Тёмный

1ይ ዙር 3ይ ሰሙን ዝገርም ንሕንሕ ዝተርኣየሉ ውድድር ተዋስኦ መኣዲ 

Meadi Media
Подписаться 32 тыс.
Просмотров 61 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

24 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 209   
@helenkalaytigraweyti3732
@helenkalaytigraweyti3732 Год назад
ነቶም ምእንታና መስዋእቲ ዝኸፈሉ ጀጋኑ ተጋደልትና ኽብሪ ይግበኦም 😢ቐፅልሉ ❤
@user-zi8sf9sx3g
@user-zi8sf9sx3g Год назад
ተጋረዋይ ብርኽ ሰንበትን ኣባሰላምን ይግበረልና ኣሜን🙏ደያኑ ግን ዘለኩም ትሕትና ቀፅልሉ❤❤❤
@lmelemgalwegrat1039
@lmelemgalwegrat1039 Год назад
ኣሰይ ፁርያት ተጋሩዋይ ሃምዝ ዝበለ ሜድረኽ ብምኽፉቱ ብጣዕም እዩ ዜሐጉስ መንእሰይ ካብ ስደትን ሜንከራን ሜእንተ ኣብ ዓዱ ክሰርሕ S0 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mreflected742
@Mreflected742 Год назад
ኣፉ ገፊሕ እዩ ዕቡድ ክኮን ዝክል ኢልዋ ገሬ ናይ ሕማም ተኣረመላ ገሬ ሰበይ❤❤❤
@user-mc2jm1bl8i
@user-mc2jm1bl8i Год назад
ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና ተጋሩዋኒ ፅሩያት❤❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk Год назад
እንካዕ ብሰላም መፅእካ መደብ ተዋሰእ ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፀልሉ❤❤❤
@alhamredae2472
@alhamredae2472 Год назад
ደያኑ ኣድንቆተይ ልዕሊ መጠን እዩ ግልፂ ይናገሩ❤❤❤
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f Год назад
ማእዲ ሚድያ እንዃዕ ዳሓን መጻኩም ሰናይ ሰንበት ከኣ love you🌹😍ተጋሩዋይ #ጆኮረይ ከኣ ብብዙሕ እየ ዘፍቅረካ💘😘❤
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Год назад
ተጋሩየይ ምሩፃት ዘርኢ💛❤💛❤😘😘😘
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s Год назад
ኣሰይይ ተጋሩዋይ ፅርያት እንኳዕ ብሰላም መፃኹም❤❤❤❤
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Год назад
ንዛጅግና ጅግናን ዋዕሮ ንሕና ጦጦው ክንብል ኣካልኪ ከፊልክልና ኣጆኪ ኣብ ትገብርዮ ኩሉ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣስልጦ ይሃብኪ
@galltigray4548
@galltigray4548 Год назад
ዳያኑ ዘለኩም ትሕትና ይበል የብል ምክርኩም ደስ፣ይብል
@zedigaldocter6126
@zedigaldocter6126 Год назад
ተጋሩዋይ ጥዕማት ላዛ በተለይ ደያኑ መግለፂ ሲኢነልኩም ትሕትናኩም ንሰብ ዘለኩም ክብሪ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅልሉ❤❤❤
@blean1214
@blean1214 Год назад
እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤
@selam801
@selam801 Год назад
ዌል ደቂ ሪመይ ዋው 1:20 በሳቅ ገደለኝ😅 የምር እዚ መደብ ጌሩ ተመችዩኒ እኒኦ ይመቸኹም በርትዑ❤
@lilitylility4864
@lilitylility4864 Год назад
እግዚኣብሔር እምላክ ስላም የውርደልና ተጋሩዋይ ❤💛❤💛🙏
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ❤💛💊
@selamdesta2489
@selamdesta2489 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ❤❤ዝተበራከ ስንበት ይግበረልኩም ❤❤
@haregtewelemedhin-zr7ne
@haregtewelemedhin-zr7ne Год назад
ዛዓደይ ተስፋ ኣለዋ ጓሂ ነይሩና ትግርኛ ዘየለ እናበልና ቀፅሉሉ ኣሕዋትት እንዳ ገሬ እሙን ናይ ብርሃን ጩራ ሪኢና ኢና እሞ ሙሉእ ብርሃን ይግበረልና
@titigaltigray
@titigaltigray Год назад
እንኳዕ ብዳሓን መፃኹም ❤️❤️
@askb4483
@askb4483 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋርዋኒ❤❤❤❤❤🎉
@selam801
@selam801 Год назад
ለሁላችሁም መልካም እድል❤ ቸሩ ሰንበት ይሁንላችሁ🥰
@samurisamuri4424
@samurisamuri4424 Год назад
ደያኑ ደስ ምባልኩም ንተሳተፍቲ እትህቡዎ ሞራል🥰🥰🥰🥰🥰
@hehhggd
@hehhggd Год назад
ብሩኽ ሰንበት ተጋሩዋይ ኣብ ትግራይ ዘይተሰርሐ ግፍዒ የለን ይሰራሕ ይተረክ ወለዶ ይመሃረሉ
@sabaadis659
@sabaadis659 11 месяцев назад
ርግበ እያ ዘይሰረሐት
@samsnggalaxya1282
@samsnggalaxya1282 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ❤❤❤
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 Год назад
ኤልሳ ዋዕሮ ክብሪ ንዓኺ ዛሓፍተይ ስለና ክትብሊ ኢኺ ኣካልኪ ጎዲልኪሞ ንክንክሕሰኪ ኣምላክ ይፍቀደልና ንኹልኹም ንኽንክሕሰኩም ኣምላክ ይፍቀደልና ጀጋኑዋይ
@omoromor-rb7ev
@omoromor-rb7ev Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋርዋኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x Год назад
ብሃንቀዉታ ዝፅበየኩም ደስ ዝብል መድረክ እዩ ቀፅሉሉ❤❤❤
@alhamredae2472
@alhamredae2472 Год назад
እንካዕ ዳሕና መፃእኹም ደቂ ሪመይ ምስጥ ኢለ ይርእሞ ስዓት ትንእስንላ ❤❤❤
@zedgaltgray6691
@zedgaltgray6691 Год назад
እንካዕ ዳሓን መፃኹም ተጋሩዋኒ ማዓረይ❤❤❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Год назад
አንካዕ ብሰላም መፃኩም ፁሩያትይይይይይ ❤❤❤
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ💓💊
@user-qp1ei2fe8e
@user-qp1ei2fe8e Год назад
እታ ጅግና ዋዕሮ ኣስርሕዋ ይግባአ እዩ
@yeshimebetbtniniu6942
@yeshimebetbtniniu6942 Год назад
እንካዓ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Год назад
ደቂ ሪመይ ሓላላት ❤️ ብሩኽ ሰንበት 😍
@user-dr9bb1by8s
@user-dr9bb1by8s Год назад
እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤😘🙏
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ❤❤❤🎉
@letishkebede5965
@letishkebede5965 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤💛💛
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 Год назад
ጆን (ኣያ ዘብረኣብሩኽ ሪእቶ የዋህ
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 Год назад
እንኮዕ ዳሓን መፃእኹም ተጋሩዋይ ቀፃሉሉ ብሳዕስዕት መልክዕ ኣቅሩብሉና ብዝኾነ ይመችኹም 🎉🎉🎉🎉🎉
@raheltechane2605
@raheltechane2605 Год назад
ናይ ኣቤል ብጣዕሚ ፁቡቐ። ሚኪ ንእሽተይ ዉፁኡ ኢሉ ነይሩ። ቐፅሉ
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 Год назад
ቁሱላትናን፣ስውኣትናን ኣይንረስዕ እህህህህ ክብሪ ንዓኹም ስውኣተይ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
ተጋሩዋ ብሩካት ፍጥረት ቀጽልሉ🙏❤️💛
@user-dw2pn8qf3i
@user-dw2pn8qf3i Год назад
እንካን ሰላም መፃኩ ኮምንቲ ብድንግላ😁
@Brurey
@Brurey Год назад
ቃጥ*ያ 😅😅
@anowerethopoa-em1xt
@anowerethopoa-em1xt 11 месяцев назад
እ😮😮
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Год назад
ብሩኽ ሰንበት ይግበረልኩም ደቂ ሪመይ።.እንኳዕ ሰላም መፃኹም.💛❤
@ashuteklezgi5564
@ashuteklezgi5564 Год назад
ደያኑ በጃኹም ቋንቋ ቋንቋ ቋንቋ ትግርኛ ተጠቀሙ።ብፍላይ ጨወታ ትብል ቃል ኣይቋንቋናን ኣሰናዳእቲ ናይዚ መደብ ንደያኑ ስሩዕ ቋንቋ ትግርኛ ንኽጥቀሙ ሓብርዎም።
@zafuzanbeyegaltigray
@zafuzanbeyegaltigray Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል ቀፅሉሉ ክቡራተይ💞💞💞💞💞💞👌
@FgFg-dg6ej
@FgFg-dg6ej Год назад
ደያኑ ቀፅለሉ ❤❤❤
@user-dq1xr6gn7k
@user-dq1xr6gn7k Год назад
እውይ ዝቆልዓ ሰሓቅ ቀቲሉኒ 🤣ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ❤🥰
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
እቶም ምእንቲ ህዝቦም ሂወቶም ዝኸፈሉ ጀጋኒና ክብሪ ይግበኦም😢❤💛👏
@FgFg-dg6ej
@FgFg-dg6ej Год назад
ኣያ ጀኮር ፍቱዉዉዉዉ ❤❤❤🎉🎉
@ghhgbjgfh3967
@ghhgbjgfh3967 Год назад
እንኳዕ ብድሓን መፃኩም ብሉፃተይ ❤❤❤❤❤
@adiamadiam7436
@adiamadiam7436 Год назад
we are proud of you; my Almighty God be with you, my beloved family❤🙏🏽
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ብሉፃት💛❤💛❤💛❤🙏
@selamburuk
@selamburuk Год назад
ደያኑና ጎቦዛት ክብሪ ንተጋደልትና ክብሪ ንኹሉ ተወዳደርቲ ይግበኦም❤
@gvbhb3798
@gvbhb3798 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ🥰🥰
@merrymerry2356
@merrymerry2356 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ግን ዳያኑ በጃኩም ጥንክር ዝበለ ሪኢቶ ሃብዎም ንኣቶም ውን መጠንከሪ እዩ ኣይትሰከፍዎም ኣብዝቅፅል ሐዚ ብደምቢ ተፈቲኖም እንተሓሊፎም ኣብ ዝቅፅል ብሉፃት ተዋሳእቲ ክኮኑ እዮም ብዝተረፈ ደስ ይብል ቀፅልሉ❤❤❤
@AsAs-xw1zw
@AsAs-xw1zw Год назад
ተጋሩዋይ ማዓረይ🥰
@Frehiwet-
@Frehiwet- Год назад
ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ንተጋዳሊት ኤልሳ ግን ብሙያ ደረጃ ብዘለኩም ናይ ተክኒክ ብቅዐት ባጃኻትኩም ሐግዙዎ ክብለኩም እፈቱ ተጋደልትና ንሐግዞም
@user-uk1yy3kl3s
@user-uk1yy3kl3s Год назад
እንክዓ ብሰላም መፃእኹሙና ❤❤
@user-qb1rc9lm3r
@user-qb1rc9lm3r Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ
@fhyytt7050
@fhyytt7050 Год назад
እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ተጋርዋይ🥰🥰🥰
@medifkr8731
@medifkr8731 Год назад
ኣሰይይይይይ ተጋሩዋኒ❤❤
@Lewhatey
@Lewhatey Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብርክ ሰንበት🎉❤
@fregoitom6568
@fregoitom6568 Год назад
Deki Tigrai eadey 🐅 🐅 berteau 🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤
@TesfayTig-1214
@TesfayTig-1214 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኹም ዓይኒ ትግራይና🥰🥰
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ህዝበይ ለዋህ ብርኽ ሰንበት ኣስካላ ክምሃር ክክክክ ድስስስ ክትብሉ_
@ngestigebremeskel2322
@ngestigebremeskel2322 Год назад
ዋው ደስ ዝብል መደብ❤
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 Год назад
good job"meadi"!!!
@user-nu7yl1gb5l
@user-nu7yl1gb5l Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፅአክም ተጋሩዋይ❤❤❤
@brhangaltigray7221
@brhangaltigray7221 Год назад
እንካዕ ሰላም መፃኩም❤❤❤ ብሩክ ሰንበት
@hiwethiwet
@hiwethiwet Год назад
ዋዉዉዉ ደያኑ ትሕትናኹም ቀፃሊ ይግበሮ 👌👍🥰🥰
@user-ou5yf5si1t
@user-ou5yf5si1t 9 месяцев назад
ተጋሩ💌💌💌💌
@zed-fw8xu
@zed-fw8xu Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም 💛💛❤️❤️
@Hdhd-jh8sk
@Hdhd-jh8sk Год назад
Merhaba enkae bselam metsakum brukatey
@roozz5503
@roozz5503 Год назад
ሓበሻ ቤራ መሲልካ ያ😂😂❤💛ቀፅልዎ ተጋሩዋኒ ፅቡቅ ስራሕ
@user-fj8rv8wj2h
@user-fj8rv8wj2h Год назад
ጋርዋይ ማዓረይ♥
@KsaKsa-xe7bm
@KsaKsa-xe7bm 11 месяцев назад
እንካዕ ብሰላም መፂክም🙏🙏🙏
@user-fz3pe5ek8q
@user-fz3pe5ek8q Год назад
እንኳን በሰላም መፀኩም❤❤❤
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 Год назад
ወዲ ገጠር ኾይኑ ዝሰርሐ ዝናይ መጀመርያ ቖልዓ ክጉብዝ
@Fiktig871
@Fiktig871 Год назад
ጎቦዛት !!
@almazweldemariam2459
@almazweldemariam2459 Год назад
Enkae bselam metaekum bhankewta eye ztebe❤❤❤❤❤❤
@Tsige-zn7re
@Tsige-zn7re Год назад
Welcome deqi adey❤❤❤❤
@user-qi2vk7wd3q
@user-qi2vk7wd3q Год назад
እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ቀፅልሉ❤❤❤❤😍😍😘😘💊💊💖💘
@samiramuhammed3251
@samiramuhammed3251 Год назад
ሰላም ሰላም❤❤❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ኣኣያ ዘብርኣብርክ ለዋህ❤ሩህርህ ትሕተኛ ብሓቂ
@elfugebremariam5803
@elfugebremariam5803 Год назад
አየኺም ዞም ደቀይ በርትዑ
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq Год назад
_ዌልካም ምቁራተይ ኣጀክም በርቱዑ ተጋሩዋይ ሓላላት🥰🥰🥰_
@maremare1976
@maremare1976 Год назад
ዋው ደስ ብሃሊ ❤️❤️❤️❤️
@lemlemwoldegerima3598
@lemlemwoldegerima3598 Год назад
Well come ❤
@hayath692
@hayath692 11 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤❤❤
@raheltechane2605
@raheltechane2605 Год назад
እንደያዉም ናይ አቪል ካራክተር ፁቡቀ መከንያቱም ደቂ ከተሞ ቡዙሕ ዘረባ ኣይደሉዩን።
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ኣነ ኤልሳ ዋዕሮ 1 ሜቲይ ኣዉፅእዋ
@senyetreaesom9265
@senyetreaesom9265 Год назад
👌💊😘😘😘❤️
@zainazaina2750
@zainazaina2750 Год назад
እንኳዕ ሰላም መፃኩም በርቱዑልና፫ብጣ፡ዕሚ ደስ ይብል
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 Год назад
አያ ጆኩር ብሉጽ ሓሳብ አያ ዘብረአብሩክ ጥንክር ዝበለ ሓሳብ ሃቡ።
@kibromwelay3360
@kibromwelay3360 Год назад
Des behaly
@Salam-pp2rw
@Salam-pp2rw Год назад
አንኳአ ብሰላምጸኩም
Далее
НЕ ПОКУПАЙТЕ ЭТО!
00:29
Просмотров 29 тыс.
Все мы немного НИКА!
0:17
Просмотров 1,9 млн
Идеальный день ребёнка😂
0:11
Просмотров 2,5 млн
когда повзрослела // EVA mash
0:40
Просмотров 2,4 млн