🙏🙏
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 11 месяцев назад
ክብሪ ልኣኩም ጀጋኑና ኣብ ትሕቲይ እግዚአብሔር ዋሕሲ ህዚቢይ ኢኩም ሂወት ሲእንኩም ሂወት እትህቡ ኢኩም ጀጋኑና❤❤❤❤
@WagayeWondim
@WagayeWondim 10 месяцев назад
✍️✍️✍️✍️💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭😭
@AllBaad-xv2fe
@AllBaad-xv2fe 11 месяцев назад
አጆኻ ወዲ ሓቶቦይ 💖💖💖🇻🇳🇻🇳🇻🇳🏖🏖🏖
@edtesf6549
@edtesf6549 11 месяцев назад
TDF TDF love you all ❤️❤️❤️❤️❤️🌷🌷🌷🌷👍👍👍👍
@user-bx6en5qj9e
@user-bx6en5qj9e 11 месяцев назад
ጅግና ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🥰🥰🥰🥰
@yhyrryyyjg7184
@yhyrryyyjg7184 11 месяцев назад
ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ጀጋኑና ኮሪዕና ኢና ባኣኩም ❤❤❤❤❤
@AS-px4ku
@AS-px4ku 11 месяцев назад
Jegna thank you for your service❤️❤️❤️
@wdasseandebrhan413
@wdasseandebrhan413 11 месяцев назад
ክክክ ኣብይ ጅግና ጽቡቅ ገሩ ኣዳቅቅኩም ኢዩ ከም ብዕራይ ዝጸረየ ኣጽርይኩም ኢዩ ብካ ከምታ ናይ ቅደምኩም ገሾ ሸጥኩምን ለምንኩምን ሰርቅኩምን በልዕኩም መሐሸኩም ኣብይ ጽቡቅ ገሩ ኣዳቅቁ ፡ኣብ ትሕቱኡ ዘብዘብ ኣብልኩም ፈከራ ማዐት ግብሪ ዘሮ
@betamdesiyilaliegzabiheryi6677
@betamdesiyilaliegzabiheryi6677 10 месяцев назад
thanks my God for safe you,we are proud of our heroes 💯💯💯
@selutgraweyti4986
@selutgraweyti4986 11 месяцев назад
ተመስገን እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ🙏
@user-td3xm9vq8d
@user-td3xm9vq8d 11 месяцев назад
ሳላኩም እዩ እዚ ሰላም ረኪብናዮ ዘለና ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና❤
@hani6817
@hani6817 11 месяцев назад
TDFይ ጀጋንና♥️💊🥰
@mohammrragnf5771
@mohammrragnf5771 11 месяцев назад
ክብርን ምጎስን ንጀጋኑና ዕድመካ የንዋሓዮ ዝሓወይ❤❤❤
@yaserabrahem5708
@yaserabrahem5708 11 месяцев назад
ጅግና ወዲ ትግራይ
@izanahaftom500
@izanahaftom500 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤ ጀጋኑና ፈጣሪ ምሳካቱም ይኩን
@user-cm8qh9cl5y
@user-cm8qh9cl5y 10 месяцев назад
ጅግና ተጋዳላይ❤❤🎉🎉❤
@masimasi8682
@masimasi8682 6 месяцев назад
ጅግና ሐውና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ
@salamgebrimaden7471
@salamgebrimaden7471 11 месяцев назад
ጂግና ተጋዳላይ ዕዲመን ጥዕና ይቡኩም
@aexum1597
@aexum1597 11 месяцев назад
Jeganu deky Jeganu TDF edmen tena yhabkum kebrn mogesn negeganu semaetatna 💪❤💛❤
@galegelaegela3123
@galegelaegela3123 11 месяцев назад
Jeganuna kberu ❤❤❤❤❤ grmushey enqa fetari ndhrit beleka
@genetkwt6461
@genetkwt6461 11 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና♥♥♥♥♥♥♥🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙌🙌🙌🙌🙌🙌🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒
@meemjjo677
@meemjjo677 11 месяцев назад
Tigray people weyaney tigray TPLF TDF all i am proud of you brother and sister God bless you and protects you all weyaney free independent tigray people soon you are survived live to tell so tigray people no only in tigray Land in Addis Ababa by Ethiopian government abbey Ahmed Ali and his godfather Eritrean all tigray because they are tigray people hunted kill prison poisoned every thing they did to finish tigray people God protect tigray people and serviaver free independent tigray people soon
Далее
I need your help..
00:28
Просмотров 4,4 млн
New Gadgets! Bycycle 4.0 🚲 #shorts
00:14
Просмотров 4,6 млн
ЭТО ВООБЩЕ НЕ БОЛЬНО !
00:15
Просмотров 352 тыс.
Только девушки так умеют😂
0:59
#movie #фильмы #кино
1:01
Просмотров 1,8 млн
ГЕНИИ МАРКЕТИНГА 😂
0:35
Просмотров 1,4 млн