Тёмный

2024 ከመይ ክትመስል ትኽእል 

Samuel Okubay
Подписаться 20 тыс.
Просмотров 2,5 тыс.
50% 1

14 ዙርያ ስልጠና ናይ ወፍሪ ኣብ ክሪፕቶካረንሲ ምዝገባ ጀሚርና ኣለና፡፡
ክትምዝገቡ እትደልዩ በዛ ሊንክ ተመዝገቡ፡፡ ወይ ብዋትሳፕ +12263372020 ርኸቡኒ፡፡
ኳንተም ኣካደሚ ናይ ክልተ ወርሒ ናይ ወፍሪ ስልጠና ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ፎርም ምምዝጋብ ይከኣል ኢዩ፡፡
forms.gle/ax3V...
2. ኣብ ሰብ ሰርሖ (ኤኣይ ) ስልጠና ንምምዝጋብ በዚ ሊንክ ተጠቐሙ
forms.gle/tQCa...
ኩሉ ኣብዚ ቻነል ዝቐርብ መደባት ንትምህርታዊ መዓላ ደኣ እንበር ፋይናንስያዊ ምኽሪ ኣይኮነን፡፡

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 18   
@SamuelOkubay
@SamuelOkubay 8 месяцев назад
14 ዙርያ ስልጠና ናይ ወፍሪ ኣብ ክሪፕቶካረንሲ ምዝገባ ጀሚርና ኣለና፡፡ ክትምዝገቡ እትደልዩ በዛ ሊንክ ተመዝገቡ፡፡ ወይ ብዋትሳፕ +12263372020 ርኸቡኒ፡፡ ኳንተም ኣካደሚ ናይ ክልተ ወርሒ ናይ ወፍሪ ስልጠና ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ፎርም ምምዝጋብ ይከኣል ኢዩ፡፡ forms.gle/ax3VzXE1xQX3Zo577 2. ኣብ ሰብ ሰርሖ (ኤኣይ ) ስልጠና ንምምዝጋብ በዚ ሊንክ ተጠቐሙ forms.gle/tQCaEHyx8Wmf3vzTA ኩሉ ኣብዚ ቻነል ዝቐርብ መደባት ንትምህርታዊ መዓላ ደኣ እንበር ፋይናንስያዊ ምኽሪ ኣይኮነን፡፡
@MeronAbrahaley-x8q
@MeronAbrahaley-x8q 8 месяцев назад
ጽቡቕ መጽናዕት ሳሚ ሓወይ ኩነታትን ኣንፈት ኪደትን ምፍላጥ ፍርቂ ዓወት ኢዩ ስለ ትመርትካን ልባዊ ምኽርካን ብጣዕሚ ነመስግን ዳ ወሰኸካ ንበር 😍
@er-uq6we
@er-uq6we 8 месяцев назад
ሳሚ ሓውና ብጣዕሚ ዝምስገን ትንታነ ፖሎቲካ ማለት ቁጦባ ስነ ዝኾነ ፖሊቲካ ውን ብቀጻሊ ክትትነልና ብሃንቆውታ ንጽበ።በዓል መኒኻ ትብሎም ኳ ክትንትንዎ ይውዕሉ ኣለው። ካብ ፍልጠት ሓራ ዝኾኑ የሕዋትና።
@misgunokbay3500
@misgunokbay3500 8 месяцев назад
ሰላምካ የብዛሓዮ ሳሚ ወዲ ንዝመጽአ ክራይሲስ ጥንቁቃት ኮና ክንጸንሕ ንዝሃብካና መልአክቲ ድማ ነመስግነካ ናይ ብሓቂ ብዘይ ቀላለም አዛ አንቬስት ትብል ግን ብከመይ አና ክንማሃራ ወደይይ አስከ ገለ በለና
@miniab4348
@miniab4348 8 месяцев назад
ሓበጀረወይቲ ዶ ክንብላ፣ ውዑይን ዝሑልን ፣ ኩናቲን ሰላምን። ምዕባለን ድሕረትን ?
@Mikolove25
@Mikolove25 8 месяцев назад
Bzaeba 🇪🇷 ke mtntan yedli do ykewn
@Eri2626eritra
@Eri2626eritra 7 месяцев назад
@mulugetagere6391
@mulugetagere6391 8 месяцев назад
Selam Sami kemey selam dika abzi adalikayo zeleka course kmzgeb delye gn gzie kfelt malet seat kndey gele zbl WhatsApp tetsedeley xbuq nieru thanks for activating
@SamuelOkubay
@SamuelOkubay 8 месяцев назад
+12263372020
@HannaPetros-rk2zr
@HannaPetros-rk2zr 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@zargo33
@zargo33 8 месяцев назад
mark zuckerberg nay tihti merit geza mesrhu gele asekafi eyu.
@tesfhans7
@tesfhans7 8 месяцев назад
amezing forcaste good job
@HannaPetros-rk2zr
@HannaPetros-rk2zr 8 месяцев назад
Thank you Keep going to Learn us ❤
@HannaPetros-rk2zr
@HannaPetros-rk2zr 8 месяцев назад
Thank you keep going learn us❤
@weldensetekle5700
@weldensetekle5700 8 месяцев назад
ጹቡቕ ትንታነ
@tesfaxbah8259
@tesfaxbah8259 8 месяцев назад
Keep it up Sami
@benjamink841
@benjamink841 8 месяцев назад
Далее
I Took An iPhone 16 From A POSTER! 😱📱 #shorts
00:18
ሶላና ብሎክቼይን
23:47
Просмотров 1,7 тыс.