Тёмный
No video :(

5ይ ክፋልን ናይ መወዳእታን ሕማቕ ታሪኽ 70ታት 

TEFETAWI TALKSHOW
Подписаться 144 тыс.
Просмотров 11 тыс.
50% 1

5ይ ክፋልን ናይ መወዳእታን ሕማቕ ታሪኽ 70ታት

Опубликовано:

 

13 фев 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 63   
@garzaalem2301
@garzaalem2301 5 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓው🎉
@kidanehagos7457
@kidanehagos7457 5 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ዒሚቕን ቅኑዕን ግምገማ ታደሰ, ኣያና መኮነን ድማ ይበል ምዝካርን ሓቅን
@berihu9286
@berihu9286 5 месяцев назад
ይቀንየልና ዓቢ ትምህርቲ ከሲብና💙💙💙👏👏👏
@Berhane-
@Berhane- 5 месяцев назад
🙏🙏🙏👌👌👌🌹
@Aswasn791
@Aswasn791 5 месяцев назад
wow wonderful ❤❤❤
@teumberhe4355
@teumberhe4355 5 месяцев назад
ዝገርም እዩ ነገሩ ሓባል በልያ ክይትቅድመኪ ዝባሃል ከምዚይ ምስተረክበ እዩ
@haregotzerom9373
@haregotzerom9373 5 месяцев назад
Beal Simon Gerdingl, Abraha Kasa, Durue eziom do aykonun seb zetfuu
@user-yp2nn1hw3q
@user-yp2nn1hw3q 5 месяцев назад
Thank you Seltene for sharing this eye opening history. I would like to request you to conduct an analysis of Mesfun Hagos' book.
@danielkelati8298
@danielkelati8298 5 месяцев назад
It’s an opening eye Thank you so much
@risomlegese387
@risomlegese387 5 месяцев назад
ይቃላላዕ ደኣ ኩሉ ብዘይ ንሕስያ ኩሉ ውድትን ሽርሕን እዩ ኔሩ ይቀላዕ ብድሕሪኡ መድሃኒቱ ብሓባር ንድለየሉ !
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy 5 месяцев назад
Thank you Brother for your tuth story ❤ ❤ ❤
@AteshmGonetz-mk3lg
@AteshmGonetz-mk3lg 5 месяцев назад
Brother Tadese Kidane I appreciate you, ❤
@salihmahmuod7096
@salihmahmuod7096 5 месяцев назад
Interesting topic ❤❤❤
@rebecaeyasu5862
@rebecaeyasu5862 5 месяцев назад
True Thanks very interesting..
@Wedigerima-12
@Wedigerima-12 5 месяцев назад
Ktsehaf alewo ab tarik 😂😂😂😂
@melakereda3382
@melakereda3382 5 месяцев назад
ታሪኽ እና ኣደናገርካ ምኻድ ኣሎ ኣብዛ ቀንጻሊት ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሰልጠነ ከምዞም ኣቦቲት እናሓተትካ ኣምጻኣና ክንማሃረሊ እና ❤❤❤
@dawithaile1606
@dawithaile1606 5 месяцев назад
Time will tell the truth. The truth will come when the dictator dies. The good thing is most Eritreans don't have time for the awragawinnet. They are busy fighting to survive.
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 5 месяцев назад
Ezi sle zkone ena kea srat hemasen zeblana zelo glxieu nmntay ekum alu tblwo nzgebrkumo amx
@samki-rw6lt
@samki-rw6lt 5 месяцев назад
ሓጎስ ተኸስተ ጸዓዘጋ
@dankess9285
@dankess9285 5 месяцев назад
ኣታ ዘይቲ ሓፍር ከ እዚ እስካ ዘለካዬ Chanel ቲፈልጦ ዲካ' ኣዊራጃውነት ኪሰቢክ ዚዉፅል ኡኾዩ, anyway you guys and black Americans will not stop feeling of victims
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 5 месяцев назад
Amer twil ira wara hemasen eu
@biniamsebhatu2817
@biniamsebhatu2817 5 месяцев назад
Nay mesfn hagos methaf kab tzrgah newih gera aebey nerkum sgab hji
@BayreKidane
@BayreKidane 5 месяцев назад
ዓዲ ንፋስ መን በለ ካርነሺም ኣንታ ሓውና
@adamismail9137
@adamismail9137 5 месяцев назад
መስፍን ሓጉስ ካብ ዚበሎ ኣብ መስዋእቲ. ብቢዝሒ ኣከለጉዛይ
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 5 месяцев назад
መምሃርን መዋዳደርን reference እዩ ታሪኽ የቀንየልና ሓው ታደሰ
@adamismail9137
@adamismail9137 5 месяцев назад
ኦዚ ኲሉ መጽሐፍ ኣዳሊኩም ኣቅሪቡ. ወሪዱዎ ጀብሃ
@user-pz7tj9fs5y
@user-pz7tj9fs5y 5 месяцев назад
ብፍላይ ካኣ ማዓረ ክንደይ ንድሕሪት ተመሊስኪም እሞ ካኣ ጽብቅ ታሪኽ እንተ ዝኽውን እንታይ ጸሊእካ ነቲ ጸልማት ጊዘ ምዝካርኩም ምስጋና ይግባኣኩም ፡ኣነ ዙረይ 21 ከም ዝነበረ ይዝክር መስረዕይ ጋንታይ ሓይለይን
@samuelkidane1171
@samuelkidane1171 5 месяцев назад
Tefetawi talk show aletawi mukanka nay akeleguzay mass media mukanka felitnaka😂 i😂😂😂 akele kitiblu akilikum hademti
@Simba-karumba
@Simba-karumba 5 месяцев назад
እሞ እንሓሰመካ ንዓኻ መን ዶ ርኣዮ ኢሉ ገዲዱኳ እዩ?
@goitomteklu6681
@goitomteklu6681 5 месяцев назад
ሳላኹም ቡዙሕ ንማሃር ኣለና ዕድመን ጥዕናን ታደሰን ኣያና መኮነንን። ደቂ ኣከለ ንቕሑ ።
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 5 месяцев назад
Maheri debsay zagr eu maho hemasen ay konan xbut eu
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 5 месяцев назад
Sad ferah gindae eu
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 5 месяцев назад
የቐንየልና ኣያና ታደሰ ኪዳነ ብዙሕ ፈሊጥና : : ኣብ ቀጻሊ ውን ብተመሳሳሊ መደብ ክትምለሰ ተስፍ ንገብር🙏🏼 :: ዝነበረ ታሪኽ ብጌጋ ተ ተጻሒፉ 2 ግዜ ክንዋጻዕ ኣግባእን ::
@user-pz7tj9fs5y
@user-pz7tj9fs5y 5 месяцев назад
ታደሰ ኪዳመ ብሓቂ ነዚ እዩ ቃለ ሂወት የስማዓልና ዝበሃል ካብ ሓደ ቀሺ ባርያ ህግደፍ መጽሓፍ ቅዱስ ከይ ነጸሀ ሓራ ከይ ወጸ ፍርሂ ገዲፉ ከይ ተበዕ ካብ ዘንብበልካ ልቡ ካልእ ልሳኑ ካልእ ብልቢ የቅንየልና ፡ኩሉ 🎉
@miletebahta7184
@miletebahta7184 5 месяцев назад
እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ኩቡራት የሕዋትናን ኣነ ክሓታ ደልየ ዘለኹ እታ ረድኢ መሃሪ ዝዘርግሓ ናይ መንካዕ መጽሓፍ ኢሰያስ ዝጽሓፍ መጽሓፍ ደሓር ዘቃጸላ ኣፍልጦ እተለካ ክትገልጸልና እንተኺኢልካ ጽቡቅ ነሩ ቡዙሕ ሰብ ስለዝጠራጠር የቀንየልና ስለ ተንቲንኩም ሓቂ ዘፍለጥኩምና
@gebregziabherpetros5213
@gebregziabherpetros5213 5 месяцев назад
ክቡር ተጋ. ታደሰ ኪዳነ፡ ብዘይመጠን ዚነኣድ ትንተና ኢኻ ኣቕሪብካ። በዓል መስፍን ሓጎስ ይኹኑ በዓል ዓንደብርሃን ወልደጊዮርስ ብሓሶት ወቓቒጦም ንዝጸሓፉዎ መጻሕፍትስ ተንትኑልና ደኣ። ጀጋኑ ኣጥፊኦም ዚተኾየጡዎ ዘይዓቕሞም ሥልጣን፡ ሃገርና እነሆ ኣብ ዘይትኽእሎ ኣርዑት ባርነት ሸሚሙዋ፡ ኣብ ገምገም ጥፍኣት ትርከብ ኣላ።
@ksium7289
@ksium7289 3 месяца назад
I give up in this country
@anglesoflife8526
@anglesoflife8526 5 месяцев назад
This needs study like big research that way it could be seatle dawn
@habteamanuel9064
@habteamanuel9064 5 месяцев назад
Haswi
@h.t293
@h.t293 5 месяцев назад
Xbuk alo hasawi dea nska enber kem abotatka
@Wedigerima-12
@Wedigerima-12 5 месяцев назад
Yehmimuka eti haki tegemtilukum adewant kea tblu atum ayashu
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 5 месяцев назад
ጀሚርኩም ክኣ 😂😂😂🤮
@SaimonMelake-dz4gt
@SaimonMelake-dz4gt 5 месяцев назад
Wekariya resahat alet mninu ​@@h.t293
@tesfomw5321
@tesfomw5321 5 месяцев назад
Very nice description. Well done. Father...❤❤❤❤..Mesfin Hagos Uneducated person. So do think this book can write? All from Isayas dictator..if you do not trust me. See who's the editer of the book is said his name is HGDEF Awet ...
@SemharEyob
@SemharEyob 5 месяцев назад
ነዞም ጉንፋት ኣርሑቁልና ታሪክ የብሎም ብጀካ ናይ ሳጥኒኤል...,,,,,,,,,,,,,,,,
@gebreyohannes1497
@gebreyohannes1497 5 месяцев назад
ከሞ አከለጉዛይ አዉራጃውያን የለን!.
@abrahamisak7011
@abrahamisak7011 5 месяцев назад
መስፈን ክልተ ይእጋሩ ክኣትዎ እንከሎ ብኣወራጃ እስካ ተደሰ ግን ብምልእቲ ኣካላትካ ኣውራጃ ተጠቕሊልካ'ያ ዋላ ተሓጺብካ ክትጸሪ ኣይትክእልን ብናትካ ኣታሓሳስባ ኩሎም'ቶም እቶም ዝገለጽካዮ'ም ኣዘዝቲ ብርጌድ 51 ብሰበይ ሰብካ እንበር ብጅግንነት ከምዘይ ኮኑ ነጊርካና ኣለካ ኣዴኦም ኣይትስማዕ ስውእ ብሪጋዴር ጀነራል ገብሪሂወት ዘሚካኤል ሰለዘርከብናሉ ካብዚ ትብሎ ዘለካ ናጻ 'ዩ
@abubekernur1816
@abubekernur1816 5 месяцев назад
እቶም ኣስልም ትብሎም ዓዲ የብሎምንድዮም
@SemharEyob
@SemharEyob 5 месяцев назад
ሰልጠነ ሓወይ ደምና የፍልሕዎ ኣለው ህርፍን ሰልጣንዩ ኣቃሊስዎም። ሕጅውን 1.ብጀካ ተወፍይነት ንረብሓ ዝቃለሱ እንተዘይ ተቀሪቡ ዘበት ክወግሕ ኣሰምሩላ።
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 5 месяцев назад
Zgerm eyu amongst kiynu yeblom neru
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 5 месяцев назад
ኣንቱም ኣሕዋትና ሕጂ እንታይ ግበር ኢኹም ትብልዎ ነዚ ህዝቢ። ኣብ ሻዕብያ ዝነበርኩም። ካርነሽምኩም ደቀምሓረኹም መንደፊራኹም ኣስመራኹም ኩሉኹም ተሓተትቲ ኢኹም እቶም መራሕትን ኣዘዝትን ብዓቢኡ፡ ካልኣይ እቶም ተላኢኽኩም ትፍጽሙ፡ ብሳልይ እቶም ስቕ ኢልኩም ትርእዩን ትሰምዑን ዝነበርኩም፡ ነዚ ብደም ዝተበከለ መርሒነትኩም እንዳ ተጸፋዕኩም እንዳ ተላኻዕኩም እንዳ ተደራዕኩም እንዳ ተቐፈድኩም ተሰኪምኩሞ መጺእኩም ሕጂ ህዝቢን ምስ ተበሳበሰ ሃገር ምስ በረሰ ነዚ ፈላላይ ሃልውለው ኣይተምጽኡልና። ክብሪ ነቶም ዓው ኢሎም ዝተቓወሙ እሞ ዝተቐንጸሉ ይኹን። እታ ካልእ ኩላ ሸያኒት ንሸያኒት እያ። ነዚ ዝሳቐ ዘሎ መንእሰይ ይቕሬታ ሕተቱ ኣፍኩም ኢድኩም ኣክብሎም ንዓኣቶም ድማ ከይትብክልዎም። ነዚ ታሪኽ እዚ ክትነግሩ ዘይተሓፍሩ ኩሉኹም።
@gebretensaeberhe68
@gebretensaeberhe68 5 месяцев назад
እንታይ ዓይነት አውያትን መልቀስን ጸቢብነት ተስሙዑና አለኩም ኪዱ ንሃገራዊ ድሕነት ሕተትዎም ወይ ድሕረት።
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 5 месяцев назад
ጌና አብ አውራጃ አለኹም ተሕፍሩ ትግራይ ትዕወት ውዲቅኩም ምስግዜ ተጓዓዙ ንሓንቲ ኤርትራ ተጓዓዙ እምኒ ደርቢካ ለውጢ የለን የለን
@sameritrea7363
@sameritrea7363 5 месяцев назад
አብ ግዜ ብረታዊ ቃልስ ብዙሕ ገብን እዩ ተፈጺሙ: ብፍላይ አብ ልዕሊ መንካዕን የሚንን ተባሂለን ዝጽውዓ ብሙሁራትን በላሕቲ ሐንጎልን ዝምርሕውን ምንቅስቅሳት: ናይዘን ምንቅስቃሳት እዚአን ቀንዲ ዕላማ ነቲ ብዘይ ሕጊ ዝመርሕ ዝነበረ ወልቀ መላኺ ኢስይስ ምቅዋም እዩ: ኢሰያስ ግን: ነተን ምንቅስቅሳት ንረብሕኡ ክብል አውራጃውያን እየን እንዳበለ በብሐደ እጥፊእውን:: ብዝኾኒ ምዕቀኒ እቶም መራሕቲ ናይ መንካዕን የሚንን አውራጃውያን ክኾኑ አይክእሉን እዮም: እዝም ምሁራት እዚኦም አውራጃውያን (ጸበብቲ) ክኾኑስ ይትረፍ: በቲ ዝነበሮም ብቅዓት ኤርትራ ብዓባያ እውን ትጸቦም እያ ኔራ: ምኽንያቱ ስፊሕን ምዕቡሉን ራኢ ስለ ዝነበሮም:: ደቂ ስባት እኮ እብ አውራጃውነት ይኹን አብ ህዝቢ ምፍልላይ ዝወድቁ ጸቢብ አተሐሳስባ ምስ ዝህልዎምን: ብዛዕባ ሃገር ክሐስቡ ዓቅሚ ምስዘይህልዎምን እዩ:: ሐቂ እዩ: ከምቲ ዝበልካዮ: አብቲ ማዕርግ ምሃብ ብዙሕ ጌጋ እዩ ተጌሩ: ኢስያስ ነቶም ናቱ አገልገልቲ ክኾኑ ንዝኽእሉ ሰባት ጥራሕ እዩ ስልጣን ሂቡ:: አብዚ ግን ጥንቃቀ ክድለየና እዩ: ምኽንያቱ: እዞም ጀነራላት እዚኦም አውራጅኦም ብዘየገድስ ዝውክልዎ ህዝቢ ይኹን ከባቢ የብሎምን: ብሐጺሩ ናይዚ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ከዳዕ ኢስያስ መሳርሒ እዮም:: ታሪኽ አይምሕርን እዩ: ከም ኢስያስ ኩሎም ጽባሕ ተሐተቲ እዮም:: ብዛዕባ ናይ መስፍን ሐጎስ መጽሐፍ ዝምልከት: ከም ናይ ታሪኽ መጽሐፍ ክንወስዳ አይንኽእልን ኢን: ምኽንያቱ ታሪኽ ብዘይ ሻራዊ አካል ስለዝጽሐፍ: ከም biography or memoir ጌርና እንተወስድንያ ዝሐሽ እዩ::
@welde9662
@welde9662 5 месяцев назад
ሰላም ሰላም ሰንጠን ኣነ ግን ሕቶ ኮይኑኒ ዘሎ መስፍን ዓንደብርሃ ስለምንታይ ኢዮም ዘይክሰሱ ኣብ ደገ ንፋስ ኣዲና ከሊኦሞም ነቦታትና ንፋስ ኣዲና ዝወስዱ ዘለዉ እዚኩሉ መርትዖ ከሎ ዘይከኣል ድዩ ኮይኑ
@amanueltsehaye3260
@amanueltsehaye3260 5 месяцев назад
Ohhh Eritrea, you are not lucky. Everything is about "awraja". What is wrong with those people? Mesfin is a communist.
@mussiemebrahtu2865
@mussiemebrahtu2865 5 месяцев назад
ኣቱም ህዝቢ ታሪኽ ገድሊ ብግምጣሉ ተርጊምኩም ክሳዕ ዘይተረዳእኩሞ ቅባጸት እዩ። ኩላ ወምቦዴቲት ዝብልዋ ብኣንጻራ ምርዳእ እያ።
@neamen9498
@neamen9498 5 месяцев назад
ሓማሴን ኣከለ ሰራየ ክትብሉ ዓሪቡኩም። እቶም ሓማሴን ትብልዎም ዘለኹም፣ በዓል ኢሳያስ መን ሓማሴን ጌርዎም? ብተጋሩ ኢኹም ትግዝኡ ዘለኹም።
@yemanetesfamariam9237
@yemanetesfamariam9237 5 месяцев назад
ብ ጣ ዕ ሚ ጹ ቡ ቅ ቡ ሱ ል ን ኣ ገ ላ ል ጻ thank you ታ ደ ሰ እ ን ተ ኾ ነ መ ስ ፍ ን ነ ቶ ም ብ ድ ሕ ሪ ት ብ ስ ሚ ዝ ሰ መ ሞ ም ሐ ር በ ኛ ታ ት ኦ ሮ ማ ይ መ ይ ቶ ም ኢ ዮ ም ብ ዝ ብ ል ኽ ሕ ሱ ው ይ ኽ እ ል ኢ ዩ መ ን ፈ ሶ ም ወ ይ ው ሽ ጣ ዊ ሰ ቦ ም ግ ን እ ጽ በ ዩ ኣ ሎ እ ዚ ኸ ዳ ዕ ስ ግ ኦ ም ድ አ ም በ ር መ ን ፈ ሶ ም አ ይ ቀ ተ ሎ ም ን
Далее
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Просмотров 1,5 млн