Тёмный

21 ኮማንዶ ናበይ ኣበሉ? ግብረ-መልሲ ንሳሙኤል ወልዳይ/እሸቱ/ 

Mereb TV
Подписаться 21 тыс.
Просмотров 44 тыс.
50% 1

21 ኮማንዶ ናበይ ኣበሉ?
ግብረ-መልሲ ንሳሙኤል ወልዳይ/እሸቱ/

Развлечения

Опубликовано:

 

16 янв 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 246   
@eripeace
@eripeace Год назад
ንብሉጻት ጀጋኑ ብዉዲት ኣጥፊኡ ብሂወት ይነብር ኣሎ ብጣዕሚ ደምካ ይፈልሓካ ክሰምዖ ዉን ዓቕሊ የብለይን
@simreth3954
@simreth3954 Год назад
ኣብ ጋላ ተዘይ ራኣየቶ ኣብ ጋል ጋላ ዝብሃል ኣሎ ንኩሉ ከከም ኢዱ ዝክፈለሉ ነዊሕ ኣይኮነን
@fitsumkelati8552
@fitsumkelati8552 Год назад
ድሁር ብሂል ብሓጢያት ካልኦት ማንም ተሓታታይ ክኸውን አይኽእልን
@dontblameme596
@dontblameme596 Год назад
Kkkkk isseyas 15 minsters asiru zeyftfom ke tehati do yekewn 😂
@eripeace
@eripeace Год назад
@@dontblameme596 ሳኣንፍልጠትካ ክሳብዝኾነ ኣተሓዘካን ዩ
@dontblameme596
@dontblameme596 Год назад
@@eripeace ኣየ ንስካ ዘይራኣካዮ ዘይነበርካዮ ኣልዕል ኣቢልካ ኣይዝረብን ዩ ሰሚዕ ኢልካ ኣይፍረድን መን ማዓስ ብከመይ ኢልካ ፍትሓዊት ሃገር ምስሓዝካ ሰብ ተሓታትነት ተሰክሞ ፡ ክክክክ ብዓቢኡ ወሓጢ ሰብ አንከሎ ክንደይ ጀጋኑ ጀነራላትን ሚንስተራትን ሓታቲ ዘይብሎም ኣብ ጉድጓድ ተደርብዮም ጠፊኦም ዘለዉ ከ መን ዩ ክሓተት አዞም ቅሩሓት ወያነ ድዮም ፍቶ ጽላአ ኢሰያስ ተሓታቲ
@motherland1510
@motherland1510 Год назад
እቲ ዛንታ ወይ ታሪኽ ኤርትራ ስለዝኾነ ክንከታተሎን ክንምሃሮን ግዴታና እዩ. ከም ኤርትራውያን ግን ንኹሉ ዝብሎ ዘሎ ክንቅበሎ ኣጸጋሚ እዩ. ናይ ከምዝርድኣኒ ውልቃዊ ቅርሕንቲ ኣብ ልዕሊ ኢሰያስ ከምዘለዎ ኣስተውዒለ. ካልእ ከም ገዲም ተጋዳላይ መጠን, ድስፕሊን, ወይ ስነምግባራዊ ዘይብሉ ቃላት እዩ ዝጥቀም. ልዕሊ ኩሉ ካኣ ንሓቀኛ ታሪኽን ጅግንነትን ኤርትራውያን ናብ ዝትሓተ ደረጃ ኣውሪዱ እዩ ክገልጽ ዝፍትን. ንኣብነት ስርሒት ኮማንዶ ( ቅያ 18 ደቃይቅ ) ክንደይ ነፈርቲ ከምዝተቃጸላ ማንም ኤርትራዊ ዋላ ዘይተማህረ እዩ ዝፈልጦ. ንሱ ግን ክገልጾ ኣይክኣለን. እንታይ ኢልካ? ገለ ዝብሉ ቃላት ውን መግለጺ እንታይነቱ እዮም ዝሕብሩ. ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን, እቲ ካብ ጌግኡ ዘይምሃር ጥራይ እዩ በደል. ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
@senaitmisghinadawit5383
@senaitmisghinadawit5383 Год назад
Hekika hedehede kalat , btewesakis ane eye tokise aytokosun ??? ab hede eilama zelwus aneye aneye do ybahehlu eyo even ezom warsay zeyblwo kalat .
@vsfdhhvsjdjdk791
@vsfdhhvsjdjdk791 Год назад
In the 18-minute operation, there was only 3 air plan kkkkkk . right now Ethiopia they don't have 30 air plans at this moment I don't understand why people live with this fake information.
@michaelkokeb9854
@michaelkokeb9854 Год назад
19 ጀጋኑ ንጸላኢ የሕሊፍካ ሂብካ ፥ንስኻ ትነብር ኣለኻ ።ክብርን መጎስን ንስዉኣትና!!!
@fitsumhagos9504
@fitsumhagos9504 Год назад
የማነ ደም ንጹሃት ተጋደልቲ ሰማእታት ኣብ ኢድካ ዩ ደሎ ሓንቲ ማዓልቲ ናይ ኢድካ ክን ህበካ ኢና ዋኻርያ ግብረሶዶም ዩ የማነ ሃብተገርግሽ
@wediere2238
@wediere2238 Год назад
እዚ ብሂወት 21 ጀጋኑ ዝሕተት ከዳዕ ኣፍቃሪ ገንዘብ ኢዩ ን35 ዓመት ካብ ሻዕቢያ ዝተሓብኤ ዜጋ ኢዩ፡ እቲ ዝገርም ከኣ ኣብ ዝተፋላለየ ቃለ መሕተት ዝገበሮ ሓደ ዓይነት ኣይኮነን ይሕሱ ኢዩ ጽልኡ ምስ ኢሳያስ ኢዩ። ደርጊ ዘይተኣደነ ገንዘብ ሂቡ ዓሲቡ ሂወት ኣሕዋቱ ኣጥፊኡ ኩሉ ቓልት ዚ ከዳዕ ሓሶት ኢዩ፡ ኢሳያስ ሓቅነቱ ኣመስኪሩ እንተንስኻ ግን ? ? ?
@mohammedsalih4995
@mohammedsalih4995 Год назад
ህግደፍ መንደፍ ድዩ ከምኡ ኢሉካ 21 ትብል ኣለኻ ኢሎሞ ኢልካ ህግደፍ ዝጠፍኦ ማእለያ የብሉን
@miniasghid6386
@miniasghid6386 Год назад
መዲሂነአለም ቦጊ የቢልካ ሐሳዊ ረሳሕ 😭😭😭😭😭😭😭
@motherland1510
@motherland1510 Год назад
ክኽክክክክክክ ምዓንጣኣ ዘይውዳእ ጤል ኢሎም ኣቦታት 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ተጀሚሩ ዘይውዳእ ጽውጽዋይ
@hidatteklom3522
@hidatteklom3522 Год назад
የማነ ደአ ባዕሊ ን19 ኮማንዶ ንደርጊ አረኪቡ ዘጥፈኤ ንባዕሉ ብገበን ዝሕተ ት ዶ አይኮነ ን,ዋእ ሕልና አልቦ እዩ.
@sosweet6192
@sosweet6192 Год назад
Ezom Aklabat ab sdet ytfuu qursusat. Masta hzbna yewrdelom Yemane feger geta yfredka
@atewerkigebrekrstos2237
@atewerkigebrekrstos2237 Год назад
ኣምላክ ንሓቂ ኣዛረበካ ነዚሰብ እዚክተምጽኦ ዝደለካዮ ስለሙን እንታይ ስለዝረኣካሉ እካ ብገበን 19/ጀጋኑ እሕሊፉ ንጸላኢ ዘረከበ ሰብእዩ ግን ኣታዊኹም ክተዕብዩ ንጀጋኑ ዘጥፈኢ ኣብቂድሚ ህዝቢኤረትራ ክተምጽኦ ገጋእዩ።
@gemelbarka9345
@gemelbarka9345 Год назад
የማነ ከ መይ ጌርና ንኣምነካ ኤቶም ጀጋኑና ገሊኦም ተሰዊኦም ገሊኦም ክሳብ ሕጂ ሒጊግ ይብሉ ኣለዉ ። እስኻ ግን ሃዲምካ ሃዳሚ ከዬትባሃል ጽንጽዋይ ወዱኮይ ጽልማይ ኣምጺእካ ከይኣክል መጽሓፍ ሼጥካ ብሽም ስዉኣትናን ጀጋኑና ክትሽቅጥ ጀሚርካ ከዳዓት ከማኻ ካኣ ኣሳዊሮምልካ ግን ንኹሉ ማዓልቲ ኣለዎ ወድ ማይ ጠላሚ ት ኤሰያስ ኢይትበል ጎይታይ በል ወድ ኣፈወርቂ ናዓኻን ነቶም ዝዓሰቡኻን ስሬኹም ዘፍትሕ ሰብኣይ ሰብኡት እዩ።።💪🏼💪🏼💪🏼
@Michael-mg6cc
@Michael-mg6cc Год назад
This guy is well known only for the Somalia mission. however, when he talks about it he didn't have any confidence and acts like he got amnesia, sadly he tries to disconnect himself from the situation and his colleagues who fight beside him for years to call them children showing that he tries so hard to undermine them and the mission itself.
@Kemalemeye
@Kemalemeye Год назад
እዚ ሓወይ ብትግሪና ርእይቶካ ዘይትህብ ምሁረ ወይ እንግሊሽ ይፈልጠ ክትብል ደሊካ ዲካ ክክክክ
@hagossone
@hagossone 5 месяцев назад
You said it. He treies to big up himself. But why??? He is selfish.... most people are selfish and at the same Time less intelligent.
@mathu4616
@mathu4616 Год назад
We are all Isseyas Afewerqi❤
@tsehaineshtesfai110
@tsehaineshtesfai110 Год назад
This guy he killed our hero’s tegadelti.
@marinaer12
@marinaer12 Год назад
በላዒ ሰብ ከዳዕ መድሀኒአለም ብንቁስ የብልካ
@fitwigebremariam8869
@fitwigebremariam8869 Год назад
ንኩሎም ተጋደልቲ የሕሊፍካ ሂብካዮም ከዲዕካ ንምብራቕ ጀርመን ሃዲምካ
@solomonyowhans1555
@solomonyowhans1555 Год назад
ለኽባጥ ንምንታይ ኩማንዶ ኣለኪምካ
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 Год назад
Bejaka wthdrna zeyfelt atalilo pls hasawi
@amanuelabraham4006
@amanuelabraham4006 Год назад
Sele Hawina, Nikulu kiberhalu zelewo. Ertra Teqebilinalya ena. AYTITKEMU BELOM. NIHNA Mendelay eta Hagere Ertra Teqebilnaya ena Tchaw Kedeat.
@ghenetzemuy6584
@ghenetzemuy6584 Год назад
ሐሳዊ የማነ ኸዳዕ ኸልቢ ❗️ ነቶም ❗️19 ጀጋኑ የሕሊፊካ ንደርግ ሂብካ ❗️ምስ ኾይንካ ዘረሸንካዮም ❗️ ነባሪ እቲ ረሳሕ ታሪኽካ ወዲ ሐደ ዓመት ቆልዓ ኤርትራዊ ፈሊጥዎ እዮ ❗️አንታ ሩኹስ ❗️ ክንደይ አዴኻ ኸ ትደፍር ❗️ሰሚ ሰቲኻ ምማት ማሐሸካ ኔሩ አንታ ዕሉል ኸዳዕ ጨካን ❗️እቶም 2 ውጻእ ማዓት ❗️አሎው ቢሂወት ❗️እቲ አብ ልዕሊ ሰዋአትና ዝፈጸምካዮ ቅትለት ምዝጉብ እዮ ❗️ደርግ ንዓኻ ንጀርመን ሰዲዲካ አንታ አሬሜን ወዲ 7 ዓሌትካ ከዳዕ ድርባይ ❗️ዋጋ ክትኸፊል ኢኻ ❗️ ዝረሳዓናዮ ከይመስለካ አንታ ሰራቂ ነውራም ❗️ከይሐፈርካ ኻአ ሳሕል ወሪድና እንታይ አምጺና ክትብል ዝጻሐፊካዮ ❗️ ወይልኻ ኸዳዕ ወዲ ነውራም ኸዳዕ እምበር ❗️ሳሕል ወሪዲና ናፀነት ዓቲሪና መንግስትን ሕዝብን ሃገርን አምጺና ❗️ማዓልትኻ ጥራሕ ተጸበይ አንታ ቦጃል ስራቂ ኸዳዕ ሸያጢ ሃገር ያዌለክ ያ ሔዋን ❗️አንታ ረሳሕ ባዓል ጸሊም ታሪኽ 🐿🐿🐿🐿🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕
@gabrielgabi6929
@gabrielgabi6929 Год назад
እዚ ከዳዕ 14 እዮም ከኣ ይብል ኣሎ ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ ገደደ ያኢ ቁጽሪ ስዉኣት ኣጉዲሉስ ገበኑ ዝጎድል እዩ መሲልዎ
@damtewharinet851
@damtewharinet851 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mulerfesahaye4440
@mulerfesahaye4440 Год назад
ሰክቲ መካን ኣአምሮ ታይ ክንድዚ ተፈራርሕ ጉንፍቲ ኣበድኪ ዘላ ናጽነት ኢያከ ዓለትኪ ሙሉአ ጽነቲ ረሳሕ
@ertrametkel700
@ertrametkel700 Год назад
Solomon, I am proud of you for bringing the ghostly souls to the light. They never sleep to to scheme and tarnish our pride and destroy out identity just of the sake of power, and out of hatred. What is most interesting is they never feel ashamed of their evil intention. Do you think this person is in his mind? He is definitely clinical. God bless our martyrs land!
@sabahbtzgi9545
@sabahbtzgi9545 Год назад
ata kedae telam hasawi bakal tneber alecha nebat. eta ade zrshnkayom buluxat tgadelti ylkemka
@Sawa-tv7cb
@Sawa-tv7cb Год назад
ሐሳዊ የማነ ተባሀልካ መስጣ እቶም ስዋአትና የሃብካ ነዓኻስ ?
@tesfomdebas6196
@tesfomdebas6196 Год назад
ገንዘብ ናይ ውጽዕ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ጎል ስማል ዓርኪ ኔራትካ ናብኣ ተጥፍኦ ዝነበርካ ፣ ዘይጉቡር ካብ ተገዳላይ ወጻኢ ትገብሮ ኔርካ ምሳኻ ዝነበረት ትዝርዝሮ እያ ሽማ ንግዚኡ እተዓቀብ ። ካልእ እዚ ዘይብላዕ ምኽኒያት ሕጂ እንተሃብካ ንሰብ ከተደናግሮ ትኽእል ዋላሓንቲ የለን ስለዚ ናይ 19 ንጽሃት ተጋደልቲ ኮነ ኢልካ ዘሕቀቅካዮም ግዜ ክመጽእ እዩ ። ካልእ እቶም ክልተ ብኣጋጣሚ ብሂይወት ዝተረፉ ኣለዎ ።
@fitwigebremariam8869
@fitwigebremariam8869 Год назад
ሓታታይ ካኣ መልክዞካ ኣንጭዋ ዘረባኻ ናይ ኣንጭዋ እቲ ናይ ብሓቂ ሕቶ ዘይቲ ሓቶ ግዳ
@tesfagebre7645
@tesfagebre7645 Год назад
ANBESA KULOM LKBATAT EYOM WALA HATATAY
@simdela4785
@simdela4785 Год назад
እዚ ከዳዕሲ ሪእኹሞዶ dobbel standard ይጻወት ኩላ ቃለመሕትቱ ካብ ነብሱ ክሃድም ንሓለለፍቲ ኤረትራ ንከቅትል ገንዘብ ሚሊታሪ ንዋትን ኣዋጽኡ ተሓባቢሩን ሰሌ ምስ ሓተቶ ድማ ለዕሎዎት ብምቅንጻል ለውጢ ኣየምጽእን እዮ ካን በለ እሞ ድኣ ከምዚ ትኣምን እንተኮይንካ ስለምንታይ ገንዘብ ተዋጽእ ኔርካን ካብቲ ሃብታም ዝብሃል ዘሎ ገንዘብ ትቅበል ኔካ ? እሔሔሔዉዉ ናይ ከደዓት ነገርስ ግርም'ዮ ዝብለካ
@mateosmehari3709
@mateosmehari3709 Год назад
ዝገርም እዩ ወያነ ኣብ 2018 ዓዘፍዘፍ ትብል ዝነበረት ነዚ ናታትኩም ዉዲት ከተተግብሩ እምነት ስለዝነበራ እዩ። ኣነ ንወያነኣይድግፎም እየ ትብል ኣለኻ ወያነ ኣበይከምዘላ ስለዝፈለጥካ እምበርዕላማኻ ካልእ ከምዝኾነ ኣብሪህካዮ።
@asternatnael4546
@asternatnael4546 Год назад
Ygermena aelo aeta wekariya jeganu aetfieka tnebr aeleka lehasi roeikayo emo president Eseyas jegna hagerun hzbun yhlu
@awesomechicken151
@awesomechicken151 Год назад
I Think we Eritreans need to move on Think forward not the old history even if it good to know the past
@senaymehretab6143
@senaymehretab6143 Год назад
ሕጂ እዚ ከዳዕ እዚ ኹሉ ዓጀውጀው ንምንታይ ዕላማ እዩ ንገለ ዕላማ ኽኸውን አለዎ ክንአምኖ አጸጋሚ እዩ፡ ብዝኾነ ቀጣፊ ሰብ እዩ ን19 ኮማዶና አጥፊኡ አብ አውሮጳ ውሕስነት ዘሎዎ ቦታ እየ ዘለኹ ኢሉ እዩ እዝኺሉ ዓጀውጀው ዋጋ ምኽፋሉ አይተርፍን።
@akliluzekaryas4591
@akliluzekaryas4591 Год назад
Eritrea enkae kemaka buzuhat ayhlwuwa kem hager aymihalewetn nera gebenka ktishefafn aytifetn b gebenka hanti malti ktihtet eka wufyat atfika dekiska aytihder
@eliaskidane391
@eliaskidane391 Год назад
ዝከበርካ solo , እቲ እተቅርቦ መደባት ኣዚዩ ፡ እዋናዊን ኣገዳስን እዩ ፡ እንተኮነ ግና ናይ ኣውዳድባን ምስራዕ መደባትን ጸገማት ጎሊሑ እዩ ዝርኣ፡ ማለት ብ ክፋላት ፡ ኣርእስታት እናገበርካ ምስራሕ ይቦክር ኣሎ እሞ ፡ ሓደራኩም rearrange ምግባር ከድሊ እዩ። ምክንያቱ ባህ እናበለና ንከታተላ ኤርትራዊት channel ስለ ዝኮነት። ነቲ ትገብርዎ ጻዕሪን ቃልስን ድካምን ኣብ ግመት ዳገበርኩ እየ ። የከንየለይ።
@arontesfay7978
@arontesfay7978 Год назад
ነት ስርሒት ክፈሽል ዘገበረ መን ዲዩ ባዕሉ ዶ ኣይኮነን ንጸላኢ ዘትሓዞም።
@mateosmehari3709
@mateosmehari3709 Год назад
እዚ ሰብኣይ ዝሓፍር እዉን ኣይኮነን። መራሕቲ ሰራዊት ንኽቅንጽሉ ብወያነ ዘይተኣደነ ገንዘብ ንዋትን ከምዝተቀበሉ ኣዳዕዲዑ ይዛረብ። ዝገርም እዩ።
@mohamedali-bakhit1662
@mohamedali-bakhit1662 Год назад
Hi guys, We still living in history, why we looking forward to the future and save our energy. 👍✌️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@almakibrom345
@almakibrom345 Год назад
Kedae hasawi hizbi Eritrea btarik kihateka eyu
@mikezekarias1644
@mikezekarias1644 Год назад
የማነ ከዳዕ ምሽቲ ወዲ ከልቢ። ኣብ ክንዲ ብተግባሩ ሓፊሩ ተሓቢኡ ዝነብር ከኣ ኣብ ሜድያታት እናወጸ ይሕሱ
@abrahasionsebhatuwoldab4596
Eza merab tv tebhal ne ezom kidat hiwet gaganu zehttu wey kifu elama anxar hezby zekonu entay elatom eya temxom ezom tarek zefnfenom wedkit Eritrea zeminayu eyom haswety
@alganeshmosazgi9158
@alganeshmosazgi9158 3 месяца назад
እዚ ቀጣፊ ፈታዊ ነብሱ እዩ።
@michaelkbrom6495
@michaelkbrom6495 Год назад
ሓሳዊ እንታይ ንምግባር ኢዩ።እዚ ኩሉ ኣተፍተፍ።
@aruaki4454
@aruaki4454 Год назад
ጀነራል ስብሓት ግዳይ ንምግባር ዝስራሕ ዘሎ ድራማ ገደብ ክግበረሉ ይግባእ :: ህግደፍ ድማ ይኣክለኩም ስቅታ እታ ሓቂ ኣውጽዋ :: ወዲ ኤፍሬም ሃራሚኡ ኣብ ኢድኩም እንከሎ እዝንና መጻወቲ ኣይትግበርዋ
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 Год назад
Ezi hasawi eu Wala hiwswus yeblo alo zereba lekbaat Nay bahaki kiem alowoi
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 Год назад
መሳርሕቱ ድኻ ኔርካ ? በል ናዓ : 'ቲ ሓቂ ኣዘንትወልና ::
@semere8059
@semere8059 Год назад
Yemane lekbat (sadist) naytom 21 sebat nska eka halafnet tiwesdelom hijis feltnaka ena wedi Solomon kimskr kemzey kel sele zifeletka eka
@bekhitamerke2938
@bekhitamerke2938 Год назад
Hesawi
@teklittekie1079
@teklittekie1079 Год назад
Besinekeka 19 jegane tefeme eym nesika tegadaly tebhle
@teagestesfalidet5763
@teagestesfalidet5763 Год назад
Hasawi ezbawi ginba abi metsnaeti keygebere aybgesn eyu hade Kab srhit comando qiya 18 reayo. Nska sle zkedaeka information ntselae sle zhabka eyu
@mateosmehari3709
@mateosmehari3709 Год назад
እዚ ድራማ ኣብ መንጎ መንግስቲ ምጥርጣር ንምፍጣር ዝተሃንደሰ እዩ። ምኽንያቱ ዝተዋቀዓ ዘረባ እዩ። እቲ መጉዳእቲ ንጀረናል ስብሃት ዝበጽሐ ወያነ ነዞም ከዳዓት ብገንዘብ ብኻልእን ርክብ ከምዝነበረ ንጹር መረድኢ እዩ። እዚኦም እዮም ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ።
@motherland1510
@motherland1510 Год назад
ክኽክክክክክ ትውሕጦ እንተበልኩዋስ ትጎስሞ. እዚ የማነ ዝብሃል እዚ ሕጂ ንሳምኤል ገዜሉ ዝብሎ ዘሎ ንብረት ሓቂ እንተድኣ ኮይኑ ብርግጽ 100% ከዳዕ እዩ. ኤርትራዊ ወለዶ ንቃሕ ተበራበር
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 Год назад
ኣታ ከመይ ዝበልዎ ዓዘፍዘፍ እዩ " እቲ መንግስቲ ነቅይነቅይ ኢሉ ኔሩ" እንካ በለ! ሓደ የመነ ናይ ኤርትራ ተመኩሮ የብልካን፡ ናይ ውሽጢ ዓዲ ባዕልና ንፈልጠልካ፡ ኣይኮነን ንስብሓት ክትረክብስ ንጸሓፉኡ/ቱ ክትረክብ ከማይ ብቆጸራታት እዩ መጀመርያ ክንነግረካ ተጋደልቲ ኢና እንዳበልኩም ሰብ ኣይተደናግሩ ነቲ ኣብ ደገ ዝነበረ እንበር ናይ ውሽጢ ዓዲ ኩሉ ይፍልጦ እዩ። መጀመርያ ንስብሓት ክትረክብ እንተኮይንካ እሞ ዝኮነ ናይ ስራሕ ዝምድና፡ መጋድልቲ፡ ቤተሰብ እንተኮይንካ ብውልቃዊ ጉድይካ እንተኮይንካ እዚ ጥራይ ልዕሊ ሰለስተወርሒ ብውሑዱ ብጽሑፍ ክነግረካ ኢና ተለፎንካ ግደፈልና እዚ ዝብለካ ኣገድሲ ሰብ ኮይንካ እንተኣሚኖምልካ ማለት እዩ። ኣይኮነን ስብሓት ወራሕቲ ቦጦሎኒ ንምርካብ ወተሃደር ኮይንካ ጸገም ዘለዎ ዓድስ ስብሓት ትም ኢልካ ወዲጽርግያ ኮይኑ ኣብ ኦፉሱ ኣትየ ወረቀት ሂበዩ፡ የማነ ከ ኣሚንካዮ ማለት ድዩ ከምኡ ክብለካ? ድሓር ናይ ሻዕብያ ስለያ ከመይ ኢልኩም ኢኩም ኒዒቅኩም ኣቃሊልኩሞ ይገርመኒ እዩ ነዞም መንእሰያት ንምድንጋር እንተኮይኑ ኣይርድኣንን እዩ፡ ኣብዚ ደምበ ዕነ ትብልዎ ሓምሳ ካብ ሚኢቲ ኣብል ህግደፍ ምካኑ ኣይትረስዑ፡ ኣብ ዘለኩሞ ኣለዉ፡ ብዓሰተሽሕ ዒስራሽሕ ዝስራሕ ስርሒት እንድዒ ከማይ እዩ ? ከም ዝመስለኒ ግን ናይዞም ኣብዚ ደምበ ተቅውሞ ዘለዉ ኣእዱግ ዓቅሚ ኣተሓሳስብኦም መዚንኩም ክትምዝምዝዎ ዝተሓስበ እዩ ዝከውን እንበር እዚኣስ ይፍትሓላ? ድሓር ንከምዚ ስርሒት እንተተበጊስካ እሞ እንተተታሒዝካ፡ ሻዕብያ ኣብ ሓሙሽተ ደቂቅ ማዓንጣካ ዝቁቅ ኣቢሎም ናብ እንዳጋሓፍካ እንታይ ክትገብረሎም እዮም ከጽንሑካ። ዓሻኩም ድለዩ! ሰልየ ክኣ ከይትድቅሰልካ ፈሓሕራ።
@marinaer12
@marinaer12 Год назад
ደም ንጹሀት አይሰድድን እዬ ንውሉድ እዬ ዝሐልፍ እቲ ሐሶት ዋላ አብ ብራና ወቅጦ ሐቂ አይከውንን እዬ ቆንቆን አረጊት በላዒ ሰብ ከዳዕ ለክባጥ
@sabafessahaye9106
@sabafessahaye9106 Год назад
ጽጽዋይ ኾይኑ ይስመዓካ ወዳጄ ድዮም ዝብሉ ስድራና።
@senaitmisghinadawit5383
@senaitmisghinadawit5383 Год назад
Ato Yemane kab kalatka btaemi himak seb mikanka ygeltsi mik.genzeb einda habka nsika habtam tblo zeleka seraki wey sheyati seb zkoewun wilkeseb or group, eu n kekitli zwfi genzeb . Mechem nay nisiha gzie yhabka Egziabhier amlak ybleka
@arontesfay7978
@arontesfay7978 Год назад
ንስካ እኮ ሜዳ ወሪድና እንታይ ኣፍሪና ትብል ለክባጥ ኢካ ገድሊ ወፍርና ድኣ ናጽነት ኣምጺና ንህዝብና ካብ መግዛእቲ ነጻ ኮይኑ ብዓል ንስካ ግን ስሬካ ፈትሕካ ከዳዕ።
@eriadijeganu746
@eriadijeganu746 Год назад
19 ነፈርቲ ሰላሳ እየን ሰላሳ ድየን የገርም እዩ ነዚ ዓቢ ታሪክ ምርሳዕ
@atewerkigebrekrstos2237
@atewerkigebrekrstos2237 Год назад
ስሎሙን ከመለካ ምስ ስድራቤት ጽቡቅ እበኣርከስ ነዚሰብ እዚ ኣብቅድሚ ህዝቢ ክተምጽኦ ተጋጊካ እቶም ጀጋኑ እሕሊፉ ዘሓበስ ኣብናትካ ኣምጽካ ክተዛርቦ ጽቡቅእዩ ካብቶም ጀጋኑ ቢኢድጸላኢ ዝተሰውኡ እንተዘብልካስ ብተዛዋዋሪ እሕዋትካ ኾምካና ዘጊዕካ እካማሌት እዩ ስሎሙን ነከምበዓል ኢዚክትዕድሞም ተጋጊካ ስለምታይ ብደም ጀጋኒ ዝጨቀወ ረሳሕ ሰብስለ ዘምጻካ ወዳሓንካ።
@t.b6302
@t.b6302 Год назад
Ata solomon nezom tegadlitena zikahade
@rutagirmay590
@rutagirmay590 Год назад
Dengiyomna temina trah ybl naysmera srhit eko 2 eamt eyu texenieu zbrkrk eyu zerebaka
@abulehemajir7706
@abulehemajir7706 Год назад
እዚ ሰብ እዚ ሎኹባጥ እዩ ዝመስል፡ ህዝባዊ ግንባር ከምዚ ዓይነት ስርሒት ክገበር ኣይኽእልን እዩ፡ ስርሒት ክግበር ከሎ ብውሽጥን ብደገን ዝከታተልን ዘዋሃህድን ዘይብሉ ስርሒት ህልሚ እዩ፡ ስከዚ እዚ ሰብ እዚ ገለ ውዲት ገሩ ክኸውን ኣለዎ።
@mikalaraya2924
@mikalaraya2924 Год назад
Kedaq bi dem geganu tehatati ika resah
@user-rn3fi2fs1o
@user-rn3fi2fs1o Год назад
ህዝባዊ ግንባር ብዘይ ናይ ዜሮ ሰዓት እሞ ክንድዚ ዝኣክል ስሪሕት ሲ ዘይከውን አታ ክንደይ ትሕሱ ኢኻ ሕጅስ ዓቢኻ ንሕልናኻ ቅሳነት. ክትብል ከማን ሓቒ ምንዛዝ ጹቡቕ እዩ.
@biniamhabte6148
@biniamhabte6148 Год назад
ክንዲ ትስተር ትግተር 19 ምኩራትን ብሉጻትን ሓርበኛታት ኣቅቲልካ እቲ መንፈስካ ዉን ደቂሱ ኣይነብርን ኣብ መሬትን ሰማይን ክሱስ ኢካ ኣብ ዉልቀ ሰባት ዘለካ ጽልኢ ነቲ ፍትሓዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ከተቘሽሽ ክትራገምን ጽቡቅ ስነ ምግባር ዝጐደለካ ከዳዕ ኣብ ቃልሲ ንክንድዚ ዓመት ዝነበርካ ዘይትመስል ዉልቃዊ ሕማም ዝነበረካን ርኹስን ኢካ ደም ጀጋኑና ድማ ብሕልና ይኸሰካ ኣሎ ኩሉ ድማ ካብ እቲ ስድነት ዝመልኦ ቃላትካ ምስቲ ዕድሜካ ዘይሳነ መን ምዀንካ ይገልጽ ከዳዕ ከዳዕ ንጀጋኑ ንደርጊ የሕሊፋ ዝሃበ ዝብኢ
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 Год назад
ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም መንግስቲ ክግምጥል እንተዝደልስ ናይ ብዓል ሳሚኤልን መሰልቱን እንታይ ስለዝኮኑ እዩ ሓገዝ፡ ምክሪ ፡ ዕጥቂ ዝደሊ እባ ሕተተልና ኣብ መጻኢ? እንተድልይዎን ዓቅሚ እንተኣለዎን እዚ ኩሉ መሳርሒ ካብ ካብ ከላሽን ክሳብ ሚሳይል ፡ ካብ ተራ ወታሃደር ክሳብ ጀነራል ኣብ ትሕቲኡ ዶ ኣይነበረን? ሰሌ እዚኣ ዝመተት ድራማ እያ እዚ ዓቅማም ርእዩ ንብዓል የመነን መሰልቱን outsamrt እዩ ገርዎም። ሕጂ ገንዘብና ገንዘብና! ብሓይሊ ብረት፡ ሰባት ቀቲልካ ዝመጽእ ፍታሕ ከምዘየለ ሰብ ግን ክግንዘቦ ዘለዎ መስለኒ።
@simreth3954
@simreth3954 Год назад
እቲ ዕላማ ን ህግደፍ ኣብ ውሽጦም ዘይምትእምማን ምፍጣር እያ እታ ዕላማ ፡ ንዓይ ነንጭዋስ ኣብ ሎቆታ እዩ ነገሩ ፡ ነቲ ንፈልጦ ህግደፍ ድዮም ዝዛረቡ ዘለው ወላ ምርዳእ ኣቢኒ
@AT2405-d4q
@AT2405-d4q Год назад
ናብ ዋና ነገርና ክንምለስ?
@eritrea2306
@eritrea2306 Год назад
Wedi keda 19 jeganu zeblkyom Wedi kelbi
@musehadera1412
@musehadera1412 Год назад
ከመይ ቁልቁል አፍካ ቸደፋ ኘታ ሐሳዊ ፈስፋስ
@abrahasionsebhatuwoldab4596
Ezy kidai gunta zblto yedgmo alo Eritrea serawt yeblan kulu telmwu eyu elom kidmy 2018 zelo ewanat ezom kidat ka komu eyu zemslom nayru goby endatfak gebl koynu misse elu mis wexe kulom ab serom seynom hasewty kidmty nay gunta
@Hawileyto
@Hawileyto Год назад
Ezi hasawi sebay eten ztedemsesa neferti keman ayfelten eyu 🤔🤔🤔🤔🤔 zehfr eyu
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Год назад
Eritrean Telemekayomo
@senaitmisghinadawit5383
@senaitmisghinadawit5383 Год назад
Kkkkkkkk wedi bashay ashikani mistir awtsika .yemane ayewtsakun btaemi zehzin
@user-jz3rz5cs7t
@user-jz3rz5cs7t Год назад
የማነ ካብ ገበን ናብ ገበን ይቅረታ ሓቲትካ ናብ ህዝብካ ተመለስ
@yosieftekle9153
@yosieftekle9153 Месяц назад
Yemane teklegergish jigna eka enque aktelkayom nezom shefatu barayu esaias
@yassim9143
@yassim9143 Год назад
Selie ezi hasawi eyu kfter jemiru mknyatu nay kalsi seb wn ayneberen hasawi eyu Mknyatu fetawi nebsu eyu tuem gedli do alo eyu shinti eyu ezi
@sabac.4247
@sabac.4247 Год назад
ኢስያስ እንተሞይቱ ውንህዝቢ ኤርትራኩሉ ኣኢሳያስ ምኳኑፍለጥ በስባስ ዑሱብ ይመስለካ ይከውን ውሉድ ወሏዳካ ክፍደዯ እዩ
@edengebrihewet8633
@edengebrihewet8633 Год назад
Ewa Balika halafi nerika mis petros terakibka afanikayoms hiji lali lali kemey dea eu eti tarik tihawawiso behaki kisemaka ele fetine gin kulu eka tihawawiso aleka genzeb beliaka jeganu aktilkayom Keda si keda dea Hasawi eway merev TV zigerim
@tewisaak9248
@tewisaak9248 Год назад
ኮለል ኣይትበል ሓታቲ ሜላ እንትኾይኑ ትገብሮ ዘሎኻ ዝዳጋገም ቃላት።ኣብታ ብዝያዳ ዝሕመየላ መእዋእቲ ብሉጽት ጀጋኑ ሬሳ ወግእን ከተውጽእ መስዋእቲ ዝኽፈሎ ባህሊ ቃልሲ ህ።ግ ነሩ ጠንጢንካዮም ኣበይ ተሸረብካ ከም ሓለፊ ።
@Makusigma-3n
@Makusigma-3n Год назад
Zehznmenaft polotkonatat mhret yewirdelkum
@sabac.4247
@sabac.4247 Год назад
መጀመርታ ንዐይ ኣይተነገረንን እሉ ለክባጥ
@tesfomdebas6196
@tesfomdebas6196 Год назад
ንስኻ ኔጊርካዮም
@letebrhanmehari5739
@letebrhanmehari5739 Год назад
Kedae Hiwet nxuhat atifieka tnebr alecha kedae Zurug meanta 🐈‍⬛🐈‍⬛🐈‍⬛🐈‍⬛🐈‍⬛🐈‍⬛🐈‍⬛🐈‍⬛🐕‍🦺🐕‍🦺🐕‍🦺🐕‍🦺🐕‍🦺👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 Год назад
እዚ ከዳዕ ተሐታቲ እዩ አብ ታሪኽ ናይ ክድዐት ዝተመዝገበ እዩ እንታይ ክትረኽበሉ አቅሪብካዮ ዘገርም እዩ አይገበርኩን እደአሉ ክብለካ።
@lemlemghilazgi4715
@lemlemghilazgi4715 Год назад
ከዳዕ ብደም እዩ ዝሕተት
@medhinmahrai7373
@medhinmahrai7373 Год назад
Waga kedeat gize ywesed ember zeyterf eyu
@motherland1510
@motherland1510 Год назад
ክኽክክክክክክ
@SerawitnaNhbi1991
@SerawitnaNhbi1991 Год назад
ኣንቱም ሰባት ከንደዲኡ ይሑሱ እዝነይ እኮ ጭ ጭ ጭ ኢሉኒ
@mossmosss2900
@mossmosss2900 Год назад
ኣየ ተሃልወስ፤ እንታይ እዩ ዝዛረብ ዘሎ እዚ ሰብ። ሰለሙን ግዜካ ተጥፍእ ኣለካ። it is a fiction .
@dajen3868
@dajen3868 Год назад
የማነ ወስላት
@user-jn2ic9mm2y
@user-jn2ic9mm2y Год назад
ሓሳዊ መደናገሪ በጃ ኢሳያስ ጋሕ በል።🇪🇷🤝💪💝🙏🕌🙏⛪️🙏🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Год назад
Eritrean Sabia Tarika lewa Telameme
@almazberhe5654
@almazberhe5654 Год назад
🤮🤮🤮🤮🕷🦟🕷🦟🤮🤮🤮
@gulbubmamide7400
@gulbubmamide7400 Год назад
Mereb Tv " Aygdn "
@Hawileyto
@Hawileyto Год назад
Ms secretary filtet sile zelekas suq ilka kiteatu tikel🤔🤔🤔🤔🤔🤔
@tedrostekle9779
@tedrostekle9779 Год назад
ያ በጃኻ እቲ ሓሶት ዓቀን ግበረሉ፡ ኣብ 2018 ስብሓት ኤፍሬም ምኒስትሪ ምክልኻል ኣይነበረን ኣብ 2014 እዩ ናብ ሚኒ/ጸዓትን ማዕድንን ተቀይሩ፡ ጆርጆ ዝብሃል ሰክሬታሪ ኣይነበሮን፡ ኣይኮነን ናብ ጀነራል ናብ ወዲ ዉነሽ ክትኣቱ ከማን ብዘይ ቆጸራ ኣይትኣቱን፡ ኣብ ኣፍደገ ጋርድ ኣለዉ፡ ወላ ኣብ ቤ/ጽ ምክልኻል እንተነበረ ክኣቱ ኣይክእልን እዩ፡ ሓሶት
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 Год назад
Iwe anewin ab 2001 mejemerta ab beleza nab sibhat kiatu delye biwilqawi guday. Itom guard neti natu zinebere Colonel secretary iyom ndege sediduley bizaiba gudayey kizareb. Gerimatini alo iti Eshetu ziblo zelo
@besm113
@besm113 Год назад
ከመይ ከመዩ ዝገብሮ ዘሎ ዚ ዘረባ።ንክሕደትካን ስንፍናኻንሲ ብዛዕባ ዲሞክራሲ ድዩ ኔሩ ትቓልሲ ንናፅነትዩ ኔሩ።ኢሰያስ ኩሉ ስልጣን ጠቕሊልዎ ኢልካዮ እንታዩ ከሲቡ ብግሉ ኢሰያስ?ተስፋ ንገብር ካብቶም አቡኡ ዝነበሩ ብፍላይዚ ወዲ ኮማንድስ ዝብሎ ተልዩ ዝገበርካ ጌርካ ተተቕርበልና ፅቡቕ ኔሩ።
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Год назад
Eritrean Tarikina Kiteika
@yemanehaile8234
@yemanehaile8234 Год назад
ሐሳዊ ኢኻ ምኽንያቱ አብ ካልእ አይትእቶ መንእሳያት ኮማንዶ አበይ የእቲኻዮም አቶ የማነ
@tesfaytesfazgy6502
@tesfaytesfazgy6502 Год назад
መረብ !! ነዚ ነብሰ በላ አራዊት ጀጋኑና ዘብለዐ ንምንታይ ኢኻ ተምጽኦ ?
@azebyebio1779
@azebyebio1779 Год назад
Yemana malet 19 Anabes Geganu yehewatena zeketela Yedawo bedam zetesetesa eyu hegi gen alena ab gezaka
@dehabtekle6563
@dehabtekle6563 Год назад
Xelakwo nezi kedaa ksemo aydeln aye
@kidistiweldemical6494
@kidistiweldemical6494 Год назад
Ayeyeeeeee
@ahmad7asnhasaan653
@ahmad7asnhasaan653 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏻💪🏻💪🏻
@rutagirmay590
@rutagirmay590 Год назад
Hlnueu yrteo slezelos nezi zereba zebrekrek yblo msrt kmzey nebro abti kalsi Kab azerarbeu yflet
@adalsium7744
@adalsium7744 Год назад
Tehatatay eyu
@medhinmahrai7373
@medhinmahrai7373 Год назад
We know you Mr yemane
Далее
Finger Heart - Fancy Refill (Inside Out Animation)
00:30
Maybe a little TOO much gel 😂
00:12
Просмотров 14 млн
Я КУПИЛ САМЫЙ МОЩНЫЙ МОТОЦИКЛ!
59:15
There's a starman #shorts #viral #starman
0:12
Просмотров 9 млн
Good job hero. #shorts #fyp
0:20
Просмотров 54 млн
Как без этого..😂
0:15
Просмотров 1,8 млн