Тёмный

10 ሽሕ ዕዱም ጋሻ ዘስተኣናገደ ዳስ ርሑስ ጋማ ንተመርዐውቲ ኣይተ ክብሮ ደስታ ምስ ወ/ሪት መርዓት Bste Tigirgna Music live 2024 

Haneytay Media ሓነይታይ ሚድያ
Подписаться 10 тыс.
Просмотров 114 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

17 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 31   
@mohammedumer4449
@mohammedumer4449 3 месяца назад
ርሑስ ጋማ ይኩነልኩም ግን ከኣ ካብ ረአዩለይ ረአዩለይ ነቶም አሻሓት ተመዛበልቲ ፀዊዕኹም እንተትእንግዱ ሽምኩም ከመይ ምመዘነ ፣
@tsigemariummekbeb4930
@tsigemariummekbeb4930 3 месяца назад
I agree.
@Albaadallbadr
@Albaadallbadr 2 месяца назад
2.5 ሞሊየን ንስኪ ድኪ/ካ ካፊልክምዎ
@Sjavfwjcws
@Sjavfwjcws Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KasayeGgorgis
@KasayeGgorgis 21 день назад
ኣታ ሓደ ለባም ሰብ ዶ ኣይብሎምን ዝመክር ዋላስ ኩሎም ደናቑር
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 3 месяца назад
No Comment!😮
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 2 месяца назад
Seb mealti ekum ...slezi Rhus gama ygberelkum!!
@gualbarka626
@gualbarka626 2 месяца назад
ርሑስ ይግበሮ
@kubromghebremedhin6746
@kubromghebremedhin6746 2 месяца назад
Mesakin
@iskatl1098
@iskatl1098 2 месяца назад
መስደም ሓቂዶ ትብሉዎ ኣይኣመንኩን
@GuwaTube
@GuwaTube 3 месяца назад
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺🌻🌻🌻
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 2 месяца назад
10 ሽሕ ፕሮፌሰራት ዘይብልካ፡ 10 ሽሕ ህዝቢ ዓዲምካ ክትስዕስዕ ትውዕል፡ ናይ ሓበሻ ነገር ዝገርም እዩ።
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 2 месяца назад
ደቂ ጀጋኑ
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 2 месяца назад
Denkurena tigaro mewdeta yebelon hezbi ab temeyet kelo aymhrelkmon hefero abey weray gero zetshelma yelen jahera tezey koyno
@brightfeature89
@brightfeature89 2 месяца назад
እዚ አብ ትግራይ ድዩ? አንተኾይኑ በቃ ካብ ረአዩለይ ስምዑለይ እንታይ ረብሓ አለዎ። ነዚ ነፃነት እዚ ዋጋ ዝኸፈሉ መላምል ሕክምና አብ ዝሰዓንሉ ኮይንኹም ብፍሰስ ተፋሰስ ትምርዐው አለኹም ግን ታይ ይገበር ካሊዕ አደ ደቃ ወዲኣ አብ ገዛ ትዓፅያ ትነብዓሉ ግዜ ። እግዚአብሄር ኩሉ ይርኢ አሎ። ተጋሩ ብሓቂ ኩላትና ጨካናት ኢና ።
@MebrahtomGebrehiwet
@MebrahtomGebrehiwet 3 месяца назад
Tou Tube
@MebrahtomGebrehiwet
@MebrahtomGebrehiwet 3 месяца назад
You tube
@MebrahtomGebrehiwet
@MebrahtomGebrehiwet 3 месяца назад
You tube
@brightfeature89
@brightfeature89 2 месяца назад
ንዝጠመየት 100 ቅርሺ አዋፅኡ ተተባሂልኩም አይተዋፅኡን ትግራዋን ረአዩለይ ስምዑለይ ዝፈቱ ካብ ምትሕግጋዝ ወፂና አብ ዕንደራ ቀዳሞት ኢና
@AdayHiwet
@AdayHiwet 2 месяца назад
10 ሽሕ ፡ ኣበይ እዩ? መርዓ ጽቡቕ እንድዩ፡ ግን ኩሉ ሰብ ክምርዖ ይኽእል እዩ። 3 ኣዋልድ ኣለዋኒ ዓበይቲ እየን፡ ኣዝየን ኣብላዕሊ ን እቲ ዝበለጸ ቤት ትምህርቲ ኣሎ ተማሂረን ኣን ኣሜሪካ፡ ብሕልፊ እተን ክልተ ፡ እታ ሓንቲ ናይ ጥዕና ሽግር ስለዘለዋ ካብ ፋርማሲ ቤት /ት ኣቋሪጻ ግን ድሓን ኣላ። ብዛዕባ መርዔኤን ግን እታ ዓባይ 75 ሰባት ዓዲማ፡ መግቢ በቶም ሰብ ሙያ ተሰሪሑ ተቐሪቡ ተጻራርዩ ሓሊፉ። እቲ ዋጋ ውራይ ንሕና ኣቦኣን ኣዲኣን ናይ ምግቢ $12,000 ናይ ፍዮሪ ፍረሽ ኣብ ኩሉ ተዋሉ $5000 ከፊልና፡ እቲ ዝተረፍ ባዕሎም ከፊሎሞ እቶም ሞርዑ። ከምህያብ ከኣ ንዓይ ወለደይ ካብ ዓዲ ናብ ኣሜሪካ ክመጹ ኸለው ዝሃቡኒ ሓደ ንዓኣ ሂበያ ዓቢ በናጅር ወይ ኣንበር እዩ ዝባሃል መስለኒ፡ ከምኡ ድማ ዓያኣ ንዓይ ኣደይ ናታ ዝነበረ ትልፊ ኽዳን ቡሩር ዑንቂ ዘለዎ ሰዲዳትላ። ከመይ ዝበለ መርዓ ንሳ ዝደለየቶ ሓሊፉ፡ እታ ንእሽቶ ሕጂ ናብ መርዓ ገጻ እያ ትሓስብ ዘላ፡ ንሳ ትደልዮ ኸኣ ፡ወለዱን ወልዳን ምስ ኣሕዋቶም ቓል ምእሳር እዩ፡ድራር ውን ኣብ ሓደ ዝበለጸ ሆቴል ፕራይቨት ሩም እዩ ክኸውን፡ ንዓኣ ኸኣ $100 k, ናይ ኣደይ ዝነበር ናይ ቀደም ዓይነት ኣስተርሊንን፡ ነቲ መዓልቲ ድራርን ክንከፍል ኢና፡ ነታ ጥዕና ዘብላ ጓልና ኸኣ ሕክምናኣ ምስወዳኤት ኣብ ትምርዓወሉ ጊዜ $100k ን እቲ ኩትሻ ናይ ኣደይን ድራር መዓልቲ መርዓን ክንከፍል ኢና። እዚ ናይ ኣሽሓት ሰብ ምዕዳም ግን ከቢድን ኣድካምን ኮይኑ ይስምዓኒ። እዞም ሽሕድዮም ገለ ኸ ነዚ ብርቕሪቐይ ርኣዩኒ ትብሎም ብዛዕኻ ዝዓጅቦም ዶ ይኸውን?
@Cafugg
@Cafugg 2 месяца назад
ሽም የበለን ዲ ያ ደነዙዝ
@yenekonjo2314
@yenekonjo2314 2 месяца назад
አይ ጥጋብ
@HagereyMedia-q4o
@HagereyMedia-q4o 2 месяца назад
Fara nfara teakiba!
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 2 месяца назад
ሓማሸን 4ይ ኽፍሊ ቀናእ
@HagereyMedia-q4o
@HagereyMedia-q4o 2 месяца назад
@@abeyhaileselassie3040 Hmshush fara Enaty tnager zeleka. Abeyu Hamshn!
@Biniam-o5t
@Biniam-o5t 2 месяца назад
ናይ አቦኹም ወይ ድማ ናይ አዴኹም ዶ ከይትገብሩ ናይ ሽዋ አምሓራይ ተኸተልቲ ቐዳሞት አእዱግ ንስኹም ከርፋሓት ደናቑር ጥፍኡ ካብዚ
@belaywelu8678
@belaywelu8678 3 месяца назад
10ሹሕ?🤔ዕዱማት ድዮም ምሩዃት?
@tecliaghirmai9915
@tecliaghirmai9915 3 месяца назад
Kkkkkkkk
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 2 месяца назад
ወይ ዕሽነት ድዩስ ልቢ አብ ትግራይ ዶ ይኮን እወ አብ ትግራይ ተኮይኑ መልስኩም ከ መአዘ? ብቻ ድሕሪ ጦርነት ከይትብሉኒ?
@Albaadallbadr
@Albaadallbadr 2 месяца назад
እወ ግን ኩሉ ኣማሊኡ እዩ ንስድራ ስዋኣት 2.5ምሊዮሞ ኣበርኪቱ እዩ ክምዚ ንኩሉ
@TheCritic101
@TheCritic101 2 месяца назад
ሃፋትም ተጋሩ መሃይማት በዚ ሐዚ ሰዓት'ዶ ከምዚ ዓይነት መርዓ ይግበር ህዝቢ እናሞተ!
Далее
Mübariz İbrahimovun atası vəfat etdi
00:14
Просмотров 144 тыс.