Тёмный

22 October 2023  

AAN MEDIA NETWORK
Подписаться 121 тыс.
Просмотров 49 тыс.
50% 1

"እቲ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኤርትራን መራሕቲ ህወሓትን ዝተኻየደ ሕቡእ ርክባት"
#aanmedia #eritrea #ethiopia

Опубликовано:

 

22 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 139   
@mohammeddini5491
@mohammeddini5491 Год назад
Eritrea for Eritrean forever ❤❤❤. Peace to All people in the world!!
@rediet6846
@rediet6846 Год назад
ንሃመማ ቁስሊ ኣየተረኢ ፣ ንቆልዓ ገጽ ኣይተርኢ ኢሎም ኣቦታት፣ እዚ ሕጊ ኣልቦ እዩ ዘድፍረና ዘሎ ብሰንኩ ድማ ዋጋ ንኸፍል ኣለና፣ ኣምላኽ ንህዝብናን ሀገረናን ይሓሉ
@Eri_nur5835
@Eri_nur5835 Год назад
አሜን
@fakaryoulibay8813
@fakaryoulibay8813 Год назад
ኣየ ፈኸራ ፈራዕራ ስቅ ኢልካ ኣብ ጥራይ ማዓንኮሮ ገለ ገበርትን ሓደግትን ትመስሉ ሃገር ሻላ ህዝባዊ ግንባር ተሓሊያ ኣላ ባዓል ንስኹም ከምዚ ሕጂ ኣቢ ናይ ምዕራባውያን ዝመጾ ጸቅጥታት ክጻወሮ ዘይኸኣለ በዓል ትሩፋ ውን ከምኡ ዘልሓጥ ሓጥ ምበልኩም ነይርኩም ስለዝስ ኣፍኩም ዝጉ ባዓል ትሩፋ ከእውቀት ነጻ
@shammzemichael5517
@shammzemichael5517 Год назад
Thank you Aan media
@salusalu-f9g
@salusalu-f9g Год назад
ኣብይ ዶክተር እባብ ተንኮለኛ ምስ ትግራይ ዝዐበየ ርጉም ድቃላ ሃይማኖት ዘይብሉ ጠቡቃቅ ብኩሉ ምልሐስ ትግራይ
@godisgoodpaulos9408
@godisgoodpaulos9408 Год назад
Enskas kulu felitksyo nerka nay hji gededd amlak neza brktiy adey b melaktu yshefna thanks ❤
@amaniele4693
@amaniele4693 Год назад
ድሮን ጀምዓና ኮንካ ከይተረደኣና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪👍🐪🐅🇪🇷
@AsmeromGmikael
@AsmeromGmikael Год назад
ሲዒድ ኣንበሳ ❤ ንጹር ቅድመ ኩነት ዝግምት ኩሩዕ ኤርትራዊ
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 Год назад
Thank you.
@danielwildetensae6612
@danielwildetensae6612 Год назад
Thank you guys
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly Год назад
What goes around comes around! ኣል ኸያና ተርጃዕ ፍል መካና ይብሉ ዓረብ :: ቅድም ዝወደስኩሞ ሕጂ እንተጸረፍኩሞ'ሞ እንታይ ዋጋ ኣለዎ :: ንውግእ ጥራይ ተዳለው
@ተስፋልዕሊኩሉ
@ተስፋልዕሊኩሉ Год назад
Peace to our Eritrean people
@russomghebregiorghis1459
@russomghebregiorghis1459 Год назад
ቀጻሊ ዝካታተለኩም ዘድንቀኩም ኢየ: ክልቲኩም ሃብሮማትን ኣናብስን ኢኩም: ዘሎ እዋናዊ ሓበሬታ ከምታ ትገብርዎ ዘለኩም ቀጽልዎ::
@እየሱስከሞትየድናል
Eritrea for Eritreans
@khalifaahmedin6364
@khalifaahmedin6364 Год назад
Hi how are you doing today my family and good luck and good night to you and good job job job job job 👍
@biniamsibhatubahre4859
@biniamsibhatubahre4859 Год назад
ኢሳያስ ብዝተዘረበን ቃላት እናሓፈረ ክነብር እዩ።ሰብ ዝዘረኦ እዩ፥ዝዓጽድ።
@Yehdego
@Yehdego Год назад
ስለዘይርድኣኩም እንበር ስርሑ እዩ ዝሰርሕ ኔሩ ክትመርሐና ኢኻ እዩ ኢሉ መሪሕዎም ከኣ ኣትዩ ዘድልዮም ጌሮም ወጽዮም ረብሐኻ ምስላጥዩ
@andeandebrhan1798
@andeandebrhan1798 Год назад
This is an opportunity for Eritreans to think 1000000 times about what the Prime Minister of Ethiopia said.
@MatiyosgrmayMatiyosgrmay
@MatiyosgrmayMatiyosgrmay Год назад
Dron belo tray grefo nezi hasawi merahi abiyi😊😊😊🎉🎉🎉
@Adulistube89
@Adulistube89 Год назад
Welcome back
@russomghebregiorghis1459
@russomghebregiorghis1459 Год назад
Eritrea for Eritreans❤❤❤❤❤❤❤❤
@jsogt8786
@jsogt8786 Год назад
thanks good news
@DanielA-xh2fj
@DanielA-xh2fj Год назад
Good work Drone. Proud of you!
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Год назад
Selam. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
@merigualkeren6510
@merigualkeren6510 Год назад
እዚ ህዝቢ ትግሪኛ ሓይሉ ኣብ ናይ መወዳእታ ዝበጽሐ ይመሲል። ኦሮሞ ዝበሃል ህዝቢ ኣብ ቅድሚት አንተ መጺኡ ኩሉ ተዛራቢ ትግርኛ ቦታ የቡሉን።
@hakimabdelkadir
@hakimabdelkadir Год назад
Sekiti fara .sectariean atukuni
@rahelsium3523
@rahelsium3523 Год назад
ክልተ ጓሓላሉ! ባዕሉ ወኺል ኢሉዋ፣ ኣብቅድሚ ዓለም "ምስ ኢሱ ምዕራቕ ዓሰብ ምምቓል'ዮ" እንተደለካ ዓሰብ እንተደለካ ባጽዕ ተባሂሉ። እዚ ህንጡይ ቆልዓ እንታይ ዘይገበረ። (ወደን ከይቀትላስ ሰይቲ ወደን ዝብሉኹ ከምዚ እዩ!) ዳሓን ኣይትእቶሰይጣ ሃገርና፣ ብሰንኪ ገስረጥ ኣካይዳኻን መልሓስካን ዝዝተወልደ ኣብ ኩናት ከምዝጠፍ ገርካ። ኤርትራ ከይትድፈር ብሰንክካ ሕጅ'ውን ኩቡር ዋጋ ክንከፍል ኢና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️
@Ereynatey
@Ereynatey Год назад
Deki Erey ♥️♥️♥️
@aydabereket9133
@aydabereket9133 Год назад
❤❤❤
@WediSaho-t7v
@WediSaho-t7v Год назад
Eritrawnet kubur mennet❤❤❤❤
@Wedi_kahsay
@Wedi_kahsay Год назад
ምቕናይ ጥራሕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 Год назад
ስልጠና ኣብ ትግራይ ብዝሐየለ ቀፂሉሎ ንኤርትራ ንምጥፋእ እስኻስ ሓላዪ ህዝቢ ትግራይ መሲልኻስ ብባፅዕ ክኣቲ ኒኦቦ ትብል ሕልኩስ
@becomeme
@becomeme Год назад
ምስ ሸፋቱ ትግራይ ብምንም ታኣምር ርክብ ኣይተካየደን ኣይትጠራጠር
@tiktok07rnm
@tiktok07rnm Год назад
መቐረት ናይ ዛ ገዛ 1 ወዲ ዓሊ ኢዩ ዘበላሽዋ ዘሎ እንበር ሓንቲ ካብ ዝድነቓ ቻነል ኢያ ሕሰብሉ
@kalifaahmed3342
@kalifaahmed3342 11 месяцев назад
❤❤🎉❤❤
@Abi-xr4uq
@Abi-xr4uq Год назад
Good job
@samsonatobrhan8228
@samsonatobrhan8228 Год назад
ጌርና ኣለና ኮመንት 1:47
@benzema673
@benzema673 Год назад
Mekseb❤❤❤❤❤
@teklusolomonyosab9250
@teklusolomonyosab9250 Год назад
ወያነ ምስ ኣብዩ ኢዮም ክሰርሑ ዋላ ብርጊድ ንሓመዱውን ኣብ ጎኒ ኣቢዩ ጥራሕ ስቃይና ዘቃልል ይኩን።
@samuelghirmay2378
@samuelghirmay2378 Год назад
Ata kondaf birgade do adigi gele tibil wela alshebab wela ayihiwosiwom tarik yebilikan diu nay shebiya xibuk gerika genxil mo ni mengeste semayat keyimermere eyu eko nab amlakom sedidiwo nisu keman nay fetari koyiwo enber shabiya eko nab fetari eyu zisedid kem shaebiya lewah wedibina ayiraekun kisab lomi wedihanika wedi adigi ni hamedu werru awet ni hafash
@deki-erena6291
@deki-erena6291 Год назад
Dron wedi mara seb tiamn aleka. Nay Eritra source zeytitkem why. Nay Tigaru source tetekimka mizirab tsibuki aykonen. Please ❤
@edenpawlos6066
@edenpawlos6066 Год назад
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EliasMengsteab-kt6fu
@EliasMengsteab-kt6fu Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@TemesgenBrhane-j2d
@TemesgenBrhane-j2d Год назад
ማቲዎስ በራሪ ተወርዋሪ እስከ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምምጻእ ናጽነት፡3 ወራራት፡እዚ ናይ ትግራይን ተዘይፍጠር ህዝብና ክንደይ ምኮነ ክንዲ ኦሮሞ ምኮንና፡፡ኦሮሞ ዋላ ሕጂ ኣይተተንከፈን ንዓና ምስ ትግራይ ምስ ኣምሓራ ይባልዕና ኣሎ(ኦሮሞ ወጃብ)
@embasoyrafenqil6575
@embasoyrafenqil6575 Год назад
መርገጺኣ ግልጺ ዘይኮነ ሚዲያ ።
@AsmeromGmikael
@AsmeromGmikael Год назад
መርገጺ ብዘይ ኣገድስ ኤርትራዊምኻኑ እኹል ❤
@luel8814
@luel8814 Год назад
በቲ ኢልና በቲ እቲ ቀንዲ ጠንቂ እዚ ኩሉ ኾይኑ ዘሎ ኤርትራ ብዘይ ሕጊ ብሐደ ዉልቀሰብ ትምራሕ ምህላዋ እያ. ነዚኣ ነጥቢ ምዝኽኻር የድሊ. ነቲ ቀንዲ ንኤርትራ ናብዚ ዓንኬል ደርብይዋ ዘሎ ኢሰያስ እዩ. ምስ አብዲ እንታይ ስምምዕ ኔርዎ ንፈልጦ ነገር የለን. ኤርትራውያን ብዙሕ ዋጋ ከፊልና ዘምጽኣናያ ሃገር አብ ኢድ ሓደ ዉልቀሰብ ክትአቱ ኣይግብአን. ዋንነት ሃገርና ክንመልስ ይግባእ.
@أحمدأبوصالح-د9ت
Bellom Bellom feres agalibka🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪👑👑👑❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯👌👌👌👌🙏🙏🙏
@jesusislordrishan6595
@jesusislordrishan6595 Год назад
ሙሽሙሽ የሰላሳ ኣመት ውግያ ኪሳራ ነው ይላል እንዴ ሳያፍር
@AmitTeklay
@AmitTeklay Год назад
👍
@selemunzereamariam6871
@selemunzereamariam6871 Год назад
Kedemu eziom do yemenu mergexi zey blu gexu trhak,ente nhzbi tgray gn bbahri ykun bmeret Knkeftelu na .
@esromtekeste9134
@esromtekeste9134 Год назад
ሎምስ ኣንፈቱ እኮ ጠፊኡና እዚ ፖለቲካ🤔
@merhawikahssai5092
@merhawikahssai5092 Год назад
በቲ ኢልካ በዚ እንቋዕ ሓጎሰካ ብህዝቢ ወላሓንቲ ቅንጣብ ሓልዮትን ስክፍታን ከምዘይብልኩም፡እቲ ንዓኹም ዘገድስን ናይ ኣእምሮኹም ቅኒት ብዘይካ ንጽልእን ፍሕፍሕን ምጽሕታር ካልእ ቅንጣብ ኣብ መንጎ ህዝብታት ሩፍታ ከምጽእ ዝኽእል ናይ ምምልላእን ምድግጋፍን ምቅርራብን ናይ ኵናት በሰላን ስነልቦናን ኣጥፊእካ ናብ ምዕባለን ናይ ሓባር ጥቕሚ ምሕላውን ሕውነትን ውህደትን ከትርፍ ዝኽእል ክእለትን ብስለትን ስነልቦናን ውጽኢት ኣስኮላን የብልኩምን ብላብላበላ ወረበላታትን ኣውርቶበላታትን ቅሩብ ሕፈሩ ብሓፈሻ ንሰላማዊ ህዝቢ ብዘይ ኣፈላላይ ክጠቅምን ከርብሕን ዝኽእል ግለሰባት እንዳሓመኻ ዘይኮነ ንስነልቦናኦም ብኣወንታ ክመልእ ዝሕግዝ ቅኑዕ ሚዛናዊ ርትዓዊ ክለሳሓሳባዊ ነጥብታት ዝመላላእን ዝወራረስን ናብ ምትፍናን ዘየእቱ ጭዋ መግለጺታትን ትንተናታት ከተዘውትሩ ንመክር!!!!ግደፉ ላግጺ !!!!!!
@user-lv.faithful
@user-lv.faithful Год назад
እዚ ከም ዝመጽእ ዘይምፍላጥኩም ኢዩ ዘሕዝነካ
@Tomas-komita
@Tomas-komita Год назад
ኣቢ ዝገበረ የብሉን እዝኹሉ ጠንቂ ኢሳያስ እዩ ኣምላኽ እዩ ኣድሕንና እምበር ሰብኣይስ ሸይትዋ ነይሩ እዩ ምክንያቱ ተጣላቕና ነይርና ኢሎም ኢሉ ኣብ ጉድጋድ ኣስፊርዎም ዘሎ
@ሚኬኤልሚኬኤል
@ሚኬኤልሚኬኤል Год назад
ኢሰያስ ማንነቱ ወጥሮ ስላሳበደው እራሱን ይሂድ ማን ሲፈልገው ሃገርና ህዝብን ግን አሳልፎ እንዲሰጥ የሚፈቅድ ኤርትራዊ(ት) የለም (የለችም) ።
@freweynitesfamikael9012
@freweynitesfamikael9012 Год назад
ሰታ አባባይ መግስቲ ኤርትራ በል
@girmayabrahale7528
@girmayabrahale7528 Год назад
Merahaba aaa hawuna bezi agatumu delo kulu eritreawi degafi tekawami kulka tedalo niwrdi nab adina koah tesmina niwrdi kalay kulna ni mikilikal serawt eritrea 🇪🇷 awxna ni lakelom nikah eritreawi
@anwarjahar9154
@anwarjahar9154 Год назад
ىامتىوس نحنا مشكيلتنا مع النظام الفسد المجريم. ارجوك لاتشوش علىنا وشكراً
@serenity777er
@serenity777er Год назад
What does it mean that!!?
@kalifaahmed3342
@kalifaahmed3342 11 месяцев назад
Hi
@firstoflove6828
@firstoflove6828 Год назад
እዚ ኢሰያስ ዝብልዎ ሰብኣይ ሰክራም እዩ ዝብልዎ ኣቢ ኽኣ ሰኺሩ ዝበሎ ጉዳይ ወደብ መስኪናይ ሕልሙ ናይ ብሓቂ ዝኾነ መሲልዎ ሕልሙ ናይ ብሓቂ ከግህድ ኣብ ዘይዎጾ ይኣቱ ኣሎ
@goitomgebremedhin8131
@goitomgebremedhin8131 Год назад
ሲዕድ፡ ሞሃመድ፡ ዪፈትወካ፡የ፡ ሙክታር፡ግን፡ ዓገብ፡ በሎ። 🙏🇪🇷🇪🇷🙏✅
@suea7762
@suea7762 Год назад
I concur! እወ ዓገብ ንሙክታ ዓሊ ከምኡዉን ንማትዮስ ዘልአለምን ። አብ ዝሓለፈ መደብኩም ብዛባ ፕረዚደንት ብሽኮርያ ( ሕማም) አባጫዉ ተዛሪብካ ፡ ሚዛንኩም ባይታ ወሪዱ ሕማምን ሰንክልና ፈጺሙ ክቀርብ ዘይግቦኦ እዩ ምክንያቱ መጻረፉ ወይ መቃወሚ ቃላት አይኮነ ን፡ ካብ ባሃሊኡ ደጋሚኡ ስዒድ መሐመድ እዉ ከምዚ ዝአመሰለ ቃላት ክትአልዮ ይግባአካ ሃየንታ አለዎ። አብዚ ፈታኒ እዋ ብዛዕባ ህዝብና፣ መንግስትናን፣ ሰራዊትና መርዛም ቃላት ከይነዛረብ ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 Год назад
Hasabna do knegrekum kltiyekum Matiosn Sidn bdem Eritrawyan tehateti ikum kltekum kedat ändern aklabat nay Ygdefn ikum
@MelaneYohannes-sh5nc
@MelaneYohannes-sh5nc Год назад
ንስኻ ክትመርሓናስ ክትብሎ ኣይነበረካን ዓምና እዚ ቆልዓ ተጻዊትልካ ዩ ብሓፈሽኡ ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ
@BrhanuTesfaye-i9n
@BrhanuTesfaye-i9n Год назад
ከም ቆልዓ የጻውቶ ኣሎ😂😂😂
@muhurweldu5012
@muhurweldu5012 Год назад
Ajoka wedae Eri ab godnka alena anbsa nay zafru aykonn ztnkfa yelan Eri shkor hgrna ybrkelna❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adulis73
@adulis73 Год назад
ልሳኑን ስምዒቱን ዝቆጻጸር ጥበበኛ’ዩ!
@TaherJemal
@TaherJemal Год назад
ቅጫ መሲልዎ ዓሰብ ክምቀል. ጌጋታት ኔሩ ሕጅ ብዝሐሠለፈ ጌጋታትና ክንፈላለይ ከይኮነስ ናብ ሓድነትናን እንተአኻኸበሉ ክኸውን አለዎ. ስውኣትናን ስንኩላትና ንርኤ ንዘክር.
@senaithaile8584
@senaithaile8584 Год назад
አቡዛ ጊዜ ዚአ ፈጺመ አይጽመምን ኢየ ህግደፍ ገለ አይመድለየካን subscribe ሲሒበለኩ
@samuelghirmay2378
@samuelghirmay2378 Год назад
Ehi dia subscribe tisihibi kidim entay kitigebiri diki add elikiya kobilalit kabzom kedmiti kirub telimixi neriki tikoni
@AdayHiwet
@AdayHiwet Год назад
👎መገዲ ባጽዕ ንትግራይ ክኽፈተሎም ? ትግራይ ዶ ኣይኮነን ቀንዲ ጸላኢኻ ? ትግራይስ ኢትዮፕያ እንዶ ኣይኮኑን፡ ንዓኻትኩም ኩሉ ጊዜ እየ ዝሰምዓኩም ኔረ ሕጂ ግን ኣይግድን፡፡
@amanueltesfamichael1782
@amanueltesfamichael1782 Год назад
ህዝባዊ ግንባር ናይ ኢትዮጵያ ሓድነት ዝብል ካብ ነዊሕ ክኽተሎ ዝጸንሐ policyኡ ክቕይሮ ኣለዎ ፡፡ድሕሪ ሕጂ ክፍለጥ ዘለዎ ሓድነት ናይ ኢትዮጵያ ንዓና ስግኣት ስለዚ ምስ ክልላት ትግራይን ዓፋርን polotica ክስራሕ ኣለዎ ፡፡
@danielkidane3572
@danielkidane3572 Год назад
ኤማ እዚኣ ቃል ኣዚኣ ካብ ነዊሕ ጀሚረ ዝብላ ዝነበርኩ እያ። ክጥርነፍ ከሎ ክበልዓካ ዘንባሁቕሲ ክትብትኖ ደኣ እምበር ክትጥርንፎ ምፍታን ክሳራ ጥራይ እዩ።
@ሰላም-ሠ9ኘ
@ሰላም-ሠ9ኘ Год назад
እቲ ዕርቅን ምቅርራባትን ግደፎ እሞ ዘጥፋእኩምዎ ንጹህ ህዝቢ ትግራይ እኳ እተዘተመለሰ ዝሰረቅኩምዎ ንብረት ህዝቢ ትግራይ ምለስዎ። ካብ መሬት ህዝቢ ትግራይ ውጹ። ኣብ ዶባት ትገብርዎ ስርቅን ናይ ሓረስታይ ንብረት ምስራቕን ደው ኣብሉ።
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 Год назад
Drbayat izi meschrefet tesawitulkum
@AdayHiwet
@AdayHiwet Год назад
ምስኪን ህዝቢ ባንዴራ ኢትዮፕያ ትጎኒኑ ንኣቢ ክቕበል ብሙሉኡ ስራሕ ጠጠው ኢሉ ቤትትምህርቲ ተዓጽዩ ዊዒሉ፡ ኩሉ ሰብ ተሰሪዑ ዊዒሉ፡፡ ብጣዕሚ ዘሕፍር ቅንያት ቀንዩ፡፡ ኣዋጽኦ ይፍጠረሉ እዚ ህዝቢ፡
@tecleabbereketeab9490
@tecleabbereketeab9490 Год назад
ፕሮግራምካ ብብዝሕን ብጥብቅን እየ ዝከታተሎ፡ ጽቡቕ እዩ። ግን ንመንግስት ኤርትራ ኣይትጻረፍ። ኣይትዳፈር። ህዝቢ ኤርትራን ህዝባዊ ግንባርን ዘይናጻጸል ክልተ ገጻት ናይ ሓደ ሳንቲም እዩ። We love our president, Isaias Afework ❤ , we don't like anyone to speak stupid things against him
@Ereynatey
@Ereynatey Год назад
Suk bel eske! Hizbin siraatin bebeynu eyu.
@okubaygerehans
@okubaygerehans Год назад
አዝ ትብሎ ዘለካ ካብ ሐቂ ዝረሐቀ እዩ. ንአብነት አነ ኤርትራዊ እየ, ህግደፋዊ ግን አይኮንኩን. ኢሳያስ ከአ ባዕሉ ርእሱ ዝሾመ እምበር ፕረሲደንት ክከውን ቆፅሊ ዘንበረሉ ህዝቢ የለን.
@AmanHopelight
@AmanHopelight Год назад
ኣምለኽቲ ውልቂ መላኽስ ንበይንኹም ኢኹም
@harerta20088
@harerta20088 Год назад
ኦኦኦኦ ክሳብ ክንድኡ?
@tirhasberhe8571
@tirhasberhe8571 Год назад
Atum teberaberu. Hiji intay terifna…..essayas isu indiu abzi kulu hisret zebtsehana..😂😂😂
@habengerye2076
@habengerye2076 Год назад
እንታይ ዳኣ ኣብዛ ትንተናኻ ንመራሕቲ ወያነ ወሰንቲ ጌርካ ኣቅሪብካዮም ህግደፍ ኣረኪሶምና ድዮም የቅልሎ እዩ ዘብል
@FecreDesta-z1k
@FecreDesta-z1k Год назад
ነዊሕ ዕድመ ን ጅግና ሐርበኛ ፕረሲደንት ፤ ኢሳያስ አፈወርቂ ። ዕድመ ን ጀጋኑ ሐርበኛታት ፤ ሻዕብያ ። ዓወት..ን ..ፋኖ ። ዓወት.....ንሓፋሽ ።
@daniel7-kq4yr
@daniel7-kq4yr Год назад
fano meytako eten zterefa ke a kem weyane etka ktfeth eya
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 Год назад
እዛ ኩሉ ስልጣን ኣረኪበዮ ትብል ዘረባ የሐጒሳትካ ድያ ?
@neaminabrha6589
@neaminabrha6589 Год назад
እቲ ዘብክየኒ መራሒ ኤርትራ ምስዚ ለክባጥ ምስማዑ
@samuelghirmay2378
@samuelghirmay2378 Год назад
Ajoka eti game over tewediu eyu eti simimie ni weyane adakimika ni abi shitara bahri kitikem eka eyu neru tetekimimu gihifiwo alo hiji hikiu mis habo eyu taraera zibil zelo shaebiya wega lielawinetu yihilifu ayifelitin eyu kab gedili wela dihir nixinet wedi erey miarey ajoka bezis tiritir yebilikan🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfagaberyonas
@tesfagaberyonas Год назад
NKID DEKI EREI KULNA BHABAR
@gm5215
@gm5215 Год назад
ከኤሱ ጋር የምትካፈለው ወሬ ብቻ ነው
@fitsummathiwos2615
@fitsummathiwos2615 Год назад
Mtrus
@zemuymeharizemuy3871
@zemuymeharizemuy3871 Год назад
እዛ ክያና ደልያ ኣላ ናይ ርእሲ ከኒና
@Asmerana
@Asmerana Год назад
Detective drone?? ሃዬ....
@samsonelias2971
@samsonelias2971 Год назад
dear compatriots, I have a doubt here, do you think Isais Afewerki is the right choice for Eritrea or he was pretending? so, he acts like Weyane in this speech he made. let's take time and meditate on what he was trying to tell us that time. it is not he who bargain abought our Eritrean sovereignty and territories? so, does he really mean it even though he deceived us in his speech there? so why is he playing us with his act? why does he say something now if he really cares about Eritrea and Eritreans? I think this is not right to look after what people say and go with the masses. sometimes I am suspicious of him too.
@Balla291
@Balla291 Год назад
shabya ever king 🇪🇷✊🇪🇷
@kalifaahmed3342
@kalifaahmed3342 11 месяцев назад
استخدام ملون
@habengerye2076
@habengerye2076 Год назад
ጌቾ ወዲ ሹቕ ንኣብዪ ቀደም ገጢምዎ
@samieriboy8145
@samieriboy8145 Год назад
Dron yake🇪🇷
@tasfutewolde6516
@tasfutewolde6516 Год назад
መንግስት ኤርትራ ዘይትብል ህግደፍ ክትብል ኮለኳ እስኻ ካበይ ድኻ ትገርም ዝተፈላለያ ሚድያ ከምዚ እሎም እልካ ምግላጽካ ተሕዝን አብ ክንዲ ጎኒ ሃገርካ ምኻን ድዩ።🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷👈🇪🇷🇪🇷✅️🇪🇷💯
@Amber1919
@Amber1919 Год назад
🇪🇷❤️🐪ማቲዮስ ዘላለም ኢትዮ 360 ኢትዮ ፎረም ሀብታሙ አያሌው ኤርሚያስ ለገሰን በአምሐርኛ ዘዝበልዎ ናብ ትግርኛ ተርጊሙ መብዛህቲኡ አንጻር ኤርትራ ውሽጢ ውሽጢ ትህስቶ ዘለዎ እዩ ዘቅርበልና። ንሱ ግን አቀራርብኡ ከምዚ ናቱ ሃሰብ ጌሩ እዩ ዘቅርብ ። 🇪🇷❤️🐪
@ayobklerin5628
@ayobklerin5628 Год назад
ካብ ዓርክካ ጽጋቡ ዝረከብካዮ ዲዩ ኣየ ናትካ ሓበረታ ኣድግስ ካብ ሙማታ ምጉታታ
@nashibrhane8399
@nashibrhane8399 Год назад
መንካ
@HagosElyas
@HagosElyas Год назад
Ata haswi tenki ezi kulu eti kemamlakum triewo ganen eu
@eritreaweymot
@eritreaweymot Год назад
Kulom ntfat Eritrean Hzban zhaqenu bala eta halal meret Etitrea eya tenazzomn fah cingrah tetwelom: Eritrea hagerna egzabher zqeban zbarekan qdsti hager eya
@ghirmamogos9374
@ghirmamogos9374 Год назад
Hji aykonen tgray tgray 😂😂😂😂
@ሴምማጆር
@ሴምማጆር Год назад
Hiiiiiiiiiiiiiiiiiiiii
@nahomtewelde7400
@nahomtewelde7400 Год назад
Azi nay getechaw zereba 4 netbi
@jemalyonus7244
@jemalyonus7244 Год назад
💪💪💪💪
@haftuzbelo1922
@haftuzbelo1922 Год назад
Ata tselim talyan adgi
@eritreaweymot
@eritreaweymot Год назад
Isaias ms ezi nay hasot dr Aby mstearareke kem kintit fokisun hasirun eyu
@helutewelde9546
@helutewelde9546 Год назад
Hasawi Lekbat dhr hiji nakum khgiz elu hade Eritrawi dem kfesiss ayndeln ena hasadat.
@TEAMETESFAY-sx1zy
@TEAMETESFAY-sx1zy Год назад
ስቅበል ሕሳዊ ጃሱስ ድልየትካ ስለዝፈሽል ጽቡቅጌርካ ትፍልጥ ንጅስ
@alganshmehar3892
@alganshmehar3892 Год назад
Abiy klte melhasu bdey maydlatsi ab mekabr btsot koynu keyfatsi
@YonasHadgu-y4s
@YonasHadgu-y4s Год назад
Ezi resah Isayas yehlifu hibuna eyu aytemeknylu amlak Eritrea gin agadefenanan eyu deki erey awenwen aynbel hiji feshilwo eyu kintit dihri seb atrifuna Africa kinkiyir deytesegemnas neza nishto hager edu aysaan.asteweelilu buzuh gize guday eritrea ms ethipia ateasasiru keredeana eyu zftn hasot we r independent so nnkah.nAbi zeykone nIsayas ena kinkunn zigbeana.Abi kola eyu.Abay begi eyawta hiza titef eyu negeru.
@kaprino
@kaprino Год назад
Aye ezi Mathiwos zelalem zweredo seb kezab. Sq ilka trah bhasot genzeb akib kezab
@lewamtesfa7887
@lewamtesfa7887 Год назад
Matios zelam ezi dmxka gn nsuyu meas dea seid mehamed teqeyrka weyley zeynestebhl Dina nmesleka
Далее
Fastest Build⚡ | Doge Gaming
00:27
Просмотров 625 тыс.