Тёмный

20 ዓመት ንኽእሰር ዝፈረድክሉ ሰብ ግብ እንተበለኒ እንታይ ዋሕስ ኣለኒ? በዓል ሞያ ሕጊ ዓወት ልጃለም 

lilaytv
Подписаться 3,2 тыс.
Просмотров 797
50% 1

20 ዓመት ንኽእሰር ዝፈረድክሉ ሰብ ኣብ መገዲ ፀኒሑ ግብ እንተበለኒ እንታይ ዋሕስ ኣለኒ?
ዳይና ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ነበር ዓወት ልጃለም ኣብ ስርዓተ ፍትሒ ትግራይ ኣመልኪቱ ዘካየዶ ቃለ መሕትት እነሆ።
ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ / @lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ።
ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና።
Facebook: / lilaytv
RU-vid: / @lilaytv
Twitter: / lilaytv1
Website: lilaytv.com/

Опубликовано:

 

26 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 6   
@Mariyam21adey
@Mariyam21adey Месяц назад
ባዓል ሕጊ ዓወት ብጣዕሚ ብሉፅ ሓሳብ ከማኻ ዝበለ ጠንካራን ሓቀኛን ዝነበረ ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ሓላፊ ቤት ፅሕፈትና መርሃ መሲልካ ተሰሚዕኻኒ። ከማኹም ሓቀኛታት ፍትሓውን ዘለዎም ሰብ ሞያ ሕጊ ንምርካብ ከቢድ እዩ። ዕድመኹም ይባረኽ።
@fishatemesgen1739
@fishatemesgen1739 6 месяцев назад
ዓወት ብሱል ሰብ ። ኣነ በታ ትስፉውነት እትብል መጽሓፉ እየ ዝፈልጦ ብጣዕሚ ድማ የድንቖ።
@TesfayeGebremedhin
@TesfayeGebremedhin 6 месяцев назад
ጎበዝ ቡሉፅ ሐሳብ ዩ
@MisginaAsemehegn
@MisginaAsemehegn 6 месяцев назад
ዓውቻ ዓርከይ 14 ዓመት ክትሰርሕ ሓደ ገዛ ዘይሰራሕኻ ሬሳ መውፅኢ ሕጂስ ይኣኽለካ ናብ ጥብቅናኻ እቶ
@berihuasgele-cm5xm
@berihuasgele-cm5xm 6 месяцев назад
ጥዑይ መግስቲ ኣብዘይብሉ ጥዑይ ዳኝነት ኣይህሉን
@merihmesgun4808
@merihmesgun4808 6 месяцев назад
Ezi jegna ab zetfilaley media hasbu entizglex xebuki neru
Далее
Как он понял?
00:13
Просмотров 84 тыс.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,2 млн